Home  About us   Contact us

Copyright © www.snitna.com

Design: Yohannes Berhe

March 2019 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና

Search our site መድለዪ:
 





ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ

OPEN LETTER TO ALL PFDJ MEMBERS

(24 March 2001)

እዚ "ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ" ዘርእስቱ ጽሑፍ፡ በቶም ንቅዋማዊ ምሕደራ ዝጠለቡ፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ኣባላት ባይቶን፡ (ብጉጅለ-15 (G-15)ዝፍለጡ)፡ ኣብ 2001 ዘውጽኡዎ ቅሉዕ ጠለባትን መልእኽትታትን ዝሓዘ ታሪኻዊ ሰነድ ኢዩ። እዚ ቅኑዕ ህዝባዊን እዋኑ ዝጠልቦ ዝነበረን ጠለቦም፡ ከም ገበን ተቖጺሩ ኸኣ፡ ካብ 18 መስከረም 2001 ኣትሒዞም፡ ኣብ ማሕዩር ክበልዩን ሃለዋቶም ተሸሪቡን ይርከብ። ብዙሓት ካብኣቶም ህይወቶም ከምዝሓለፈ ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት እኳ እንተፍለጡ፡ ብወገን መንግስቲ ኤርትራ ግን ዝኾነ ወግዓዊ መልሲ ኣይተዋህበን።. Read more



31/03/2019 23:15 PM  

ምልካዊ ስርዓት ዝወድቕ፡

ብሓድነት ምስ እንገጥሞ ጥራይ ኢዩ።

The fall of a Dictatorial regime

Is ascertained through united arm of justice-seekers.

ዘተ ምስ ኢሳያስ ኣስመላሽ (ወዲሽሜ)

Discussion with Mr. Isaias Asmelash

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 31 Mar 2019

ናይ Sunday, 31 March 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ኢሳያስ ኣስመላሽ (ወዲሽሜ) ኢዩ። መዛተዪ ኣርእስትና "ምልካዊ ስርዓት ዝወድቕ፡ ብሓድነት ምስ እንገጥሞ ጥራይ ኢዩ።" ክኸውን ኢዩ። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday, 31 March 2019, our invited guest is: Mr. Isaias-Asmelash (Wedi Shemie). Our topic is "The fall of a Dictatorial regime could only be ascertained through united arm of justice-seekers." You are all cordially invited to participate.

 1ይ ክፋል (31-Mar-2019)፡  2ይ ክፋል (31-Mar-2019)

 3ይ ክፋል (31-Mar-2019)




31/03/2019 21:41 PM

ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)

ናይ Sunday 31 Mar 2019 መደብ Show

ዕላል ምስ ምስ ሓርበኛ ኣስገደ በረኸት

Discussion፡ Veteran Asgede Bereket

ድምጺ ኤርትራ፡ ሰንበት ዕለት 31 March 2019 ምስ ሓርበኛ ኣስገደ (ፊተውራሪ) በረኸት፡ ካብ ካልጋሪ ካናዳ ዕላል ክህልወና ኢዩ። ኣስገደ፡ ኣብ ባድመ ዝተወልደ፡ ዝዓበየን ዝተዋግአን ኢዩ። ኣብቲ እነካይዶ መደብ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። 31 March 2019, Voice of Eritrea will have discussion with Veteran Asgede ( Fitewrari) Bereket from Calgary Canada. Asgede was born, raised and fought in Badme. He will share with us why wanted claim Badme as theirs. Please join and participate on our show.

 1ይ ክፋል (31-Mar-2019)፡  2ይ ክፋል (31-Mar-2019)




31/03/2019 13:15 PM

ማሕበር ኤርትራውያን ንፍትሒ ኒውዮርክን ከባቢኡን

Eritrean Justice-seekers in NY and its environs

Public Meeting Call to all Eritreans

in New-Jersey and Connecticut Area

መጸዋዕታ ኣኼባ ንኹሎም ኤርትራውያን

ነበርቲ ኒው-ዮርክ፡ ኒው-ጀርሲን ከነቲከትን፡

Saturday 13 April 2019, 2:00pm

ማሕበር ኤርትራውያን ንፍትሒ ኒውዮርክን ከባቢኡን ኣብ 2013 ተመስሪቱ ብዙሕ ዝናኣድ ስራሓት እኳ ኣቃኒዑ እንተኾነ፡ ኣብዚ እዋን'ዚ ንጥፈታቱ ካብ ትጽቢት ንታሕቲ’ዩ ዘሎ። ልኡላውነት ሃገርና ኤርትራ ኣብ ኣሰካፊ ኩነታት በጺሑሉ ኣብ ዘሎ እዋን ዳግማይ ተንሲእና፡ ደገፍትን ዘይደፍትን ከይተብሃሃልና ሃገርና ንምድሓን ብሓድነት ክንሰርሕ ይግባኣና እዩ። ካልኦት ከተማታት ተኣኪቦም ኣንታይ ንግበር ኣብዝብል ዘተ ጀሚሮም ኣለዉ ፡ ስለዚ ንሕና ከኣ ቅዱስ ቅንኢ ሓዲሩና ተኣኪብናን ተጠሚርናን ወከልትና ብምምራጽ ተሳትፎና ክነዕዝዝ ንበገስ።

 Read more




31/03/2019 13:15 PM  

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Sunday 31 Mar 2019 መደብ

ኤርትራዊ መንእሰይን ሃገራዊ ግዴታኡን

Eritrean youth and its national obligation

ዘተ: ምስ  ፍጹም ኣይጽገብ

With Fitsum Aytsigeb

ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተ ዝቐርብ ዕዱም ጋሻና፡ ፍጹም ኣይጽገብ ኢዩ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited panellist discussing the topic above are: Mr Fitsum Aytsigeb. You are all cordially invited to participate.




30/03/2019 23:51 PM

ታሪኽ ሙዚቃ ኣብ ኤርትራ፡ ኣወንታዊ ኣበርክቶኡ ኣብ ቃልሲ ንሃገራዊ ናጽነት፡

History of Eritrean Music, its impact on Eritrea’s Liberation Struggle

ዘተ ምስ ገዲም ስነጥበባዊ ሓርበኛ ንጉሰ ሃይለ መንሳዓይ

Discussion with Mr. Neguse Haile Mensaay

Legend Eritrean Artist and Veteran

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 30 Mar 2019

10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ Saturday, 30 March 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ገዲም ስነጥበባዊ ሓርበኛ ንጉሰ ሃይለ መንሳዓይ ኢዩ። መዛተዪ ኣርእስትና "ታሪኽ ሙዚቃ ኣብ ኤርትራ፡ ኣወንታዊ ኣበርክቶኡ ኣብ ቃልሲ ንሃገራዊ ናጽነት፡" ክኸውን ኢዩ። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday, 30 March 2019, our invited guest is: Mr. Neguse Haile Mensaay, Legend Eritrean Artist and Veteran. Our topic is "History of Eritrean Music, its impact on Eritrea’s Liberation Struggle" You are all cordially invited to participate.




30/03/2019 16:12 PM

ፍሉይ ቃለመጠይቕ

ምስ ኣምባሳደር ሃይለ መንቀርዮስ

[Radio Erena 30-Mar-2019]





30/03/2019 16:12 PM

OUR ERITREA TODAY!

