Home  About us   Contact us

Copyright © www.snitna.com

Design: Yohannes Berhe

June 2018 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና



30/06/2018 20:29 PM

ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Mem Zeru Gebreyesus

ናይ ቀዳም 30 June 2018 መደብ

ጉዳይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዓይኒ ንጋባእ Eritrea-Ethiopia Relations - Ngabae's outlook

ናይ ቀዳም ዕለት 30 June 2018 መደብና ዕዱማት ኣጋይሽና ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኢዮም። መደብና ኣብ ህሉው ኩነታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘተኮረ ኾይኑ ንጋባእ ነዚ ብኸመይ ይርእዮ ዝብል ኢዩ። Saturday, 30 June 2018, our guests would be Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu. Discussion Topic will focus on Current Eritrea-Ethiopia relations and Ngabae's outlook. 1ይ ክፋል (30-June-2018)



30/06/2018 14:29 PM

An Open Letter

To:  The Honourable Dr. Abiy Ahmed

     Prime Minister of the Federal Democratic Republic of Ethiopia (FDRE)

CC: Ambassador Hailemichael Afework Aberra

From:  The Eritrean Unity for Justice – UK  

Your Honourable Dr Abiy Ahmed,

At the outset, we the committee of Eritrean Unity for Justice, express our appreciation for Your Excellency’s clarion call for peace, reconciliation and development in the Horn of Africa.  It is indeed refreshing and encouraging, particularly for us Eritreans, to see an Ethiopian leader offering olive branch to reconcile the two peoples after such intractable conflict between our two sisterly countries. ….Read more



30/06/2018 14:29 PM

SNIT - Denver Festival Eritrea 2018

ስኒት - ደንቨር ፈስቲቫል ኤርትራ 2018

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

 ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና

 Saturday, 30 June 2018

ክቡራት ተኻታተልቲ፡ ቀዳም ዕለት Saturday, 30 June 2018 ዕዱማት ኣጋይሽና፡- ካብ ስኒት ዝተባህለ ናይ ኤርትራውያን ማሕበር - ኣዳላዊት ኮሚቴ ደንቨር ፈስቲቫል ኤርትራ 2018 ኮይኖም፡ ብዛዕባ ምድላዋትን ዕላማን ናይቲ ካብ ዕለት 4 - 7 ሓምለ 2018 ዝካየድ ፈስቲቫል ሰሚናር ከካይዱ ኢዮም። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Dear followers to our Paltalk Room, today Saturday 30th June 2018, we will have seminar by members of SNIT, an Eritrean community organization. The Denver Festival Eritrea 2018 Organizing Team will be delivering seminar on the preparations and objectives of the Festival which will take place from 4th to 7th July 2018. You are all cordially invited to join.

 1ይ ክፋል (30-June-2018)፡  2ይ ክፋል (30-June-2018)



30/06/2018 10:14 PM

Dialogue among Eritrean Youth

ዘተ ኣብ ውሽጢ መንእሰያት ኤርትራውያን

ዘተ ብዛዕባ እዋናዊ ኩነታት መስርሕ ሰላም፡ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን። ኣብ ባይታ ክመጽእ ዝኽእል ለውጥታት።

Rond-table discussion on the Eri-Ethio peace process. And possible implication in practice.

 1ይ ክፋል (30-June-2018)፡  2ይ ክፋል (30-June-2018)

 3ይ ክፋል (30-June-2018)፡  4ይ ክፋል (30-June-2018)

 5ይ ክፋል (30-June-2018)




27/06/2018 15:53 PM

HOPEFUL TIMES

A Day to Remember

by MAHMUD SALEH

Call it seismic or Tsunami, Ethiopia is engulfed in waves of change. The dominance of TPLF is ending faster than most people expected it. Barriers that TPLF had created to divide Ethiopians are crumbling everywhere, including in the diaspora. The masterwork of its walls, the one dividing Eritrea and Ethiopia, the wall of hate, or the "black curtain" as PM Dr. Abiy Ahmed called it, is about to be dismantled.

As I write this piece, I am watching live feeds from Ethiopia where the reception party for the Eritrean delegation is in full swing. Read more



26/06/2018 22:38 PM

ሰላምን ውህደትን

ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር

ብ’ፍትዊ ክፍለ

መእተዊ

ሰላም ከመይ ቀኒኹም ተኻታተልቲ ወይብ-ሳይታት፤ ሰላምን ውህደትን ካብ መዋእል ኣትሒዘን ከም(ርእሰ-ነገር)ቃልን፣ ሂወት ወዲ-ሰብ ውሑስ ዝገብራ፣ ኩሉ ዝምነየን/ዝደልያ/ዝቃለሰለን፣ ኮይነን ፣ ብፍላይ ንሕና ኤርትራውያን እዚ ዘይብሃል መስዋእቲ ዝኸፈልናለን ክኾና ከለዋ፣ብሰንኪ ስርዓተ ውልቀ መላኺ ክውንን ክትርጎማን ኣይካኣላን። ኣብዚ እውን እዚ ኣብ ጎረበትና ዝኾነት ኢትዮጵያ ዝዝመር ዘሎ ሉኡም መዝሙር ፍቕሪ/ሰላም /ውህደት/ሕድገት/ይቕረታን ተውሃሂደን ዝጽውዓ ዘላዋ ቅላት እየን።ንፋሰን ይልከየና። ….Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-



