Home  About us   Contact us

Copyright © www.snitna.com

Design: Yohannes Berhe

June 2017 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና



30/06/2017 23:59 PM

   Glory to our Martyrs

  ሰማእታትና ንዘልኣለም ይዘከሩ።




30/06/201704:34 AM

ስዉእ ተዛሪቡ

The Martyr has spoken.





29/06/2017 18:34 PM

ትርጉምን እንታይነትን መንግስትን ባንዴራን!

ብ’መሲናስ  19 ክፋል

እዚ ሕጂ ብሰንኪ ሓደ ሰብ ከም ድኻን ድሑርን ተቘጺሩ፡ ተሰዲዱ ኣብ ዘዝኣተወን ሃገራት፡ ብሕስረት ዚካላበት ዘሎ ሰራሕ ተኣምር ዝኾነ ኤርትራዊ ዜጋ፡ ኣብ 1942 ዓ.ም. ብኹሉ ምዕባለ ካብ ኣፍሪቃ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ'ዩ ዚስራዕ ነይሩ፤ ክሳዕ ግዜ ህግደፍ ከኣ ክብሩን ሓበኑን ዓቂቡ ይነብር ነይሩ። ሎሚ ግን ብሰንኪ ኢሳያስ መስሓቕ ሃዛማት (ሸራፋት) ኮይኑ ተሪፉ ኣሎ!

     ካልኣይ ውግእ ዓለም ብዕለት 08/05/1945 ዓ.ም. ከም ዘብቕዐ'ዩ ዚፍለጥ። ኣብቲ እዋን መራሕቲ ሰለስተ ሃገራት፡ ማለት ቸርችል፡ ስታሊንን ትሩማንን ካብ 17 ሓምለ ክሳዕ 02 ነሓሰ 1945 ዓ.ም. ኣብ ሓንቲ ፖትስዳም እትብሃል ጀርመናዊት ከተማ ብምግባእ፡ ንቻይናን ፈረንሳን ሓዊሶም፡ ቤት ምኽሪ ናይ ሓሙሽቲአን ሃገራት ኪምስረት ተሰማምዑ። ካብ ሽዑ ጀሚረን ድማ እዘን ሓሙሽተ ሃገራት ክሳዕ ሎሚ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ናይ ቀውፊ (ቪቶ) ስልጣን ሒዘን ኣለዋ። ሓንቲ ካብዘን ሓሙሽተ ኣባላት ከኣ ሻቡ ንኤርትራ ሃገርና ከመይ ጌራ ከም ዘዕነወታ ቀጺልና ክንርኢ ኢና፥

...Read more

  1ይ ክፋል (12.10.2016)፡  2ይ ክፋል (20.10.2016)፡

  3ይ ክፋል (28.10.2016)፡ 4ይ ክፋል (05.11.2016)፡

  5ይ ክፋል (15.11.2016)፡   6ይ ክፋል (21.11.2016)፡

  7ይ ክፋል (30.11.2016)፡  8ይ ክፋል (15.12.2016)፡

  9ይ ክፋል (06.01.2017)፡ 10ይ ክፋል (19.01.2017)፡

  11 ክፋል (26.01.2017)፡  12 ክፋል (12.02.2017)፡

  13 ክፋል (23.02.2017)፡  14 ክፋል (03.03.2017)፡

  15 ክፋል (17.03.2017)፡  16 ክፋል (31.03.2017)፡

  17 ክፋል (27.04.2017)፡ 18 ክፋል (13.052017)፡

  19 ክፋል (29.06.2017)፡




25/06/2017 22.21 PM

ድምጺ ኤርትራ - ናዝ የማነ

ናይ Sunday 25 June Show መደብ

እቲ መስኪን ሓርበኛ ዓርሞሽሽ ተኽላይ ጸጋይ (ዓብደላ)። ሓጺር ታሪኽ።

In memory of Martyr Tekly Tsegay (Abdalla) - Short history.

ብሓርበኛ ሃይለ ወልዱ (ወዲ ዳንግሽ)።

 By Veteran Haile Woldu

ሓርበኛ ሃይለ ወልዱ፡ ሓደ ካብ ገዳይም ተጋደልቲ ተሓኤ፡ ኮይኑ፡ ክሳብ ሕጂ ምእንቲ ፍትሒ ከይተሓለለ ዝነጥፍ ዘሎ ኣያና ኢዩ። ኣብዚ ብድምጺ ተቐሪጹ ብድምጺ ኤርትራ ዝፍኖ መልእኽቱ፡ ሓጺት ታሪኽ ብመስዋእቲ ዝሓለፉ ጀጋኑ ብጾቱ፡ ብፍላይ ንስዉእ ጅግና ተጋዳላይ ተኽላይ ጸጋይ (ዓብደላ) ኣመልኪቱ ዝኽሩ ኣካፊሉና ኣሎ። Pre-recorded Audio Message by Veteran Haile Woldu, ELF Veteran, shares his memories of his veteran Martyr comrades, and in particular recalls history of Martyr Tekly Tseggay (nicknamed: Abdalla).





24/06/2017 13.34 PM

ክብረት ይሃበልና፡ ሕሰም ኣይትርከቡ


ብምኽንያት ኣብ ልዕሊ ኣርባዕተ ካብ ቤተሰብና ማለት መሓመድ ኑር ትኩእ፡ ኣማል ኣሕመዲን፡ ኣማያ ትኩእ፡ ኣምና መሓመድ እድሪስ ዝወረደ ኣሰቃቒ ሓደጋ፡ ኣብቲ ዘዳለናዮ ቦታ ብዘይ ምስልካይ እናተመላለስኩም፡ በሽሓት ሓዘናን ጉድኣትናን ከተፍኩሱን ከተጸናንዑናን፡ “ኣጆኹም በርትዑ” ዝበልኩምና፡ ክቡራትን ክቡራንን ኣቦታትናን ኣዴታትናን፡ ኣሕዋትናን ኣሓትናን፡ ፈተውትናን መቕርብናን፡ ናይ መሓመድ ኑርን ኣማልን መሳርሕትን መቛርስትን፡ ናይ ኣማያ መዋእለ ህጻናት ኣለይትን መማህራንን፡ ኮታስ ኩሉኹም፡ ካብ ኣእምሮና ንሓዋሩ ዘይብረዝ ሓልዮትን ክብረትን ዝለገስኩምልና፡ ካብ ማዓሙቕ ልብና ዝመንጨወ ምስጋናና ተቐበሉ።

ክብረት ይሃበልና ሕሰም ኣይትርከቡ።

ምሉኣት ስድራቤት




24/06/2017 13.34 PM

The absence of peace is the most important issue that is ruining the life of the Eritrean people:  Mass mobilization for Peace is timely

[By Eritrea Focus (EF)]

During the Eritrean focus meeting on Wednesday 21 June 2017, the danger of escalating hostility   between Eritrea and Djibouti as a result of the departure of Qatari peacekeepers was raised.  Tensions in the area have ran high since the departure of Qatari peacekeeping troops from the buffer zone last week. The seriousness of the situation is covered by Martin Plaut.

   The UN Security Council was so concerned that it has urged Djibouti and Eritrea to resolve their border dispute peacefully.  The discussion during EF meeting was centred on what Eritrea Focus can do to support the UN in its peace effort.  Eritrea Focus takes the UN move as very positive and timely and it believes it must be supported....Read more



24/06/2017 13.34 PM

መጽሓፍ ወልድኣብ ወልደማርያም

ዕላል ምስ ደራሲ፡ ዳዊት መስፍን


24/06/2017 10.47 AM

ኣኼባ መርማሪት ኮሚሽን ኤርትራ። መበል 21 ኣኼባ፡ መበል 35 ስሩዕ ዋዕላ ሽማግለ ሰብኣዊ መሰላት ውሕሃ፡ 14 ሰነ 2017።

ID: Commission of inquiry on Eritrea - 21st Meeting, 35th Regular Session Human Rights Council, 14 Jun 2017. - Interactive dialogue with: - The Commission of inquiry on Eritrea A/HRC/35/39. Item 4: Human rights situations that require the Council’s attention.

See also related ምስዚ ዝዛመድ ሓበሬታ፡-





20/06/2017 22:24 PM

PROMOTING THE ENTREPRENEURIAL ECONOMIC ENGINE

TO STABILIZE THE HORN OF AFRICA

Mengsteab Tesfayohannes, Ph.D and Yohannes Mengsteab Sigmund Weis School of Business,

[www.africaexecutive.com]

Introduction: The Horn of Africa (HoA) is one of the most geo-politically important regions of the world. Unfortunately, the region has been notorious for its crises and instability. This was due to the internal and external destabilizing factors related to ethnicity, tribalism, resource sharing, poverty, superpower rivalry, porous borders, and hegemonic desires. Let us keep Kenya and Uganda aside as they are more stable and affluent, and narrow the directly affected countries in the Horn into six: Djibouti, Eritrea, Ethiopia, Somalia, the Republic of Sudan and the Republic of South Sudan. This means we are talking about a region of well over 145 million people (est. 2010). Read more   pdf





20/06/2017 00:10 AM

ንገሮም ውዕሎኻ!

ብ'መሲናስ

“ናትና ኢልናዶ ዘይናትክን ክንህበክን፡ ከም እሾኽ ዳንዴር መትሓዚ ዘይብልክን!” ዝብሃል ምስላ ወለድና ኣሎ። እዚ ከኣ ነዚ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ናይ ውሑዳን ጉጅለ ዝበቅዕ ምስላ’ዩ። ኤርትራውያን ኣብዚ ሎሚ እዋን፡ ፈቲና ጸሊእና ክንክሕዶ ዘይንኽእል ሓደ ዓብን ኣዝዩ ዘሐዝንን ሓቂ ኣብ ቅድሜና ተገቲሩ ኣሎ። ንሱ ከኣ ዋላ ሓደ ኤርትራዊ እውን ይኹን፡ ሃገሩ ወይ መሬቱ ዝውንን ዜጋ ከምዘየለ ዝመስከረ ፍጻመ’ዩ!

     ኤርትራዊ ንሃገሩ ኣይኮነንዶ ብህይወቱ ክውንናስ እንተ ሞተውን ንኽቕበረላ፡ ካብ ሚኒስተር ጀሚርካ ክሳብ ተራ ህጻን፡ብዘይፍቓድ ናይ ሓደ ሰብ ከምዘይኮነሉ፡ ታሪኽ ብግብሪ የርእየና ኣሎ።...Read more




19/06/2017 01.09 AM

Fulfilling Our Solemn Pleadge to Our Martyrs

መብጽዓ ስዉኣትና ምምላእ፡ ምህናጽ ዲሞክራሲያዊ ትካላትን ማዕባሊ መንግስትን (ዳውላ) ኣብ ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ።

ብ’ዶ/ር ገብረ ገብረማሪያም

[Hdri Jeganuna Paltalk Room]

ዶ/ር ገብረ ገብረማሪያም፡ ሒዙዎ ዝመጸና ዘሎ ኣጀንዳ፡- (1) ቅዱስ መብጽዓና ንስዉኣትና ነማልእ፡ (2) ምህናጽ ዲሞክራሲያዊ ትካላትን ማዕባሊ መንግስትን (ዳውላ) ኣብ ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ፡ ዝብል እዋናዊ ኣስተምህሮ ኢዩ።


 1ይ ክፋል (17 Jun 2017):    2ይ ክፋል (17 Jun 2017):

 3ይ ክፋል (17 Jun 2017):



19/06/2017 01.09 AM

ዓምዲ ጥዕና፡-

ዕላል ምስ ኣቶ ዮውሃንስ ፈርዲናንዶ ድራር

ኪኢላ ሕማም ስነ-ኣእምሮን ማሕበራዊ ኣገልግሎትን

[TV-Sened Eritra ቲቪ ሰነድ ኤርትራ]

  1ይ ክፋል (21May2017)፡  2ይ ክፋል (04Jun2017)፡

  3ይ ክፋል (18Jun2017)፡



18/06/2017 23.30 PM

ድምጺ ኤርትራ - ናዝ የማነ

ናይ Sunday 18 June Show መደብ

ምስ ፕሮፈሶር ኣርኣያ ደበሳይ Prof. Araya Debessay

ፕሮፈሶር ኣርኣያ ደበሳይ፡ ኣብ እዋን ናጽነታዊ ቃልሲ ይኹን ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ፡ ንሃገሩ ኤርትራ ብዓቕሙ ንምብርካት ብተወፋይነት ዝሰርሐ ኢዩ። ኣብ 2001 ድማ፡ ነቲ ኣብ መንጎ ላዕለዎት መራሕቲ ኤርትራ ንዝተፈጥረ ምፍሕፋሕ፡ ናብ ዝኸፍአ ከይዓረገ፡ ንምእላዩ፡ ብበርሊን ማኒፈስቶ (The Berlin Manifesto) ወይ G-13: ተባሂሉ ዝፍለጥ ሰነድ ካብ ዝፈረሙን፡ ናብ ኤርትራ ብምኻድ ንዕርቂ ካብ ዝጸዓሩን ሓደ ኢዩ። ኣብዚ እዋንዚ፡ ኣባል ዓለም-ለኻዊ ተበግሶ፡ ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ (Global Initiative) ብምዃን ዝነጥፍ ዘሎ ኢዩ። ስለዚ ምስኡ ስፍሕ ዝበለ ዕላል ክህሉ ስለዝኾነ፡ ብኽብሪ ትዕደሙ። Prof. Araya Debessay is an active member of Global Initiative to Empower Eritrean Grassroots’ Movement (GIEEGM). He was our guest on Sunday show.

  1ይ ክፋል (18 June 2017):  





18/06/2017 16.20 PM

መኣዲ ስነጥበብ፡- ዕላል ምስ

ውሩይ ስነጥበባዊን ድምጻዊን፡ ታረቀ ተስፋሂወት

Tempo Africa Tv (ኣብ መኣዲ ዘተ ኤርትራውያን)

Interview with famous Eritrean Artist and vocalist, Tareke Tesfahiwet, at Tempo Africa Tv (Meadi zete Eritrawyan). ዕላል ምስ ውሩይ ስነጥበባዊን ድምጻዊን፡ ታረቀ ተስፋሂወት፡ ኣብ መኣዲ ዘተ ኤርትራውያን (ሚነሶታ).


  1ይ ክፋል (02June2017)፡  2ይ ክፋል (17Jun2017)፡




18/06/2017 11.09 AM

Eritrea: Lessons from previous ‘engagements’ with the regime.

by Martin Plaut

[martinplaut.wordpress.com]

It appears that there are new efforts to ‘engage’ or ‘re-engage’ with the Eritrean regime led by President Isaias Afwerki. Yet the international organisations attempting to do this appear to have learnt few lessons from the failure of previous attempts to mend fences with the Eritrean authorities.

     As I indicate below, the lessons the United Nations learned when they sent troops to patrol the Ethiopia – Eritrea border, and the EU’s later experience of attempting to provide aid, are particularly relevant.

 Read more




16/06/2017 21.20 PM

ዝኸበርኩም ናይ ሓዘንና ተኻፈልቲ

ብምኽንያት ኣብ ዕለት 14/06/2017 ኣብ ግሪንፈል ታወር ለንደን ብዘጋጠመ ናይ ባርዕ ሓደጋ፡ ኣርባዕተ ካብ ኣባላት ቤተሰብና፡ ማለት መሓመር ኑር ትኩእ፡ ኣማል ኣሕመዲን፡ ኣማያ ትኩእ፡ ኣምና መሓመድ ኢድሪስ፡ ብዘጋጠሞም ሓደጋ ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ተጠቒሱ ዘሎ ኣድራሻን ሰዓታትን፡ ናይ ምብጻሕን ምጽንናዕን ቦታ ኣዳሊና ምህላውና ንሕብር።

ኣድራሻ፡- PAKISTAN COMMUNITY CENTRE, MARLEY WALK, STATION PARADE, WILSDEN GREEN, NW2 4PU

ሰዓታት፡-  

ቀዳም 17/06/17 ካብ ሰዓት 16፡00 ክሳብ ሰዓት 22፡00

ሰንበት 18/06/17 ካብ ሰዓት 18፡00 ክሳብ ሰዓት 22፡00

ሰኑይ 19/06/17 ካብ ሰዓት 16፡00 ክሳብ ሰዓት 22፡00

ምሉኣት ስድራቤት


16/06/2017 18.29 PM

ሓበሬታ ንኹልኹም ኤርትራውያን!

Enquiry line on London Tower fire victims

በዚ 14 ሰነ 2017፡ ኣብ በዓል 24 ደርቢ ህንጻ፡ ዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ፡ ብዙሕ ሓበሻ ተጎዲኡ ክኸውን ከምዝክእል ተገሚቱ ኣሎ። ዛጊት ብማዕከናት ዜና ሎሚ ዝቃላሕ ዘሎ ሓበሬታ፡ ኣስታት 70 ዝኾኑ ሰባት ደሃዮም ጠፊኡ ምህላዉ ኢዩ። ካብዚኦም ዝተጎድኡ ኤርትራውያን ምህላዎም ድሮ ተፈሊጡ ኣሎ።

ንኹሎም ጉድኣት ዝወረዶም ስድራቤት፡ ጽንዓት ይሃብ።

ዝኾነ ሓበሬታ ምስ እትደልዩ፡ በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ኣድራሻ ተወከሱ፡

The Met Police Casualities Bureau: 0800 0961 233.

ቤት ጽሕፈት ማሕበረ-ኮም ኤርትራ ዓባይ ብሪጣንያ (ECUK)፡-

phone no: 02077007995,

Email: office@ericomuk.org.uk,

website: www.ericomuk.org.uk via suggestion/ info box




14/06/2017 18:14 PM

ኩነታት ማእከላይ ምብራቕን መርገጺ መንግስቲ ኤርትራን – ንሱ ዘረጋገጾ ሓቅታትን

[EriMedrek.com መድርኽ]

ኣብ ዞባ ማእከላይ ምብራቕ ኣብ መንጎ ኣሕዋት ሃገራት፤ ማለት ቀጠር በቲ ሓደ ወገን፤ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፤ ሕቡራት ኢማራት ሃገራት፤ ንግስነት ባሕረንን ሪፑብሊክ ግብጽን ድማ በቲ ካልእ ወገን ተኸሲቱ ዘሎ ምትፍናንን ንዕኡ ስዒቡ ዝመጸ ስጉምታትን ንኤርትራ ብቐረባ ዝጸልዋ ኢዩ። ንኩነታት ናይቲ ዞባ ብቐረባ ኪከታተል ንዝጸንሐ ወገን፤ እቲ ኣብ መንጎ እተን ሃገራት ኣጋጢሙ ዘሎ ኩነት ሃንደበታዊ…Read more

See also related ምስዚ ዝዛመድ ሓበሬታ፡-




12/06/2017 12፡36 PM

ሰፊሕ ዕላል፡ ምስ ገዲም መራሒን ተጋዳላይን፡

ኣቶ ሕሩይ ተድላ ባይሩ (11 ክፋል)።

Interviews with Eritrean Senior Veteran and Author of a Book -  Mr. Herui Tedla Bairu.

ኣቶ ሕሩይ ተድላ ባይሩ ኣብ ገድልን መንግስትን ኤርትራ ጎሊሑ ዝረኤ ኣስተዋጻኦ ነይርዎ ጥራሕ ዘይኮነስ፡ ክሳብ ሕጂ ከይተሓለለ ንደሞክራሲያዊት ኤርትራ ዝዓዪ ዘሎ ተቓላሳይ ኢዩ። ኣቶ ሕሩይ፡ ብእንግሊዘኛ ዝደረሳ ሓዳስ መጽሓፍ፡- Eritrea and Ethiopia: A front row look at issues of conflict and the potential for a peaceful resolution ዘርእስታ መጽሓፍ፡ ኣብ 2016 ንኣንበብቲ ተዘርጊሓ ኣላ። ብዛዕባ ታሪኽ ሂወቱ፡ ተመኩሮኡን፡ ብዛዕባ'ታ ጽሑፉዋ ዘሎ መጽሓፉን፡ ዝምልከት፡ ምስ፡- ቲቪ-ሰነድ ኤርትራ፡ ከምኡ'ውን ምስ ድምጺ ኣሰና ሰፊሕ ዕላላት ገይሩ ኣሎ። ነዚ ታሪኽና ንምድህሳስን ንምፍላጥን ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝኾነ ዕላል፡ ብጽሞና ክንከታተሎን ክንሰምዖን ስኒትና.ኮም ትላቦ።

1ይ ክፋል(21Aug2016):  2ይ ክፋል(28Aug2016):

3ይ ክፋል(11Sep2016):  4ይ ክፋል(02Oct2016):  

5ይ ክፋል(05Nov2016):  6ይ ክፋል(07Jan2017):

7ይ ክፋል(19Mar2017):  8ይ ክፋል(16Apr2017):

9ይ ክፋል(07May2017): 10ይ ክፋል(27May2017):

11 ክፋል(10Jun2017):

1ይ ክፋል(18Oct2016):  ኣኼባ 1ይ ክፋል(22Oct2016):

ኣኼባ 2ይ ክፋል(04Nov2016):