WHO OWNS OUR MISERY?

by Kiki Tzeggai

During the Ethiopian occupation of Eritrea, we stored water in bathtubs, in buckets and thermos. We boiled the precious water to make tea or prepare milk for the kids. There was no electricity and the flickering candle light became our trusted friend. We read under the candle light, our voices a whisper and that light followed us from room to room and to the kitchen when it was time to share a meal. My grandmother grew herbs she believed could cure a headache or a decayed tooth. The buildings’ walls were tattered with constant shrapnel’s from the enemy. Read more




29/03/2019 13:20 PM

ብጓንጋ መብጽዓ ኢሰያስ ዝታለል ሃገራዊ የልቦን

መግለጺ One Nation Eritrea (ONE)

[One Nation Eritrea (ONE) 28-03-2019]

ኣብዚ ጠውቑ፡

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-




29/03/2019 13:20 PM

ህሉው ኩነታት ተቓወምቲ ውድባት

ቃለ መሕትት ምስ ኣቶ ተስፋሚካኤል ዮውሃንስ

ኣቦ ወንበር ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ

[Radio Erena 28-03-2019]

1ይ ክፋል (Radio Erena 28-Mar-2019)፡

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-



29/03/2019 01:36 AM

Inspirational speech by Dr Salah Nur

መሳጢን ኣበራባሪን መደረ፡ ዶር ሳልሕ ኑር

ዶር ሳልሕ ኑር፡ ኣብቲ ካብ ዕለት 16 ክሳብ 17 መጋቢት 2019 ኣብ ኣትላንታ ቪርጂንያ፡ ሕመኣ ዝተኻየደ ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፡ ኣዝዩ መሳጢን ኣበራባሪን ዝኾነ መደረ ኣስሚዑ። ንኹሉ ኤርትራዊ ትምህርታዊ ብምዃኑ፡ ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ኣቕሪብናዮ ኣሎና። በዚ ኣጋጣሚ'ዚ፡ ብጽሞና ክትከታተሉዎን ከተስተንትኑዎን መርበብ ስኒትና.ኮም ትላቦ። ብተወሳኺ፡ ዋዕላ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ንምዕዛብ ኣብዚ ጠዊቕኩም ክትሰምዑዎ ትኽእሉ። ሰናይ ምክትታል! Read more




29/03/2019 01:36 AM

መልእኽቲ ናብ ህዝቢ ኤርትራ

ዶር. ገብረ ገብረማሪያም

ዶር ገብረመስቀል፡ ብቐጻሊ ኣስተምህሮታት ዘበርክት፡ ፍልጠቱን ተሞኩሮኡን ከይበቐቐ ንደቂ ኤርትራ ዘካፍልን፡ ኣብነታዊ ኤርትራዊ ኢዩ። ዶር ገብረ፡ ንነዊሕ ዓመታት ክሳብ ናጽነት ኤርትራ፡ ኣብቲ ጽንኩር ቤት-ማእሰርቲ ዓለም-በቃኝ ዘሕለፈ፡ ኣብቲ ጽንኩር ቤትማእሰርቲ እናሃለወ ሕልናኡ ከየዕረበ፡ መስተንክር ዓወታት ዘመዝገበ፡ ሕጂ ድማ ኣብ ቪርጂኒያ ቴክ ዩኒቨርሲቲ ከም ላዕለዋይ መምህር ኮይኑ ዘገልግል ዘሎ ኢዩ። ዶር ገብረ፡ ኣብዚ ናይ ሎሚ ተኻታታሊ ሰለስተ ቪድዮታት፡ መልእኽቲ ናብ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብዝብል ኣርእስቲ፡ ብስላይድ ምርኢት ዝተሰነየ፡ ንህሉው ኩነታት ሃገርና ዝድህስስን ናብ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ዝኣመተ እዋናዊ መልእኽቲን ኣመሓላሊፉ ኣሎ። ብጽሞና ክትከታተሉዎን ከተስተንትኑዎን ድማ በዚ ኣጋጣሚ'ዚ መርበብ ስኒትና.ኮም ትላቦ። ብተወሳኺ፡ ካልእ ኣስተምህሮታቱን ጽሑፋቱን እውን፡ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ተወሳኺ መላግቦታት (ሊንክ) እናጠወቕኩም ክትውከሱ ትኽእሉ። ሰናይ ምክትታል! Read more




28/03/2019 23:57 PM

ብዛዕባ ንጥፈታት ባይቶን

ናይ ቀረባ መጻኢ መደባቶምን

Eritrean National Congress for Democratic Change (ENCDC) Activities and its near future plans

ዘተ ምስ ኣቶ ነጋሽ ዑስማን፡

Discussion with Mr. Negash Osman

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 28 Mar 2019

ናይ Thursday, 28 March 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ኣቶ ነጋሽ ዑስማን፡ ኣቦ መንበር ኮሚቴ-ዞባ፡ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ኢዩ። መዛተዪ ኣርእስትና "ብዛዕባ ንጥፈታት ባይቶን ናይ ቀረባ መጻኢ መደባቶምን ዘተኮረ" ክኸውን ኢዩ። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Thursday, 28 March 2019, our invited guest is: Mr. Negash Osman chairman of the Regional Committee of ENCDC. Our topic is "ENCDC Activities and its near future plans" You are all cordially invited to participate.

 1ይ ክፋል (28-Mar-2019)፡  2ይ ክፋል (28-Mar-2019)

 3ይ ክፋል (28-Mar-2019)፡  ENCDC DOCUMENTS

ዝሓለፈ መደባት ሕድሪ ጀጋኑና ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ




27/03/2019 15:54 PM

እወ “ይኣክል”፥

ካብ ይኣክል’ከ ናበይ?

ብ'ጎይትኦም ኢማም (ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ)

ዓመተ 2019፡ ኣብ ውሽጢ ኤርትራን ኣብ ስደትን ዝነብር ህዝብና ብሰንኪ ጉጅለ መሪሕነት ህግደፍ፡ ሃገርን ህዝብን ኣትዮሞ ዘለዉ ሓደጋ ብምስትብሃል ትዕግስቱ ጸንቂቑ “ይኣክል” ዝብል ጭርሖ ሒዙ ንናይ መወዳእታ ምዕራፍ ቃልሲ ዝተዓጥቀ ይመስል። እቲ “ይኣክል” ምባል ደንጉዩ ይምጻእ እምበር፡ ነዚ ነድሪ ቁጠዐ ስምዒታት ናይ ህዝቢ ጠርኒፍካ፡ ምልኪ ህግደፍ ኣብ 2019 ከብቅዕ ሓቢርና ተግባራዊ ዝኾነ ቃልሲ ምስ እነካይድ ጥራሕ ኢዩ። ብህጹጽ ሕሰም ህዝብና ዘብቅዓሉ፥ ፖለቲካዊ እሱራትን ዝፍትሕሉ፥ ልዑላውነት ሃገርና ካብ ኣንጸላሊዋ ዘሎ ሓደጋ ኣድሒንካ ነጻነታ ብምውሓስ፡ ህዝብና ዳግማይ ከይጥለም ፍትሓዊ ህዝባዊ ስርዓት ንክረጋገጽ ምንጻፍ ከነንጽፍ የድሊ። Read more




27/03/2019 02:48 AM

ህዝባዊ ሰሚናር - ይኣክል ንምልኪ

ኣብ ፍራንክፈርት (ጀርመን)

16 መጋቢት 2019

         1ይ ክፋል

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-





27/03/2019 02:48 AM

بيان لقاء القوى السياسية الإرترية في فرانكفورت

ضمن فعاليات الاحتفال بذكرى الثامن من مارس )يوم المرأة العالمي(، والذي أقيم بمبادرة من النساء الإرتريات المناضلات تحت شعار "انطلاقة الأمهات الإرتريات لإنقاذ الشعب والوطن"، شارك ممثلون عن خمسة عشر تنظيمًا وحزبًا سياسيًا إرتريًّا، فضلا عن ممثلين للمجلس الوطني الإرتري للتغيير الديمقراطي. وبناء على توصية الأخوات المنظمات للاحتفال، عقد ممثلو القوى السياسة لقاءً خاصًا ناقشوا فيها الأوضاع التي تمر بها إرتريا في الوقت الراهن وأهمية تصعيد النضال المشترك من أجل التغيير الديمقراطي في إرتريا.

Read more

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-




27/03/2019 02:48 AM

መግለጺ ርክብ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ - ፍራንክፎርት

ብምኽንያት "ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ፡ 8 መጋቢት" "ንቕሎ ኣዴታት ንድሕነት ህዝብን ሃገርን" ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት፣ ኣብ ኤውሮጳ ብዝነብራ ተቓለስቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዝተኻየደ ጽንብል፣ ወከልቲ 15 ሃገራውያን ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን ከምኡ’ውን ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ተረኺቦሞ ምንባሮም ዝተፈልጠ ኮይኑ፣ ብመሰረት ካብ ኣዳለውቲ ጽንብል፣ ወከልቲ ፖለቲካዊ ሓይልታት ፍሉይ ኣኼባ ብምክያድ፣ ኤርትራ ሃገርናን ህዝባን ኣብዚ እዋን’ዚ ዘሕልፍዎ ዘለዉ ተሃዋሲ ኩነታት ብምስትብሃል፣ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምርግጋጽ፣ ሓባራዊ ቃልሲ ተቓውሞ ደምበ ብኸመይ ይድንፍዕ ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ሃናጺ ልዝብ ኣካይዶም። Read more

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-



25/03/2019 22:53 PM

ERITREAN DEMOCRATIC ASSOCIATION, INC.

A Nonprofit Public Benefit Corporation

March 25, 2019, Dear Mr. Girmai Bokre,  

On behalf of all of us at the Board of Directors of Eritrean Democratic Association, Inc (EDA, Inc.), thank you for your generous donation of $465.00 US dollars to support The Wedisherifey Eritrean Refugee School in Kassala, Sudan. Read more

ጅግና ተጋዳላይ መልአከ ተኽለ ኣብ ራሳይ ኢደይ ኣይህብን ኢሉ ብጅክንነት ዝተሰውኣላ ዕለት'ያ። ካብቲ ንዝኽሩ ዝዘርጋሕክዎ መጽሓፍ ሽያጥ ኣታዊ፡ ክሳብ ሕጂ ልዕሊ ክልተ ሽሕ ዶላር ንኣካለ-ስንኩላንን ንናይ መደበር ስደተኛታት ተምሃሮን ብሽም ጅግና ስዉእ ተጋዳላይ መልኣከ ወፈያ ተዋሂቡ ምህላዉ እናሓበርኩ፡ ነቶም ነቲ መጻሕፍቲ ኣብ ምዝርግሑን ነቲ ሓገዝ ኣብ መዓላ ንኽውዕል ዝተሓባበሩኒ ግደሳት ሰባት ምስግናይ ወሰን የብሉን። ስዉኣትና ንዘልኣለም ይዘከሩ።  ግርማይ ቦኽረ ካሕሳይ Read more




24/03/2019 19:40 PM

ህጹጽ መጸዋዕታ

URGENT PUBLIC MEETING!

30th of March, 2019, Time 3PM-7PM.

ንኤርትራውያን ተቐማጦ ዋሽንግተን ዲሲ፡ መሪላንድ፡ ቪርጂንያን።

ندعو جميع الإرتريين الذين يعيشون في واشنطن العاصمة وماريلاند

We invite all Eritrean living in Washington DC, Maryland and Virginia for a public meeting to establish a united Eritrean People's Council to defend and preserve Eritrean national sovereignty and to achieve liberty, peace and prosperity for our people. Read more




See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




24/03/2019 19:40 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Sunday 24 Mar 2019 መደብ

ህልዊ ኩነታት ኤርትራ

CURRENT ERITREAN SITUATION

ዘተ: ምስ  ዶ/ር ኪዳነ መንግስትኣብ

With Dr Kidane Mengisteab

ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተ ዝቐርብ ዕዱም ጋሻና፡ ዶ/ር ኪዳነ መንግስትኣብ ዩ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited panellist discussing the topic above are: Dr. Kidane Mengisteab. You are all cordially invited to participate.





24/03/2019 19:40 PM

ዕድመ ናብ አኼባ ሓድነት ኤርትራውያን፡

ኣብ ከተማ ሎንዶን

ERITREAN UNITY FOR JUSTICE - UK

PUBLIC MEETING CALL - LONDON

07 April 2019, Start at 1:30 pm

ንዕለት 07 ሚያዝያ 2019: ካብ ሰዓት 1:30 ድ.ቀ. ዝጅምር

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ንዕለት 07 ሚያዝያ 2019 ዓ.ም.ፈ. ካብ ሰዓት 1:30 ድ.ቀ. ዝጅምር ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ`ዚ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። ኣብ`ዚ ኣኼባ`ዚ  ህልው ኩንተታት ሕዝብናን ሃገናን ክንዝቲ ኢና። ኩላትና ከም እንፈልጦ፡ እዚ ዘለናዮ እዋን ተሃዋሲ ኢዩ። ንሕና ኤርትራውያን ነዚ ኣብ ሃገርና ወሪዱ ዘሎ ሓደጋ ዝመጣጠን ምላሽ ክንህብ እንግደደሉ ታሪኻዊ ሓላፍነት ኣለና። ``ድሕሪ ኣቦኻ፡ ሞት ጊደኻ!`` Read more




24/03/2019 19:40 PM

ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)

ናይ Sunday 24 Mar 2019 መደብ Show

ጉዳይ ኣብ ሩስያ ኣብ ካምፕ ተኣሲረን ጸበባ ዝርከባ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ደቀንስትዮ

Discussion with four Eritrea girls from detention camp in Rusia

ድምጺ ኤርትራ፡ ሰንበት ዕለት 24 March 2019 ምስ ኣብ ሩስያ ኣብ ካምፕ ተኣሲረን ጸበባ ዝርከባ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ደቀንስትዮ፡- ሚርያም፡ ልዋም፡ በይሉል ከምኡውን ጽገወይኒ፡ ዕላል ክህልወና ኢዩ። ጸገማቶም ንምስማዕን ንምሕጋዞምን፡ ኣብቲ እነካይዶ መደብ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። Voice of Eritrea will have discussion with four Eritrea girls from detention camp in Rusia, who are seeking support of all human rights organisations. Those are: 1) Mariam Tesfamichael 2) Lwam Habtay 3) Beylul Berhane and 4) Tsghewayni Zerit. Please join and participate on our show, on Sunday 10 March 2019.

1ይ ክፋል (24-Mar-2019)፡  2ይ ክፋል (24-Mar-2019)




24/03/2019 19:40 PM

ህሉው ኩነታት ሃገርናን ከባቢናን

Current Eritrea Situation

ብ'ተጋዳላይ መንግስትኣብ ኣስመሮም

(ኣቦ መንበር ሰዲህኤ) by Veteran Mengisteab Asmerom (EPDP Chairman)

At Paltalk Eritrean EPDP Youth Discussion Corner Room

ቀዳም ዕለት 23-March-2019 ኣቦ መንበር ስደህኤ (EPDP) ተጋዳላይ መንግስትኣብ ኣስመሮም ኣብ ገበላ ፓልቶክ EPDP Eritrean Youth Discussion Corner Room ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገርናን ከባቢናን ዘተኮረ ኣገዳሲን ሰፊሕን መብርሂ ሂቡ። ብተሳተፍቲ ንዝቐረቡ ኣገደስቲ ሕቶታት እውን ሰፊሕ መልሲ ሂቡሎም ኣሎ። ብመንገዲ ስኒትና ብቀጥታ ዝተቐድሐ እነሆልኩም።

1ይ ክፋል (23-Mar-2019)፡  2ይ ክፋል (23-Mar-2019)

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-




23/03/2019 23:58 PM

ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ፡ ዕላምኣ፡ ከምኡውን

ዘተ ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገርና።

Eritrean Nahda Party (E.N.P.) - its Aims; and discussion on the current Eritrea situation.

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 23 Mar 2019

ናይ Saturday, 23 March 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ኣቶ ዓብዱራሕማን ጣሃ፡ ኣቦ ወንበር ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ኢዩ። መዛተዪ ኣርእስትና "ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ፡ ዕላምኣ፡ ከምኡውን ዘተ ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገርና።" ዝብል ኮይኑ፡ ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday, 23 March 2019, our invited guest is: Mr. Abdurahman Taha, Chairman of Eritrean Nahda Party (E.N.P.). Our topic is "Eritrean Nahda Party (E.N.P.) - its Aims; as well as discussion on the current Eritrea situation." You are all cordially invited to participate.

 1ይ ክፋል (23-Mar-2019)፡  2ይ ክፋል (23-Mar-2019)

 3ይ ክፋል (23-Mar-2019)




22/03/2019 23:55 PM

ኣብጣል ሰውረትና ابطال ثورتنا

(ጀጋኑ ሰውራና)

Heroes & Heroine of our Revolution

By Veteran Idris Omer (Beriray)

ብገዲም ሓርበኛ፡ እድሪስ ዑመር (ብሪራይ)

ኣብ ፓልቶክ ሩም፡ ድላለት ህሌና፡

At Paltalk Eritrean Dilalet Hallena 2018

Friday, 22 March 2019

ሓርበኛ እድሪስ ብሪራይ፡ ኣብ እዋን ንእስነቱ ብ1967 ናብ ተሓኤ ዝተሰለፈ፡ ኣብ ምምስራት ህሓሓኤ ድማ ካብቶም ቀዳሞት ዝነበረ፡ ኣብቲ ጽንኩር እዋን ብጅግንነት መሪሑ ዘዐወተ ፍቱውን ምቕሉልን ተጋዳላይ ኢዩ። ኣብዚ እዋን'ዚ ከም ብዙሓት ሓርበኛታት ኣብ ስደት ይነብር ኣሎ። ኩልኹም ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። You are all cordially invited to participate.

نستضيف دلالت هلينا بالبالتوك، المقاتل ادريس بريراي في برنامج "ابطال ثورتنا" وذالك في يوم الجمعة الموافق 22/3/2019 في الساعة 9 م/بتوقيت برلين

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




22/03/2019 23:55 PM

ዳህሳሳዊ መጽናዕቲ

EXPLORATORY SURVEY

ብሓልዮት “ትንሳኤ ኤርትራ”

እዚ ብሓልዮት “ትንሳኤ ኤርትራ” ዝተዳለወ ዳህሳሳዊ መጽናዕቲ እዩ።

ዕላማ እዚ ዳህሳሳዊ መጽናዕቲ፡ ንምድንፋዕ ህዝባዊ  ተሳትፎ ኣብ ምህናጽን ምውሓስን ልኡላዊትን ብግዝኣተ ሕጊ እትመሓደርን ሃገር በቲ ሓደ ወገን፡ ንመኽላእትታት ህዝባዊ ተሳትፎ ንምልላይን በቲ ኻልእ ወገን ድማ ንምውጋድን ዝድህስስ መጽናዕቲ ንምክያድ እዩ። ስለዚ ውልቃውን ቅኑዕን ተሳትፎኹም ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ። ነቲ ናይ መጽናዕቲ ፎርም ንምምላእ፡ ኣብዚ ጠውቑ

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




22/03/2019 18:16 PM

ኣብ ጉባኤ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ

ኣትላንታ፡ ጆርጅያ፡ ሕ.መ.ኣ.

17 መጋቢት 2019 ዝቐረበ ኣስተምህሮ

ኣብ ህልው ኩነታት ዘተኮረ ብውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ጨንፈር ኣሜሪካን ካናዳን ዝተወደበ ወርክሾፕ ካብ 16-17 መጋቢት ኣብ ታሪኻዊት ከተማ ኣትላንታ ጆርጅያ ተኻይዱ ። ኣብ'ቲ ኣስታት 200 ተሳተፍቲ ዝተኻፈልዎ ኣኼባ ብኣቦ መንበር ብጻይ ተወልደ ኪዳነ መደረ ዝተኸፍተ ክኸውን ከሎ ድሕረ ባይታን መጻኢ መደባትን ውድብ ዝገልጽ ጽሑፍ ድማ ብኣባል ባይቶ ብጻይ ዮሴፍ ኣስገዶም ተነቢቡ። ክልቲኦም ኣባላት መሪሕነት ኣብ መደረኦም ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ 5 ውድባት ኣስሚሩ ካብዝተበገሰሉ ሚያዝያ 2017 እንዳዓበየን እንዳጎልበተን ይኸይድ ምህላውን ተቂሶም ከም ውጽኢት ከኣ ብዙሓት መንእሰያት ይውደቡ ምህላዎም ንተጋባእቲ ገሊጾም። Read more




21/03/2019 17:55 PM

ማሕበረኮም ኤርትራውያን ንፍትሒ

ዋሺንግቶን-ዲሲን ከባቢኡን

ምድላዋት መበል 28 ናጽነት ኤርትራ

ማሕበረኮም ኤርትራውያን ንፍትሒ ዋሺንግቶን-ዲሲን ከባቢኡን ንዝኽሪ መበል 28 ናጽነት ኤርትራ፡ ናይ ክልተ መዓልቲ መደብ ኣዳልዩ ከም ዝሎ ብሓጎስ ይገልጽ።

እዚ ታሪኻዊ ፍጻመ ኣብ መላእ ኣሜሪካ ተመስሪተን ብዘለዋ ማሕበረኮም ኤርትራውያንን ጉጂለታትን ዝግበር ዘሎ እዩ። እዚ ንህላወ ሃገረ ኤርትራ ዘስግኡ ፍጻመታትን ክስተታትን ዝርኣየሉ እዋን ይግበር ስለ ዘሎ፡ ታሪኻዊ ፍጻመ የብሎ። ኣብ ሞንጎና ኣትዮም ክሓላልኹና ዝጸንሑ ፍልልያትና ገዲፍና፡ ናብ ዋሺንግቶን-ዲሲ ብምውሓዝ፡ ብዓውታ ይኣክል ንበል። Read more



21/03/2019 01:43 AM

መመሊሱ ዘደንጹን ዝስትንተኖን ታሪኽ

ናይ ጽንዓትን ግፍዒን

ዕላል ምስ ገጣሚትን ጋዜጠኛን ይርጋኣለም ፍስሃ᎓

Interview with Ms Yirgaalem Fessaha,

Poet and Journalist,

Victim of 6 years imprisonement.

[LYE.tv - Weini Sulieman show]

ሓንቲ ካብተን ካብ ዕድመ ንእስነተን ህቡብነት ዘጥረያ ኤርትራውያን ደቀንስትዮ ገጠምቲ ኢያ። ኣብቲ ሞያ ኣዝዩ ልዑል ፍቕሪን ተውህቦን ከምዘለዋ ኣብተን ኣብ ኤርትራ ዓምቢበን ዝነበራ ናጻ ብሕታዊያን ጋዜጣታት ዝወጽእ ዝነበረ ፍርያታን ዕላላን የመልክት። ድሕሪ ግቡእ ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብ ሳዋ ምፍጻማ፡ ካብ መስከረም 2003 ኣትሒዛ ኣብታ ሕብረተሰብ ኤርትራ ንምንቕቓሕ ዕላማ ዝነበራ፡ መደበር ራድዮ ባና ተመዲባ፡ ክሳብ ወርሒ ለካቲት 2009 እናገልገለት ከላ፡ ብዘይ ዝኾነ ክሲ ምስ መሳርሕታ ተገፊፋ፡ ክሳብ ጥሪ 2015 ኣብ ማአሰርቲ ጸኒሓ፡ ድሕሪ ሽዱሽተ ዓመት ተለቒቓ። ኣብ ወርሒ መጋቢት 2018፡ ካብታ እትፈትዋ ወላዲት ሃገራ ናብ ስደት ከተምርሕ ተገዲዳ። ቅድም ምስ ራድዮ SBS፡ ሕጂ ድማ ምስ ወይኒ ስሌማን፡ ሰፊሕ ቃለመጠይቕ ኣካይዳ ስለዘላ ናባኹም ነብሎ፡-

 1ይ ክፋል፡  2ይ ክፋል

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




20/03/2019 01:56 AM

زيارتي لدولة الكويت الشقيقة

بقلم المناضل الأستاذ: علي محمد صالح شوم - دبلوماسى أرترى سابق، الكويت

MY VISIT TO KUWAIT

By veteran: Ali Muhammad Saleh Shum,

Former Eritrean diplomat, Kuwait

[www.Samadit.com]

Read more




19/03/2019 22:55 PM

ሓድነት ህዝቢ ይስጉም

ብ-ዕለት 08.03.2019 ጽምብል መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ፣ ብ-ንቕሎ ኣደታት ንምድሓን ህዝብን ሃገርን፣ ሰፊሕ መኣዲ ዘተ ተኻይዱ፡፡

ነዚ ኣገዳሲን ህጹጽ እዋን ጽዊዒት ኣዴታት፣ ሃገርን ህዝብን ንምድሓን፣ዝብል ንምኽባር ንፍትሕን ግዝኣተሕግን ዝቃለሱ ኤርትራውያን፣ከካብ ዝቕመጡለን ሃገራት ብምብጋስ፣ ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ሃገረ ጀርመን ክትኣኻኸብ ኺኢሉ። Read more




19/03/2019 18:27 PM

OUR FICTITIOUS ERITREA

እታ ናይ ሓሶት ኤርትራና

[saay]

Welcome to Eritrea. Everybody has freedom of expression: not a single citizen was arrested for saying the wrong things. Here, we have no torture of citizens because if there is an independent judge will interview them and find out. Our patriarch lives in subsidized housing under gov car because he was fired by his church..

Read more




18/03/2019 00:22 AM

ቅዲ “ገረብ ብሓኽላ”

ንምድሓን ልዕላውነት ኤርትራን

ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነትን

ዶር. ገብረ ገብረማሪያም

ካላኣይ ክፋል

ኣብ ቀዳምይ ክፋል ናይዚ ጽሑፍ እዚ፡ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝነብሩ ዝነበሩ ኤርትራውያን ተወዲቦም ካብ ርሑቕ ናጽነት ኤርትራ ንምርግጋጽ ከምዝተቃለሱን ኣገዳሲ ተራ’ውን ከምዝተጻወቱን፣ ምስ ኣብ ሜዳ ዝነበረ መሪሕነት ውድባት፡ ኣብ ማዕርነት ዘይተመርኾሰ ርክባት ከምዝነበሮምን፣ እዚ ዓይነት ኣገባብ ቃልሲ እዚ ዝፈጠሮምን ኣብ ዝተናወሐ ናይ ቃልሲ ጊዜ ዝማዕበሉን ዘይቁዱሳንን ሃሰይትን ባህርያት ኣብ ሕብረተ-ሰብ ኤርትራ ከምዝተጠረዩን፡ ሕጽር ብዝበለ ኣገባብ ተገሊጹ ኣሎ። ኣብዚ ካላኣይ ክፋል ካኣ፡ እንታይነትን ከመይነትን ናይዞም ዝተጠርዩ ጎዳእቲ ባህርያት ብዝርዝር ዘረድእ ትንታነ ብኸምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፦ Read more

1ይ ክፋል (13-Mar-2019)፡  2ይ ክፋል (18-Mar-2019)




17/03/2019 20:48 PM

8 መጋቢት ኣህጉራዊ በዓል ደቀንስትዮን

ኵናት ተጎርባን፣

ብኤርትራውያን ተቐማጦ በይ-ኤርያ

ብድምቀት ከቢሩ።

ኤርትራውያን ተቐማጦ በይ-ኤርያ ካብ ሳንፍራንሲስኮ፣ ሳንሆዘ፣ ሳንታሮዛን ካልኦት ከተማታትን ተጓዒዞም ዝተሳተፍዎ ድርብ በዓል ብ9 መጋቢት 2019 ዓ.ም.ፈ ኣብ ከተማ ኦክላንድ ካሊፎርንያ ብኽብሪ ተዘኪሩ ኣምስዩ። እቲ በዓል ብሓልዮት እቲ ንዅሎም ኤርትራውያን ዘጽልል “ማሕበር በይ-ኤርያ ኤርትራውያን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ” ተዳልዩ፣ ኣብቲ ሓድሽ መአከቢ ቤት ጽሕፈቱ እዩ ተኻይዱ።  ኣብዚ በዓል’ዚ ዝተሳተፉ ድማ ንኤርትራዊ ፖሊቲካውን ማሕበራውን ብዙሕነት ዝወከሉ ብምንባሮም ዝያዳ ድምቀት ዘንጸባረቐ ነይሩ።  Read more



17/03/2019 20:48 PM

መልእኽቲ

በይ-አርያ ኤርትራውያን ንደሞክራስያዊ ለውጢ

ናብ ህዝቢ ኤርትራ

ምልኪ የብቅዕ፣ ስልጣን ኣብ ኢድ ህዝቢ ይረከብ!

ኤርትራውያን ተቐማጦ በይ-አርያ ካሊፎርንያ፤ ድርብ በዓላት 8 መጋቢት ዓለም-ለኸ መዓልቲ ደቀ-ኣንስትዮን ዝኽሪ ኵናት ተጎሩባን ከኽብሩ ብ9 መጋቢት 2019 ኣብ ቤት ጽሕፈት ማሕበር፣ ከተማ ኦክላንድ ሰፊሕ ኣኼባ ብምክያድ ንህልዊ ኵነታት ሃገርናን ህዝብናን ኣልዒሎም ዕቱብን ዓሚቝን ምይይጥ ኣካይዶም።  ኣብ ኣኼባ ዝተረኽቡ ንፖሊቲካውን ማሕበራውን ብዙሕነት ኤርትራ ዝወከሉ፡ መብዝሕትኦም'ውን ኣብ ፖሊቲካውን ዕጥቃውን ቃልሲ ንናጽነትን ሓርነትን እጃሞም ዘበርከቱን ገና'ውን ሃገሮም ልዑላውነታ ተኸቢሩ ክነብር ብልዑል ሃገራዊ ሕልና ዝቃለሱ እዮም። Read more




17/03/2019 20:48 PM

ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)

ናይ Sunday 17 Mar 2019 መደብ Show

ዕላል ምስ ተጋ/ ኣብራሃም ማንጁስ

With Veteran Abrham Manjus

P4 (4ይ ክፋል) ይቕጽል

ናይ ሰንበት 17-03-2019 ጋሻና ሓርበኛ ኣብራሃም ማንጁስ ኢዩ። ኣብራሃም፡ ተጋዳላይ ተሓኤን ህግሓኤን ኮይኑ ዘገልገለ ኾይኑ፡ ናይ ክልቲኡ ሸነኽ ሃብታም ተሞኩሮ ስለዘለዎ፡ ከካፍለና ተዳልዩ ኣሎ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። For Sunday 17-03-2019 our guest will be Veteran Abrham Manjus, Abrham was Veteran of both sides 1976-83 ELF and 1983-1999 With EPLF now living in Norway. There is plenty of experience and wisdom to learn of both sides from Veteran Abrham Manjus. You are all cordialy invited to participate.

 1ይ ክፋል-A (24-Feb-2019)1ይ ክፋል-B (24-Feb-2019)

 2ይ ክፋል-A (03-Mar-2019)2ይ ክፋል-B (03-Mar-2019)

 3ይ ክፋል-(10-Mar-2019)

 4ይ ክፋል-(17-Mar-2019)




17/03/2019 20:48 PM

ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)

ናይ Sunday 17 Mar 2019 መደብ Show

ጉዳይ ኣብ ሩስያ

ኣብ ሽግር ወዲቖም ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት

Discussion with Eritrean Refugees in Russia

ድምጺ ኤርትራ፡ ሰንበት ዕለት 17 March 2019 ምስ ኣብ ሩስያ ኣብ ጸበባ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዕላል ክህልወና ኢዩ። ጸገማቶም ንምስማዕን ንምሕጋዞምን፡ ኣብቲ እነካይዶ መደብ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። Voice of Eritrea will have discussion with Eritrean refugees in Russia who are seeking support of all human rights organisations. Please join and participate on our show, on Sunday 10 March 2019. Read more




17/03/2019 13:48 PM

ኢሳይያስ፡ ልዕላውነት ኤርትራ ናይ ምፍራስ ዕላምኡ፡ መዓስን ብኸመይን ተታሓሒዙዎ?

How and when did Isaias started conspiring against Eritrea's sovereignty?

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 17 Mar 2019

10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY



17/03/2019 13:48 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Sunday 17 Mar 2019 መደብ

እዋናዊ ጠለባት ህዝቢ ኤርትራ

CURRENT DEMANDS OF THE

ERITREAN PEOPLE

ዘተ: ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን

ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተዩ ዝቐርቡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኢዮም።  ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited panellist discussing the topic above are: Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu. You are all cordially invited to participate.




16/03/2019 23:45 PM

ቶጎርባ፡

ዕዙዝ ቦትኣ ኣብ ታሪኽ ቃልስና

Togoruba: its Historical Heritage in our Liberation Struggle

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 16 Mar 2019

10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ቀዳም Saturday 16 March 2019፡ ዕዱም ጋሻና ገገዲም ተጋዳላይ ተስፋይ ተኽለ ኢዩ። ሓርበኛ ተስፋይ "ቶጎርባ፡ ዕዙዝ ቦትኣ ኣብ ታሪኽ ቃልስና" ብዝብል ኣርእስቲ ምሳና ክዝቲ ኢዩ። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday 16 March 2019, our invited guest is veteran Tesfay Tekle. He will discuss with us on the a topic "Togoruba: its Historical Heritage in our Liberation Struggle" You are all cordially invited to participate.

 1ይ ክፋል (16-Mar-2019)፡  2ይ ክፋል (16-Mar-2019)

 3ይ ክፋል (16-Mar-2019)




16/03/2019 00:38 AM

JOINING WOMEN IN THE STRUGGLE

FOR THE LIBERATION OF MEN

By Dr. Tesfa G. Gebremedhin

West Virginia University.

March 8 is International Women’s Day. We all have an obligation to celebrate and cherish this important day in memory of our daughters, sisters and mothers who have fallen and disabled for independence, equality and social justice. It is evident that Eritrean women made an extraordinary sacrifice and contribution to the struggle for independence; they threw away their veils and skirts to carry guns and fight the national colonial enemy. After independence, Read more



14/03/2019 14:52 PM

ትርጉምን ብልጫታትን፡

ናይ ብህዝባዊ ማዕበል ዝልለ፡

ኣገባብ ቃልሲ ኤርትራውያን

ብ'በርሀ ደስታ

መእተዊ (Introduction)

ብህዝባዊ ማዕበል ትልለ ኣገባብ ቃልሲ ኤርትራውያን ፡ እታ ኣብ'ዚ ኣዝዩ ዘስግእን፡ ዘሰክፍን ህልዊ ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራ ፡ ንኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ፡ በብከተምኡ ፡ ኣነቓቒሓ፡ ኣተባቢዓን፡ ብምጥርናፍ፡ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ፡ ሃገሩ ንምድሓን እተሓይል ሓይሊ ዕማም (task force) እያ።

ምኽንያት ኣበጋግስኣ ከኣ፡ ካብ’ቲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ብሰንኪ ግፍዓዊ መግዛእቲ ህግደፍ፡ ዓቐን ዘይብሉ ፡ ሕሱም ማእሰርትን፡ ህዝባዊ ህልቂትን ዘምጽኦ ኩነታት፡ ከምልጡ ኢሎም ብ13 ጥቅምቲ፡ 2013 ዓ. ም. ፈ. ኣብ ገምገም ደሴት ላምፓዱሳ፡ ዓዲ ጣልያን፡ ጥሒሎም ዝሃለቑ ኣስታት 360 ዝኾኑ ንጹሃት ህጻናትን፡ መንእሰያትን፡ ኣዴታትን፡ ኣቦታትን ኤርትራውያን፡ ብዝተሰምዖም ሓዘንን፡  Read more




14/03/2019 14:52 PM

ገምጋም ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ኣብ ሽማግለ ሰብኣዊ መሰላት ውሕሃ. (11 - 13 መጋቢት 2019)።

Enhanced ID: SR on Human Rights in Eritrea - 28th Meeting, 40th Regular Session Human Rights Council

11 Mar 2019 - Enhanced interactive dialogue on the situation of human rights in Eritrea

Item 4: Human rights situations that require the Council’s attention 40th Regular Session of the Human Rights Council.  Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




14/03/2019 14:52 PM

መግለጺ ንቕሎ ኣዴታት

ንምድሓን ህዝብን ሃገርን

نداء

مبادرة الامهات لسلامة الشعب والوطن

ንቕሎ ኣዴታት ንምድሓን ህዝብን ሃገርን ብዝብል ኣርእስቲ፡ ዕለት 08.-10.03.2019 ኣብ ከተማ ፍራንክፉርት/ ሃገረ ጀርመን (Johan Wolfgang Goethe Universität) ብልዙብን ዕዉትን ኣገባብ ሰሚናር ተኻዪዱ። ሰሚናር ብቛንቛታት ዓረብን ትግርኛን ተኻይዱ።

ብመጀመርያ ዓርቢ ዕለት 8. መጋቢት ነታ ዓለም ለኻዊትን ታሪኻዊትን መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ከም ልምድን ክብርን ባህልና ብመራሕቲ ሃይማኖት እስልምናን ክርስትናን፡ ብገዳይም ተቓለስቲ ኣዴታትን ብጸሎትን ተኸፊቱ። ኣስዒበን ወከልቲ ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ዞባ ኣውሮጳን ኣዳላውቲ ሽማግለን ነታ ክቡር መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ዘንጸባርቕ ቃል ሂበን። Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-



10/03/2019 23:25 PM

ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)

ናይ Sunday 10 Mar 2019 መደብ Show

ጉዳይ ኣብ ዩክሬይን ኣብ ሽግር ወዲቖም ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት

Discussion with Eritrean Refugees

in Ukraine

ድምጺ ኤርትራ፡ ሰንበት ዕለት 10 March 2019 ምስ ካብ ሩስያ ተሶጒጎም ኣብ ዩክረይን ኣብ ጸበባ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዕላል ክህልወና ኢዩ። ጸገማቶም ንምስማዕን ንምሕጋዞምን፡ ኣብቲ እነካይዶ መደብ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። Voice of Eritrea will have discussion with Eritrean refugees in Ukraine who are seeking support of all human rights organisations. Please join and participate on our show, on Sunday 10 March 2019.




10/03/2019 14:05 PM

ትርጉምን እንታይነትን መንግስትን ባንዴራን!

መበል 35 ክፋል

ብመሲናስ

ታሪኽ ሽፍትነት ኣብ ኤርትራ፥

ሽፍትነት ኣብ ኤርትራ ነዊሕ’ዩ ታሪኹ። ኣብ ሰበ-ስልጣናት ጥራይ እንተረኣና’ኳ ብዘይካ ደግያት ሃይሉ ተወልደምድህን ካብ ጸዓዘጋ (ኣውራጃ ሓማሴን) ካልእ ብዓደቦኡ (ህዝቢ ጸዓዘጋ) ተመሪጹን ብመላእ ህዝቢ ኤርትራ ተቐባልነት ረኺቡን ንህዝቢ ኤርትራ ዘመሓደረ ብዓል ስልጣን ኣይነበረን። እዞም ኩሎም ሰበ-ስልጣናት ኤርትራ፡ ገለ ብሽፍትነት ገለ ድማ ብውርሻ ካብ ወላዲ ዝረኸቡዎ ስልጣን ተጠቒሞም እምበር ህዝቢ ኣሚኑሎምን ፈትዩዎምን ኣብ ስልጣን ዝደየቡ ኣይነበሩን። (ብዛዕባ’ዚ ኣብ ዝቕጽል ግዜ ኣብ ታሪኽ ደግያት ሃይሉ ብሰፊሑ ከነቅርበልኩም ኢና።) ...Read more



10/03/2019 14:05 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Sunday 10 Mar 2019 መደብ

ዘይሃገራዊነት ህግደፍ

ዘተ: ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን

ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተዩ ዝቐርቡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኢዮም።  ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited panellist discussing the topic above are: Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu. You are all cordially invited to participate.



09/03/2019 21:48 PM updated

INTERNATIONAL WOMEN’S DAY

CELEBRATION IN LONDON

Sat, 9 March 2019 (16:00 – 23:30 GMT)

ኣበዓዕላ ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ፡ ብኤርትራውያን ተቐማጦ ዓባይ ብሪጣንያ። ኣብዚ እዚ ብእኽለ-ማይ ከምኡ'ውን ሓርበኛታትን ፍሉጣት ደቀንስዮ ኤርትራውያንን፡ ከምኡውን ወናማት ገዳይም ስነጥበባዊያን ኣብራር ዑስማን፡ ሃኒ ምሕረትኣብን ካልኦት ሙዚቀኛታትን ዝተሳተፉዎ ኣዘናጋዒን መሃሪን ኣጋጣሚ ኢዩ ነይሩ። Celebration of International Women’s Day in London, at the Amba Hotel with a three course dinner, accompanied by musical entertainment by renowned Eritrean artists and presentations from inspirational women changemakers. Read more ቀጥታዊ ፈነወ ኣብዚ ጠውቑ። Live show here




08/03/2019 21:36 PM

ክፉት መልእኽቲ

ንላዕለዎት ሰበስልጣን ደቀንስትዮ ኤርትራ

ብኣጋጣሚ መዓልቲ ደቀንስትዮ፡

መጋቢት 8, 2019

An Open Message to Eritrean Women Ministers and senior officials

On the Occasion of Womens Day,

March 8, 2019




08/03/2019 03:45 AM

Creating a National Harmony: An Urgent Call for Safeguarding the Sovereignty and National Identity of Eritrea

“ ሕበሩ ተሳ ማምዑ ሰብ ናኣሽቱ ሃዳሙ ፡ እንተዘይኮነ ሓቢርኩም ኢኹም ክትዝኽትሙ ”

Dr. Gebre Gebremariam

The Context: Eritrean is a shared identity that has been shaped by a common long history of social, economic, and political struggle of the people, who today constitute the Sate of Eritrea. This shared identity has been particularly forged and solidified during the war of liberation where Eritreans of all ethnicities, nationalities, and social groups coalesced into one entity in search of freedom, liberty and national sovereignty. Read more



07/03/2019 23:10 PM

All I dream for Ciham Abdu

by Kiki Tzeggai

Dear Ciham,

The old dictum said, “Prison is for men”. This only explains the association of virility and land. Prison in our beloved country is for children too. It becomes an issue of honor betrayed. Of moral and social order lost.

Ciham Abdu, you were a child when you were arrested by the regime in Eritrea. At your age then, others go to the movies, transition from the feelings of young girls meet young boys. Of fathers taking a walk with daughters and mothers teaching the family’s secret kitchen recipes. Read more



07/03/2019 04:28 AM

ኤርትራዊት ኣደ ኩሉ’ያ

8 መጋቢት 2019

ብ'ሃብተማርያም ሚላኖ

ኣህጉራዊት መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ (8 መጋቢት)፡ ኣብ መላእ ሕብረተ ሰብ ዓለም ሰብኣዊ ክብርን ፍትሒን ንምርግጋጽ ኣብ ዘካየድ ቃልሲ፡ ተመኩሮኤን ገምጊመን ንሕድሪ ሰማእታት፡ ኣሓተን ኣሕዋተን ንምርግጋጽ መብጽዓ ዘሐድሳላ፡ ቃልሰን ዝግምግማላ መዓልቲ`ያ። ህግደፍ ንስለ ምብዓልን ተባሂሉ ጓይላን ዳንከራን ብምግበር ዘይኮነነ ንፍትሒን ማዕርነትን ንምርግጋጽ ዕላሜን ዘነጽራላ ኢያ። ስለ ዝኾነ ድማ ሎሚ ዓመት'ውን 8 መጋቢት .2019 ዕውቲ ኮይና ክትብዕል፡ ኤርትራውያን ደቂ-ኣንስትዮ ብሓደ ሰሚረን ይአክል ስደትን ሞትን፡ ፍትሒን ስርዓተ~ ሕጊ ኽሰፍን፡ ዶብና ኽሕንጸጽ፡ ቅዋም ክትግበር ናይ ሕልና ኡሱራት ክፍትሑ፥ ብሓባር ብድሆ ኽብላ፡ ንጾታዊ ማዕርነትን መሰልን ከዉሕሳ ኣለና ዝብላላ ሰናይ ምዓልቲያ። Read more



06/03/2019 15:57 PM

እዋን "ይኣክል" እንቋዕ ኣብጸሓና

እቲ "ይኣክል" ክበሃል ዘለዎ ግን እንታይ ኢዩ?

"ሓንቲያ ዘዲኦም’ስ፡ እቲ ሓደ ቆሎ ይብል፡ እቲ ሓደ ጥጡቖ ይብል"

ግን ኣይንግበሮ

ብ'ደስበለ መሓሪ

ኣብዚ እዋን'ዚ፣ እዛ "ይኣክል" ትብል ቃል ብደገፍቲ መንግስቲ ኢሳያስ ይኹን ብተቓወምቲ መንግስቲ ኢስያስ እዋናዊት ጭርሖ ኮይና ብተደጋጋሚ ክትቃላሕ ትስማዕ ኣላ። እዛ ቃል እዚኣ ብክልቲኡ ወገን ዝውትርቲ ምዃና፣ ሃገርናን ህዝብናን ኣብ ከቢድ መዋጥርን ፈታኒ ኩነታትን ኣትዮም ምህላዎም ዘመልክት ኢዩ። ስለዚ ኩሉ በብወገኑ ኣብ ልብና ንመለስ፣ ሃገርናን ህዝብናን ነድሕን ይብል ከምዘሎ ገሚትካን ተተስፍኻን ነዚ "ይኣክል" ጭርሖ፣ ከም ጽቡቅ ኣንፈት ናይ ዘተ ክወስዶ ዝኽእል ኮይኑ ይስማዕ። ኰነታት ሃገርናን ህዝብናን ብቐሊሉ ክትርድኦም ዘጸግሙ፣ ሰላም ዝመስሉ ኣንፈት ኩናታት፣ ምዕባሌ ዝመስሉ ሽርሕታት፣ፈተወቲ ዝመስሉ ጸላእቲ፣ሓለይቲ ዝመስሉ ተመጻደቕቲ ተሓዋዊሶም የዘምብዉ ኣለዉ፡ እዚ እዋንዚ ብሓቂ ፈታኒ እዋን ኢዩ። Read more



05/03/2019 23:05 PM

“ዝወደይ ዓደ’ቦኻ ኣድሕን”

ጻውዒት ናብ ሓለውቲ ኢሳያስ ኣፈወርቂ

ታደሰ ኪዳነ፡ በርሚንግሃም

ኣቦይ ባሻይ ዘርኣይ ወለንኪኤል፡ ኣብ ሰገነይቲ ብንግድን ሸቐጥን ዝናበሩ፡ ድግሳ ዝዓዶም ሳልሳይ ወለድኦም ዝረኣዩ ናይ ዕድመ በዓል ጸጋ ኢዮም። ቁሩብ ዓመታት ድሕሪ ምሕራር መላእ ኤርትራ ኢዩ። ናይ ናጽነት ሆይ- ሆይታ ኣጸቢቑ ዝሃሰሰ ኣይመስለንን። ብዙሓት ተስፋና ገና ኣይተጸንቀቐን። ኣቦይ ባሻይ ግን ኣንፈት ጉዕዞ መንግስቲ ኤርትራ ገና ካብ መጀመርትኡ ኣይተበርሆምን። እቲ ፍሉይ ዝገብሮ ግን ገና ብንጉሁኡ፡ እቲ ጸገም ብልክዕ ኣበይ  ከም ዘሎ ብንጹር ምፍላጦም ኢዩ። Read more

See Also ካልኦት ጽሑፋት፡-



05/03/2019 14:30 PM

ዓምዲ ሓፈሻዊ ምኽሪ:-

ንመሃር ንፍለጥ ንዕበ

LET’S LEARN AND GROW TOGETHER

George Drar

ዕላማይ ንኩሉ ሓበሻና መሰረታዊ ፍልጠት ናይ ፋይናንስ (Saving & Investing) ንምምሃር እዩ:: ከሙ ድማ ነዚ አብዚ ግዘና ዘሎ ምዕባለ (Financial Innovation (Finntech)) አብ ረብሓና ነውዕለሉ ባይታ ንምፍጣር እዩ::

My objective is to educate my fellow habesha community 1) the basics of saving & investing using financial innovation (Finntech)  2) to simplify the complexity that lies in the investing world for normal people 3) finally, to help them get started with investing.