26/06/2018 20:51 PM

ID: SR on Human Rights in Eritrea - 17th Meeting, 38th Regular Session

Human Rights Council

26 Jun 2018 -  Interactive dialogue with:

- Special Rapporteur on the situation of

human rights in Eritrea A/HRC/38/50

Under Agenda Item:4 Human rights situations that require the Council’s attention- 17th Plenary Meeting 38th Regular Session of the Human Rights Council. ጸብጻብ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡ ኣብ መበል 17 ኣኼባ፡ መበል 38 ስሩዕ ዋዕላ ናይ ሽማግለ ሰብኣዊ መሰላት ውሕሃ፡ ጸብጻብን ዝርርብን ምስ ፍልይቲ ጸብጻቢት ውሕሃ ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ (ሚስ ሸይላ ኪታሩት)፡ 26 ሰነ 2018። ኣብዚ ኣኼባ’ዚ፡ ዝተፈላለያ ተጣበቕቲ ማሕበራትን ውልቀ-ሰባትን፡  ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ እውን ተሳቲፎም ምስክርነቶም ሂቦም ኣለዉ። መንግስቲ ኤርትራ እውን ብወኪሉ ኣቶ ተስፋሚካኤል ገራህቱ ኣቢሉ ተሳቲፉ። ሸይላ ኪታሩት፡ ነዚ ኣብ መንጎ ኢትዮ-ኤርትራ ተኸሲቱ ዘሎ ኣወንታዊ ምዕባለታት ንኢዳ፡ እንተኾነ፡ እቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኩነታት ሰብኣዊ ኩነታት ለውጢ ከምዘይመጸ ኣስሚራትሉ፡ ኣብ ናይ 6 ዓመት ዕድመኣ፡ ናብ ኤርትራ ንምብጻሕ ዘቕረበቶ ተዳጋጋሚ ጻውዒት፡ ብወገን ኤርትራ ፍቓድ ከምዘይረኸበት ገሊጻ። Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-



26/06/2018 20:51 PM

ምዉቕ ኣቀባብላ

ንልኡኽ ኤርትራ: ናብ ኣዲስ ኣበባ

Warm welcome

to Eritrean Delegation to Addis Ababa

ልኡኽ ኤርትራ ናብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ ዕለት 26 ሰነ 2018 ኣብ ዝኣተዉሉ መዓልቲ፡ ምዉቕ ኣቀባብላ ተገይሩሎም። EBC ዘቕረቦ ጸብጻባት ኣብ ታሕቲ ጠውቑ። Eritrean Peace delegation to Ethiopia received a warm welcome. See EBC report on links below:



25/06/2018 01:16 PM

ጋዜጣዊ መግለጺ፡

ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ - ዓባይ ብሪጣንያ

ጉዳይ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን

ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ትማሊ ዕለት 23 ሰነ 2018 ዓ.ም.ፈ. ብዛዕባ ጉዳይ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝዘተየ ሕዝባዊ ኣኼባ ኣካዪድና።

ብሰንኪ ዶባዊ ግጭት፥ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝወረደ ኣደራዕ ብሓጺር ቃላት ክግለጽ ዝከኣል ኣይኮነን። እቲ ግጭት ብልዝብ፡ ብጥበብ፡ ብሕጋዊ ኣገባብ ስለዘይተፈትሔ፥ ኣብ ከቢድ ህልቂት ወዲቕና። እቲ ክትርድኦ ዜጸግም ኣዕናዊ ኩናት፡ ደው ካብ ዝብል እነሆ 16 ዓመት ኮይኑ። ንኽንድዚ ዝነውሕ ግዜ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ተጠንቀቕ ኣለኻ ተባሂሉ፥ ብረት ከልዕል ዝኽእል ዘበለ ኣብ ዕርድታት ክነብር ጸኒሑ።….Read more




24/06/2018 23:23 PM

ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)

ናይ Sunday 24 June 2018 መደብ

Current crises among

Eritrean Immigrants in Israel

ህሉው ኩነታት ተጻብኦ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ እስራኤል (መወዳእታ ይቕጽል)

ንህሉው ኩነታት መብርሂን መግለጺን ክህቡና ናብ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ) ዝቐርቡ ዘለዉ፡ ኣቶ ተስፋይ ኣለምን ኣቶ ብሉጽ ኢያሱን (ካብ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ) ኢዮም። Our guests (1) Mr Tesfay Alem and (2) Mr Buluts Iyasu from Israel, members of Unity of Eritreans for Justice and Law, are going to speak with about the current crises among Eritrean Immigrants in Israel.

 1ይ ክፋል (17-June-2018)2ይ ክፋል (17-June-2018)

 1ይ ክፋል (24-June-2018)2ይ ክፋል (24-June-2018)

ንምስታፍን ዝሓለፈ ንምስማዕን፡ ኣብዚ ጠውቑ




24/06/2018 02:47 AM

ሃገራዊ ልእላውነት፣ ህዝባዊ ሓድነት

ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር

ብ’ፍትዊ ክፍለ

መእተዊ

ሰላም ከመይ ቀኒኹም ተኻታተልቲ ወይብሳይትታት፣ ሎሚ ፤ ሃገራዊ ልእላውነት፣ህዝብዊ ሓድነት ኢለ ኣርእስቲ ከልዕል ዝደረኸኒ፡ኣብዚ እዋን እዚ ብመሰረት መሪሕነት ኢ.ህ.ወ.ገ.ድ. ዘሕለፎ ውሳኔ፣ ሲዒቡ ብሃገራአዊ ባይቶ ኢትዮጵያ ዝጸደቐን፣ብመራሕ መንግስቲ ድ/ር ኣብይ ኣሕመድ ዝተማሓላለፈ ኣዋጅ ፡ ዝውሕዝ ዘሎ መቓልሓት፣ ገለን ደጋፍቲ ገለን ምጉርዕራዕ ዝርኣየሉ፡ዝተፋላለዩ መደረታት ዝስማዓሉ፣ ገሊኦም ናይ ደገፍ መግለጺ ዘውጽኡን፣ገሊኦም ክኣ ምንም-እኳ  እዚ ውሳነ ብመንግስቲ ኢትዮጳያ ደንጉዩ ይውጻእ እምበር ግብራዊ ኩከዉን እቲ ውዕል ኣልጀርስ ከምዘለዎ፣ድሮ አብ ግብሪ ክትርጎም ዝጽውዑን፣ንዝሓለፈ ውሳኔ ዝምጉስን ዝመስል መግለጺታት እንርእዮን እንሰምዖን ዘሎና እዋን እዩ። Read more



23/06/2018 23:47 PM

ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን - ምምልካት ዶብን

Ethiopia-Eritrea Border Issue

Seminar: Amba. Andebrhan Welde Giorgis

ሰሚናር ብ’ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና Sat, 23 June 2018

ክቡራት ተኻታተልቲ፡ ቀዳም ዕለት Saturday, 23 June 2018 ዕዱም ጋሻና፡- ገዲም ተቓላሳይ ኣምባሳዶር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ ኢዩ። ንሱ ሒዙዎ ዝቐርብ ዘሎ እዋናዊ ናይ ሰሚናር ኣርእስቲ፡ "ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን - ምምልካት ዶብን" ዝብል ኮይኑ፡ ምስዚ ሕጂ ተኸሲቱ ዘሎ ምዕባለታት ብምዝማድ ኣስተምህሮን መብርሂን ሂቡና ኣሎ። ኣምባሳዶር ዓንደብርሃን፡ ወኪል ኤርትራ ኣብ ኮሚሽን ዶብ ኤርትራን-ኢትዮጵያን ኮይኑ ዝሰርሐ ኢዩ፡ ስለዝኾነ፡ ኣብቲ ጉዳይ ብዕምቆት ካብ ዝከታተሉዎ ሓደ ኢዩ። Ambassador Andebrhan Welde Giorgis, a former Eritrean representative to the Ethio-Eritrea border Commission, is our guest speaker, on Saturday 23 2018. He delivered seminar on "Ethiopia-Eritrea Border Issue".