11/06/2017 23:56 PM

ድምጺ ኤርትራ - ናዝ የማነ

ዕላል ምስ ሓርበኛ ሳልሓዲን ዓብደላ

Saleh-Aldin Abdela from Saudia

ሓርበኛ ሳልሓዲን ዓብደላ፥ ናይ 1965 ተጋዳላይ ኢዩ፥ ናብ ሃገረ ቻይና ንትምህርቲ ምስ ሓርበኛ መስፍን ሓጎስ ዝኸደ፥ ምስ ተጋዳላይ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ሓደ ቤት-ትምህርቲ መባአታ ዝተማህረን፥ ሓደ ካብቶም ቀዳሞት ፈዳይን ተሓኤ ዝነበረን ጅግና ኢዩ። ታሪኹን ተመኩሮኡን ኣካፊሉን ሕቶታት ተሳተፍቲ መሊሱን ኣሎ። Saleh-Aldin Abdela from Saudia. Veteran of ELF Saleh- Aldin Abdela is speaking with voice of Eritrea about his experience with ELF. Saleh-Aldin joined the front in 1965 took a course in China with Harbegna Mesfun Hagos among others and with current president of Eritrea in Damascus. He was also school mate in grade three with P.I.A. Saleh was among the first Fedayn in Asmara.

 1ይ ክፋል (07 May 2017):   2ይ ክፋል (14 May 2017):

 3ይ ክፋል (21 May 2017):   4ይ ክፋል (28 May 2017):  

 5ይ ክፋል (04 June 2017):   6ይ ክፋል (11 June 2017):




11/06/2017 01:56 AM

You left for love -

The other side of fear

by Kiki Tzeggai

You left for love The other side of fear My country’s Veterans, all I heard about you is that you left the warmth of your families for love of country and love for your people. That is how I learned to meet the other side of fear.

  I learned from each of you, that it was not the length of life but the depth of your legacy that counted the most.  When you left your families, you left to protect love. You felt love for your parents, for your children, for your wife and your neighbours. For our land. For our Eritrea. Fear was all around you.....Read more





08/06/2017 11:33 PM

ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ናብ መራሕቲ ኣባላት ባይቶ ጸጥታን ካልኦት ዝምልከቶም መራሕቲ ሃገራትን መንግስታትን፡ መልእኽቲ ሰዲዱ።

[ሓዳስ ኤርትራ 06 ሰነ 2017]

ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣብ መልእኽቱ፡ ባይቶ ጸጥታ፡ ልዑላውነት ብዝመሰረቱ ኣህጉራዊ ሕጊ ብዘሰከሞ ሕጋዊ ውክልና፡ ድሕነትን ሰላምን ልዑላዊ ሃገራት፡ ንምውሓስ ግዴታን ተሓታትነትን ከምዘለዎ፡ ካብ 1998 ክሳብ 2000 ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተኻየደ ናይ “ዶብ ግጭት”፡ ህልቂትን ዕንወተን ዘኸተለ ነውጺ ከምዝፈጠረ፡ እዚ ጉዳይ’ዚ ግና፡ ብመሰረት ስምምዕ ኣልጀርስ ኣብ 2002 ብዝተዋህበ ቀያድን ናይ መወዳእታን ብይን ዘየከራኽር መዕለቢ’ኳ እንተተገብረሉ፡ እቶም ነቲ ቅልውላው ዘሳወሩ፡ ኣብ ውሽጢ ባይቶ ጸጥታ ብዘለዎም ሓይሊ ካብ ትግባረ ዓንቂጾም ጅሆ ከምዝሓዝዎ ኣብሪሁ። እዚ ቀያድን ናይ መወዳእታን ውሳኔ፡ ንመናወራ ዘገላብጥ ሃጓፍ ስለዘይነበሮ፡ ነቲ ቅልውላው ዝፍሕሱ ዝነበሩ ሰበስልጣንን ሓይልታትን፡ ሕጋዊ መኸተ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ንምድሃኽ፡ ፈለማ ኣብ 2009 ብፈጠራ “ሸባብ” ብስም ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ እገዳ ንኽብየን ከምዘገደዱ፡ ድሒሮም… Read more  ብድምጺ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ

See also related ምስዚ ዝዛመድ ሓበሬታ፡-


08/06/2017 11:33 PM

ማሕበር  ምጥርናፍ  ኤርትራውያን

ኣብ  ኣምስተርዳምን  ከባቢኣን

[meskerem.net መስከረም]

