ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን፡
ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ

Global Initiative to Empower Eritrean Grassroots’ Movement (GIEEGM)

المبادرة العالمية لتمكين الحركة الشعبية الاريترية

May 23, 2016

ህጹጽ ጻውዒት ንኹሎም ኣብ መላእ ኵርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን።
An Urgent Call to All Eritreans Worldwide.
المبادرة العالمية لتمكين الحركة الشعبية الاريترية


GIEEGM

ሓጺር መግለጺ ብዛዕባዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን፡ ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ


● ዓለምለኻዊ ተበግሶ ን ምድንፋዕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ። 
መልስታት ዓለምለኻዊ ተበግሶ ናይ ተደጋጊሞም ዝተሓተቱ ሕቶታት! ታሕሳስ 25, 2016

ክቡራት ነበብቲ፡-
ካብቲ ኣብ ናይ ኤርትራ ድሮ መበል 25 ዝኽሪ ዓመት (23 ግንቦት፡ 2016) "ህጹጽ ጻውዒት ንኹሎም ኣብ መላእ ኵርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን" ዘውጻእናሉ፡ ሓያለይ መተባብዒ መልስታት ረኺብና ኢና። ክሳብ ሕጂ ኣብ ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኣዝዮም ብሓት ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ዝተጸንበሩ ምህላዎም ሕጉሳት ኢና፤እቲ ቍጽሪ ኸኣ መዓልታዊ እናዓበየ ይኸይድ ኣሎ።
Read more:   PDF   Word


● Global Initiative to Empower Eritrean Grassroots Movement – Global Initiative (GI)
 Answers to Frequently Asked Questions (FAQs)
  December 25, 2016

Dear Reader,
Since the release of the “Urgent Call to All Eritreans World-Wide” on the eve of Eritrea’s 25th Independence Anniversary, we have received a number of encouraging responses. We are pleased to have so far very many justice seeking Eritreans who have joined the Global Initiative, and the number is growing every day.
Read more:   PDF   Word


● ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ!(ዓለምለኻዊ ተበግሶ)፡
መደብ ትግባረ ንምክያድ ምርጫታት ኣካባቢያዊ ባይቶ። 17 August 2016.

  Read more   PDF


 GLOBAL INITIATIVE TO EMPOWER ERITREAN GRASSROOTS MOVEMENT (Global Initiative)፡
Action Plan to Conduct Eritrean Local Assembly Elections.
17 August 2016

  Read more   PDF


المبادرة العالمية  لتمكين الحركة الشعبية الارترية ●
   خطة عمل لإجراء انتخابات المجالس المحلية للجاليات الإريترية
   17 August 2016

     Read more   PDF


 GIEEGM an Open letter to all political leaders  ክፉት ደብዳበ ንኹሎም መራሕቲ ፖለቲካውያን ውድባት። Open Letter to Eritrean Political Party Leaders.
المرجع: حركة الشعب  من أجل  النصر الحاسم في إرتريا

  Word   PDF


     

●  ሓጺር ጸብጻብ ልዝብ ኣባላት ኣኼባ ዓለምላኻዊ ተበግሶ - 29 AUGUST 2016
 ኣብዚ ጠውቑ።



 Public Seminar by GIEEGM ህዝባዊ ሰሚናር - 29 July 2016:


 Public Seminar ህዝባዊ ሰሚናር: Saturday September 17, 2016  


27/04/2017 21:59 PM
ዕላል ምስ ፕሮፈ ኣርኣያ ደበሳይ፡
ብዛዕባ ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን፡ ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምልዕዓል።
Conversation with professor Araya Debesai on G.I.E.
[ Tempo Afric TV መኣዲ ዘተ ኤርትራውያን ]


20/04/2017 21:59 PM
ዕላል ምስ ኣካየድቲ፡
ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን፡ ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምልዕዓል።

ኣቶ ተወልደ ስእለ፡ ኣቶ ኣስሄል ብጹዓምላኽ፡ ወ/ሮ ተኽኣ ገብረሃንስ።
Panel Discussion with GI Coordinators.
[ Assenna ኣሰና  Thursday, April 20, 2017]


01/04/2017 13:43 PM
ህጹጽ ጻውዒት ካብ ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ፡
ቃለመሕትት ምስ ፕሮፈ. ኣርኣያ ደበሳይ
Radio Erena ራድዮ ኤረና - ቀዳም 01 ሚኣዝያ 2017።

ቃለመጠይቕ ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ፡-


26/02/2017 16:45 PM
ኣገዳሲ መልእኽቲ ንኹሎም ኣብ ወጻኢ ተበታቲኖም ዘሎዉ ኤርትራውያን
ብ ኣጋጣሚ መጋቢት 08፡ 2017 ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ።
ዓዓለምለኻዊ ተበግሶ: ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ: ለካቲት 17፡ 2017

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኤርትራውያን፡-
ታሪኻዊ መበገሲ ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ፡ ንዝኽሪ'ቲ ብ1908 ዝተገብረ ኣድማ ናይ ኣህጉራዊ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ሰራሕተኛታት ትካል ዓለባ፡ ንመጀመርያ ጊዜ ኣብ ለካቲት 28: 1909 ብማሕበርነታዊ ሰልፊ ኣመሪካ ተወዲቡ ተባዒሉ። ዓለምለኻዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ
ሙሉእ ጽሑፍ Read more ኣብዚ ጠውቑ።


04/10/2017 21:03 PM
ዓለምለኻዊ ተበግሶ ንምድንፋዕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ። 
ህጹጽ መጸዋዕታ! 15 ሕዳር 2017፡ ምልካዊ ስርዓት ንምውጋድ መናሃርያ ንግበራ

 Read more:



04/10/2017 23:33 PM
المبادرة العالمية لتمكين الحركة الشعبية الإريترية
نداء إلى جميع الإرتريين في جميع أنحاء العالم

دعونا نجعل -   15 نوفمبر 2017 -  بداية نهاية الديكتاتورية في إرتريا
اقرأ أكثر:
-:انظر أيضا الوثائق والندوات السابقة
انقر هنا
 Read more:



04/10/2017 21:03 PM
Global Initiative of Eritreans to Empower Grassroots Movement (GI)
An Appeal to All Justice-Seeking Eritreans Worldwide

Let’s Make November 15, 2017, the beginning of the end of the dictatorship in Eritrea.
Dear Fellow Justice-Seeking Eritrean,
 Read more:



17/10/2017 20:29 PM
ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምልዕዓል ህዝባዊ ምንቅስቓስ ብዛዕባ ምንቅስቓስ።
ቃለመሕትት ምስ ኣባላት፡ ብዛዕባ ጻውዒት ውደባ 15 ሕዳር 2017 ክዕወት ዝውሰድ ዘሎ ተበግሶ።
[09 October 2017 [Assenna ኣሰና]   nbsp;ኣብዚ ጠውቑ።:



Share with friends:


See also Related / ምስዚ ዝዛመድ ሓበሬታ፡-

Advice for All Eritreans ምኽሪ ንኹሎም ኤርትራውያን