Home  About us   Contact us

Copyright © www.snitna.com

Design: Yohannes Berhe

December 2018 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና




30/12/2018 14:35 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Sunday 30 Dec 2018 መደብ

ብሓባራዊ ድሌት ዝተደረኸ ሓባራዊ ኣረዳድኣ፡

Understanding Driven by Common Interest.

By Dr. Salah Ibrahim

Our invited guest discussing the topic above is Dr. Salah Ibrahim, You are all cordially invited to participate. ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተ ዝቐርብ ዕዱም ጋሻና፡ ዶር. ሰላሕ ኢብራሂም፡ ኢዩ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ።





ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ

OPEN LETTER TO ALL PFDJ MEMBERS

(24 March 2001)

እዚ "ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ" ዘርእስቱ ጽሑፍ፡ በቶም ንቅዋማዊ ምሕደራ ዝጠለቡ፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ኣባላት ባይቶን፡ (ብጉጅለ-15 (G-15)ዝፍለጡ)፡ ኣብ 2001 ዘውጽኡዎ ቅሉዕ ጠለባትን መልእኽትታትን ዝሓዘ ታሪኻዊ ሰነድ ኢዩ። እዚ ቅኑዕ ህዝባዊን እዋኑ ዝጠልቦ ዝነበረን ጠለቦም፡ ከም ገበን ተቖጺሩ ኸኣ፡ ካብ 18 መስከረም 2001 ኣትሒዞም፡ ኣብ ማሕዩር ክበልዩን ሃለዋቶም ተሸሪቡን ይርከብ። ብዙሓት ካብኣቶም ህይወቶም ከምዝሓለፈ ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት እኳ እንተፍለጡ፡ ብወገን መንግስቲ ኤርትራ ግን ዝኾነ ወግዓዊ መልሲ ኣይተዋህበን።

   "An Open Letter to All PFDJ Members" is a historic document released by Senior Government Ministers and Members of Eritrean Parliament. 24 March 2001. These signatories have been under incommunicado prison since 2001. Many are feared to have died, despite this has not been confirmed by the Government of Eritrea. Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-



30/12/2018 04:35 AM

ሕጂ፡ ቀንድን ወሳንን ጥርናፈ የድሊየና ኣሎ። ማሕበራዊ ሚዲያታትና ሓቢሩ ክሰርሕ ኣለዎ።

Core and Decisive Eritrean Unity is a timely request.

Our social media activists have to cooperate and coordinate their efforts.

ኣቶ የዕብዮ ሃብተጽዮን ብርሃነ

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 30 Dec 2018

10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ሰንበት 30 December 2018 ጋሻና ኣቶ የዕብዮ ሃብተጽዮን ብርሃነ ኢዩ። 'ሕጂ፡ ቀንድን ወሳንን ጥርናፈ የድሊየና ኣሎ። ማሕበራዊ ሚዲያታትና ሓቢሩ ክሰርሕ ኣለዎ።' ብዝብል ኣርእስቲ ሰሚናር ከካይደልና ስለዝኾነ፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our Guest Sunday, 30 December 2018, is Mr Yeibio Habtezion Berhane. He will deliver seminar on 'Core and Decisive Eritrean Unity is a timely request. Our social media activists have to cooperate and coordinate their efforts.' You are all cordially invited to participate.

 1ይ ክፋል (30-Dec-2018)፡  2ይ ክፋል (30-Dec-2018)

 3ይ ክፋል (30-Dec-2018)4ይ ክፋል (30-Dec-2018)



29/12/2018 23:53 PM

ዋዕላ ፍራንክፎርትን ውጽኢቱን

Frankfurt Symposium and its outcome

By Mr Salah Aboray

ንቀዳም Saturday 29-Dec-2018

At Paltalk Eritrean Dilalet Hallena 2018

ኣብ ፓልቶክ "ድላለት ህሌና 2018"

12pm Asmara, 10pm Berlin, 9pm UK, 4pm NY

ሓበሬታ ካብ ፓልቶክ "ድላለት ህሌና 2018" ንቀዳም 29-Dec-2018፡ ዘተ ምስ ኡስታዝ ሰላሕ ኣቡራይ እንዛራረበሉ ዛዕባ፡ ዋዕላ ፍራንክፎርትን ውጽኢቱን ዝብል'ዩ። ግዜ፡ ሰዓት 10፡00 ምሸት ብኣቆጻጽራ በርሊን። ብደሓን ምጽኡ። Our guest on Saturday 29 December 2018 is Mr Salah Aboray. His discussion topic is "Frankfurt Symposium and its outcome" . All are welcome to participate. Read more

 1ይ ክፋል (29-Dec-2018)፡  2ይ ክፋል (29-Dec-2018)



29/12/2018 23:53 PM

ኣብ ኢድና ዘሎ ዕድላትን ዘንጸላልወና ዘሎ ሓደጋታትን

Opportunities at hand and Overshadowing Risk

ገዲም ተጋ. ጸጋዘኣብ ዮሓንስ

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 29 Dec 2018

10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ቀዳም 29 December 2018 ጋሻና ገዲም ተጋ. ጸጋዘኣብ ዮሓንስ ኢዩ። 'ኣብ ኢድና ዘሎ ዕድላትን ዘንጸላልወና ዘሎ ሓደጋታትን።' ብዝብል ኣርእስቲ ሰሚናር ሂቡ። Our Guest Saturday, 29 December 2018, is Veteran Tsegazeab Yohannes. He will deliver seminar on 'Opportunities at hand and Overshadowing Risk.'

 1ይ ክፋል (29-Dec-2018)፡  2ይ ክፋል (29-Dec-2018)

 3ይ ክፋል (29-Dec-2018)



28/12/2018 23:53 PM

ሕጋዊ-ተቐባልነት፡ ናይዚ ሕጊ-ኣልቦ ስርዓት ኢሳይያስ ሕጂ ዝፈራረሞ ዘሎ ውዕላት፡

ድሕሪ ውድቀቱ ብኸመይ ክርኤ'ዩ?

"Legality of the agreements signed by illegal system of Isaias; how would it be seen after his demise?

By Mr Ibrahim Kabushi

ዓርቢ Friday 28-Dec-2018

At Paltalk Eritrean Dilalet Hallena 2018

ኣብ ፓልቶክ "ድላለት ህሌና 2018"

12pm Asmara, 10pm Berlin, 9pm UK, 4pm NY

ሓበሬታ ካብ ፓልቶክ "ድላለት ህሌና 2018" ንዓርቢ 28-Dec-2018፡ ዘተ ምስ ኡስታዝ ኢብራሂም ካቡሺ እንዛራረበሉ ዛዕባ፡ 'ሕጋዊ-ተቐባልነት፡ ናይዚ ሕጊ-ኣልቦ ስርዓት ኢሳይያስ ሕጂ ዝፈራረሞ ዘሎ ውዕላት፡ ድሕሪ ውድቀቱ ብኸመይ ክርኤ'ዩ?'ዝብል'ዩ። Our guest on Friday 28 December 2018 is Mr Ibrahim Kabushi. His discussion topic is ""Legality of the agreements signed by illegal system of Isaias; how would it be seen after his demise?". Read more

 1ይ ክፋል (28-Dec-2018)፡  2ይ ክፋል (28-Dec-2018)



28/12/2018 23:53 PM

ቀጥታዊ መልእኽቲ ናብ ህዝቢ ኤርትራ፡

ካብ ሕድሪ ጀጋኑና።

Live message to the People of Eritrea,

from Hdri-Jeganuna

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 28 Dec 2018

ናይ ዓርቢ 28 December 2018 ቀጥታዊ መልእኽቲ ናብ ህዝቢ ኤርትራ፡ ካብ ሕድሪ ጀጋኑና። Live message to the People of Eritrea, from Hdri-Jeganuna

 1ይ ክፋል (28-Dec-2018)፡  2ይ ክፋል (28-Dec-2018)

ዝሓለፈ መደባት ሕድሪ ጀጋኑና ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ



27/12/2018 16:15 PM

Stop the hate-campaign epidemic,

internalise the spirit of reconciliation and Go win-win:

By Petros Tesfagiorgis

In the Amhara owned social media there is an awful hate campaign against the TPLF and the People of Tigray such as: ኣስደሳች ዜና፡ ወያነ ዳግም ሞተች : Pleasant news TPLF died for the second time. It is simply a death wish. It is sawing the seeds of violence gripping Ethiopia every day. The hate-campaign has impacted these tragic violence in Ethiopia.

The campaign is of epidemic proportion and the standard of decency is shamefully low. It is provocative, threatening and may lead to armed clashes, ...Read more



26/12/2018 20:41 PM

ዓሌታት ኤርትራ

ሕሰብ ኣስተው ዕልተማራመር ተባራበር

ብ’ፍትዊ ክፍለ

እዚ ኣረስቲ እዚ ከልዕሎ ዝደለኹ: ኣብ መራኸቢ ቡዙሃን ሓሓሊፉ ውዑይ ክትዓት ብዛዕባ መበቆል ህዝቢ ኤርትራን ባህልታቱን እምነቱን[ሃይማኖት] ኻብኡ ሓሊፉ መሰረት ዘይብሉ ፖለቲካዊን ማሕበራዉን ትንታነታት ክካየድ ክትሰምዕ ከለኻ ዝመጸካ ዘይቁርጣዊ ሓሳብን እትዕዘቦ በቢዓይነቱ ፖለትካዊን-ሲቭካውን ህዝባውያን ኣዋዳድብኡ ምንቃፍ ዘይኮነ፣ ምስ ግዜ ዝተዛመደ ሕጅስ ይኣክል ጉዳይ ሃገርን ህዝብን ንምድሓን ንተንስእ ዝብል ዓውታ ጽውዒት ዜጋታትና ንቐበል ንምባል ዝዓለመ እዩ። Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-



26/12/2018 21:22 PM

መኣዝኑ ዝሰሓተን፡ ቀላሲ ዝሰኣነን ሓርነታዊ ቃልሲ

ብ'ጎይትኦም ኢማም (ሕ.መ.ኣመሪካ)

ብስም ዚግ-ዚግለር ዝፈልጥ ኣመሪካዊ ተዛራባይ ብዛዕባ መኣዝን (Direction) ክዛረብ ከሎ - “ኩላትና 24 ሰዓታት ኣብ መዓልቲ ግዜ ኣሎና። እቲ ሽግር ስእነት ግዜ ዘይምህላው ዘይኮነስ፡ መኣዝን ምስሓት ኢዩ” በለ። ጆን ማክስወል እውን ብዛዕባ ንፉዕ መራሒ ክዛረብ ከሎ “መራሒ ዝበሃል ዝጉዓዘሉ መንገዲ ዝፈልጥን፡ ብኡኡ ዝጉዓዝን ንካልኦት ከኣ ምስኡ ብኡኡ ከምዝኸዱ ዝገብር ኢዩ” ይብል። እቲ ትሕዝቶ ናይ’ዘን ክልተ ጥቕስታት ብግቡእ ምስ እንርደአን፡ እተን ክልተ ወሰንቲ ንዓወት ናይ ሓርነትዊ ቃልሲ ኢየን። ግን ከኣ፡ ኣብ’ዚ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ከነረጋግጽ እንካይዶ ዘሎና ቃልሲ፡ ዓበይቲ ብኩራት ወይ ከኣ ጎዲለናና ዘሎዋ እየን። ...Read more



24/12/2018 20:20 PM

CELEBRATING CHRISTMAS

By Dr. Tesfa G. Gebremedhin

West Virginia University.

The following Christmas message (see below) is from Mother Camel. Please read it with great interest and sincerity for its full understanding.

Greetings to all Dear Members of the Human Race,

As a humble mother of the camel family, it is my pleasure to inform you that when Jesus Christ was born in Bethlehem of Judaea in the days of King Herod, three wise men ridding on the back of decorated Camels, guided by a bright light of the star from the sky, came to worship and honor the birth of Little Jesus, the son of God. Read more




24/12/2018 03:55 AM

ቃለመሕትት ምስ ገዲም ተጋዳላይን መራሒን፡

ኣቶ መስፍን ሓጎስ

Interview with Member of EPDP Central committe and Ex-Eritrean Diffence Minister Mr. Mesfin Hagos

[Tv Sened Eritra]

Tv Sened Eritra 23 Dec 2018 Interview with Member of EPDP Central committe and Ex-Eritrean Diffence Minister Mr. Mesfin Hagos. ኣብዚ ዕላልዚ፡ ተጋ/መስፍን ሓጎስ፡ ኣብ ዝሓለፈ ታሪኽ ሰውራን፡ ኣብ ህሉው ኩነታን ዝምልከት ዝቐረበሉ ኣገደስቲ ሕቶታት መልሲን መብርሂን ሂቡሎም ኣሎ። ገዲም ተጋዳላይን መራሒን፡ ኣቶ መስፍን ሓጎስ፡ ካብ 1966 ኣብ ተሓኤ ቀጺሉ ድማ ካብቶም ንህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝመስረቱ ገዳይም ተጋደልቲ ኾይኑ፡ ኣዛዚ ግምባር ኮይኑ ኣብ ከም ምድምሳስ ግምባር ናደው እዝ (1988) ዘገልገለን፡ ድሕሪ ናጽነት ድማ ክሳብ ሚኒስተር ምክልኻል ጽፍሒ ሓላፍነት ዝነበሮ ኢዩ። ኣብ መስከረም 2001 ሓደ ካብቶም ንትግባረ ቅዋም ዝጠለቡን፡ ኣብ ስደት ኮይኑ ቃልሱ ዝቕጽልን ዘሎ ኣያና ኢዩ።

 Part-I (23-Dec-2018)Part-2 (26-Dec-2018)

 Part-3 (31-Dec-2018)

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-



23/12/2018 13:55 PM

ኤርትራዊት ጓልኣንስተይቲ፡ ከም ትማሊ፡

ሎሚ'ውን ሞቶረ ንፍትሒ።

Eritrean Women: as in yesterday,

a Motor for Justice.

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 23 Dec 2018

10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ሰንበት 23 December 2018 ጋሻና መንእሰይ ዮርዳኖስ ዘርኣብሩኽ ኢያ። 'ኤርትራዊት ጓልኣንስተይቲ፡ ከም ትማሊ፡ ሎሚ'ውን ሞቶረ ንፍትሒ።' ብዝብል ኣርእስቲ ሰሚናር ከተካይደልና ስለዝኾነት፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our Guest Sunday, 23 December 2018, is young Yordanos Zeraburk. She will deliver seminar on 'Eritrean Women: as in yesterday, a Motor for Justice.' You are all cordially invited to participate.

 1ይ ክፋል (23-Dec-2018)፡  2ይ ክፋል (23-Dec-2018)

 3ይ ክፋል (23-Dec-2018)4ይ ክፋል (23-Dec-2018)



22/12/2018 23:46 PM

ኣግኣዝያን

ሞንጎ ሓቂን ህውተታን "ኣውሃም"

AGAZIAN

Between Truth and Bathos Myth

ዕላል ምስ ኣምባሳደር መምህር መሓመድኑር ኣሕመድ With Amba. Mohammed Nur Ahmed

ኣብ ፓልቶክ ድላለት ሃሌና

At Paltalk Room Dilalet hallena 2018

Saturday 22-December-2018

10 PM Berlin Time

እዚ መደብ’ዚ፡  ብቋንቋታት፡ ዓረብ፡ ትግርኛን ትግረን ዝተኻየደ ኣገዳሲን ትምህርታዊን መደብ ኢዩ። Presented in Three languages: Arabic, Tigrinya and Tigre, this is very educational historical presentation. Read more



22/12/2018 16:16 PM

ኢሳይያስ ሓይሉ ዘይኮነስ፡ ኣብ ድኻምና ኢዩ ዝነብር ዘሎ። ቅዋም ድማ፡ ዋናኡ ህዝቢ ኤርትራ'ምበር ኢሳይያስ ኣይኮነን።

Isaias lives on our weaknesses; Constitution is a property of Eritrean people--NOT Isaias's

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 22 Dec 2018

10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ቀዳም 22 December 2018 ጋሻና መንእሰይ መንእሰይ ያዕቆብ ቃለኣብ ኢዩ። 'ኢሳይያስ ሓይሉ ዘይኮነስ፡ ኣብ ድኻምና ኢዩ ዝነብር ዘሎ። ቅዋም ድማ፡ ዋናኡ ህዝቢ ኤርትራ'ምበር ኢሳይያስ ኣይኮነን።' ብዝብል ኣርእስቲ ሰሚናር ከካይደልና ስለዝኾነ፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our Guest Saturday, 22 December 2018, is young Yacob Kaleab. He will deliver seminar on 'Isaias lives on our weaknesses; Constitution is a property of Eritrean people--NOT Isaias's ' You are all cordially invited to participate.

 1ይ ክፋል (22-Dec-2018)፡  2ይ ክፋል (22-Dec-2018)

 3ይ ክፋል (22-Dec-2018)



18/12/2018 20:46 PM

እዋናዊ መልእኽቲ ብ’ክቡር ኣያና

ገዲም ተጋዳላይ ተስፋይ ተምነዎ

Video Message from

Veteran Tesfay Temnewo

ገዲም ተጋዳላይ ተስፋይ ተምነዎ፡ ኣብዚ ሎሚ ዕለት 20 December 2018 ብመንገዲ ፌስቡክ ኣቢሉ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ውድባት ተቓውሞ ኤርትራ፡ ከምኡውን ንመንእሰያት ኤርትራ፡ ዘመሓላለፎ ናይ ቪድዮ መልእኽቲ፡ ንህሉው ኩነታት ኤርትራ፡ ንህሉው ስግኣታትን ኣድላይነት ህጹጽ ስጉምቲ ንምፍትሑን ብዝርዝር ኣመሓላሊፉ ኣሎ። ኩሉ ኤርትራዊ ብጽሞና ሰሚዑ፡ ካብኡ ዝጥለብ  ስጉምቲ ክወስድ፡ ኣገዳሲ ኢዩ። ተስፋይ ተምነዎ፡ ደራሲ ናይታ ‘ንኣርብዓ ዓመታት ዝተቐብረ ጉድ’ ዘርእስታ መጽሓፍን ኣብ ዝተፈላለየ እዋናት ሰሚናራትን ቃለመጠይቓትን ዝገበረ ገዲም ኤርትራዊ ተጋዳላይ ኢዩ።

Read more



18/12/2018 18:46 PM

Seasons Greetings - Voice of Eritrea

ሰናይ ናይ ልደትን ሓድሽ ዓመትን ምንዮት

ካብ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)

ብምኽንያት በዓላት፡ ካብ 17 ታሕሳስ ክሳብ 13 ጥሪ 2019 ፈነወ ድምጺ ኤርትራ፡ ኣይክህሉን ኢዩ። ንኹልኹም ተኻታተልቲ ድምጺ ኤርትራን ስኒትና.ኮምን፡ ሰናይ ናይ ዕረፍቲ ግዚ ክኾነልኩም ንምነ። ዓመት 2018 ኣብ ድምጺ ኤርትራ ዝነኣድ መደባትን ተሳትፎን ዝነበራ ዓመት ኢያ። እዛ ዓመት'ዚኣ፡ ብፍላይ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝነብር ህዝብና ስግኣታት ዝተራእየላ ዓመት እውን ኢያ ነይራ። ሓዳስ ዓመት 2019፡ ዝበለጸት ዓመት፡ ዓመት ናይ ሓድነትን ብልጽግናን ክትኮነልናን ሰናይ ምንዮትና ኢዩ።

Merry Christmas and Happy New Year, to all listeners of voice of Eritrea and snitna.com. 2018 thanks as pleasant years in terms of the show, it was also full uncertainty and difficult year for Eritreans back home. It is the wish of all of us the year 2019 will be better year, a year of unity and prosperity. Due to the holiday seasons voice of Eritrea will be off the show from December 17- January 13 2019. Thank you for your participation’s I would have never done it without you, thanks. Naz Yemane



18/12/2018 18:05 PM

ህሉው ኩነታት ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ

ዝርርብ ምስ ኣቶ ካሕሳይ ይሕደጎ

ካብ ማሕበር ምዕባለን ልምዓትን ኤርትራ

[Assenna ኣሰና]

ኣቶ ካሕሳይ ይሕደጎ፡ ኣብዚ ምስ ድምጺ ኣሰና፡ ብዕለት 17 December 2018 ዝገበሮ ቃለመሕትት፡ ንህሉው ኩነታት ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ናይ ዓይኒ ትዕዝብትታቱን ምስክርነቱን ሂቡ ኣሎ። ኩልና ኤርትራውያን ሃገራዊያን፡ ነዚ ብጽሞና ሰሚዕና፡ ካባና ዝድለ ግዴታ ክንፍጽምን ንድሕነት ህዝብና ሃገርናን ክንሰርሕን ዝጽውዕ እዋናዊ መልእኽቲ ኣለዎ። ንዝርዝሩ፡ Read more

See related ምስዚ ዝዛመድ፡-



18/12/2018 18:46 PM

ዕላማኻን ሓሳብካን ዝተቐርጸ ንምዃን ምጻዓር

ሕሰብ ኣስተው ዕልተማራመር ተባራበር

ብ’ፍትዊ ክፍለ

ወድሰብ ክቃለስ እንከሎ፣ ዕላማ ሃልይዎ ንሓሳቡ ዝሳማምዑ መቃልስቲ ከናዲ ይግደድ፤ ምትእኽኻብ ተጀሚሩ ዕላማታትካ ተነጺሩ፣ ናይ ሓባር ስራሕ ንምክያድ ተዋሃሂዱ፣ ንስራሕ ንበገስ ኣብ ዝባሃሃለሉ፣ ፖሮግራም ትነድፍ፣ ነዚ ፖግራም  ዘካይዱ [ቢሮ-ክራሲ] ቤት ጽሕፈታት ክህልዉ ቅርጽታት ምስ ሰኣልካ፡ ቅድሚ ምርጫን ኣጋባቡን ምእታውካ፣ ንዕኡ ዝኣስር ግዝኣተ-ሕጊ ትነድፍ። ካብኡ ሓሊፉ ናይ እዋንን[ግዜ] መስርሕ፣ ኣብ ለውጢ ምስ ተበጽሐ ዝጠቕም መርሆ፣ ኣብ መሰጋገሪ ግዜ ናብ ግዚያዊ ሃገራዊ ባይቶ ዘብጽሕ፡ ህዝባዊ ተሳትፎ ዘራጋግጽ መድርኽ፡ ካብዚ  ሓሊፉ ድሕሪ ቅዋም ምስ ጸደቐ፣ ዝህልዎ ውድባዊ ቻርተር እትነድፍ  ብሓደ ወገን፣ ሕጊ፡ መሰልን ግቡኡን ኣባላቱን፣ ኣጋባብ ንሰዓብቲን ተዳጋገፍትን መሓዙትን ዝጠቅም መምርሒ ዘለዎ፡ ንንብረትን ገንዘብን፣ ስርሓትን ዝካታተል/ዝቋጻጸር ጥራይ ዘኮነስ፣ ንዝፍጠር ግርጭታት ብማዕረ ሚዛን ፍታሕ እትረክብ፤  Read more



17/12/2018 16:52 PM

ሲምፖዝዩም ኤርትራ

ኣድላዪነት ሓባራዊ ስራሕ

Eritrea Symposium 2018:

The Imperative for Common Action

Frankfurt, 14 - 16 December 2018

ሲምፖዝዩም ኤርትራ 2018: ብ Eri-plaform ተወዲቡ፡ ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት (ሃገረ-ጀርመን)፡ ካብ ዕለት 14-16 December 2018 ዝተሳላሰለ ዕዉት መደብ ኢዩ። ኣብዚ ሲምፖዝዩም'ዚ፡ ካብ ዝተፈላለያ ፖለቲካዊ ውድባትን ሲቪካዊ ማሕበራትን ከምኡውን ውልቀሰባትን፡ ብሓፈሻ ካብ ዝተፈላለየ ክፍሊ ሕብረተሰብ ኤርትራን ጾታን፡ ከምኡውን መንእሰያት ወከልቲ ዝተሳተፉዎ ኢዩ ነይሩ። እቲ ሲምፖዝዩም፡ ብኣምባሳደር ዶ/ር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ ድሕሪ ምኽፋቱ፡ ሓያሎ ንሃገርና ኤርትራ ዘገድሱ እዋናዊያን ወረቓቕቲ ብተሳተፍቲ ቀሪቦም፡ መወዳእታ፡ ኣዋጅ ፍራንክፉርት 2018 ብምውጻእ ተዛዚሙ። Read more

Eritrea Symposium 2018 was organised by Eri-Platform, in Frankfurt, from 14-16 December 2018. The symposium' participants comprise: representatives of various Eritrean political organisations, Civic societies, individuals in various capacities, and it was reflecting the multicultural as well as demographic participation of Eritrean society. Following the Keynote Address, Ambassador Andebrhan Welde Giorgis, a number of key papers, addressing key Eritrean national issues were presented and extensive discussions were made to substantiate the topics. Finaly, the Symposium was successfuly concluded by isuing a declaration. Read more



16/12/2018 23:52 PM

ደጊም ክፈላልየና ዝጸንሐ ሓጹር ተቐንጢጡ ኢዩ።

ኣብ ሃገርና ንቡር ንምምላስ፡

ሰሚርና እንሰርሓሉ እዋን ሕጂ ኢዩ።

Time has come where the dividing line is no more there. It is time to work in unity towards normality.

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 16 Dec 2018

10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ሰንበት 16 December 2018 ጋሻና መንእሰይ ዳኒኤል ጎይቶኦም (ችና) ኢዩ። 'ደጊም ክፈላልየና ዝጸንሐ ሓጹር ተቐንጢጡ ኢዩ። ኣብ ሃገርና ንቡር ንምምላስ፡ ሰሚርና እንሰርሓሉ እዋን ሕጂ ኢዩ።' ብዝብል ኣርእስቲ ሰሚናር ከካይደልና ስለዝኾነ፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our Guest Sunday, 16 December 2018, is young Daniel Goituom (China). He will deliver seminar on 'Time has come where the dividing line is no more there. It is time to work in unity towards normality.' You are all cordially invited to participate.

 1ይ ክፋል (16-Dec-2018)፡  2ይ ክፋል (16-Dec-2018)

 3ይ ክፋል (16-Dec-2018)፡  4ይ ክፋል (16-Dec-2018)



16/12/2018 23:55 PM

ኤርትራዊ ሃገራውነትን ኣድላይነቱን፡

ኣብ ቃልሲ ኣንጻር ውልቀ ምልኪ

Eritrean Nationalism:

its importance in fighting the Dictatorship.

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 15 Dec 2018

10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ቀዳም 15 December 2018 ጋሻና ጋዜጠኛን ጻሓፊትን ኤደን ኢያሱ ኢያ። 'ኤርትራዊ ሃገራውነትን ኣድላይነቱን፡ ኣብ ቃልሲ ኣንጻር ውልቀ ምልኪ' ብዝብል ኣርእስቲ ሰሚናር ከተካይደልና ስለዝኾነት፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our Guest Saturday, 15 December 2018, is Journails writer, Eden Eyasu. She will deliver seminar on 'Eritrean Nationalism: its importance in fighting the Dictatorship.' You are all cordially invited to participate.

 1ይ ክፋል (15-Dec-2018)፡  2ይ ክፋል (15-Dec-2018)

 3ይ ክፋል (15-Dec-2018)፡  4ይ ክፋል (15-Dec-2018)



16/12/2018 23:52 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Sunday 16 Dec 2018 መደብ

ኣብ ህሉው ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራ፡

On Current Eritrea Political Situation

ኣብ ናይ ሎሚ መደብና፡ ኣብ ህሉው ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራ ኮይኑ፡ ሓው ጀማል ሑመድ ካብ ኣውስትራልያ፡ ምስ ሓጅ ዓብደልኑር ዝተኻየደ ቃለመጠይቕ ኢዩ። ብጽሞና ክትከታተሉዎ ንዕድም። Mr. Jemal Humed interviews Haaj Abdulnoor, from Australia. All are cordially invited to listen.



14/12/2018 01:22 AM

ኣብ ግዜኡን ሰዓቱን!  

ግጥሚ ብ’መሲናስ

ቅዋም መዓስ ክትግበር’ዩ? ኣብ ግዜኡን ሰዓቱን!

እሱራት መዓስ ክፍትሑ’ዮም? ኣብ ግዜኡን ሰዓቱን!

ሃገራዊ ምርጫ መዓስ ክካየድ’ዩ? ኣብ ግዜኡን ሰዓቱን!

ናጻ ፕረስ መዓስ ክፍቀድ’ዩ? ኣብ ግዜኡን ሰዓቱን!

ግዱድ ዕስክርና መዓስ ከብቅዕ’ዩ? ኣብ ግዜኡን ሰዓቱን!

 Read more



14/12/2018 01:22 AM

ፕረዚደንት ኢሳይያስ

ናይ ስራሕ ዑደት ንምፍጻም ሞቓዲሾ ኣትዩ

[BBC ትግርኛ]

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብፕረዚደንት ሶማልያ መሓመድ ዓብዱላሂ (ፋርማጆ) ብዝተገብረሉ ዕድመ፡ ሎሚ ናብ ከተማ ሞቓዲሾ ሶማልያ ኣብ ዝኣተወሉ፡ ፕረዚደንት ሶማል ዝርከቦም ላዕለዎት ሰበስልጣን ድሙቕ ኣቀባብላ ገይሮምሉ።

   ሚኒስተር ዜና፡ የማነ ገብረመስቀል እዚ ታሪኻዊ ዑደት ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ኣካል ናይቲ ስሉሳዊ ርክብ መራሕትን መንግስታትን ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ሶማልን ኢዩ ኢሉ። Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር:-



13/12/2018 21:49 PM

PRESS RELEASE

“We the People: Peace in the Horn & the Safety and Future of the Eritrean People.”

Brussels Conference, 12-14 December, 2018

[Assenna ]

(Brussels, 13 December) As European Union leaders present their bid for a responsible common migration policy, a conference of over 200 members and spokespersons of the Eritrean diaspora on the old continent taking place this week in Brussels calls for the evacuation and resettlement of Eritrean refugees from Libya and their protection. Despite the rapprochement between Eritrea and Ethiopia there are no changes in Eritrea as serious human right violations continue and Eritreans as a consequence continue to flee. Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር:-



11/12/2018 12:54 PM

ለበዋን ምኽርን ንህዝቢ ኤርትራ

 ምስ መንእሰይ “መረብ-ምላሽ”

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 08 Dec 2018

“መረብ-ምላሽ” ሕጂ ካብ ኤርትራ ወጺኡ፡ ኣብ ውሑስ ቦታ ዝርከብ መንእሰይ ኢዩ። ዕለት 08 December 2018 ኣብ ፓልቶክ ሩም ሕድሪ ጀጋኑና ተረኺቡ፡ ምስ ተሳተፍቲ ፓልቶክ ስፍሕ ዝበለ ዕላል ናይ እንካን ሃባን ኣካይዱ። ንህሉው ኩነታት ናይ ውሽጢ ሃገርና ዝምልከት ተመኩሮኡን ትዕዝብትታቱን፡ ድሕሪቲ ሓድሽ ምዕባለታት ኢትዮ-ኤርትራ ሰላም ተፈጢሩ ዘሎ ኩነታት ከምኡውን፡ ትጽቢታት ኣብ ውሽጢ ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራን ምስቲ ኣብ ደገ ዘሎ ክውንነት ደምበ ደለይቲ-ፍትሒን ብምዝማድ ሰፊሕ ገምጋሙን ርእይቶኡን ሂቡ ኣሎ። ኣብ ሕማቕ ቦታ ኾይኑ ይራኸብ ስለዝነበረ፡ ናይ ድምጺ ሽግራት ኣለዎ፡ ግን ንምርዳኡ ዘጸግም ኣይኮነን። ሰናይ ምክትታል!

 1ይ ክፋል (08-Dec-2018)፡  2ይ ክፋል (08-Dec-2018)

 3ይ ክፋል (08-Dec-2018)፡  4ይ ክፋል (08-Dec-2018)



10/12/2018 21:45 PM

Interview with

Dr. Bereket Habteselassie

ኣገዳሲ ዕላል ምስ ዶ/ር በረኸት ሃብተስላሰ

[Assenna - 09-Dec-2018]




10/12/2018 19:20 PM

“ክትጽሕፍ ምኽኣልን ዘይምኽኣልን ዘይኮነስ፡ ሕቶ ምህላውን ዘይምህላውን እዩ ዘሎ ኣብ ዓድና።” ጸሓፊት ይርጋኣለም ፍስሃ

[ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ December 5, 2018]

ገጣሚትን ጋዜጠኛን ይርጋኣለም ፍስሃ᎓ ሓንቲ ካብተን ብቐዳምነት ዝጥቀሳ ደቀንስትዮ ገጠምቲ ኤርትራ’ያ። ይርጋኣለም᎓ ካብ መስከረም 2003 ኣትሒዛ ኣብ ትምህርታዊ ረድዮ ባና ክትሰርሕ ድሕሪ ምጽናሕ᎓ ምስ ምዕጻውን ዝሰዓበ ሃድን ጋዜጠኛታትን እታ መደበር ረድዮ᎓ ኣብ ወርሒ ለካቲት 2009᎓ ምስ ካልኦት መሳርሕታ ተገፊፋ ኣብ ቤት-ማእሰርቲ ዓዲ-ኣቤቶን ማይ-ስርዋን ንሽዱሽተ ዓመት ብዘይ ፍርዲ ድሕሪ ምኣሳር ኣብ ጥሪ 2015 ተለቒቓ። ብድሕሪኡ ኣብ ወርሒ መጋቢት ናይዚ ሒዝናዮ ዘሎና ዓመት ካብ ኤርትራ ድሕሪ ምውጻእ ኣብ ዩጋንዳ ጸኒሓ። ኣብታ ሃገር ኣብ ዝነበረትሉ ግዜ’ውን ብዛዕባ ኣብ ማእሰርቲ ዘሕለፍቶ ግዜ ብሰፊሑ ኣብ ወግዓዊ መርበብ ሓበሬታ ፐን ኤርትራ ትጽሕፍ ነይራ። Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-

  1ይ ክፋል (13-Nov-2018)፡  2ይ ክፋል (20-Nov-2018)

  3ይ ክፋል (28-Nov-2018)

  1ይ ክፋል (14-Dec-2018)፡  2ይ ክፋል (21-Dec-2018)



10/12/2018 19:20 PM

መጸዋዕታን ምሕጽንታን

ንደገፍቲ ስርዓት-ህግደፍ

ብ'ጎይትኦም ኢማም (ሕ.መ.ኣመሪካ)

ብቀዳምነት፡ ከም ደቂ-ሃገረይ መጠን ዝኸበረን ዝዓዘዘን ሰላምታይ ይብጻሕኩም። ቀጺለ ኣብ ጥዕናኹም ይኹን ዕለታዊ መነባብሮኹም ሰናይ ትምኒተይ ይገልጸልኩም።  ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን፡ -

ኣብ ፖለቲካዊ ሂወት፡ ምድጋፍን ምቅዋምን ከም ባህርያዊ መባእታዊ መሰል ዜጋታት ንቡር ምዃኑ ኩላትና እንሰማማዓሉ ሓቂ ኢዩ። ስለዝኾነ ከኣ፡ ንስርዓት ህግደፍ ምድጋፍኩም ዋላ ዕረ እንዳጠዓመንን እንዳኣገረመንን ከሎ፡ መሰልኩም ምዃኑ፡ ክውሕጦን ክርዕሞን ዘሎኒ ጉዳይ ምዃኑ ይኣምን። እቲ ዕረ ዝጥዕመኒ ምኽንያት ከኣ፡ እቲ ናትኩም ህግደፋዊ ደገፍ፡ ንምልክን ሕሰምን ጭቆናን ኤርትራዊ ስድራ-ቤት ትድግፉ ምህላውኩም ስለዝርዳእ ኢዩ። ብዘይ-ሕብእብእ ክዛረብ እንተኾይነ፡ ሓያለ ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ፡ የዕሩኽትን ፈተወትን መተዓልልትን ኣሎውኒ። እቲ ዕርክነትናን ርክብናን ክቕጽል ዝኸኣለሉ ምኽንያት ከኣ መብዛሕትኡ ርእይቶታና ተኸባቢርና፡ ፍልልይ ውሁብ ምዃኑ ስለዝተረዳእናን ኢዩ። . Read more



10/12/2018 19:20 PM

ጸብጻብ ህዝባዊ ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ዓባይ ብሪጣንያ ኣብ ከተማ ለንደን፡

02 December 2018

ስሩዕ ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ዓባይ ብሪጣንያ ከተማ ለንደን፡ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ዓባይ ብሪጣንያ ናይዚ ዓመትዚ ናይ መወዳእታ ስሩዕ ሕዝባዊ ኣኬባኣ ኣብ ሕምብርቲ ከተማ ለንደን ሰንበት 02 ታሕሳስ 2018 ኣካይዳ። ኣብዚ ብርክት ዝበሉ ሽማግለታት ደቀንስትዮን ደቂተባዕትዮን መንእሰያትን ዝተረኽብሉ ኣኼባ ብዛዕባ ህልው ኩነታት ሃገርና ኩነታት ሰላምን በጺሕዎ ዘሎ ደረጃ ስፍሕ ዝበለ መግለጽን ሓበሬታን ቀሪቡ።  ፈለማ ካብ ኣባል መሪሕነት ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ኣቶ ያቆብ ገብረትንሳኤ እመሰራርታን ዕላማታት እቲ ኮሚቴን፡ ዛጊት እተሰላስሎ ዘላ ንጥፈታትን ሓፈሻዊ መግለጺ ቀሪቡ። ኣቶ ያቆብ ኣብ መግለጺኡ …. Read more



09/12/2018 21:10 PM

ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)

ናይ Sunday 09 Dec 2018 መደብ Show

ምስ ገዲም ሓርበኛ ከማል ኢብራሂም

With Veteran Kamal Ibrahim

ናይ ሰንበት 09-Dec-2018 ጋሻና፡ ገዲም ሓርበኛ ከማል ኢብራሂም፡ ካብ ሳን ሆሰ ኣመሪካ ኢዩ ክኸውን። ከማል፡ ተመኩሮኡ ኣብ ተሓኤ ከምኡውን ኣብ ህሉው ኩነታት ዘለዎ ገምጋምን ርእይቶን ንተኻታተልቲ ከካፍል ኢዩ። ከማል ዓሚቕ ተመኩሮን ትዕዝብቲን ዘለዎ ሓርበኛ ኢዩ። ክትሳተፉ ብክብሪ ትዕደሙ። On Sunday, 09-Dec-2018, from 2-5 PM Halifax Time, an ELF veteran, Mr kamal Ibrahim, from San Jose USA, is speaking with voice of Eritrea. He will share his experiences of the liberation struggle as well share his views on current Eritrean situation. All are cordially invited to join.

1ይ ክፋል-A (09-Sep-2018)1ይ ክፋል-B (09-Sep-2018)

2ይ ክፋል-A (16-Sep-2018)2ይ ክፋል-B (16-Sep-2018)

3ይ ክፋል-A (23-Sep-2018)3ይ ክፋል-B (23-Sep-2018)

4ይ ክፋል-A (21-Oct-2018)4ይ ክፋል-B (21-Oct-2018)

5ይ ክፋል-A (28-Oct-2018)5ይ ክፋል-B (28-Oct-2018)

6ይ ክፋል-A (18-Nov-2018)6ይ ክፋል-B (18-Nov-2018)

7ይ ክፋል-A (25-Nov-2018) 7ይ ክፋል-B (25-Nov-2018)

8ይ ክፋል-A (02-Dec-2018)8ይ ክፋል-B (02-Dec-2018)

9ይ ክፋል-A (09-Dec-2018) 9ይ ክፋል-B (09-Dec-2018)



09/12/2018 15:52 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Sunday 09 Dec 2018 መደብ

ጉጅላውነትን ሕቶ ውክልናን

ኣብ ፖለቲካ ኤርትራ፡ PART-3 ይቕጽል

Sectarianism and the question of representation in the Eritrean Politics.

ኣጋይሽና፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኢዮም። መዛተዪ ኣርእስትና፡ (1) ዘቤታዊ ታሪኽና ብተሰራረዝቲ ሓይልታት ዝጨቀወ እዩ። ሓድሽ ታሪኽ ከመይ ንጅምር? (2) ሲቪካዊ ሃገርነት መተካእታ ዘየብሉ መድሕን ህዝብን ሃገርን'ዩ። (3) ንግዝኣት ኢሳይያስ ናይ መጨረስታ ዘይሕጋውን ዘይፍትሓውን ምሕደራ ንክኸውን እንታይ ንግበር። Our panellist are: Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu. Our topic is: (1) Our history is littered with liquidationist forces; how do we start a new chapter? (2) Civic Nationalism is the only way. (3) How do we make the Isaiias regime the last illegal and unjust rule? ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ።  All are cordially invited to participate.



09/12/2018 14:54 PM

ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቫ፡ ከምኡውን

ዕለት 01/09/2018 ዝተመርጸት ሽማግለን ምዕባለታቱን፡

Geneva Demonstration, the Committee elected on the 01/09/2018 meeting,

 and its progress.

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 09 Dec 2018

10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ጋሻና ገዲም ተጋዳላይ ኣብራሃም ኢያሱ፡ ምዕባለታትን ንጥፈታትን ሽማግለ ሓይሊ ዕማም ጀነቫ ከብርሃልና ተዳልዩ ኣሎ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ኣብ ሩም ሕድሪ ጀጋኑና፡ ብዛዕባዚ ጉዳይ'ዚ ብኻልኦት ኣባላት ሽማግለ ከም ኣርእስቲ ተላዒሉ ሰሚናር ተኻይዱሉ ምንባሩ ዝዝከር ኢዩ። ሎሚ ዝያዳ መብርሂ ክቐርብ ትጽቢት ይግበር። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our Guest today, is Veteran. Abraham Eyasu. He is member of the Geneva Task Force Committee. He is going to give seminar on the activities and current developments of the Task-force. Last week, a similar seminar was given by other member of the same committee. You are cordially invited to participate.

 1ይ ክፋል (09-Dec-2018)፡  2ይ ክፋል (09-Dec-2018)

 3ይ ክፋል (09-Dec-2018)፡  4ይ ክፋል (09-Dec-2018)

 5ይ ክፋል (09-Dec-2018)



08/12/2018 23:20 PM

ዕላማ ደምበ ፍትሒ፡ ንምትካል ዲሞክራሲ'ዶ

ንምህሳስ ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ?

JUSTICE CAMP: FOR DEMOCRACY OR TO UNDERMINE THE HISTORY OF ERITREAN PEOPLES' STRUGGLE?

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 08 Dec 2018

10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ምርኩስ ገይሩ ሰሚናር ዝህበና ዕዱም ጋሻና፡ መንእሰይ ግርማይ ጉርጃ ኣስፋሃ (ወዲ ጉርጃ) ኢዩ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited guest, delivering seminar on the topic above is: young Grmay Gurja Asfaha (wedi Gurja). You are all cordially invited to participate.

 1ይ ክፋል (08-Dec-2018)፡  2ይ ክፋል (08-Dec-2018)



07/12/2018 22:46 PM

ሕድርን ምሕጽንታን ኣቦታትና ንኸተል

ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር

ብ’ፍትዊ ክፍለ

ሰላምም ኩቡራት ተኻታተልቲ ወይብ-ሳይታት፡ሎሚ ሒዘዮ ዝቐርብ ኣርእስቲ፡ ሕድርን ምሕጽንታን ኣቦታትና ንኸተል፣ ዝብል ኮይኑ እቲ ጽንዓትን ኒሕን፡ አንጻር ኩሎም መግዛእታት ዝተቓለሱ ወለድና፣ ጹኑዕ ባህሊ ኣውሪሶሙና። ኣብ ኤርትራዊ ኒሕ ተሞርኲስና፣ ንዲሞክራሲያዊ ባህሊ ከነጣጥሕ፣ ፍትሒ ክህሉ ክጽዓርን፣ ግዝኣተ-ሕጊ ክነግስ ክንቃለስን፣ ካብ ኩሉ ልእላውነት ሃገር ከይጥሓስ ብትሪ ምሕላው፣ ሓድነት ህዝቢ ከይብተኽ ምክልኻልን፣ መሰረታዊ ስራሕናን ዕላማናን ኮይኑ፣ ካብ ኣቦታትና ዝተማሓላለፈልና ምዃኑ ንምርግጋጽ፣ አቦና ደግያት ባህታ ሓጎስ ዝበልዎ ክጠቅስ እየ። Read more



06/12/2018 23:25 PM

When humanity seems to be

at its’ lowest

How Eritreans should not fight

a proxy war for Ethiopia

by Kiki Tzeggai

Eritreans were raised with a deep sense of humanity. We grew up watching our parents trying to understand others and understand the surrounding problems. We saw humanity from people that were not rich financially, because even the poor shared all they had. Humanity is a pinch from our inner soul, and every faith we belong to tell us about peace, love and to keep humanity at the same level as the prayers we believed in. In Eritrea, we all tried to live by anybody’s happiness and never did we dance because of someone else’s misery. Read more



05/12/2018 21:37 PM

THE JUSTICE SEEKERS COMMITTEE

TORONTO

Important public meeting in Toronto

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ቶሮንቶ

Sunday December 9, 2018 4:00 PM

This is to invite all justice seekers to attend a crucial public meeting that is to be held on SUNDAY DECEMBER 9TH, 2018.

LOCATION (ቦታ):

847 DOVERCOURT TORONTO, ON M6H 2X4

TOPIC (ዛዕባ):

Discussing the current political development and sellout of the Nation of Eritrea.

Every concerned individual and activist is cordially invited.

 ...Read more



05/12/2018 17:22 PM

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ኣመሪካዊ በዓል-ስልጣን ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ

[Shabait.com]

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ንተሓጋጋዚ ጉዳያት ኣፍሪቃ ሚስተር ቲቦር ናዥ ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ።

ኣብ’ቲ ትማሊ 4 ታሕሳስ ኣብ ሰዓታት ቅድሚ-ቐትሪ ኣብ መቐበሊ ኣጋይሽ ደንደን ዝተኻየደ ርክብ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስን ሚስተር ናዥን፡ ኣብ ምምዕባል ክልተኣዊ ዝምድና፡ ከምኡ’ውን ኣብ ዞባውን ኣህጉራውን ጉዳያት ዘተኰረ ዘተ ኣካዪዶም።

 Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-



04/12/2018 16:17 PM

ህዝባዊ መጸዋዕታ ኣኼባ ኤርትራውያን ዋሽንግተን ዲሲ መሪላንድ ቪርጂንያን ከባቢኡን

اجتماع عام لإرتترتون  في ناشنط  ، مرتولاند ، فرتجونوا نما حنلها

Public Meeting of Eritreans in Washington DC, Maryland and Virginia and its surrounding.

08 December 2018 (2:00 - 7:00 PM)

ንኤርትራን ህዝባን ኣጓኒፎም ዘለው ብድሆታት ንምግጣምን፣ ስግኣታትን ሓደጋታትን ንምውጋድን፣ ነቶም ዘለው  ዕዳላት ንረብሓ ሃገርና ህዝብናን ንምቕያር ኣብ ዝካየድ ልዝብ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም።

سي العمل.   نطلب من جميع الإريتريين في واشنطن العاصمة وماريلاند وفيرجينيا والمناطق المحيطة بها حضور ودعوة أسرهم وأصدقائهم إلى الاجتماع.

We request all Eritreans in Washington DC, Maryland and Virginia and its surrounding to attend and to invite their families and friends to the meeting.

 Read more



04/12/2018 16:17 PM

ትርጉምን እንታይነትን መንግስትን ባንዴራን!

መበል 33 ክፋል

ብመሲናስ

‘ኤርትራ ንኤርትራውያን” ዝብል ንናጽነት ኤርትራ ዝጠልብ ማሕበር እናሃለወ ንምንታይ “ኣልራቢጣ ኣል እስላምያ ኣልኤረትሪያ” ዝብል ካልእ ሓድሽ ማሕበር ተመስሪቱ? ንምንታይከ ከምቲ ከም ብዓል ከንቲባይ ዑስማን ህዳድ፡ ሸኽ ሱሌማን ኣልዲን፡ ሳልሕ ኬክያ ፓሻን ፊተውራሪ ዓሊ በኺትን ዝኣመሰሉ ፍሉጣት ሰባት ኣብ ሰልፊ ሕብረት ምስ ኢትዮጵያ ዝተጸንበሩ? እቶም ዝተረፉ መራሕቲ እስላምከ ምስ ሰልፊ ኤርትራ ንኤርትራውያን ንምንታይ ዘይተጸንበሩ? ኢልካ ምሕታትን ምምላሱን ግቡእ’ዩ።

    ኣብቲ ብዕለት 24/11/1946 ዓ.ም. ኣብ ቤት ጊዮርጊስ (ኣስመራ) ዝተኻይደ ካልኣይ ዋዕላ ቤት ጊዮርጊስ፡ ሸኽ ኢብራሂም ሱልጣን ምስ ገለ ሰዓብቶም ቊሩብ ደንጒዮም ናብ ቦታ ዋዕላ ምስ መጹ፡ ኣብቲ ዋዕላ ዳርጋ ኣስላም ኣይጸንሑዎምን። ...Read more



02/12/2018 23:20 PM

ገድሊ ኤርትራ: ምእንቲ ናጽነትን ሓርነትን ህዝቢ ኤርትራ'ዶ ወይስ ንሽፍትነት?

The Struggle of Eritrea: For Independence and Liberation OR for Banditry?

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

 ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 02 Dec 2018

10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ሰንበት ዕለት 02/12/2018 ጋሻና፡ መንእሰይ ኣማኑኤል የማነ ኮይኑ፡ "ገድሊ ኤርትራ ምእንቲ ናጽነትን ሓርነትን ህዝቢ ኤርትራ'ዶ ወይስ ንሽፍትነት?" ብዝብል ኣርእስቲ ሰሚናር ክህበና ኢዩ። ክትሳተፉ ብክብሪ ትዕደሙ። On Sunday 02/12/2018, our guest is Youth Amanuel Yemane. He will give a Seminar Topic "The Struggle of Eritrea: For Independence and Liberation OR for Banditry?" All are cordially invited to join.

 1ይ ክፋል (02-Dec-2018)፡  2ይ ክፋል (02-Dec-2018)

 3ይ ክፋል (02-Dec-2018)



02/12/2018 16:16 PM

ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዘሎ ዶብ

እንተ ተሓንጺጹ ጥራይ'ዩ፣

ኣብ መንጎ ክልቴን ሃገራት ነባሪ ሰላም፡ ምክብባርን ክልተኣዊ ጡዑይ ዲፕሎማስያዊ ዝምድናታት ክረጋገጽ ዝኽእል።

ብ'መርእድ ዘርኡ

ቅድሚን ድሕሪን ምርግጋጽ ናጻ (Independent) ኤርትራ፡ መተካእታ ዘይብላ ሂወቶም ዝኸፈሉ ልዕሊ 100000 ዝግመቱ ስዉኣት ኤርትራዉያን፡ ንኤርትራን ህዝባን ግምጃ ሉዕላዉነት ንምስላም ቢሎም ዝሓለፉ ስለዝኾኑ፡ ቅድም -ቀዳድም ዶብና ክሕንጽጽን ልዕላዉነትና ክራጋገጽ ናይ ቀዳምነት ቀዳምነትና ሙኻኑ ኣስሚርና ክንፈልጦ ዘሎና ጉዳይ’ዩ። ጉዳይ ሉዕላዉነትና እንዳራጋገጽና ጎኒ-ንጎኑ ድማ ዉሽጣዊ ሽግራትና ማለት ሕቶ ጊዚኣተ-ሕጊን ካልኦት ጉዳያትን ብሰፊሕ ሃገራዊ ዘተ (Broad National Dialogue) ምፍታሕ’ዩ።  Read more



01/12/2018 23:54 PM

ፈላሚ ፈነወ ራድዮ ስኒት ኤርትራ!

Launch of Radio Sinit Eritrea

ራድዮ ስኒት ኤርትራ፡ ሎሚ  Dec 1, 2018፡ ፈላሚ ናይ ፈተነ ፈነወኣ ጀሚራ። ረድዮ ስኒት ኤርትራ፡ ወትሩ ቀዳም ካብ ሰዓት 8፡00 ክሳብ ሰዓት 9፡00 ንግሆ ብኣቆጻጽራ ኤርትራ፡ ብቋንቋታት ትግርኛን ዓረብን፡ ብሓጺር ማዕበር ብ9540 ጂሎሄርዝ ኣብ 31 ሜትር ባንድ ዝመሓላለፍ ናይ ራድዮ ፈነወ እዩ።



See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-



01/12/2018 23:46 PM

ፍታሕ ናይ ኤርትራዊ ሽግር፡ ንኤርትራ ዝመስል ኣወዳድባ ምስ እንገብር ኢዩ

The solution to Eritrean problem comes when we establish an Eritrean organisation.

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

 ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 01 Dec 2018

10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ቀዳም ዕለት 1/12/2018 ጋሻና፡ በረኽት ገዛኢ ገብሩ ኮይኑ፡ 'ፍታሕ ናይ ኤርትራዊ ሽግር ንኤርትራ ዝመስል ኣወዳድባ ምስ እንገብር ኢዩ' ብዝብል ኣርእስቲ ሰሚናር ክህበና ኢዩ። On Saturday 1/12/2018, our guest is Mr Bereket Gebru. He will give a Seminar Topic "The solution to Eritrean problem comes when we establish an Eritrean organisation."

 1ይ ክፋል (01-Dec-2018)፡  2ይ ክፋል (01-Dec-2018)

 3ይ ክፋል (01-Dec-2018)










































Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print