Inspirational speech by Dr Salah Nur

Search our site:
 

This free script provided by
JavaScript Kit

29/03/2019 01:36 AM

Inspirational speech by Dr Salah Nur
መሳጢን ኣበራባሪን መደረ፡ ዶር ሳልሕ ኑር

Dr Salah Nur

Inspirational speech by Dr Salah Nur

ዶር ሳልሕ ኑር፡ ኣብቲ ካብ ዕለት 16 ክሳብ 17 መጋቢት 2019 ኣብ ኣትላንታ ቪርጂንያ፡ ሕመኣ ዝተኻየደ ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፡ ኣዝዩ መሳጢን ኣበራባሪን ዝኾነ መደረ ኣስሚዑ። ንኹሉ ኤርትራዊ ትምህርታዊ ብምዃኑ፡ ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ኣቕሪብናዮ ኣሎና። በዚ ኣጋጣሚ'ዚ፡ ብጽሞና ክትከታተሉዎን ከተስተንትኑዎን መርበብ ስኒትና.ኮም ትላቦ። ብተወሳኺ፡ ዋዕላ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ንምዕዛብ ኣብዚ ጠዊቕኩም ክትሰምዑዎ ትኽእሉ። ሰናይ ምክትታል!

Inspirational speech by Dr Salah Nur

 

Share with friends: 




See also recent articles and Seminars by Dr Salah Nur
ካልኦት ብ'ዶር ሳልሕ ኑር ዝተጻሕፉ ጽሑፋት ሰሚናራትን ኣብ ታሕቲ ተወከሱ :-



Share with friends: