Home  About us   Contact us

Copyright © www.snitna.com

Design: Yohannes Berhe

October 2018 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና



29/10/2018 18:18 PM

ERISAT First Live Satelite TV Broacast

ኤሪ-ሳት ፈላሚ ናይ ሳተላይት ፈነወ

29 October 2018

ኤሪ-ሳት፡ ሎሚ ሰኑይ ዕለት 29 ጥቅምቲ 2018፡ ብሰለስተ ኤርትራዊ ቋንቋታት፡ ማለት፡- ትግርኛ፡ ዓረብን ዓፋርን ኢያ ጀሚራ ዘላ። መርሓባ ኤሪ-ሳት! ERISAT has started its first broadcast today, 29 October 2018 in three Eritrean languages: Tigrinya, Arabic and Afar. Welcome ERISAT!

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡




29/10/2018 17:20 PM

መልእኽቲ

ብ’ኣባ ተኽለሚካኤል ተወልደ

ሰገነይቲ ወርሒ 10 2018

ኣብዚ መልእኽቲ'ዚ፡ ኣቦን ኣባ ተኽለሚካኤል ተወልደ፡ ንህሉው ኩነታኣት ሃገርናን ህዝብናን ኣመልኪቶም፡ ንመላእ ህዝቢን መንግስቲን ኤርትራ ዝምልከት ኣገዳሲ እዋናዊ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎሙልና ኣለዉ። ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ብ3 ኣቦታት ካቶሊካዊት ቤት-ክርስትያን " ሓውኻ ኣበይ ኣሎ?" ብዝብል ኣርእስቲ ዝተዘርግሐ ተማሳሳሊ ተበግሶ ምንባሩ እናዘከርና፡ እዚ ተባዕን ሓላፍነታውን ማዕዳ ኩልና ብጽሞና እናሰማዕና ከነሞግሶ'ውን ይግባእ። Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡




29/10/2018 13:39 PM

ኣተኩሮ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ሃገርና

Current Eritrea Situation

ብዶ/ር በርሀ ሃብተገርግሽ

by Dr. Berhe Habteghiorgis

ምሁራት ሓንቲ ሃገር፡ ንህዝቦም እቲ ሓቀኛ ትንታነ ናይ ኩነታት ሃገሮም ከምዝፈልጡን፡ ብዛዕባ ንሃገር ዘርብሕ ስጉምቲ ኣየናይ ምዃኑን፡ ወዘተ፡ ኣጽኒዖም ናይ ምሕባር ሓላፍነት ኣለዎም። ብዘይካ'ዚ፡ ምሁራት፡ ነቲ ዝተማህሩሉ ሞያ ብቕንዕና ናይ ምጥቃምን ናይ ምግልጋልን ሞራላዊን ሞያዊን ግዴታ ኣለዎም። ሃገርና ኤርትራ፡ ሕማቕ ኣጋጣሚ ኮይኑ፡ ምሁራትና እውን ብሰንኪ ፖለቲካዊ መርገጺኦም ኣንጻር እቲ ክኸውን ዝግብኦ ሞያዊን ሞራላዊን ግዴታ ክሰርሑ ኢና ክንዕዘብ ጸኒሕና። ዶ/ር በርሀ ሃብተገርግሽ፡ በዚ ኣብ ፓልቶክ ሩም ህግደፍ ዘቕረቦ መግለጺን ሓቀኛ ትንታኔን፡ ዓቢ ሞገስ ዝግብኦ ኢዩ።  Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-

ዳግማይ ሰሚናር ዶ/ር በርሀ ሃብተገርግሽ ኣብ ፓልቶክ ሩም ህግደፍ (04-Nov-2018




29/10/2018 13:39 PM


ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ

OPEN LETTER TO ALL PFDJ MEMBERS

(24 March 2001)

እዚ "ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ" ዘርእስቱ ጽሑፍ፡ በቶም ንቅዋማዊ ምሕደራ ዝጠለቡ፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ኣባላት ባይቶን፡ (ብጉጅለ-15 (G-15)ዝፍለጡ)፡ ኣብ 2001 ዘውጽኡዎ ቅሉዕ ጠለባትን መልእኽትታትን ዝሓዘ ታሪኻዊ ሰነድ ኢዩ። እዚ ቅኑዕ ህዝባዊን እዋኑ ዝጠልቦ ዝነበረን ጠለቦም፡ ከም ገበን ተቖጺሩ ኸኣ፡ ካብ 18 መስከረም 2001 ኣትሒዞም፡ ኣብ ማሕዩር ክበልዩን ሃለዋቶም ተሸሪቡን ይርከብ። ብዙሓት ካብኣቶም ህይወቶም ከምዝሓለፈ ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት እኳ እንተፍለጡ፡ ብወገን መንግስቲ ኤርትራ ግን ዝኾነ ወግዓዊ መልሲ ኣይተዋህበን።

   "An Open Letter to All PFDJ Members" is a historic document released by Senior Government Ministers and Members of Eritrean Parliament. 24 March 2001. These signatories have been under incommunicado prison since 2001. Many are feared to have died, despite this has not been confirmed by the Government of Eritrea. Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-



28/10/2018 22:32 PM

ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)

ናይ Sunday 28 Oct 2018 መደብ Show

ምስ ገዲም ሓርበኛ ከማል ኢብራሂም

With Veteran Kamal Ibrahim

PART-5 ይቕጽል

ናይ ሰንበት 28-Oct-2018 ጋሻና፡ ገዲም ሓርበኛ ከማል ኢብራሂም፡ ካብ ሳን ሆሰ ኣመሪካ ኢዩ ክኸውን። ከማል፡ ተመኩሮኡ ኣብ ተሓኤ ከምኡውን ኣብ ህሉው ኩነታት ዘለዎ ገምጋምን ርእይቶን ንተኻታተልቲ ከካፍል ኢዩ። ከማል ዓሚቕ ተመኩሮን ትዕዝብቲን ዘለዎ ሓርበኛ ኢዩ። ክትሳተፉ ብክብሪ ትዕደሙ። On Sunday, 28-Oct-2018, from 2-5 PM Halifax Time, an ELF veteran, Mr kamal Ibrahim, from San Jose USA, is speaking with voice of Eritrea. He will share his experiences of the liberation struggle as well share his views on current Eritrean situation. All are cordially invited to join.

1ይ ክፋል-A (09-Sep-2018)፡  1ይ ክፋል-B (09-Sep-2018)

2ይ ክፋል-A (16-Sep-2018)፡  2ይ ክፋል-B (16-Sep-2018)

3ይ ክፋል-A (23-Sep-2018)፡  3ይ ክፋል-B (23-Sep-2018)

4ይ ክፋል-A (21-Oct-2018)፡  4ይ ክፋል-B (21-Oct-2018)

5ይ ክፋል-A (28-Oct-2018)፡  5ይ ክፋል-B (28-Oct-2018)




28/10/2018 22:32 PM

ሕጅኸ ናበይ?

Where do we go now?

Seminar by Veteran Ahmed Al-Kaissi

ሰሚናር ብ’ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ኣል ቀይሲ

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

 ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 28 Oct 2018

ክቡራት ተኻታተልቲ፡ ሎሚ ዕለት Sunday, 28 October 2018 ዕዱም ጋሻና፡- ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ኣል ቀይሲ ኮይኑ፡ ሒዙዎ ዝመጽእ ኣርእስቲ "ሕጅኸ ናበይ?" ዝብል ኢዩ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Veteran Ahmed Al-Kaissi, is our guest on Sunday, 28 October 2018. His Seminar topic will be "Where do we go now?". All are cordially invited to participate.

 1ይ ክፋል (28-Oct-2018)፡  2ይ ክፋል (28-Oct-2018)

 3ይ ክፋል (28-Oct-2018)

ዝሓለፈ መደባት ሕድሪ ጀጋኑና ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ

See more: SNITNA NETWORK




27/10/2018 14:39 PM

ቓልስና ኣብዚ ፈታኒ መድረኽ

Our Struggle at this Challenging Stage

ብሓርበኛ መንእሰይ ቢንያም ደበሳይ

by Veteran Biniam Debessay

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

 ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 27 Oct 2018

ቢንያም ደበሳይ፡ ቅድሚ ናብ ስደት ምምርሑ፡ ንኣንበብቲ ዝበቕዐት መጽሓፍ ‘ህያው ቀስቲ’፡ ዘበርከተን ኣብዚ እዋንዚ ድማ እጃሙ ኣብ ቃልሲ ዘበርክት ዘሎ መንእሰይ ኢዩ። ኣብዚ ናይ ቀዳም 27 October 2018 ዝህበና ሰሚናር፡- (1) ህልው ኩነታት ሃገርናን መስሪሕ ሰላም ኢትዮ-አሪትራን  (2) ሓድሽ ኣገባብ ቓልሲ ኣብዚ ሓድሽ መድረኽ (3) አዋናዊ ጻውዒት ንመላአ ህዝቢ ኤርትሪያ ኣብ ውሽትን ኣብ ደገን  ዝብል ክኸውን ኢዩ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ።

 1ይ ክፋል (27-Oct-2018)፡  2ይ ክፋል (27-Oct-2018)

 3ይ ክፋል (27-Oct-2018)

ዝሓለፈ መደባት ሕድሪ ጀጋኑና ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ

See more: SNITNA NETWORK



26/10/2018 13:27 PM

A Call for Eritrean Renaissance through Peace,

Justice and Reconciliation

Prepared by concerned citizens of Eritrea

August 2018

Summary Independent concerned Eritreans from inside and outside the country are calling for peace and reconciliation within our community.  For too long, we have been deeply divided along regional, religious, political and other disruptive lines.  The time is now for us to achieve the dream of a peaceful and prosperous Eritrea.

   To achieve this dream, we need to band together to ensure we safeguard the following rights that have been disregarded by the current establishment. Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




25/10/2018 00:15 AM

Lecture & Tour | Ficre:

Multi-talented Visionary

with Issayas Tesfamariam

Sep 19 to December 19, 2018

[Moadsf.org]

MOAD (Museum of the African Diaspora) ፈላሚ ሙዚየምን ቀዳማይ ናይ ዌስት ኮስት ምርኢትን፡ ናይ ቅበኣ ስእልታት ናይቲ ውሩይ ኤርትራዊ-ኣመሪካዊ ስነጥበባዊ፡ ፍቕረ ገብረየሱስ (1962-2012) የቕርብ። እቲ ምርኢት፡ ካብ 19 መስከረም ክሳብ 19 ታሕሳስ 2018 ክፉት ኢዩ።

Ficre was a poet, an artist, a chef, an entrepreneur, and many other things. Ficre was a progressive who fought for social justice, liberation, education and peace. Issayas will discuss the implementation of Ficre’s extraordinary visions. Issayas Tesfamariam will lead a one-hour tour of Ficre Ghebreyesus: A City with a River Running Through in Tigrinya and Amharic preceding the lecture at 1pm. Read more

See also ብተወሳኺ:-




23/10/2018 02:11 AM

ምዃን ኤርትራ ብኸመይ

6ይ ክፋል

ብ'ይኣክል 2018

6ይ ክፋል: ምህላው ኤርትራ ብኸመይ?

ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ኢትዮጵያን ጐረባብቲ ጥራይ ዘይኮናስ መምስ መዳውብትና ብደም ዝምድና ዘሎና ኣህዛብ ከም ምኳንና መጠን ብሰላምን ፍቕሪን ብጽቡቕ ጉርብትና እንነብረሉ ምኽንያት ብብዝሒ ስለ ዝዓዝዝ፡ ዝተጀመረ ናይ ሰላምን ዕርቂን ኣብ እዋኑ ብምዃኑ፡ ስክፍታ ብዝሓዘለ ሓጐስ ይስሞዓኒ።

ስክፍታይ ከኣ፡ ናይ ጥንቲ ኣህዛብ ብምኻንና ንነዊሕ እዋን ብዝሓለፈ ምፍሕፋሕ ዘኸተሎም ዘይምስምማዕን ዘይምትእምማንን ብቐጻሊ ዝነበረ ጽልኢ ብፍቕሪ ንኽዛዘም፡ ብኣገባብ፡ ጠለብ ናይ ኩሉ ኣህዛብ ዝምልስ ዘተን ኣሳታፊ ባይታን ብኽልቲኡ ወገን በብህዝቦም ዝተወከሉ ልኡኻትን መራሕትን፡ ብግሉጽነት ዘካይድዎ ናይ ካብ ውግእ ንሰላምን ዕቱብ መርገጺ፡ ብኺነኡ ዝመጹ ዛዕባታትን ተዘትዮም ኣብ ስምምዕ ምስ ተበጽሐ ዳኣ ናይ ሓቢርካ ምስራሕን ው.ዘ.ተ. ብብተራኡ ይስጐም እምበር፣ ብፖለቲካ ከም ዝጥዕመካ እናተገላበጥካ፡  Read more

 1ይ ክፋል (20-Sep-2018)2ይ ክፋል (20-Sep-2018)

 3ይ ክሳብ 5ይ ክፋል (27-Sep-2018)

 6ይ ክፋል (23-Oct-2018)



23/10/2018 02:11 AM

History won’t judge

Prime Minister Abiy Ahmed and the Ethiopian people kindly.

By Petros Tesfagiorgis

When the government of Ethiopia and Eritrea signed peace the people of Eritrea were over the moon. Many Eritreans took PM Abiy Ahmed (PMAA) as a peace messenger sent by God. Indeed for the people of Eritrea peace is priceless. They hoped that Isaias will end the indefinite national service and other forms of human rights violations so that they can build their shattered life of poverty and degradation.

To understand the fundamentals of peace in the Eritrean context do matter a lot. It means not only…  Read more



21/10/2018 23:55 PM

መግለጺ ካብ ኣባላት

Eritrean Nationality Movement

ኤርትራዊ ዜግነታዊ ምንቅስቓስ

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

    ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 21 Oct 2018

ሓገዝኩም ብ’ፐይፓል ከተወፍዩሎም ምስ እትደልዩ፡  ኣብዚ ጠውቑ

ናብ ፌስቡክ ናይዚ ምንቅስቓስ  ንምብጻሕ ወይ ንምርካቦምን ንምውካሶምን ምስ እትደልዩ፡ ኣብዚ ጠውቑ


1ይ ክፋል (21-Oct-2018)

2ይ ክፋል (21-Oct-2018)

3ይ ክፋል (21-Oct-2018)



21/10/2018 22:28 PM

ህሉው ፖለቲካዊ ኩነታት ሃገርናንን

አማመ መፍትሒኡን

ندوة عامة لجميع الإريتريين المقيمين في المملكة المتحدة من قبل السيد

Current Political Situation and Proposed solution

ሕዝባዊ ሰሚናር ንኹሉ ኤርትራዊ ነባሪ ዓባይ ብሪጣንያ

ብኣቶ ሰንጋል ውልደትንሳኤ  Sunday 21 Oct 2018

Public Seminar for All Eritreans residing in the UK by Mr. Sengal Weldetnsae

Address:  Initiatives of Change, 24 Green coat Place, London SW1P 1RD Date: 21 Oct 2018  Time: 3:00 PM to 7:00 PM.   ናይ ቪድዮ ጸብጻብ፡-  1ይ ክፋል፡  2ይ ክፋል



21/10/2018 15:13 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Sunday 21 Oct 2018 መደብ

ኤርትራዊ ሃገራዊነት፡ ኤርትራዊ መንነትን

ኤርትራዊ ዜግነትን

Eritrean Nationalism, Eritrean Identity, & Eritrean Nationality  መዛዘሚ

ናይ ሰንበት 21-Oct-2018 ግድን ክስማዕ ዘለዎ መዛዘሚ ናይ ዝሓለፉ ሰለስተ መደባት "ኤርትራዊ ሃገራዊነት፡ ኤርትራዊ መንነትን ኤርትራዊ ዜግነትን"። ኣብዚ ኣገዳሲ ዘተ’ዚ፡ ዝተሳተፉ ዕዱማት ኣጋይሽ፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኢዮም። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Sunday 21-Oct-2018, A must Listen to conclusion of last presentations of Eritrean Nationalism, Identity and Citizenship. The panellists are Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu. All are cordially invited to join.



20/10/2018 17:42 PM

Crafting a Family Dynasty:

The Dialectics of “Father-Son”

Political Transition in Eritrea

(Part-2)

by Gebre Gebremariam (Dr.)

Over the last quarter of a century, Issaias has consolidated immense personal power through neo-patrimonial policies that encourage corruption, rent-seeking, nepotism and clientilism at the expense of nation-building and constitutional governance. He created a predatory regime that exists to extract resources from the Eritrean people in order to continue its own survival. The regime has the power of aggressing with impunity and its hunting field is not limited only on its subjects inside the Eritrean territorial boundaries. It also asserts its predatory and coercive activities on its subjects within the Eritrean Diaspora communities.  ...Read more    Part-1:  Part-2:



19/10/2018 22:07 PM

እቲ ንኣባልነት ሓንቲ ሃገር፡

ኣብ ኮሚቴ ሰብኣዊ መሰላት ዘድሊ ቅጥዕታት

      እንታይ ኢዩ?

  ብሓው ዓብዱራሕማን

  ኣልሰይድ ቡሃሽም

  By Mr. Abdurahman

  Sayed Bohashem

ሰሚናር Seminar

ኣብ ፓልቶክ ሩም፡ ድላለት ህሌና፡

At Paltalk Eritrean Dilalet Hallena

ዓርቢ Friday 19 October 2018



15/10/2018 11:30 AM

ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

ናብ ኢትዮጵያ ዳግማይ በጺሑ

ትማሊ ዕለት 14 October 2018፡ ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ናብ ኢትዮጵያ ንካልኣይ ጊዜ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ምብጻሕ፡ ብመሰረት ብኢትዮጵያ ዝተገብረሉ ናይ ስራሕ ዕድመ ምዃኑ ኤሪቲቪ ዘውጽኣቶ ዜና ይሕብር። ኣብ ካልእ ዜና፡ ቤት ምኽሪ ሽማግለ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንኤርትራ ከም ሓዳስ ኣባል ገይሩ ጸምቢሩዋ። ኤርትራ፡ ብግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ተኸሲሳ፡ ጉዳያ ኣብዚ ውድብ’ዚ ተታሒዙ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኢዩ። እዚ ሕጂ ንኤርትራ ናብ ሽማግለ ቤት ምኽሪ ናይዚ ውድብ’ዚ ምጽምባራ ድማ ብብዙሓት ኣካታዒ ገይሩዎ ኣሎ፡ ገለ ተንተንቲ ድማ፡ ንኤርትራ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ንከተማሓይሽ ክደፋፍኣ ይሕግዝ ኢዩ ይብሉ። Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-



14/10/2018 23:15 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Sunday 14 Oct 2018 መደብ

ፕሮጀክት ፍትሒ -

EPROJECT JUSTICE

ናይ ሰንበት 14-Oct-2018 መዛተዪ ኣርእስትና፡ “ፕሮጀክት ፍትሒ” ዝብል ኮይኑ፡ ዕዱም ጋሻና ድማ ኣቶ ጎይትኦም ኢማም ኢዩ። Sunday 14-Oct-2018, discussion Topic is “PROJECT JUSTICE” and our invited Guest is Mr Goitom Imam.



