መልእኽቲ ናብ ህዝቢ ኤርትራ

Search our site:
 

This free script provided by
JavaScript Kit

29/03/2019 01:36 AM

መልእኽቲ ናብ ህዝቢ ኤርትራ
(Message to the People of Eritrea)

ዶር. ገብረ ገብረማሪያም by Dr. Gebre Gebremariam

መልእኽቲ ናብ ህዝቢ ኤርትራ

ዶር ገብረመስቀል፡ ብቐጻሊ ኣስተምህሮታት ዘበርክት፡ ፍልጠቱን ተሞኩሮኡን ከይበቐቐ ንደቂ ኤርትራ ዘካፍልን፡ ኣብነታዊ ኤርትራዊ ኢዩ። ዶር ገብረ፡ ንነዊሕ ዓመታት ክሳብ ናጽነት ኤርትራ፡ ኣብቲ ጽንኩር ቤት-ማእሰርቲ ዓለም-በቃኝ ዘሕለፈ፡ ኣብቲ ጽንኩር ቤትማእሰርቲ እናሃለወ ሕልናኡ ከየዕረበ፡ መስተንክር ዓወታት ዘመዝገበ፡ ሕጂ ድማ ኣብ ቪርጂኒያ ቴክ ዩኒቨርሲቲ ከም ላዕለዋይ መምህር ኮይኑ ዘገልግል ዘሎ ኢዩ። ዶር ገብረ፡ ኣብዚ ናይ ሎሚ ተኻታታሊ ሰለስተ ቪድዮታት፡ መልእኽቲ ናብ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብዝብል ኣርእስቲ፡ ብስላይድ ምርኢት ዝተሰነየ፡ ንህሉው ኩነታት ሃገርና ዝድህስስን ናብ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ዝኣመተ እዋናዊ መልእኽቲን ኣመሓላሊፉ ኣሎ። ብጽሞና ክትከታተሉዎን ከተስተንትኑዎን ድማ በዚ ኣጋጣሚ'ዚ መርበብ ስኒትና.ኮም ትላቦ። ብተወሳኺ፡ ካልእ ኣስተምህሮታቱን ጽሑፋቱን እውን፡ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ተወሳኺ መላግቦታት (ሊንክ) እናጠወቕኩም ክትውከሱ ትኽእሉ። ሰናይ ምክትታል!

መልእኽቲ ናብ ህዝቢ ኤርትራ - 1ይ ክፋል

መልእኽቲ ናብ ህዝቢ ኤርትራ - 2ይ ክፋል

መልእኽቲ ናብ ህዝቢ ኤርትራ - 3ይ ክፋል

 

Share with friends: 



See also Related ምስዚ ዝዛመድ:-


See also recent articles and Seminars by Dr. Gebre Gebremariam
ካልኦት ብ'ዶር ገብረ ገብረማሪያም ዝተጻሕፉ ጽሑፋት ሰሚናራትን ኣብ ታሕቲ ተወከሱ :-



Share with friends: