Home  About us   Contact us

Copyright © www.snitna.com

Design: Yohannes Berhe

September 2018 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና



30/09/2018 23:40 PM


ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ

OPEN LETTER TO ALL PFDJ MEMBERS

(24 March 2001)

እዚ "ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ" ዘርእስቱ ጽሑፍ፡ በቶም ንቅዋማዊ ምሕደራ ዝጠለቡ፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ኣባላት ባይቶን፡ (ብጉጅለ-15 (G-15)ዝፍለጡ)፡ ኣብ 2001 ዘውጽኡዎ ቅሉዕ ጠለባትን መልእኽትታትን ዝሓዘ ታሪኻዊ ሰነድ ኢዩ። እዚ ቅኑዕ ህዝባዊን እዋኑ ዝጠልቦ ዝነበረን ጠለቦም፡ ከም ገበን ተቖጺሩ ኸኣ፡ ካብ 18 መስከረም 2001 ኣትሒዞም፡ ኣብ ማሕዩር ክበልዩን ሃለዋቶም ተሸሪቡን ይርከብ። ብዙሓት ካብኣቶም ህይወቶም ከምዝሓለፈ ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት እኳ እንተፍለጡ፡ ብወገን መንግስቲ ኤርትራ ግን ዝኾነ ወግዓዊ መልሲ ኣይተዋህበን።

   "An Open Letter to All PFDJ Members" is a historic document released by Senior Government Ministers and Members of Eritrean Parliament. 24 March 2001. These signatories have been under incommunicado prison since 2001. Many are feared to have died, despite this has not been confirmed by the Government of Eritrea. Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




27/09/2018 01:12 AM

ምዃን ኤርትራ ብኸመይ

3ይ ክሳብ 5ይ ክፋል

ብ'ይኣክል 2018

ሳልሳይ ክፋል

ንጉስ ምንሊክ ቀንዲ መጻርርቲ ሃጸይ ዮሃንስ ብምዃን፡ ሃጸይነት መላእ ኢትዮጵያ ንምውራስ፡ ዘየካየዶ ጐስጓሰ ኣይነበርን፡ ሕሉፍ ሓሊፉ ብትግራዋይ ኣይግዛእን ብምባል ሸፈተ፡ ሃጸይ ዮሃንስ ከምበርክኾ ንሽዋ ኣምርሐ፡ግንቦት 1879 ሰራዊት ክልቲኦም ምስ ተፋጠጡ፡ እምኒ ኣብ ክሳዱ ተሸኪሙ ብበጠብጥ ምሓሩኒ ክብል ናብ ቅድሚ ሃጽይ ኣምበርከኸ። ነዚ ስጉምቲ ኣይግብርን ኢልካ ድሓር ምሕረት ምሕታት፡ ሓይሊ ሃጸይ ዮሃንስ ብምብራቕ ብጥላያን፡ ብሰሜየን ብግብጺ፡ ብምዕራብ ብማህዲ እናተጋፈጠ እንከሎ ንምድኻም፡ ናይ ሃጸይነት ሕልሙ ንምትግባር ዘውጽኦ ስልቲ ኢዩ ዝነበረ።ሃጸይ ዮሃንስ ግን ርህሩህን ሃይማንታዊ ስለ ዝነበረ ይቕረየልካ ኢሉ ንግስነት ናይ ሽዋ ይጠበቐልካ ብምባል፡ ንግስነት ኢትዮጵያ ንደቡብ ከስፋሕፍሕ ንምንሊክ ኣዘዞ። (14)

 Read more

 1ይ ክፋል (20-Sep-2018)2ይ ክፋል (20-Sep-2018)

 3ይ ክሳብ 5ይ ክፋል (27-Sep-2018)




24/09/2018 19:19 PM

ዝኸበርኩም ሰብ ሕልና ደለይቲ ፍትሒ፡

ኩልኹም ተወከልቲ ከተማታት  ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካን ካናዳን፡

ተለኮንፈረንስ ኣኼባ

Dear justice seekers with good consciousness,

condially invite representatives of all cities/localities in USA and Canada.

دعوة عامة من اللجنة الموقتة الى  ممثلى المدن المحلية فى كل من  امريكه وكندا

Teleconference meeting

that will be held on

Friday, September 28th

at 9:00 PM Eastern time.

 Read more



23/09/2018 23:08 PM

ዕድመ ናብ አኼባ ሓድነት ኤርትራውያን፡

ኣብ ከተማ ሎንዶን፡  30 መስከረም 2018

ካብ ሰዓት ክልተ ድ.ቀ. ዝጅምር

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒንዕለት 30 መስከረም 2018 ዓ.ም.ፈ. ካብ ሰዓት ክልተ ድ.ቀ. ዝጅምር ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ`ዚ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም።

   ኣብ`ዚ ኣኼባ`ዚ  ህልው ኩንተታት ሕዝብናን ፖሊቲካ ሃገናን ክንዛተን ብተወሳኺ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፡ ኣብዚ ዝሓለፈ ቁሩብ ኣዋርሕ  ዝገበርናዮ ሥራሓትን፡ ንዝመጽእ ሒዝናዮም ዘለና መደባትን፡ ክንድህስስ ኢና። ብተወሳኺ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተገብረ ካብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ዝተሳተፉዎ  ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቫ፣ ውጻኢት እኼባን ንምዕዋቱ ዝተዋጸኤ ገንዘብ ጸብጻብን ክቐርብ ኢዩ። እኼባ ዝካየደሉ ኣዳራሽ፥-

Hargrave Hall Community Centre Hargrave Road, Hargrave Rd, London N19 5SP

(Nearest tube station: Archway Station (Northern line)  Read more




23/09/2018 21:30 PM

ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)

ናይ Sunday 23 Sep 2018 መደብ Show

ምስ ገዲም ሓርበኛ ከማል ኢብራሂም

With Veteran Kamal Ibrahim

3ይ ክፋል ይቕጽል።

ግጭት ደንካልያን ሳዕቤናቱን

ናይ ሰንበት 23-Sep-2018 ጋሻና፡ ገዲም ሓርበኛ ከማል ኢብራሂም፡ ካብ ሳን ሆሰ ኣመሪካ ኢዩ ክኸውን። ከማል፡ ተመኩሮኡ ኣብ ተሓኤ ከምኡውን ኣብ ህሉው ኩነታት ዘለዎ ገምጋምን ርእይቶን ንተኻታተልቲ ከካፍል ኢዩ። ከማል ዓሚቕ ተመኩሮን ትዕዝብቲን ዘለዎ ሓርበኛ ኢዩ። ክትሳተፉ ብክብሪ ትዕደሙ። On Sunday, 23-Sep-2018, from 2-5 PM Halifax Time, an ELF veteran, Mr kamal Ibrahim, from San Jose USA, is speaking with voice of Eritrea. He will share his experiences of the liberation struggle as well share his views on current Eritrean situation. All are cordially invited to join.

 1ይ ክፋል-A (09-Sep-2018)፡  1ይ ክፋል-B (09-Sep-2018)

 2ይ ክፋል-A (16-Sep-2018)፡  2ይ ክፋል-B (16-Sep-2018)

 3ይ ክፋል-A (23-Sep-2018)፡  3ይ ክፋል-B (23-Sep-2018)





23/09/2018 21:30 PM

ፍሉይ መደብ SPECIAL PROGRAM

Sunday 23 September 2018

ንዝኽሪ ደሃዮም ዘይፍለጥ ሕዩራት ኤርትራውያን።

ተዘክሮታት መቕርቦምን ፈለጥቶምን።

Remembering Dissapeared Eritrean Prisoners.

Reflections of family members & friends

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

      ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና

1ይ ክፋል (23-Sep-2018)፡  2ይ ክፋል (23-Sep-2018)

3ይ ክፋል (23-Sep-2018)



22/09/2018 23:23 PM

ዘተ ምስ ኣቦወንበር ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ

ኣቶ ተስፋሚካኤል ዮውሃንስ

(ራብዓይ ክፋል)

ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር!

ብ’ፍትዊ ክፍለ

ሰላም ኩቡራት ተኻፈልቲ ወይብ-ሳይት፣ሎሚ ምስ ኣቶ ተስፋሚካኤል ዮውሃንስ፣ ኣቦ-ወንበር ሰ.ድ.ህ.ኤ. እነካይዶ ምይይጥ/ዘተ ኣብዚ እዋን እዚ ዝርአን ዝካየድ ዘሎ ፖለቲካዊ ምዕባለ ተኸሲቱ ዘሎ መድረኽ፣ ሓፈሻውን ብመጠኑ ክበርህ ዘለዎ ኣጋባብ ክኸዉን እዩ።

    ከምቲ ልሙድ ሓ) ሓታቲ ወይ ጸሓፊ ክኸዉን ከሎ፡ መ) ክኣ ብ-ኣቶ ተስፋሚካኤል ዮውሃንስ ኣቦ ወንበር ሰ.ዲ.ህ.ኤ. ዝዋሃብ መልሲ እዩ፡ጹቡቕ ምክትታል።

    ሓ) ሰላም ኩቡር ኣቶ ተስፋሚካኤል፣ኣቦ ወንበር ሰ.ዲ.ህ.ኤ. ከመይ ቀኒኻ፣ ከምዚ እትርእዮ ዘሎኻ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ካብቲ ናይ ቅድም ዝነበረ ዘይርጉእን ሓድሕዳዊ ግርጭት/ግጭት ዙሑል ኲናት ክካየድ ድሕሪ ምጽንሑ፡ካብ-ውሽጦም ዝተገደዱን ናይ ደገ ሓይልታት ኢዶም ዝእተውሉ ውጥን ኮይኑ፣ካ’ብቲ ዝሓለፈ መድርኽ ወይ ፖለቲካዊ ለውጥታት ይርአ ኣሎ፤ስለምንታይን ንምንታይ ይጠቅም ኢልካ ትሓስብ ? Read more

 1ይ ክፋል (08-Aug-2018)2ይ ክፋል (18-Aug-2018)

 3ይ ክፋል (28-Aug-2018)4ይ ክፋል (22-Sep-2018)



21/09/2018 15:30 PM

ቅዋም ክትግበር

ገለ ሓቅታት ብዛዕባ ምንዳፍን ምጽዳቕን ቅዋም ኤርትራ፡ ቅዋም ኤርትራ ናይ ህዝቢ'ምበር ናይ ኢሳያስ ኣይኮነን፡ ንሕና'ውን ንወንኖ።

ደስበለ መሓሪ

መእተዊ – እዛ ንቅዋም ትምልከት ጽሕፍቲ'ዚኣ ከዳሉ ዝደፋፋኣኒ ምኽንያት፣ኣብዚ እዋንዚ ተቓውሞና ገጢምዎ ዘሎ በዳሂ ኩነታት ንክስገር ናይ ሓባር  ባይታ ምፍጣር ቀዳማይ ረቛሒ ቀጻልነትን ዓወትን ናይዚ ቃልሲ ምዃኑ ኩሉ ዝኣምነሉ ይመስለኒ። እዚ ሽቶ'ዚ ንምውቃዕ ትምኒት ጥራይ እኹል ክኸውን ከምዘይክእል ብሩህ ኢዩ። ነብሲ ወከፍ ውድብ፣ጉጅለ፣ውልቀስብ. . . . ወዘተ ዓሚቕ ገምጋም ናይ ሕሉፍ ቃልሱ ከካይድን ኣብ ኣረዳድኣን ኣናብባን ናይ ቀረባን ርሑቕን ናይ ቃልሲ ጉዕዞና ክቕየር  እንተዘይክኢሉ ብኩነታትን ብግዜን ተቐዲምና ኣብ ደውታ ክነብር ንግደድ ምኳና ምርዳእ የድሊ። እዛ ጽሕፍቲ'ዚኣ ብዝርዝር ከቕርባ ዝተገደድኩሉ ምኽንያት ድማ  እቲ ኣብ 1997 ዝጸደቐ ቅዋም ከም ሰነድ መጠን  ናይ ሓባር ቃልሲ ከነካይድ ከም መበገሲ ክጠቅም ይኽእል ኢዩ ኢለ ስለዝኣምን ናይ ዘተ ባይታ ከፊትና ኣዎንታውን ኣሉታውን መዳያቱ  መሚና ክንሪኦ ብማለት ምዃኑ የዘኻኽር።  Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-



21/09/2018 15:30 PM

Remembering and Celebrating the Life of

Tesfai Tecle

ንዝኽሪ ጽምብል ሓርበኛ ተስፋይ ተኽለ

The heroic veteran freedom fighter and leader who selflessly dedicated and sacrificed his life to free and serve the people of Eritrea.

Sunday 23 September 2018 from 5:00pm.

Venue: The Adventist Church Centre, 39 Brendon Street, London W1H 5JE

(the street behind Caffe Nero and Argos on Edgware Road)  Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-

 



20/09/2018 23:56 PM

ሓደ ቆልዓ መባእታ ትምህርቲ ምስ ወድአ

እንታይ ክፈልጥ ንጽበዮ?

What do we expect our child to know, after completing education?

ዶ/ር ገብረጊዮርጊስ ፍስሃየ (ጆርጅ)

ኣብ ብሪታንያ ዝነብሩ ኤርትራውያን ሕጻውንቲ(ቆልዑ) ከም ካልኦት ሕብረተሰብ፡ መባእታ ትምህርቲ ምስ ወድኡ ክቐስምዎ ንጽበዮም ፍልጠት እንታይ ምዃኑ ምፍላጥ ኣገባሲ እዩ። ነዚ ምዝርዛር ምኽንያት ዝኸውን ከኣ፥ 1. ስድራቤታት ዕላማ ትምህርቲ ደቆም ተረዲኦም፡ ዝግባእ ሓገዝ ክገብሩሎም 2. እቲ ዝኸድዎ ቤት/ት ንደቆም ዝግባእ ትምህርቲ የቅስሞም ምህላዉ ንምክትታል ይሕግዝ …Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




20/09/2018 17:49 PM

ስምምዕ ሰላምን ምሕዝነትን ኵለንትናዊ ምትሕግጋዝን፡

ኣብ መንጎ ፈደራላዊት ደሞክራሲያዊት ኢትዮጵያን ሃገረ-ኤርትራን

16 መስከረም 2018 ዓ.ም. ጅዳ - ስዑዲ ዓረብ

[ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ መበል 28 ዓመት ቁ.15]

   ኣብ መንጎ ክልተአን ሃገራትን ህዝብታተንን ጥቡቕ ናይ ጂኦግራፍ፡ ታሪኽ፡ ባህልን ሃይማኖትን፡ ምትእስሳር ከምዘሎ መሰረት ብምግባር፣

   ናይ ሓድሕዶም ናጽነት፡ ልኡላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ብምኽባር፣

   ነባሪ ሰላም ንምርግጋጽን ታሪኻዊ ምትእስሳሮም ንምድራዕን ካብ ዘለዎም ሃረርታ ብምብጋስ፣

   ኣብ ተመላላእነትን ውህደትን ዝተመርኰሰ ኵለንትናዊ ምትሕብባር ንምህናጽ ቆሪጾም ብምብጋስ፣ …Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




19/09/2018 18:43 PM

USA appeal: “human rights abuses must stop, perpetrators brought to justice”

Letter to the Honorable Tibor Nagy – United States, Assistant Secretary of Africa, from Eritrean People’s Movement for Justice, (a civic society of different cities in the US).  

[Eritrea Hub, 18-SEP-2018]

Dear Assistant Secretary Nagy:

The Eritrean-American civic organizations across the United States would like to express our sincere gratitude for the statements you made during the congressional hearing on Wednesday September 12th in regard to conditions in Eritrea. The recent peaceful developments in our neighboring country of Ethiopia are extremely encouraging and we seek for similar transitions in Eritrea. Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




18/09/2018 23:55 PM

Condemn

Mr. Berhane Abrehe’s Arrest

[EriMedrek]

We, the undersigned exiled members of the Eritrean National Assembly, strongly condemn the arrest of Ato Berhane Abrehe Kidane yesterday 17 September 2018 by security agents of Ato Isaias Afwerki’s authoritarian regime. He was arrested for writing a two-volume book exposing, among other things, the tyranny, treachery, corruption and abuse of the regime and calling for a peaceful and orderly transfer of power to the Eritrean people. Read more




18/09/2018 23:55 PM

A WAKE UP CALL

FOR ALL ERITREANS IN DIASPORAS!

by Dr. Tesfa G. Gebremedhin

West Virginia University.

History has taught us that unity is strength. When we are united, we are strong and we can win in any struggle, but when we are divided, we are weak and we can lose in a simple battle. Even the weak ones become strong when they are united. As we know each finger of our hand separately is weak; together the fingers become one strong fist as the image shown below. The unity of faith and integrity…Read more





18/09/2018 18:49 PM

ፍቅርቲ ሓብተይ ኪኪ፡

ብ'ኣበባ ተስፋጊዮርጊስ በዓታይ

ናይ መበል 40 ዓመታት ዝኽሪ ናይ ስውእ በዓል ቃል ኪዳንኪ፡ ኣቦ ደቅኺ ብርሃነ ተስፋማርያም ዝጽሓፍክያ ጽሕፍትኺ ካብ ዘንብባ ሓያሎይ ኮይኑ፡ ግን እንተብዚ እንተበቲ ክስብ እዛ ሰዓት እዚኣ “ኣጆኺ ከመዮ ዝበልክዮ ብርሃነ ወትሮ ህያው እዩ፡ ንዓኺ ጥራይ ዘይኮነ ንኹሉ ህዝቢ ኤርትራ ከምኡ’ውን ኩላቶም ስውኣት ሓርበኛታትና - ሓርበኛታት ኤርትራ” ክብለኪ ኣይከኣልኩን። Read more






18/09/2018 13:42 PM

Worldwide DEMO -

Free Eritrean Prisoners!

ዓለምለኻዊ ሰላማዊ ሰልፊ:

እሱራትና ይፈትሑ!

سجناء اريتريا مجانا!

18 September 2018.

مظاهرة عالمية ، في 18 سبتمبر 2018 ، لاستدعاء إطلاق سراح السجناء الإريتريين.


ጸብጻባት ኣብዝበጽሓና እዋን ኣብ ታሕቲ ከነቕርበልኩም ኢና፡ ተማላሊስኩም ናብዚ ገጽ'ዚ ብጽሑ። ኣብዚ ጠውቑ Read more

ስኒትና www.snitna.com




18/09/2018 02:28 AM

ልዕልና ሕጊ ዘይብሉ ሃገር፣

ዲሞክራሲ ክምዕብል አይክእልን

ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር

ብ’ፍትዊ ክፍለ

Berhane Abrehe Kidane

ሓጺር ታሪኽ ሂወት

ኣብ ግንቦት 1945 ኣብ ኳንደባ (ኤርትራ) ተወሊደ። ናይ መባእታን ማእከላይን ደረጃታት ትምህርቲ ኣብ ኤርትራ፡ ናይ ላዕለዋይን ዩኒቨርሲቲን ደረጃታት ትምህርቲ ኣብ ኢትዮጵያ፡ ናይ ካልኣይ ዲግሪ ትምህርቲ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ወዲአ። ኣብ 1963 ኣብ ጂማ (ኢትዮጵያ) ኣባል ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ተሓኤ) ኮይነ። ኣብ 1970 ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ (ሕመኣ) መስራቲ ኣባል ኤርትራውያን ናጽነት ኣብ ሰሜን ኣመሪካ (ኤናሰኣ) ብምዃን ኣባል ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ (ህግሓኤ) ኮይነ። Read more



17/09/2018 25:55 PM

ሓርበኛ ሚኒስተር ብርሃነ ኣብርሀ፡

ብኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ

ናብ ዘይፍሉጥ ማእሰርቲ ተወሲዱ

Minister Berhane Abrehe arrested

ሓርበኛ ሚኒስተር ብርሃነ ኣብርሀ፡ ንፕረሲደንት ንኣመራርሓ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝብድህን፡ መልእኽቲ ዘለዎ ናይ ቃል መልእኽቲ ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ ባሕቲ መስከረም ምምሕልላፉ ዝዝከር ኢዩ። ንሱ ዝደረሳ "ሃገረይ ኤርትራ" ዘርእስታ መጽሓፍ እውን፡ ኣብዚ ወርሒ'ዚ ኣብ ወጻኢ ተሓቲማ ተዘርጊሓ ኣላ። ሎሚ ንግሆ፡ ኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ፡ ንብርሃነ ኣብርሀ ናብ ዘይፍሉጥ ቦታ ከምዝወሰዱዎ፡ ስኒትና.ኮም፡ ካብ ቤተሰቡ ከተረጋግጽ ኪኢላ ኣላ።

እዚ ስጉምቲ'ዚ፡ ነቲ ኣብ 18 መስከረም 2001 ኣንጻር ሓሳብካ ናይ ናይ ምግላጽን ምዝራብን ናጽነት ብመንግስቲ ዝተገብረ እገዳ፡ "ሕጂ'ውን" ጸኒዑ ከምዘሎ ዘመልክት ኢዩ። ኣብ ጎረቤትና ሃገር ኢትዮጵያ፡- እሱራት ክፍትሑ፡ ተቓወምቲ ማዕከናት ሓበሬታ ናብ ውሽጢ ሃገሮም ኣትዮም ክነጥፉ ጻውዒት ክግበር ንዕዘብ ኣሎና። ስርዓት ኤርትራ ግን፡ ካብዚ ንሰላም ዝመርሕ ስጉምትታት'ዚ ክንዲ ዝማሃር፡ ጎደና ምልኪ ምሕያል ዝመረጸ ይመስል።

ምግሃስ መሰል ናይ ሓደ ውልቀሰብ፡ ምግሃስ መሰል መላእ ህዝቢ ማለት ኢዩ። መሰሉ ዝተጋህሰ ህዝቢ፡ ንመሰሉ ክለዓል ድማ፡ ሕጋውን ፍትሓዊን ኢዩ። ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣኽሊል ናጽነቱ ብቕልጽሙ ኣረጋጊጹ፡ ሓርነቱ’ውን ብህዝባዊ ቃልሱ ኢዩ ከረጋግጾ ዘለዎ። ቅዋማዊ ስርዓት ጥራይ ኢዩ ድማ ነዚ ሓርነት’ዚ ከረጋግጽ ዝኽእል። ስኒትና።

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




17/09/2018 01:48 AM

Public Call ጻውዒት

ዓለምለኻዊ ሰላማዊ ሰልፊ

ኣንጻር ዘይሕጋዊ ማእሰርቲን ምስዋርን ኤርትራውያን

Worldwide Demonstration

against enforced disappearances of Eritreans

On September 18, 2018




16/09/2018 21:31 PM

ሰሚናር - SEMINAR

ኤርትራ ካብ ዝሓለፉ ዘመናት

ክሳብ ሕጂ ዘሎናዮ ኩነታት

Eritrea - Past centuries to the current state

ብ'ገዲም ተጋዳላይ ዓብደላ ኣድም By Veteran Abdalla Adem

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

 ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 16 Sep 2018

ሓርበኛ ኣምባሳደር ዓብደላ ኣድም፡ ኣብ ንኡስ ዕድመኡ ናብ ተሓኤ ተሰሊፉ። ካብኡ ድሕሪ ገለ ዓመታት፡ ምስ ምፍላይ ህሓሓኤ ናብ ህሓሓኤ ተፈልዩ። ኣብ ህሓሓኤ /ህግሓኤ ክሳብ ዝለዓለ ደረጃ ወተሃደራዊ መሪሕነት ከምኡውን ብደረጃ ኣባል ማእከላይ ሽማግለ ግምባር ኣገልጊሉ። ኣብ ወጻኢ ጉዳያት'ውን ሰሪሑ። ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ ድማ፡ ኣማሓዳሪ ዞባ ከምኡ'ውን ኣብ መወዳእታ ከም ኣምባሳደር ከገልግል ድሕሪ ምጽናሕ፡ ንስርዓት ኤርትራ ገዲፉ፡ ክሳብ ሕጂ ንፍትሒ ክቃለስ ዝጸንሐ፡ ሓርበኛ ኢዩ። ሎሚ፡ ተሞክሮኡን ገምጋማቱን ብዛዕባ ሕሉፍን ህሉውን ኩነታት ኤርትራ ኣካፊሉና ኣሎ።

1ይ ክፋል (16-Sep-2018)፡  2ይ ክፋል (16-Sep-2018)፡  

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-

ዝርርብ ምስ ኣቶ ሕሩይ ተድላ ባይሩ: ብዛዕባ ሎሚ ዝካየድ ዘሎ ስሉሳዊ ርከብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ጀዳ - (ASSENNA: Sept 16, 2018)






15/09/2018 22:46 PM

ዓምዲ ጥዕና

ናይ ኣእምሮ ጸገማት

ኣብ ውሽጢ ኤርትራውያን ስደተኛታት

Mental Health issue among Eritreans in the Diaspora

ብ'ኣቶ ዮውሃንስ ፈ. ድራር by Mr Yohannes F. Drar

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

 ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 15 Sep 2018

ኣቶ ዮውሃንስ ፈርዲናንዶ ድራር: ናይ ልዕሊ 20 ዓመታት ናይ ጥዕና ኣእምሮ ምኩር ኢዩ። ምስ ኣእምሮ ዝትእኣሳሰር ጥዕናዊ ጸገማት፡ ምስ ኩነታት ኤርትራውያን ኣብ ስደትን፡ ተመኩሮ ካልኦት ሃገራትን ብምዝማድ፡ ኣገዳሲ ኣስተምህሮ ኣቕሪቡልና ኣሎ። Mr Yohannes Ferdinando Drar is specialist in Mental Health issues for over 20 years. In this clip series, he discusses Mental health issues among Eritreans in the Diaspora, and how these could be handled and how we should help those affected.

 1ይ ክፋል (15-Sep-2018)፡  2ይ ክፋል (15-Sep-2018)

 3ይ ክፋል (15-Sep-2018)፡  



14/09/2018 23:03 PM

This we believe! September 18th

And the young Eritrean generation.

by Kiki Tzeggai

Whenever we think about heroic acts – we Eritreans – turn towards our own people and our Freedom Fighters. In other societies, a hero might be a person that runs towards a building in flames to save strangers. Such heroic acts are rare, but they happen when performed by non-job-related personnel. Sometimes taking risks for others, while “the others” could be your own people or some opportunists is also part of our lives. Read more




14/09/2018 00:43 AM

Worldwide DEMO

A Call to Evacuate Eritreans From Libya

ዓለምለኻዊ ሰላማዊ ሰልፊ

ንድሕነት ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ኤርትራውያን

14 September 2018

LIVE REPORTS - ቀጥታዊ ጸብጻባት




13/09/2018 22:25 PM

A Statement of Support to Mr. Berhane Abrehe’s, the Former Minister of Finance of Eritrea Exiled Former Members of the Eritrean National Assembly.

[EriMedrek]

We, the undersigned exiled members of the Eritrean National Assembly, would like to express our strong support to the courageous act taken by our colleague, Ato Berhane Abrehe Kidane, the former Minister of Finance, against the dictatorial regime of Ato Isaias Afwerki. Read more




11/09/2018 19:23 PM

The Bure & Zalambesa Eri-Ethio Front Officially Opened By President Isaias Afwerki & PM Abiy Ahmed.

ብሽነኽ ቡሬን ዛላምበሳን ግንባራት ዝነበረ ናይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዶባት፡ ሎሚ ሰሉስ (ዕለት 11 መስከረም 2018)፡ ብወግዒ፡ ብተሳትፎ መራሕቲ ናይ ክልቲአን ሃገራት፡ ብክብ ዝበለ ድምቀት ተኸፊቱ።

ናይ ቪድዮ ጸብጻባት እነሆ Video Report here፡-

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-





10/09/2018 23:55 PM

Evacuate Eritreans From Libya -

Worldwide DEMO

ኣብ ሊብያ: ኣብ ጸበባ ዝርከቡ ኤርትራውያን: ጻውዒት ንዓለምለኻዊ ሰላማዊ ሰልፊ፡ ንድሕነቶም።

ዕለት 14 September 2018

Dear friends in London, the address of the demonstration about Libya in London has changed. It will be in front of the UNHCR office. The address is (UNHCR, LONDON), 10 Furnival St, London EC4A 1AB. Read more

    We will still be approaching bodies such as the EU to ask them to help, but the reason for the change is in consideration of the UNHCR's mandate to aid refugees, and we will be asking for urgent action from them as a first point of action.  Read more



09/09/2018 13:45 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Sunday 09 Sep 2018 መደብ

ኤርትራዊ ሃገርነትን ኤርትራዊ መንነትን፡

Eritrean Nationhood & Eritrean Identity

ናይ ሰንበት 09-Sep-2018 ኣርእስቲ ዘተና፡- "ኤርትራዊ ሃገርነትን ኤርትራዊ መንነትን" ዝብል ኮይኑ፡ ኣብዚ ኣገዳሲ ዘተ’ዚ፡ ዝተሳተፉ፡- ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን ኢዮም። Sunday 09-Sep-2018, our discussion Topic is: "Eritrean Nationhood & Eritrean Identity" This panellists on this important topic were Mr Kibreab Tesfu and Mr Kidane Hagos.



08/09/2018 23:52 PM

Eritrea in the News exhibition’s

successful opening in London

[EritreaHub]

Tuesday evening saw a packed opening for ‘Eritrea in the News’ – at Resources for London.

The exhibition, which tells the story of Eritrea from the days of colonialism to the current rapprochement with Ethiopia, was opened by Lord David Alton and Habte Hagos.

It has been put on by Eritrea Focus. Read more




08/09/2018 22:40 PM

Mr Kubrom Dafla ተጋ/ ክብሮም ዳፍላ

ብዛዕባ ሓዳስ መጽሓፍ ሚኒስተር ብርሃነ ኣብርሀ

About Minister Berhane Abrehe’s New Book

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 08 Sep 2018

   1ይ ክፋል (08-Sep-2018)፡   2ይ ክፋል (08-Sep-2018)




08/09/2018 17:25 PM

Badge of Courage

Veteran Berhane Abrehe

by Kiki Tzeggai

In the light of recent events and anxious expectations for Veteran Berhane Abrehe’s books, we hear his recorded message and his constant call for courage by a man that was once a Veteran and – God forbid - soon might be prisoner. His quiet and yet strong voice, becomes a uniting call of rebellion against autocratic policies. Berhane willingly destroyed a piece of his heart for us. Read more




07/09/2018 00:15 AM

ቃለመሕትት ምስ ኣምባሳደር ዓብደላ ኣድም

(SBS Radio 28-Aug-2018)




07/09/2018 00:15 AM

ነጸብራቕ/ስንጸት (reflection) ሰላማዊ ሰልፊ ጊነቭራ

ብ’ፍትዊ ክፍለ

ሰላም ኩቡራት የሕዋት ተኻታተልቲ ወይብ-ሳይታት፣ከመይ ቀኒኹም፡ሎሚ ነቲ ብዙሓትን ሙሉእነት ወይ ካብ ኩሉ ህዝብና ዝተሳተፍዎ፣ዕዉት ሰላማዊሰልፊ ጂነቭራ፡ከመይ ነይሩ-ዓይነቱን ኣካያይድኡን ኣብ ተሳተፍቲ ዝነበረ ስሜዕት፣ ብናተይ ኣጣማምታን/ኣታራጓጉማን ከዘንትወልኩም ክፍትን ከለኹ፣ስጋብ ክንደይ ንልብኻ ዝትንክፍን ስሚዒት-ቃልስኻ ዘደልድልን ንክትቅጽል ዝዕድምን ምዃኑ፡ንኹሉ ንፍትሒ ዝቃለስ ዘበለ ነቶም ዝተሳተፉ ይኹኑ ነቶም ብመረኻቢ ብዙሃን ዝተኻታተልዎ፣ሩኡይ ህዝባዊ ምልዓልን ጠለባቱ ዘስማዓሉ ባሕቲ መስከርም ዝዝከረሉ መዓልቲ ብ-ናተይ ነጸብራቕ/ስንጸት ከቕርቦ ክፍትን እየ። Read more




06/09/2018 13:30 PM

መልእኽቲ ሓርበኛ ሚኒስተር ብርሃነ ኣብርሀ፡

ብቃላቱን ድምጹን፡

ንህዝቢ ኤርትራን፡

ንፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን።

Minister Berhane Abrehe’s

Voice message

 to The people of Eritrea and

to President Isaias.

ሚኒስተር ፋይናንስ ኤርትራ-ነበር ሓርበኛ ብርሃነ ኣብርሀ፡ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ኮይኑ ዝጸሓፋ መጽሓፍ፡ ኣብ ወጻኢ ተሓቲማ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ክትዝርጋሕ ትጽቢት ጌርናላ ከምዝጸናሕና ዝፍለጥ ኢዩ። እነሆ ድማ ሓርበኛ ብርሃነ ኣብርሀ፡ ኣብ ዕለተ-ባሕቲ መስከረም 2018፡ መዓልቲ ምጅማር ብረታዊ ቃልስና፡ ንህዝቢ ኤርትራን ንፕረሲደንት ኢሳይያስን ዘመሓላለፎ ናይ ቃል መልእኽቱ፡ ልኢኹልና ኣሎ። ሙሉእ ትሕዝቶ ንምስማዕን፡ ምስኡ ዝተኣሳሰር ታሪኹን ካልእን ንምክትታል ኣብዚ ጠውቑ

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




06/09/2018 15:07 PM

ሓጸርቲ እዋናዊ ዜናታት

     ሩስያ፡ ድሕሪ'ቲ ኣብ ቀረባ መዓልታት ዝተገብረ ርክብ ሚኒስተራት ወጻኢ ጉዳያት፡ ኣብ ወደባት ኤርትራ ናይ ሎጂስቲክስ ማእከል ንክህነጽ ወፍሪ ክትገብር መዲባ ኣላ። ብዘይካ’ዚ ሩስያ፡ ነቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብሰንኪ ምትእስሳር ኣልሸባብ ጸኒዑ ዝጸንሐ እገዳ ክለዓል ትጽውዕ ኣላ። ድሮ ከም በዓል ቻይናን ሃገራት ኣዕራብን ኣብ ኤርትራ ወፍሪን ምትእትታውን ገይረን ምጽንሐን ዝፍለጥ ኢዩ። በዚ ኸኣ፡ ዞባና ብፍላይ ከኣ ኤርትራ፡ ምትእትታው ናይ ደገ ሓይልታት እናዓበየ ይመጽእ ምህላዉን፡ ኩነታት ዝምድና ሓያላን ኣብዚ ዞባና እናተቐየረ ይመጽእ ምህላዉን ኤርትራ ድማ መረጋገጺ ሕምብርቲ ናይዚ ድሌታት’ዚ እናኾነት ትኸይድ ምህላዋን ዘመልክት ኢዩ።