14/10/2018 23:15 PM

ቅዋም ሃገረ ኤርትራ

Eritrean Constitution 23 May 1997

ብ'ኢንጂኔር ተስፋይ ክብሮም

By Engineer Tesfai Kubrom

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 14 Oct 2018

ኢንጂኔር ተስፋይ ክብሮም፡ ንቅዋም ኤርትራ ናይ 23 May 1997 ኣመልኪቱ፡ ትምህርታዊን ኣበራባሪን ዝኾነ ሰሚናር ኣካይዱ። እዚ ብሕቶታትን መልስታትን ዝተሰነየ ትምህርታዊ ሰሚናር ኢዩ ነይሩ። ኢንጂኔር ተስፋይ፡ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ (ፌስቡክ facebook) እውን ነዚን ካልእን ብዝሰፍሐ ኣቕሪቡዎ ኣሎ። ብዘይካ’ዚ ንሱ፡ ኤርትራውያን ኣብ ስደት፡ ብሞያ ንክምዕብሉ ጻዕሪ ዘካይድ ዘሎ ኣብነታዊ ኤርትራዊ ምሁር ኢዩ።  

 1ይ ክፋል (14-Oct-2018)፡   2ይ ክፋል (14-Oct-2018)

 3ይ ክፋል (14-Oct-2018)

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-



13/10/2018 23:55 PM

ወዲ ጣባ መን እዩ?

ምሰ ስርዓት ህግደፍ እንታይ ርክብ ኣለዎ?

ብ'ያቆብ ቃላአብ (ወድ ሓውቲንኡ ንወዲ ጣባ)

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

 ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 13 Oct 2018

ወዲ ጣባ መሰል አለካ መጺእካ ግብረመልሲ ክትህብ

 1ይ ክፋል (13-Oct-2018)፡  2ይ ክፋል (13-Oct-2018)



13/10/2018 02:38 AM

A CALL FOR PEACEFUL PROTEST

IN FRONT OF ETHIOPIAN EMBASSIES

DATE: 23 NOVEMBER 2018.

ጥሪ፡ የተቃውሞ ሰልፍ

በኢትዮጵያ ኤምባሲዎች ፊት ለማድረግ

ቀን፡ 23 ህዳር 2018።

ጻውዒት ናይ ተቓውሞ ሰላማዊ ሰልፊ

ኣብ ኣፍ ደገ ኤንባሲታት ኢትዮጵያ ንምግባር

ዕለት: 23 ሕዳር 2018።

Read more



12/10/2018 13:46 PM

ቃለ መሕትት ምስ

ኤርትራዊ ዶክተር ዘርአማርያም ፍረ -

ተሰላሚ ናይ

'2018 Desmond Tutu Reconciliation Fellowship Award'

[SBS Radio - tigrinya]

ዶክተር ዘርአማርያም ፍረ መምህር ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ለንደንን ኣብ ውጥን ምዕባለ፡ ሕርሻ ደረቕ ከባቢታት፡ ፖሊሲታት ኣጠቓቕማ መሬት፡ ደቀባታዊ ስርዓተ ፍልጠት፡ ተራ ደቀንስትዮ ኣብ ምፍራይን ምምሕዳርን መግቢ፡ ውሕስነት መግቢን ብዙሕ ካልእን መጽናዕቲ ዝገብር፡ ተጣባቒ ኣከባቢ ናይ ብጉስነት ዝናበሩ ሰበኽ ሳግማዊ ሕብረተሰባት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ’ዩ። ዝሓለፈ ሓሙስ 4 ጥቅምቲ 2018 ኣብ’ዚ ኣብ ከተማ መልበን፡ ኣውስትራልያ፡ ናይ 2018 ናይ ክብሪ ኣባል ደስሞንድ ቱቱ ሪኮንሲሊየሽን ፈሎውሺፕ ኮይኑ ስልማት ተቐቢሉ። Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-



11/10/2018 19:57 PM

ትርጉምን እንታይነትን መንግስትን ባንዴራን!