"The journey of a thousand miles begins with one step." - Lao Tzu. Read more: ንተወሳኺ ፍልጠት፡-



05/03/2019 03:30 AM

Let us join hands and

RECLAIM OUR DIGNITY

Dr. Fitwi Wolday, Norway

I remember 1991 as if it was yesterday. I was almost 16 then. The six years that followed were the only glimmer of peace and hope for a whole three generations of us Eritreans. And so, every now and then, my thoughts fly back nostalgically to those first 6 years of independence. Back then, when hope was alive, we had no doubt in our minds that we could heal a war-scarred country and chart a new and perpetually hopeful future. Read more



04/03/2019 02:53 AM

Eritrea under Ethiopian Suzerainty1: REGRESSION AND THE REVERSAL OF ERITREAN SOVEREIGNTY IN ACTION

Dr. Gebre Gebremariam

A cursory revisit to the politico-economy history of the Horn of Africa where Eritrea is found informs us that this strategic region of Africa has served as a theatre of war for a very long period of time and it still features armed conflicts and political and social instability. It is important to note that instability has been occasioned not only by internal conflicts and by those that flow across borders but also by the clashes of national interests of big and small, near and far international power players. Read more



03/03/2019 23:55 PM

ደቀንስትዮ ዞባ ኤውሮጳ፡ ብምኽንያት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ (መጋቢት 8ተ)

Independent Eritrean women For Peace & Democracy - Europe Zone - On the occasion of Womens day (March 8)

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 03 Mar 2019

10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ሰንበት Sunday 03 March 2019፡ ብምኽንያት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ (መጋቢት 8ተ) ዕዱማት ኣጋይሽና ወ/ሮ ኽድጃ መሓመድ ጣሃ ከምኡውን ወ/ሮ ጽገ ግርማይ ካብ ደቀንስትዮ ኣባላት ናጻ ማሕበር ደቂ አንስትዮ ንሰላምን ደሞክራሲን - ዞባ ኤውሮጳ ክኾና ኢየን። ነቲ መዓልቲ ዘንጸባርቕ "ደቀንስትዮ ዞባ ኤውሮጳ፡ ብምኽንያት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ (መጋቢት 8ተ)" ብዝብል ዘተ ክቐርባልና ስለዝኾና፡ ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday 03 March 2019፡, our invited guest are Ms Khadija Mohamed Taha and Ms Tsige Ghirmay, from Independent Eritrean women For Peace & Democracy - Europe Zone. They will discuss with us on the a topic "Eritrean women in Europe, on the occasion of Womens day (March 8)." You are all cordially invited to participate.

 1ይ ክፋል (03-Mar-2019)፡  2ይ ክፋል (03-Mar-2019)

 3ይ ክፋል (03-Mar-2019)



03/03/2019 17:36 PM

Eritrea’s Hard-won Sovereignty:

Under A Looming Threat?

[Liberty - EPDP Bi-monthly Magazine]

Deep suspicions and anxieties are growing among Eritreans, including former regime supporters at home and abroad. It is eight months now since a "peace accord" was signed between the one-man dictatorship in Eritrea and the new Ethiopian Prime Minister. Ethiopia started quite promising reforms while nothing happened in Eritrea. The six millions Eritreans remain totally uninformed ...Read more





02/03/2019 22:22 PM

ህሉው ኩነታት ደምበ ተቓውሞ

Current situation of the Opposition Camp

ዘተ ምስ ገዲም ሓርበኛ

ተኽለብርሃን ተስፋሚካኤል (ቅሱን)

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 02 Mar 2019

10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ቀዳም Saturday 02 March 2019፡ ዕዱም ጋሻና ገገዲም ተጋዳላይ ተኽለብርሃን ተስፋሚካኤል (ቅሱን) ኢዩ። ሓርበኛ ተኽለብርሃን፡ "ህሉው ኩነታት ደምበ ተቓውሞ" ብዝብል ኣርእስቲ ምሳና ክዝቲ ኢዩ። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On aturday 02 March 2019, our invited guest is eteran Teclebrhan Tesfamicael (qesun). He will discuss with us on the a topic "Current situation of the Opposition Camp" You are all cordially invited to participate.


 1ይ ክፋል (02-Mar-2019)፡  2ይ ክፋል (02-Mar-2019)



02/03/2019 15:47 PM

IF I WAS GUAL ANKERE

AND LIVING IN ERITREA

The most important part

I force myself to remember

by Kiki Tzeggai

Like her, I am Eritrean woman. Like her, I saw my husband taken away from home to the unknown jail. That is all we have in common. The differences are enormous:

- I was born to a foreign mother who provided me with a foreign passport to escape the Ethiopian occupation and the assassination of my husband by the latter. She does not have this option.

- I could stand on my own, no matter how small my income that gave me rent, food and utilities fees covered. She does not have an income that could provide her so. Read more



01/03/2019 23:01 PM

ሓድነትና ኣብ ሚዛን

ዘተ ምስ ተቓላሳይ ሓው ኣረጋይ ሓጎስ

OUR UNITY ON A SCALE

With Activist Aregay Hagos.

ኣብ ፓልቶክ ሩም፡ ድላለት ህሌና፡

At Paltalk Eritrean Dilalet Hallena 2018

Friday, 01 March 2019

11pm Asmara, 9pm Berlin, 8pm UK, 3pm NY



 1ይ ክፋል (01-Mar-2019)፡  

2ይ ክፋል (01-Mar-2019)




01/03/2019 18:30 PM

THE CHALLENGES OF

SUSTAINING THE CONTINUITY OF OUR GENERATIONS

By Dr. Tesfa G. Gebremedhin

West Virginia University.

It is a normal and natural process to get married, form a family and have children. The children grow up, get married, form a family and have children of their own. The first generation continues to grow from one generation to another over time. As the result, the name and continuity of the family remains secured and protected from generation to generation. The presence and survival of a family consisting of the parents and its children is essential in maintaining and sustaining the continuity and survival of generations to come. Read more




01/03/2019 02:38 AM

ዓምዲ ታሪኽ፡- ሓጺር ታሪኽ ሂወት

ኣዝማች በርሀ ገብረኪዳን

(ትውልዲ ዓዲ፡ ዳሞባ-ምጭ - ሰራየ)  

ካብ ቀዳሞት ጀጋኑ ንነጻነት ሃገሮም ደሞም ዘፍሰሱ።

ብ'እምነቱ ተስፋይ

ኣብቲ ኤርትራ፡ ንጣልያንዶ፣ ንእንግሊዝ መግዛእቲ? ንኢትዮጵያ'ዶ ንሱዳን ትመቐል? ኣብ ዝተባህለሉ ወቕቲ፡ ብ18 ለካቲት 1947 ዓ.ም "ኤርትራ ንኤርትራውያን" ካብ ዝመስረቱ ሓደ ኣዝማች በርሀ ኢዮም፡፡ ብፕረሲደንተ ማሕበር ኣንድነት ደጊያት በየነ በራኺ ንዝተጻሕፈሎም ምሕጽንታ ብምንጻግ ድማ ብ 26-6-1949 ዓ.ም ውድብ ሰልፊ ናጽነት ኤርትራ ካብ ዘቖሙ ተባዓት ደቂ ሃገር ሐደ ኣዝማች በርሀ እዮም ነይሮም። ጅግና ኣዝማች በርሀ ብውግዘት አቡነ ማርቆስ ከይተዳናገሩ ብፈኸራ መራሕቲ ኣንድነትን ሸፋትኦምን ከይተሸበሩ፤ ብናይ እንግሊዝን ኢትዮጵያን ሽርሕታት ከይተዳህሉ ኣባ መርዚ እምቢ ንሃገር ኣይሕበልን ኢሎም ብ10 መጋቢት 1950 ዓ.ም ውዲታቶም ብቓልን ብጽሑፍን ብምቅላዕ፡ መትከል ሃገራዊ ናጽነት ውድቦም፡ ብትሪ ዘነጸሩ ሐርበኛ ኢዮም፡፡ ስለዝኾነ ድማ ብ 16 ጉንበት 1950 ዓ.ም ወጋሕታ፡ ባንደራ ኢትዮጵያ ኣምሪሖም ብአስረሰሄይ እምባየ ዕባይ ዓረዛ (ትግራዋይ) ተመሪሖም ኣብ መንበሪ ቤቶም ሐደጋ ስለዝወደቑዎም ኣብ 58 ዕድሜኦም፡ ምስ ብላታ ገብረኣብ ተወልደብርሃንን ብርሃነ ገብሩን፡ ሳልሳይ ርእሶም ጽዋእ መስዋእቲ ተቐበሉ። Read more








Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print