      ኣብ ናይ ሎሚ ዜና፡ ኢትዮጵያ፡ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዝነበራ ኤምባሲ፡ ዳግማይ ከፊታቶ። ኣብቲ ናይ ምኽፋት ስነ-ስርዓት ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፡ ዶ/ር ኣቢይ ተረኺቡ ነይሩ። ብዘይካ’ዚ፡ ዶ/ር ኣቢይ ናብ ወደብ ዓሰብ ምብጽሑ እውን ተፈሊጡ። ትማሊ ሮቡዕ ዕለት 05 September 2018: ናይ ንግዲ መርከብ ኢትዮጵያ፡ ናብ ወደብ ኤርትራ (ምጽዋዕ) ከምዝኣተወት እውን ተረጋጊጹ። ሃገራት ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ሶማልያን፡ በዓል ኣርባዕተ ነጥቢ ዝሓቖፈ ሓባራዊ ስምምዕ ኣብ ኣስመራ ከቲመን። ከምኡ'ውን ብሚኒስተራት ወጻኢ ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ሶማልያን ዝቖመ ሓባራዊ ልኡኽ፡ ናብ ሃገረ ጅቡቲ ተበጊሱ ኣሎ። ኣብ መግለጺ ኣፈኛ ፕረሲደንት ኤርትራ፡ ኣቶ የማነ ገብርኣብ፡ እቲ ኣብ መንጎ'ዘን ሰለስተ ሃገራት ዝተበጽሐ ስምምዕ ፈላሚ ምዃኑን፡ ንሃገራት ሱዳን፡ ጅቡቲን ደቡብ-ሱዳንን ክሓቁፍ ዘለዎ ተስፋን ድማ ገሊጹ። ነዚ ብዝምልከት፡ ብ’ኤሪ-ቲቪ ዝቐረበ ሓበሬታ ኣብዚ ጠውቑ።

      እዚ ብኸምዚ ኣቐዲሙ ዝተገልጸ ዝርአ ዘሎ ቅልጡፍ ዲፕሎማሲያዊ ዝምድናታትን ውዕላትን፡ ባይቶ ኤርትራን ህዝቢ ኤርትራን ዘይዘተየሉን ግሉጽነት ዝጎደሎን ብምዃኑ፡ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ደለይቲ-ፍትሒ ኤርትራውያን ተቓውሞታቶም የስምዑ ኣለዉ




02/09/2018 21:25 PM

ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)

ናይ Sunday 02 September 2018 መደብ Show

On The Eritrea-Ethiopia Peace

ብዛዕባ ሰላም ኤርትራን ኢትዮዮጵያን

(2ይ ክፋል ይቕጽል Open MiC)

ኣብ ናይ ጽባሕ ሰንበት 02 September 2018 መደብና ዕዱም ጋሻና ኣቶ ተወልደ ስእለ ካብ ኣመሪካ ኢዩ። ተወልደ፡ ሓደ ካብ መስረትቲ ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ (ዓ.ተ.) ኮይኑ፡ ኣብ ሃገርና ንምምጻእ ፍትሒ ብንጥፈት ካብ ዝዋስኡ ዘለዉ ሓደ ኢዩ። ብጉዳይ መስርሕ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ እዋናዊ ኩነታት ንፍትሒ ዝካየድ ቃልሲን ብዝምልከት፡ ምስ ሰማዕቲ ኣዕሊሉ። On Sunday 02 September 2018  Mr. Tewolde Siele, one of the founders of Global Initiative and an activist for human right and justice for Eritrea, shared his views with our listeners about the current Eritrea-Ethiopia peace agreement and surrounding issues.

 1ይ ክፋል: (26-Aug-2018)፡  2ይ ክፋል: (26-Aug-2018)

 1ይ ክፋል: (02-Sep-2018)፡  2ይ ክፋል: (02-Sep-2018)




02/09/2018 15:45 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Sunday 02 Sep 2018 መደብ

ህንጸት ሃገር፡ ትርጉሙ፡ መዓስን ብኸመይን

Nation-building -

What it is? When and How?

ኣብዚ ኣርእስቲ’ዚ ንዘተ ዝቐረቡ ዕዱማት ኣጋይሽ፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኢዮም። Our invited guests discussing on the topic above are Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu.




01/09/2018 22:52 PM

ሓደ መስከረም

ግጥሚ ብ'ሕድራይ ፍስሃ

ኤርትራ ሃገርና ምስ በዝሓ መግዛእቲ

ብቱርኪ ብግብጺ ብጥልያን ወዘተ ጨኮንቲ

ህዝቢ ተኣከበ ብሓባር ክዝቲ

ንሃገር ንኽትድሕን ካብዞም ጎዛዘይቲ

Read more



01/09/2018 14:26 PM

ሕድሪ ባሕቲ መስከረም 1961፡

ሕጂ'ውን ህያው ኢዩ

ብ'ዮውሃንስ ጸጋይ

ባሕቲ መስከረም 1961፡ እታ ወትሩ ብሓበን እንዝክራ፡ ንቃንዛን ወጽዓን ህዝቢ ኤርትራ ሓንሳብን ንሓዋሩን ንምእላይ፡ በቲ ጅግና ሓርበኛ ስዉእ ሓምድ እድሪስ ዓዋተ፡ ፈላሚት ሽግ-ሓርነት ዘበሰረት ጥይት ብረታዊ ተጋድሎና ዝተበገሰትላ ዕለት ኢያ። ኣብ ታሪኽ ወለዶታት ህዝቢ ኤርትራ ድማ እቲ ንሳ ዝነቐለትሉ ዕላማ ፈጺሙ ኣይቅየርን ኣይሃስስን ኢዩ። ስለዝኾነ ኸኣ ኢና፡ ዓመት መጸ ነዛ ክብርቲ ሃገራዊ ዕለት ብክብ ዝበለን ክብሪን ክንዝክራ እንግደድ። Read more





































Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print