መበል 32 ክፋል

ብመሲናስ

ኣስካሕካሒ ዘለማ ህዝቢ ትግረን ኣመጻጽእኡን፥

እቲ ብድርብ መግዛእቲ ማለት ብዘቤታውን ግዳማውን ዝሳቐ ዝነበረ መብዛሕትኡ ህዝቢ ትግረ፡ ኣብ 1920 ዓ.ም. ቤት ኣልመደ መንሳዕ፡ ናታብን ቤኒ ዓምርን ኣንጻር’ቲ ድርብ ዝኸፍሉዎ ዝነበሩ ግብሪ፡ ብፍላይ ድማ ኣንጻር ዘለምቱ (ጨቈንቱ) መሳፍንቲ ቤት ኣስገደ፡ ናዕቢ ምስ ኣልዓሉ፡ ኣብቲ እዋን’ቲ ኣመሓዳሪ ኤርትራ ዚነበረ፡ ጋስፓሪኒ ዝተባህለ ኢጣልያዊ፡ ገለ ለውጥታት ገይሩሎም ነበረ። እቲ ምምሕያሽ ግብሪ ድማ ‘ነፍሲ ወከፍ ኣልመዳዊ ትግረ፡ ወትሩ ካብ 24 ኣሓ፡ ሓንቲ ትሕለብ ላም፣ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዒድ ሓጅ ድማ ሓንቲ ጤል፣ ከምኡውን ኣብ ነፍሲ ወከፍ ጉዕዞ ሓንቲ ገመል ንቤት ኣስገደ ኪኸፍል’ ዝብል ነበረ። ...Read more



11/10/2018 16:43 PM

ሃንቀውታ ሰራዊት ኤርትራ ንደሞክራሲ

Eritrean Army፡ quest for Democracy

ኤርትራዊ ኩነትናን ፍታሑን - መድሕን ህዝብናን ሃገርናን ነብስኻን

ሰራዊት ህዝቢ ኤርትራ ኢኻ

The duty of the Eritrean armed forces to ensure rule of law and the establishment of a democratic government.

እዋናዊ መልእኽቲ ብገዲም ሓርበኛ ዮውሃንስ ሃብተስላሰ

By Veteran Yohannes Habteselassie

Also visit his YouTube channel ዩቱብ ቻነል ኣብዚ ጠውቑ



11/10/2018 02:42 AM

ህጹጽ ጻውዒት ተጋደልቲ ህዝባዊ ግምባር፡

ነበርቲ ዓባይ ብሪጣንያ፡

ንምእላይ ውልቀ-መላኺ ኢሰያስ - ካብ ስልጣን 10/10/2018

ህዝቢ ኤርትራ ነቲ ብሰላማዊ መንገዲ ሃገራዊ ልኡላውነቱ ንምርግጋጽ ዘካየዶ ቃልሲ ስለ ዘይተዓወተን ካልእ መንገዲ ስለ ዘይነበሮን ኢዩ ናብ ጎነጻዊ ቃልሲ ዝሰገረ። እቲ ኣብ 1961 ዓ.ም ዝጀመሮ ብረታዊ ቃልሲ’ውን ብዙሕ ሓጎጽጎጽ ኢዩ ሓሊፉ። እቲ ቃልሲ ናይ ብምሉኡ’ቲ ህዝብን፡ ድምር ዓወታት ኩሎም ተጋደልትን እኳ እንተነበረ፡ ኣብ 1991 ዓ.ም ነቲ ብረታዊ ቃልሲ መሪሑ መንግስታዊ ስርዓት ዝተኸለ ግን ህዝባዊ ግምባር ሓርነት ኤርትራ ኢዩ። ናይ ሎሚ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ከኣ ነቲ ድሕሪ ናጽነት ዝተተኽለ ሓድሽ መንግስቲ ክመርሕ ዝበቕዐ፡ መራሒ ናይቲ ሽዑ ብዓወት ዝኣተወ ህዝባዊ ግምባር፡ ስለ ዝነበረ ጥራይ ኢዩ። Read more




08/10/2018 22:59 PM

Betrayed Loyalty

The final death trap by Ethiopia

towards Eritrea

by Kiki Tzeggai

As per last frantic media reports, it seems that Ethiopia is advancing well towards annexing Eritrea and take hold of our Red Sea. The latter has been a bone wedged in Ethiopia throat for the last six (6) decades.

What the neighbor to our south continues to forget -in a convenient oblivion- is about the honor and the loyalty Eritreans have for each other and their country.

Thousands of Eritrean soldiers are still deployed and thousands of Ethiopian tourist are invading our sea, dancing in our beaches. Read more



07/10/2018 23:46 PM

Eritrea: Diplomacy Changes, but Political Prisoners Remain

"ኤርትራ፡ ለውጢ ኣብ ዲፕሎማሲ፡ ኣብ እሱራት ፖለቲካ ዝመጸ ለውጢ ግን የለን።"

[ HUMAN RIGHTS WATCH ]

(Nairobi) - The recent arrest of Eritrea’s former finance minister is a troubling sign that repressive tactics continue despite changes in Eritrea’s diplomatic engagements. Human Rights Watch released a video about Eritrean political prisoners including 21 senior government officials and journalists detained in 2001 after they criticized President Isaias Afewerki. Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-

 


07/10/2018 14:46 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Sunday 07 Oct 2018 መደብ

ኤርትራዊ ሃገራዊነት፡ ኤርትራዊ መንነትን

ኤርትራዊ ዜግነትን

Eritrean Nationalism, Eritrean Identity, & Eritrean Nationality  መዛዘሚ

ናይ ሰንበት 07-Oct-2018 ግድን ክስማዕ ዘለዎ መዛዘሚ ናይ ዝሓለፉ ሰለስተ መደባት "ኤርትራዊ ሃገራዊነት፡ ኤርትራዊ መንነትን ኤርትራዊ ዜግነትን"። ኣብዚ ኣገዳሲ ዘተ’ዚ፡ ዝተሳተፉ ዕዱማት ኣጋይሽ፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኢዮም። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Sunday 07-Oct-2018, A must Listen to conclusion of last presentations of Eritrean Nationalism, Identity and Citizenship. The panellists are Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu. All are cordially invited to join.



06/10/2018 22:35 PM

ህሉው ኩነታት ሃገርናን

ረብሓታቱ ኣብ ቃልስናን

Current Eritrea Situation & its benefits in our struggle

ብመንእሰይ ሚኪኤል ዓንዳይ ኪዳነ

by Mr Michael Anday Kidane

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና




 1ይ ክፋል (06-Oct-2018)2ይ ክፋል (06-Oct-2018)



05/10/2018 23:57 PM

እዋናዊ ጻውዒት

ንህዝቢን ኣባላት ምክልኻልን ኤርትራ!

Urgent call to the People of Eritrea and Members of Eritrean Defense Forces!




03/10/2018 19:10 PM

ጸብጻብ ሕዝባዊ ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ - ዓባይ ብሪጣንያ፡ ኣብ ከተማ ሎንዶን

ERITREAN UNITY FOR JUSTICE – UK

London Meeting Report (30-Sep-2018)   

ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ብዕለት 30 መስከረም 2018 ዓ.ም.ፈ. ሕዝባዊ ኣኼባ ኣካዪድና፥ ግዱሳት ኤርትራውያን ካብ ሎንዶንን ከባቢኣን ተሳቲፎሞ፣ ነዞም ዝስዕቡ ነጥብታት ዘቲናሎም፡-

1. ሕዝብናን ሃገርናን ዝርከቡዎ ዘለዉ ህልው ኩነታት ዳህሲስናን፣ ከመይ ጌርና ተሓባቢርና ዜድምዕ ስጉምትታት ክንወስድ ዝብል ዛዕባ ኣልዒልና ተዛቲና።   Read more



03/10/2018 19:10 PM

መልእኽቲ  ሽማግለ ሓይሊ ዕማም ጀነቫ፡

Message from

Geneva Task-force Committee

30/09/2018

ናብ መላእ ደለይቲ ፍትሕን ሕግን፡ ብሃገሮምን ህዝቦምን ዝግደሱ ኤርትራዉያን፡ ነበርቲ ኤዉሮጳ፣ ኤሜሪካ፣ ካናዳ፣ አፍሪቃ፣ ኤሽያ፣ ማእከላይ ምብራቕን ብሓበራ፣

ብርግጽ አብዚ እዋን እዚ ንኤርትራ ሃገርና ወሪድዋ ዘሎ ጸበባን ጭቆናን፣ ካብ 1891 ኤርትራ ተብሂላ ካብ ትጽዋዕ፡ ብገዛእቲ ባዕዳዉያን እዉን በጺሕጅዋ ዘይፈልጥ በደላት፣ ጸገማት፣ ጭቆናን፣ ግፍዕን፣ ስደትን፣ ሕብረተሰብአዊ  ምብትታንን ብዉድብ ህግደፍ በጺሕዋን ይበጽሓን አሎ።   Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-

 



03/10/2018 00:57 AM

5ይ ዓመት ዝኽሪ ግዳያት ባሕሪ ላምፐዱሳ

5TH Anniversary of Lampedusa Victims

03 October 2018

ብዮውሃንስ ጸጋይ

ሰላም ንኹልኹም ኤርትራውያን ተኻታተልቲ ጽሑፈይ! እዛ ዓመት'ዚኣ፡ መወዳእታ ናይ ኩሉ ሕሰምና ክትከውን ዘሎኒ ምንዮት ወሰን የብሉን።

ዕለት 03 ጥቅቅምቲ 2013፡ 365 ኤርትራውያን፡ ኣብ ባሕሪ ላምፐዱሳ ኢጣልያ ብኣዝዩ ኣስካሕካሒ ኩነታት ኣብ ባሕሪ ብምጥሓል ሃሊቖም። እዛ ዕለት'ዚኣ መላእ ዓለም ዝሓዘነላ ዕለት ኢያ ነይራ። መንግስቲ ኢጣልያ፡ ነታ ዕለት ባንዴራ ኣብ ፍርቂ ዘንጊ ብምንብልባል ሃገራዊ ናይ ሓዘን መዓልቲ ኣዊጁ። ከምኡ'ውን ሓድነት ኣፍሪቃ፡ ነታ ዕለት ብተማሳሳሊ ኣገባብ ሓዘኑ ገሊጹ፡ ነታ መዓልቲ እውን ዓመታዊ ክትዝከር ኣዊጁ። ኣብ መላእ ዓለም ዘሎ ኤርትራዊ ሓዘኑ ብእኩብ ገሊጹ፡ ነቲ ናብዚ ኩነታት ክበጽሑ ዝደፋፍአ ግጉይ ፖሊሲን ምልካዊ ምሕደራን ኤርትራ ድማ ብዕእውታ ኮኒኑ። Read more




02/10/2018 1:57 PM

NEW BRIDGE SATELLITE TV

Fundraising campaign

ጽውዒት ደገፍ፡ ንምምስራት ሳተላይት ቲቪ

ኣብዚ ጠውቑ (Read more)



02/10/2018 1:57 PM

ዕድመ ብምምሕዳር ማሕበር ኣካለ ጽጉማን ኤርትራን፥ ብፍቓድ ማሕበረ ሰብ ኮለንን ከባቢኣን

ንዕለት10.11.2018  ካብ ሰዓት 14.30 ዝጅምር

ናብ ክቡራንን  ክቡራትን ግዱሳት ኤርትራውያን፡ ነበርቲ ኣብ ከተማ ኮለንን ቦንን ከባቢኡን ከምኡውን ኖርድ ራይን ቨስትፋለንን  ሃገረ ጀርመን።

 ብምኽንያት ሓገዝ ነቶም ንልዕሊ 40 ዓመታት ብውግእ ዝሰንከሉ'ሞ  ኣብ መደበር ከሰላ ሃገር ሱዳን ዘለዉ ብናይ ቁስልን ቃንዛን፥ ብሕማም ሽኮርን፥ጸቕጢ ደምን፥ ካልእ ተወሳኺ ሕማማትን፥ ብደሮናን ሙቐትን እንዳተሳቐዩ ዝነብሩ ዘለዉ ጀጋኑ ውጉኣት ሓርነት፡ ኣሕዋትናን ብጾትናን ሓገዝ ንምግባር መዲብና ስለ ዘለና ምሳኻትኩም ብምርድዳእ ዘቕረብናዮ ሓሳብ  ቅቡል ብምዃኑ ትጽቢትና ዓቢ ኢዩ፥  Read more



01/10/2018 13:57 PM

ህዝባዊ ተላዕሎ ንትንሳኤ ኤርትራ (ትንሳኤ)  

ፖለቲካዊ መደብ

[Eri-Platform.com]

ህዝባዊ ተላዕሎ ንትንሳኤ ኤርትራ (ትንሳኤ) ከም ሃገራዊ ፖለቲካዊ ሓይሊ ናይ ገዛእ ርእሱ ፖለቲካዊ መበገሲ ሰረት፣ መንነት፡ ኤርትራዊ ራእይ፡ መትከላትን ዕላማታትን ብንጹር ዘቐመጠ፣ ነቲ ኣብ ሃገርና ዘሎ ፖለቲካዊ፡ ማሕበራዊ፡ ቍጠባዊ፡ ባህላውን ካልኦት ጕዳያትን ብዝግባእ ሃገራዊ መፍትሒ ክርክበሉ ከምዘለዎ ብመትከል ብምእማን ዝተላዕለ ህዝባዊ ሓይሊ እዩ። ብገዛእ ጻዕሩ ብኽቡር ዋጋ ሃገራዊ ነጻነቱ ዘረጋገጸ ህዝቢ፡ ብዘይካ ኣብ ምሉእ ህዝባዊ ሓርነትን ብልጽግናን ኣብ ካልእ ኵነት ክነብር ኣየፍቅድን፣ ንሃገራዊ ነጻነቱ ሕድገት ዘይገበረ ህዝቢ፡ ንሰብኣዊ ሓርነቱ ሕድገት ክገብር ወይ ንካልኦት ሓርነት ከልብስዎ ክልምንን ክመጻደቕን ዘኽእል ሕልና የብሉን። ክንድዝኾነ ድማ ህዝባዊ ተላዕሎ ንትንሳኤ ኤርትራ ካብ'ዚ መንፈስ'ዚ ዝፈልፈለ ሃገራዊ ሓይሊ ንሃገራዊ መልሲ ኰይኑ፡ እዚ ሰነድ'ዚ ንሰረቱ ከነጽር፡ መንነቱ ከብርህ፡ ራእዩ ክሕብር፡ መትከላቱን ዕላማታቱን ክእውጅ ዘቕረቦ እዩ። Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-



Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print