 1ይ ክፋል (23-June-2018)፡  2ይ ክፋል (23-June-2018)

 3ይ ክፋል (23-June-2018)4ይ ክፋል (23-June-2018)

 5ይ ክፋል (23-June-2018) መወዳእታ፡




23/06/2018 21:47 PM

ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Mem Zeru Gebreyesus

ናይ ቀዳም 23 June 2018 መደብ

     ዕላል ምስ  ብኣዳላዊት ሽማግለ

ፈስቲቫል ኣትላንታ (August ነሓሰ)-2018)

with members of the Festival Atlanta 2018

Organizing Committee

Mr Jemal Mohammed & Mr Isaias Seyoum

ምስ ሓው ጀማል መሓመድን ምስ ሓው ኢሳይያስ ስዩምን

ምስ ካብ ዕለት 3 - 5 ነሓሰ 2018፡ ኣብ ኣትላንታ ኣመሪካ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ንምክያድ እተዳሉ ዘላ ኮሚቴ፡ ዕላል ክህልወና ኢዩ። Our invited guests this Saturday are members of the Festival Atlanta 2018 organizing committee. ኣብዚ ጠውቑ





22/06/2018 13:20 PM

Demonstration Geneva

ምድላዋት ንሰላማዊ ሰልፊ ጀነቫ

ንዕለት Friday 22 June 2018

 ሰሚናር (Seminar) ብኣዳላዊት ሽማግለ ሰልፊ

ኣሰናዳኢት ኮሚቴ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ጀኔቫ፡ ምስ ኩሎም ደለይቲ ፍትሒ ኤውሮጳ ብምትሕብባር፡ ኣብ ከተማ ጀነቫ፡ ኣብ ፊት ቤት ጽሕፈት ሕቡራት መንግስታት ንሰብኣዊ መሰላት፡ ንሳልሳይ ጊዜ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ክካየድ ምድላዋት ትገብር ኣላ። እቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዕለት 22 June 2018 ካብ ሰዓት 12፡00 - 16፡00 ድሕሪ ቀትሪ ኢዩ ክካየድ። ነዚ ብዝምልከት፡ በታ ኮሚቴ፡ ኣብ Paltalk Hdri Jeganuna ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና፡ ብዕለት 05 June 2018 ዝተኻየደ ሰሚናር ኢዩ።

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




20/06/2018 19:20 PM

20 ሰነ 2018 - መዓልቲ ሰማእታት

መግለጺ ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

President Isaias Afwerki Speech 20 June 2018


ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣብ መግለጺኡ፡ እቲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝምልከት ኣብ ቀረባ እዋን ዝወጸ መግለጺ ኣወንታዊ ኢዩ ኢሉ። ንናይ ክልቲኦም ህዝብታት ዝምድና ንምምሕያሽ ድማ ካብ ቀዳምነታትና ኢዩ ድሕሪ ምባል፡ ናብ ቀንዲ ጽምዶታት ንምእታው ልኡኽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ነበግስ ኣሎና ኢሉ። ንሙሉእ መግለጺ ኣብዚ ጠውቑ Read more

See also related ምስዚ ዝዛመድ፡-



20/06/2018 19:20 PM

ግርጭትና ብትሕትና ንምፍታሕ ንማሃር።

LEARNING TO RESOLVE OUR CONFLICTS THROUGH HUMILITY

ብእንግሊዝኛ ደራሲ፣- ዶ/ር ተስፋ ገብረመድህን። ናብ ትግርኛ ተርጓሚ፦ ገብረየሱስ ወልደሚካኤል።  writing By Dr. Tesfa G. Gebremedhin - West Virginia University.




20/06/2018 14:20 PM

PRIME MINSTER ABIY AHMED OF ETHIOPIA SHOULD BE STOPPED FROM ENGAGING WITH THE ILLEGITIMATE REGIME IN ERITREA – BORDER OR ANYTHING ELSE - A personal perspective

By Dr Berhane Woldemichael

Dr Abiy Ahmed is a man in a rush to solve Ethiopia’s many problems. He is to be admired for his incredible energy and intellectual capacity; in just over two months since he came to power, he has taken some bold and radical steps to transform the political landscape in Ethiopia.  He has freed journalists and all political prisoners and allowed them to conduct their activities freely and within the parameters of the law; he has tackled head on some serious ethnic grievances that had threatened the very unity of Ethiopia and his diplomatic skills were there for all to see when he visited Ethiopia’s neighbouring countries Read more



20/06/2018 00:25 AM

ከም ገረብ ቆጥቊጦም!

ብ’መሲናስ

ኣንታ ገንሸል ሃገር ትሰምዕዶ ኣለኻ

እቶም ጠለምቲ ሕድሪ ስምካ ዘሕሰሩኻ

እናበታተኑ ብምልኪ ህዝብኻ

ሎሚውን ከም ወትሩ ቅሰንድዮም ክብሉኻ!?

Read more



20 ሰነ 2018 - መዓልቲ ሰማእታት

Eternal Glory to our Martyrs!

ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና!




19/06/2018 20:25 PM

ታሪኽ ሰውራ ኤርትራ

ካብ መጽሓፍ ሓርበኛ ኢብራሂም ቶቲል

History of Eritrean Liberation Struggle

From Veteran Ibrahim Totil’s book

[Youtube channel: Anxar Amex Niqales ]

Part-1:  Part-2:  Part-3:  Part-4: Part-5:  Part-6:  Part-7:  Part-8:



19/06/2018 20:25 PM

ትርጉምን እንታይነትን መንግስትን ባንዴራን!

መበል 29 ክፋል

ብመሲናስ

“ተመሃራይ ምእሳር ንመንግስቲ ዘነውር’ዩ! ንሕናውን ንደቅና ክንማጐት መሰል ኣለና።”

ናይ መጀመርያን ናይ መወዳእታን ንመንግስቲ ዘርዓደ ኣድማ ኣደታት ኤርትራ! ብዕለት 22/05/1957 ዓ.ም.

    ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ግዜ ፈደረሽን፡ ዋላ’ኳ ከምዚ ናይ ሎሚ ብዘይሕጊ መሰሉን ክብሩን ዝረግጽ ምልካዊ ስርዓት ኣይንበሮ፡ ሽቕለት ኣልቦነት ነጊሱ፡ መነባብሮኡ ንድኽነት ስለ ዝወደቐን ከም ሳዕቤኑ ድማ ንስደትን ንስድራቤታዊ ምብትታንን ስለ ዝተቓልዐን ግን ዝሓሸ ግዜ ዝምነየሉን ነቲ ዝሓለፈ መግዛእቲ ኢጣልያ ዝናፍቐሉን ኣጋጣሚ ተኸሲቱ ምንባሩ ይፍለጥ። ...Read more




18/06/2018 23:25 PM

በለጸት መሓሪ (በለጡ)

ምእንቲ ድሕነት ደቃ

ምስ ደቃ ዝሓለፈት ውፍይቲ ተጋዳሊት

ብ'ታደሰ ኪዳነ  

ተጋዳላይ ካብ ስድራኡ፡ ኣሕዋቱን ቤተ-ሰቡን ተፈልዩ ናብ ገድሊ ክወፍር ከሎ፡ ንድሕነት ህዝቡን ሃገሩን በጃ ክሓልፍ እምበር፡ ምእንቲ መሰልን ድሕነትን ገዛእ ርእሱ፡ ወይ እቲ ህይወት ዝበልዕ ገድሊ ሃብትን ስልጣንን ስለ ዝርከቦ ኣይኮነን። ወታደራዊ ታዕሊም ወሲዱ/ዳ፡ ኣብ ኣሃዱታት ናይቲ ኣሚኑ ዝተጸንበሮ ውድብ ምስ ኣተወ ከኣ፡ ኣብ ዝኾነ እዋን ብዝፍጠር ዓበይትን ናእሽቱን ውግኣት፡ ወይ ብናይ ባሕርን ምድርን ኣየርን ደብዳባት ናይ መስዋእቲ ዕድል ከጋጥሞ ምዃኑ ኣጸቢቑ ይፈልጥ ነይሩ ኢዩ። ከምኡ ስለ ዝኾነ ከኣ ኢዩ ብዛዕባ ኣበይን መዓስን ይስዋእ ዘይኮነስ፡ እንታይ ቁም ነገር  ፈጺሙ ይስዋእ - ዝያዳ ዘገድሶ። መስዋእቲ እምበኣር ግዜን ቦታን ዝፈሊ ወይ ዓይነትን ኣገባብን ዝምረጸሉ ኣይኮነን። ወይ ከኣ ከም’ዞም ናይ ዘመንና ናይ ፓልቶክ ጀጋኑ፡ ዓያሹ...Read more



17/06/2018 23:53 PM

ዶብ ኤርትራን ኢትዮጲያን

ኣብ ባይታ ይተሓንጸጽ

መግለጺ: ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ

ድሕሪ እቲ ብዙሕ መስዋእቲ ህይወትን ከቢድ ዕንወትን ዘኸተለ ካብ 1998 ክሳብ 2000 ዓ.ም. ዝተኻየድ ደማዊ ናይ ዶብ ውግእ ፣  ኤርትራን ኢትዮጲያን ብመንጎኛነትን ውሕስነትን ሕብረተሰብ ዓለም ማለት ሕቡራት ሃገራትን፣ ኣፍሪቃዊ ሕብረትን፣ ካልኦትን፣ መጀመሪያ ናይ ተጻብኦታት ምቁራጽ፣ ስዒቡ ብስም ኣልጀርስ ዝጽዋዕ - ኣጠቓላሊ ናይ ሰላም ውዑል  ከቲመን።

    ብመሰረት  ውዑል ኣልጀርስን፣ ብስምምዕ  ኤርትራን ኢትዮጲያን፣ ውሕስነት ማሕበረሰብ ዓለምን ከኣ ናይ ኤርትራን ኢትዮጲያን ናይ ዶብ ኮሚሺን ቆይሙ።    እቲ ኮሚሺን፣ ደቂቕ መጽናዕቲ ብምክያድን፣ ናይ ክልቲአን ሃገራት ናይ ይግባኣኒ መርትዖታት ኣኪቡ፣ ብመሰረት ዓለምለኻዊ ሕግን፣...Read more

See also related ምስዚ ዝዛመድ፡-



17/06/2018 21:33 PM

መሰልን ግዴታን እንታይ ኢዩ? ተራ ኤርትራዊ’ኸ?

What is Rights and Obligations mean? What is the Role of an Eritrean?

Seminar by: Mr. Haile-Tensae

ሰሚናር ብ’ኣቶ ሃይለ ትንሳኤ

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

 ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና Sunday, 17 June 2018

 ክቡራት ተኻታተልቲ፡ ሎሚ ዕለት Sunday, 17 June 2018 ዕዱም ጋሻና፡- ኣቶ ሃይለ ትንሳኤ:ኾይኑ፡ ሒዙዎ ዝቐርብ ዘሎ ናይ ሰሚናር ኣርእስቲ "መሰልን ግዴታን እንታይ ኢዩ? ተራ ኤርትራዊ’ኸ?" ዝብል ኢዩ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our dear invited  guest-speaker today, Sunday, 17 June 2018, is  Mr. Haile Tensae. He will deliver seminar on "What is Rights and Obligations mean? What is the Role of an Eritrean?"All are cordially invited to join.

 1ይ ክፋል (17-June-2018)2ይ ክፋል (17-June-2018)



16/06/2018 23:15 PM

መግለጺ ኢትዮጵያ፡

ጉዳይ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን

On the Ethiopia’s Statement to accept the Ethiopia-Eritrea Boundary Commission’s Decision.

by Veteran Ahmed Al-Keysi

ብ’ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ኣል ቀይሲ

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

 ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና Saturday, 16 June 2018

ክቡራት ተኻታተልቲ፡ ሎሚ ዕለት Saturday, 16 June 2018 ዕዱም ጋሻና፡- ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ኣል ቀይሲ: ብዛዕባ ኣብቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ሂቡዎ ዘሎ ንዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝምልከት መግለጺ፡ ሰፊሕ ትንተናን ኣስተምህሮን ሂቡ ኣሎ። Veteran Ahmed Al-Keysi, gave a seminar On the Ethiopia’s Statement to accept the Ethiopia-Eritrea Boundary Commission’s Decision..

 1ይ ክፋል (16-June-2018)፡  2ይ ክፋል (16-June-2018)

 3ይ ክፋል (16-June-2018)



16/06/2018 20:15 PM

ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Mem Zeru Gebreyesus

ናይ ቀዳም 16 June 2018 መደብ

    ኣድላይነት ምግባእ ህዝቢ፡

ገምጋም 27 ዓመታት ድሕሪ ናጽነት።

The need for peoples’ engagement;

Achievements or failures over the past 27 years

after independence of Eritrea.

Our invited guest is Mr Abubakar Ali from Melbourne Australia. Our today’s Topic is about “The need for peoples’ engagement; Achievements or failures over the past 27 years after independence of Eritrea.” ናይ ሎሚ ዕዱም ጋሻና፡ ኣቶ ኣቡበከር ዓሊ ካብ ኣውስትራልያ (መልበርን) ኮይኑ፡ “ኣድላይነት ምግባእ ህዝቢ፡ ገምጋም 27 ዓመታት ድሕሪ ናጽነት፡ ብዝብል ኣርእስቲ ምሳና ዘትዩ ኣሎ። 1ይ ክፋል (16-June-2018)



16/06/2018 15:55 PM

DOING THE RIGHT THING

TO MAKE A DIFFERENCE

by Dr. Tesfa G. Gebremedhin

West Virginia University.

Doing the right thing involves a fundamental set of ethics and morals based on the conscience that all humans innately possess. Doing what we feel right based on emotions and sentiments is the start of many problems because other people may not agree with what we feel right. Doing the right thing based on logic and moral is usually the start of many blessings because it is difficult to disagree with people doing the right thing. Doing the right thing is usually the right thing to do relative to the influence of existing situations and conditions. The right thing to do is either negatively or...Read more



15/06/2018 22:55 PM

ሓድሽ ፖለቲካዊ ምዕባሌ፡

ኣብ ጉዳይ ኤርትራን ኢትዮጵያን

New Developments in the Ethiopia Eritrea Relations

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና (ዓርቢ ዕለት 15-06-2018)

ኣብ ናይ ሎሚ ሕድሪ ጀጋኑና መደብ፡ ዕዱም ጋሻና፡ ሰለሙን ገብረእየሱስ Mr Solomon Gebreyesus (ካብ One Nation Eritrea) ኮይኑ፡ “መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ብመሰረት ውዕል ኣልጀርስ፡ ንውሳነ ኮሚሽን ዶባት ኢትዮ-ኤርትራ ምሉእ ብምሉእ ከተግብሮ ድሕሪ ምውሳኑ፡ ዝመጽእ ዘሎ ሓድሽ ፖለቲካዊ ምዕባሌታት” ብዝብል ኣርእስቲ ሰሚናር ክህበና ኢዩ። ክትሳተፉ ብኣኽብሮት ንዕድመኩም።

 1ይ ክፋል (15-June-2018)፡  2ይ ክፋል (15-June-2018)

 3ይ ክፋል (15-June-2018)




15/06/2018 14:25 PM

ሓድነት ኤርትራዉያን ንፍትሒ ዓባይ ብሪጣንያ

ERITREAN UNITY FOR JUSTICE–UK PUBLIC MEETING IN LONDON

ዕድመ ናብ አኼባ ሓድነት ኤርትራውያን፡

ኣብ ከተማ ሎንዶን

June 23, 2018 from 2 PM

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ንዕለት 23 ሰነ 2018 ዓ.ም.ፈ. ሰዓት 2 ድ.ቀ. ዝጅምር ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ`ዚ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ኣብ`ዚ ኣኼባ`ዚ ኣልዕሊልና ንዝትየሎም ነጥብታት እዞም ዝስዕቡ የጠቓልል፥ (1) ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ተፈጢሩ ዘሎ ሓድሽ ኩነታት፥  (2) ዕማም ወኪል ሕቡራት መንግሥታት ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት፥  (3) ኣብ ሞንጎ ኤርትራውያን ዝርኤ ዘሎ ሓደ-ሓደ ዘሰንብድ ኩነታት፥ ንኣብነት ኣብ ስራኤልን ኣብ ካልእ ቦታታትን ዝተራእየ፥  (4) ኤርትራውያን ዝተሰዉኡሉ ዕላማታት

ኩልኻትኩም ኣሓትናን ኣሕዋትናን ንእትፈልጡዎም ሰባት ክትዕድሙን፡ ክትሳተፉን፡ እጃምኩም ክተበርክቱን፥ ንኹሉ ኤርትራዊ ብኽብሪ ንዕድም። Read more

See also ምስዚ ዝዛመድ፡-



14/06/2018 20:35 PM

Dear Eritrean Woman holding some make-believe power

That can make adversity meet solidarity

by Kiki Tzeggai

While addressing my letter to some, I should start by saying “Your Excellency; to others I would say “Madame the Minister”, or Dear Professor or dear Ms. So-and-so”, but I would rather star my letter saying “Dear Eritrean woman in power. So here we go:

My name is Kiki Tzeggai and I am an Eritrean woman like you all. I first heard your names through many field-comrades...Read more



14/06/2018 20:35 PM

Invitation - ዕድመ

 for discussion session on the Eritrean national service.

ን’ዘተ ኣብ ጉዳይ ሃገራዊ ኣገልግሎት

Wednesday 27 June, 6.30pm

ፕሮፍ. ጋይም ክብርኣብ Gaim Kibreab,

Eritrea’s National Service; past promises and young peoples’ experiences. What next?

Gaim Kibreab, Professor of Refugee Studies at South Bank University, London, is the author of numerous publications on migration and refugees as well as Eritrea’s political history. “The Eritrean National Service: Servitude for "the common good" and the Youth Exodus” was published by James Currey in 2017.

He is inviting all interested Eritreans to attend a discussion session on the Eritrean national service.

Discussant: Huruy Kidane, a former participant of the Eritrean National Service

Wednesday 27 June, 6.30pm

Birkbeck College, Malet St, Room G16, WC1E 7HX

Read more



14/06/2018 16:19 PM

Ethiopia-Eritrea Boarder Issue:

latest Developments follow up

ጉዳይ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ እዋናዊ ምዕባለታት።

Snitna.com

Dear visitors, here on the link above, we have compiled information on the recent developments of the Ethiopia-Eritrea boarder issue. ክቡራት በጻሕቲ መርበብ ስኒትና፡ ነቲ ኣብ ጉዳይ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝምልከት ዝመጽእ ዘሎ ምዕባለታት ዝምልከት ሓበሬታ፡  ንምክትትታሉ ክጥዕመኩም ኣብዚ ላዕለዋይ ሊንክ ጠሚርና ኣቕሪብናልኩም ኣሎና። Read more



13/06/2018 01:14 AM

ምሳኹም ዘረባ ኣሎኒ

By Abeba Tesfagiorgis ብ’ኣበባ ተስፋጊዮርጊስ

See also recent releases ናይ ቀረባ እዋን ኣስተምህሮታት፡-



10/06/2018 23:45 PM

ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)

ናይ Sunday 10 June 2018 መደብ

ሓርበኛ መሓሪ ጋሮይ (3ይ ክፋል ይቕጽል)፡

ሓርበኛ መሓሪ ጋሮይ፡ ካብ እዋን ንእስነቱ ጀሚሩ ዝነበሮ ፍሉይ ተዘክሮን ኣፍልጦን ብዛዕባ ተሓኤ ከምኡውን ህዝባዊ ግንባር፡ ከካፍለና ተዳልዩ ኣሎ። ኣብ 2ይ ክፋል መደብ ተዛረብ ብዛዕባ ህሉው ምዕባለታት ክኸውን ኢዩ፡  ብኽብሪ ትዕደሙ። Sunday the 13th of May, our guest will be Veteran Mehari Garey, speaking from his cumulative knowledge of ELF and EPLF, since his younger age. Second part of Today’s Let’s Talk, will focus on current situation. All are cordially invited. መደወሊ ቴለፎን (Tel): +(902) 494-2487

1ይ ክፋል-A (13-May-2018)፡  1ይ ክፋል-B (13-May-2018)

2ይ ክፋል-A (27-May-2018)2ይ ክፋል-B (27-May-2018)

3ይ ክፋል A (10-June-2018) 3ይ ክፋል B (10-June-2018)

ንምስታፍን ዝሓለፈ ንምስማዕን፡ ኣብዚ ጠውቑ



09/06/2018 23:35 PM

ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Saturday 09 June 2018 መደብ

ጻውዒት ምእንቲ ኣድማዒ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ

A call for Decisive popular movement for Justice (PART-2 Continues)

ምስ ሓው ዓብዱረዛቕ መሓመድ ሙሳ

With Mr Abdurezak Mohammed Mussa

ናይ ሎሚ ዕዱም ጋሻና፡ ሓው ዓብዱረዛቕ መሓመድ ሙሳ ካብ ሃገረ-ሆላንድ ኢዩ። መዛተዪ ኣርእስቲ ድማ፡- ጻውዒት ምእንቲ ኣድማዒ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝብል ኢዩ። Our guest is Mr Abdurezak Mohammed Mussa, from Holland. Our Topic is: A call for decisive popular movement for Justice.

1ይ ክፋል (12-May-2018)2ይ ክፋል (09-June-2018)





09/06/2018 23:35 PM

ሃገራዊ በዓላትና ብኸመይ ከነኽብሮም ይግባኣና?

Our National Days

How should we celebrate them?

ሰሚናር ብ'ሓው ኣማኑኤል ኢያሱ

Seminar by Mr. Amanuel Eyasu

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና (ቀዳም ዕለት 09-06-2018)

ናይ ቀዳም ዕለት 09-06-2018 ዕዱም ጋሻና ሓርበኛ ኣማኑኤል ኢያሱ (ኣካያዲ መርበብ ኣሰና) ኾይኑ፡ ሒዙዎ ዝመጽእ ዘሎ ኣርእስቲ ድማ፡ “ሃገራዊ በዓላትና ብኸመይ ከነኽብሮም ይግባኣና?” ዝብል ኢዩ። Our guest speaker on Saturday 09 June 2018 is Mr. Amanuel Eyasu (from Assenna.com). He will deliver Seminar on: "Our National Days - How we should celebrate them”

 1ይ ክፋል (09-June-2018)፡  2ይ ክፋል (09-June-2018)

3ይ ክፋል (09-June-2018)



09/06/2018 16:55 PM

I feel proud whenever I observe that

one of us is recognized and honored.

By Dr. Tesfa G. Gebremedhin

Selam Brothers and Sisters,

As usual I feel proud whenever I observe that one of us is recognized and honored, I believe CONGRATULATIONS to Abiel Zewolday is in its appropriate and proper order. Abiel is a graduate from the University of Washington Foster Business School in Seattle.  Interesting enough, he serves as a deacon in our Eritrean Orthodox Christian Church. I am very happy and proud to share with you and I feel specially the greatest pleasure to see Abiel Zewolday honored because he is one of our younger generation. Please listen to his amazing speech by clicking the link below. He was the keynote speaker at the graduation ceremony during his graduation. Congratulations again and God bless him.

Dr. Tesfa G. Gebremedhin  Read more



07/06/2018 23:15 PM

ኣነስ ቀኒኤልካ!

  ብ’መሲናስ

እዞም መጥፋእቲ ህዝቢ ሓራግጽ ኤርትራ

ህዝቢ በታቲኖም ዘዘኽተሙ ስድራ

ዕድመኦም ክሓጽር ናይ ምልኮም ዕንደራ

ነበረ ክብሃል ሽግር ምስ መከራ

ባድመ ፈቒድካ ክሕንጸጽ መስመራ

ጸፊዕካዮም ጅግና ንጉጅለ ኣስመራ! Read more



07/06/2018 19:21 PM

ምምሓው ኤርትራዊት ያታዊ ኣሃዳዊት (ተርሞኑክሌሳዊ) ቤተ-ሰብ (6ይ ክፋል)

ብ'ዶር ገብረ ገብረማሪያም

Uprooting the Eritrean Traditional Nuclear Family

(Part-6)

by Gebre Gebremariam (Dr.)

ሻዱሻይ ክፋል ፡

ኣብ ሓሙሻይ ክፋል ናይዚ ጽሑፍ እዚ፡ ብዛዕባ መርዓት በቕላ ሰሪራ ኣብ ዓዲ እንዳ የሕማኣ ምስበጽሐት ዝግበር ኣቀባብላ መርዓት፣ ኣቀባብላ ዓርከ-መራዓውትን  ወራድ-መርዓን፡ ኣብ እንዳ ወዲ ዝግበሩ ንጥፈታት መርዓን፡ ብሰፊሑ ተገልጹ ኣሎ።ካብዚ ቀጺሉ ካኣ፡ ብዛዕባ ስነስርዓት ዓርኪ-ሳልስቲ፣ ስነስርዓት ሕጽኖት/እንዳ መርዑ፣ ኣገባብ ምልሶትን ስነስርዓት እትዋትን ሰፊሕ ትንታነ ክቐርብ ኢዩ። ኣብ ሳልስቲ ዕለተ መርዓ ብየዕሩኽ ዝግበር፡ ...Read more

 1ይ ክፋል፡  2ይ ክፋል3ይ ክፋል4ይ ክፋል፡  5ይ ክፋል

 6ይ ክፋል

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




07/06/2018 19:21 PM

New or Recycled?

Mahmud saleh

[As I finalize this piece, I have  not come across an  official response from Eritrea]

The Ethiopian People's Revolutionary Democratic Front's executive committee has finally and officially accepted the Algiers accord and said it is committed to fully implementing it. The EPRDF executive committee's statement said that it has accepted and is committed to "fully implement the Algiers agreement and decisions of the Eritrea–Ethiopia Boundary Commission to restore peace and stability."[1] Read more




06/06/2018 23:23 PM

ዓምዲ ስነጽሑፍ፡-

ዝኽሪ እታ ዑፈይ

ብሞጎስ ያቆብ (ተኻታታሊ ጽሑፍ)

13 ክፋል መወዳእታን

ኢንተርናሽናል መገሻ ዑፈይ

ሓደ ዓርከይ ካብ ኣስመራ ንወላዲቱ ንለንደን ሒዝወን ይገሸልኩም። ኣየር ምስ ዓለበት ካብ ነፋሪት ኣይወረደን Wheel Chair ክመጾ ይጽበ ነበረ።

ኣደ ኣብ Wheel Chair ኮፍ ኢለን ጉዕዘኤን ይጅምራ ኣውቶማቲክ ማዕጾ ኤርፓርት ይዕዘባ እሞ፡ ሰብ ዘይብሉ ባዕሉ ክኽፈት ክዕጸው ኣስተውዓላሉ። ወዲ ሓደ ሓሳብ መጸሉ፣ ኣደይ ይብለን ድማ ንወላዲቱ እዛ ኣፍ-ደገ ክትክፈት -ክትዕጸው ዶ ትዕዘቢ ኣለኺ? ክብል ሓተተ። ወላዲት ድማ እወ ገሪሙኒ እኮ እዩ ዘሎ በለኦ። በሊ እዞም ኣፍ-ደገ ዝኽፈተሎም ዘሎ ሓጥያት ዘይብሎም ቡጹኣን እዮም ሓጥያት እንተልዩኪ ግና ማዕጾ ክትልኮተና እያ፡ ስለ’ዚ ሕጂ ምንዛዝ ወይ ምንሳሕ ከድልየኪ እዩ በለን። Read more

 መእተዊ፡  1ይ ክፋል፡  2ይ ክፋል፡  3ይ ክፋል4ይ ክፋል

 5ይ ክፋል6ይ ክፋል7ይ ክፋል8ይ ክፋል9ይ ክፋል

 10ይ ክፋል11 ክፋል፡  12 ክፋል፡  13 ክፋል




06/06/2018 20:06 PM

One loss, one too many!

Honoring ALL Eritrean Veterans

by Kiki Tzeggai

I was told you are not a soldier. I was told you and many like you, are not soldiers. They told me you were a bit above helpers during our war for freedom from occupation by Ethiopia.

They asked me to stop talking about a man deceased for the last four (4) decades. I told them you are the son that came running to lift a mother’s head bowing for long. Read more




05/06/2018 18:53 PM

A Moment not to be missed:

The Call for Peace by the Ethiopian Prime Minister Dr. Abiy Ahmed

By Petros Tesfagiorgis

[ eritreahub.org ]

The call by the new Ethiopian Prime Minister, Dr Abiy Ahmed, for peace with the Government of Eritrea is an opportunity not to be missed. Eritreans must support the move, while campaigning for a peace that puts the welfare of the people centre stage.  An Eritrean woman, on returning from a visit to Eritrea, said: “In Asmara after the Ethiopian PM’s call, peace has become the daily topic of conversation.  People have become extremely hopeful.” Read more




04/06/2018 23:53 PM

Eritrea’s Socio-politically Disjointed Generational Succession

[Awate.com ዓዋተ]

Human societies owe their perpetuity to the dynamic process of generational succession in which societal legacy is handed down from one generation to the next often seamlessly and imperceptibly. The legacy that gets transmitted down the generations by this ‘passing-the-baton’ type process encompasses the universal societal attributes of culture, tradition, history, values and beliefs, social …Read more



04/06/2018 23:53 PM

ስለምንታይ ደምበ ተቓውሞ

ኣብ ጋም-ማን ይነብር ኣሎ?

(2ይ ክፋል)

ማሕሙድ ሳልሕ (MAHMUD SALEH)

[እዚ ክፋላት’ዚ ብፍላይ ነቶም ንወያነ ጸግዒ ገሮም ንፖለቲካዊ መስርሕ ኤርትራ ሓላሊኾም ዘለዉ መራሕቲ ተቓውሞ ጥራይ ይምልከት። ጎኒ-ጎኒ እቲ ዝገብርዎ ናይ ተቓውሞ ንጥፈታት፡ ንግዝኣታዊ ሓድነት ኤርትራን ጥምረትን ስኒትን ህዝቢ ኤርትራን ከይተንከፉ ኣብ ኤርትራ ዝሓሸ ፖለቲካዊ ኩነታት ንምፍጣር ዝጽዕሩ ዘለዉ ሃገራውያን ባእታታትን ውድባትን ዝትንክፍ ኣይኮነን። ምቕዋም መሰል ናይ ኩሉ እዩ። ሓላፍነታዊ ተቓውሞ ምህናጽ ድማ ኣማራጺ ዘይብሉ ጽምዶ ኣዩ]።

ኣባላት ህ.ግ. ነበር ንሕመን ንኽሰስን ኢና። ስለምንታይ ንህግድፍ ወሊድኩም ንበሃል። ገለ ሰብ ጽቡቕ ድሌት ድማ፡ “ዘንጊዕኩም፡ስለምንታይ ጸሪኹም ኣስመራ ዘይኣተኹም፡ ስለምታይ ድሕሪ ናጽነት ከጓንፍ ንዝኽእል ሓርጎጽጎጻትን ብደሆታትን ኣቐዲምኩም ክትርእይዎ ዘይከኣልኩም” ይብሉና። …Read more

 1ይ ክፋል (13-May-2018)  2ይ ክፋል (04-June-2018)



03/06/2018 23:35 PM

PLEASE DONATE ሓገዝ ንውጉኣት ሓርነት

ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)

ናይ Sunday 03 June 2018 መደብ

ፍሉይ መደብ ንምሕጋዝ ውጉኣት ሓርነት - ከሰላ

Fundraising event show, for Disabled ELF Eritrean Veterans in Kasela

This is Voice of Eritrea having Fundraising event for Disabled ELF Eritrean Veterans in Kasela. The chairman and treasurer of the group also were on the show to update the situation and answer questions of the public.

ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)፡ እዚ ፍሉይ መደብ ንምሕጋዝ ውጉኣት ሓርነት - ከሰላ፡ ኢዩ። ኣቦ ወንበርን ተሓዝ ገንዘብን ኣብዚ መደብ ዚ ቀሪቦም መብርሂ ንህሉው ኩነታት ስንኩላንን ሂቦም፡ ሕቶታት ተሳተፍቲ ድማ መሊሶም ኣለዉ። ዝርዝር መደብ ንምስማዕን ወፈያ ንምግባርን፡-

 Read more ኣብዚ ጠውቑ

ዝሓለፈ መደባት ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ




02/06/2018 23:03 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Saturday 02 June 2018 መደብ

ምስ ኣባላት ህዝባዊ ምልዕዓል

ኣቶ ጸጋይ ነጋሽን ኣቶ መኮነን ኣብራሃምን

"ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ፡ መቐጸልታ ናይ`ቲ ህዝቢ ኤርትራ ንራህዋ፡ ንፍትሒን፡ ግዝኣተ- ሕግን ንምርግጋጽ ዘካየዶን ዘካይዶ ዘሎን ዘይሕለል ቃልሲ`ዩ። ንፖለቲካዊ ስልጣን ኣይወዳደርን፣ ምስ ዝኾነ ፖለቲካዊ ውድብ`ውን ጸጊዕ ኣይሕዝን፣ ንሃገርን ህዝብን ኤርትራ ኣብ ዝምልከቱ ፖለቲካዊ ይኹን ማሕበረ-ቁጠባዊ ጉዳያት ግን መርገጽ ይወስድን ብትሪ ይቃለሰሎምን። ኤርትራዊ ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ፡ ካብ ታሕቲ ናብ ላዕሊ ዝቐንዐ ኣገባብ ኣሰራርሓ፡ ዘዐውት ናይ ቃልሲ መርሖ ምዃኑ ብመትከል ይኣምን።" ናይ ሎሚ ኣጋይሽና ኣባላት ህዝባዊ ምልዕዓል ኮይኖም (1) ኣቶ ጸጋይ ነጋሽ (2) ኣቶ መኮነን ኣብራሃም ኢዮም። ሰናይ ምክትታል።



02/06/2018 13:25 PM

NONE TRIED TO BE CHE GUEVERA

OUR OWN ERITREAN VETERANS

by Kiki Tzeggai

One day I confronted my husband about “friends” visiting our house and leaving as soon as I turned the key knob to get in.

Berhane is a man of courage. However, that particular night he had to gather his courage and answer when I told him that I searched the entire house and could not find any sign of Tegadeltys' papers or weapons. His Adam apple moving up and down like a shaft. His eyes looking at mine and his voice whispering so the kids would not wake up. He eventually opened up under my barrage of questions. But all he said was a rhetorical talking. At one point, he stopped and accepted that women can see through any intention and any un-answered question. My husband could…Read more



01/06/2018 21:37 PM

ኣብ ተስዓታት ዝተኸስተ ፖለቲካዊ ለውጢን፡ ጽልዋኡ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን

Horn Africa: Political changes of 1990's

and its impacts to date.

[SBS Radio  ራድዮ SBS Tigrinya - Tuesday, May 29, 2018]

ቅድሚ 27 ዓመታት ኣብዚ ቕነ ኣብ ኢትዮጵያን ኣብ ኤርትራን ዓቢ ለውጢ ዝተራእየሉ ቅነ እዩ። ነዚ ኣመልኪትና በቲ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝመጸ ለውጢን ድሕሪኡ ዝሰዓበ ፖለቲካዊን ቁጠባዊን እቲ ዞባ እንታይ መልክዕ ሒዙ ከምዝቐጸለ፣ ዶክተር ኣማኒኤል ኤልያስ (Dr. Amanuel Elias) ካብ ዲክንስ ዩኒቨርሲቲ ከምኡውን ዶክተር ኢብራሂም ዓሊ (Dr. Ibrahim Ali) ካብ ኤስ.ቢ.ኤስ  ተንቲኖም ኣለዉ። ኣብዚ ዘተ፣ ኣብተን ሃገራት ዝመጸ ለውጢን ዝሰዓቡ ፖለቲካዊን ቁጠባዊን ኣካይዳ እተን ሃገራት ንዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብኸመይ ጸልይዎ ዝብሉ ብሰፊሑ ተተንቲኖም ኣለዉ። Read more

See Related ምስዚ ዝዛመድ:-










Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print