እቲ ዋና ተልእኾ ፥ ማሕበር ምጥርናፍ ኣምስተርዳምን ከባቢኣን ፡

“ ሓድነት ህዝቢ ኤርትራን ልዕላውነትን ብምርግጋጽ ፥ እዋናዊ መድረኻዊ ቃልስና፥ ሃገርን ህዝብን ካብዚ ወሪድዎ ዘሎ ስቓይ ንምድሓን  ኣብ ዝሰፍሐ ንህዝብና ዝእክብን ዝጥርንፍን ዓውደ መቃለሲ ኣብ ትሕቲ ንጹርን ግሉጽን ሓባራዊ ባይታ ኣንጻር እቲ ጸረ - ፍትሒ ዝዀነ ስርዓት ህግደፍ ከምዝለዓል ምግባር እዩ ። “

     ነዚ ንምዕዋት፥ ናይ  ኩሉ ደላይ ፍትሒ ፖለቲካዊ  ኣረኣእያኡ ብዘየገድስ ፥ ኣብ ፖለቲካዊ ውድባት ይኹን ስቪካውያን ማሕበራት ዘሎ ወይ’ውን ብውልቁ፥ ነዚ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ዝቃወምን ዝቃለስን፥ ኣብ ሓደ ጽላል ተጠርኒፉ ሓደ ዓብን ሰፊሕን ምትእኽኻብ ብምምስራት ጥራይ እዩ ኣድማዒ ስራሕ ክሰርሕ ዝኽእል። ካብዚ ሓቂ’ዚ  ብምንቃል እምበኣር እዩ ማሕበር ምጥርናፍ ኤርትራውያን ኣምስተርዳምን ከባቢኡን ብዕለት 28-05-2017...Read more




08/06/2017 11:33 PM

Chelsea Flower Show “Plant Flowers, Root Out Slavery” campaign – Why?

by Habte Hagos; Eritrea Focus

[Assenna.com ኣሰና]

Eritrea Focus and Freedom United organised a successful anti-slavery campaign outside the Chelsea Flower Show, London, on 23 and 27 May 2017, the opening and closing days. The event was eloquently captured by Assenna and can be found [here].

     Eritrea Focus is a UK based human rights group that endeavours to engage with decision-makers; including UK & EU parliamentarians and financial institutions to raise awareness of the gross human rights abuses in the country. To this end, Eritrea Focus works in collaboration with other not-for-profit and human rights organisations...Read more




04/06/2017 12:25 PM

Global Initiative (GI) Washington DC Seminar May 20, 2017. ሰሚናር፡ ዓለምለኻዊ ተበግሶ፡ ኣብ ዋሺንግቶን ዲሲ፡ 20 ግንቦት 2017

 1ይ ክፋል (20 May 2017):   2ይ ክፋል (20 May 2017):


02/06/2017 13:26 PM

መግለጺ ጥርናፈ ስምረት ኤርትራውያን ንፍትሒ

Eritrean Solidarity For Justice,

Press Release 27 May 2017

ብመጀመርታ ሰላም ንኹልኹም ኣብ መላአ ዓለም ዘለኩም ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን። ብምቕጻል ኩሉ ከምዝፈልጦ መንቲ ክብሩን መንነቱን መዳርግቲ ዘይብሉ ዋጋ ዝኸፈለ ህዝቢ ኤርትራ ዓው ኢልካ ዘይብከዮ ናይ ጨሪስካ ምጥፋእ ሓደጋ ኣጋጢሙዎ፡ እዚ ኢልካ ክትገልጾ ኣብዘይትኽእል ሽግር ተሸሚሙ ይርከብ።

     እንሆ ጥፍኣት ዕጭኡ ኮይኑ ከኣ ጽባሕ ጽባሕ ኣብ ፈቐዶ በረኻታትን ማያዊ ባሕርን ሞቱ ንርኢን ንሰምዕን ኣለና። እዚ ብመዓልቲ ናጽነት ዘጋጠመ ምጥሓል 200 ቆልዓን ሰበይትን ሓደ ካብቲ መርኣያ ናቱ ኢዩ። እቲ ጸገም ሕልኽላኽ ዝገብሮ እቲ ዝወርድ ሽግር ካብ ወረርቲ ወይ ባዕዲ ዘይኮነ ካብ ኣብራኹ ዝወጹ ውልደ እሞኸኣ ደቀይ ኢለ ካብዝጽውዖም...Read more










Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print