Home  About us   Contact us

Copyright © www.snitna.com

Design: Yohannes Berhe

July 2018 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና




31/07/2018 16:38 PM

መልሲ ን'በረኸት ፈዳይ ንጉሰ

"ኵናት ወያነ ኣብ ልዕሊ ምሁራት ዘሕደሮ ጽልዋ"

ብ'ነቢይ ፍረ ሻውል

ካብዚ ኣስዒብና እምበኣር፡ ንሓንቲ ካብተን ኣብ ዕለት 03 February 2000 ዓም፡ "ነቢይ ፍረ ሻውል" ብዝብል ናይ ብርዒ ስም፡ እተጻሕፈት፡ መልሲ ነቲ "በረኸት ፈዳይ ንጉሰ" ብዝብል ናይ ብርዒ ስም ዝጽሕፍ ዝነበረ ተባሂላ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ኣዝማሪኖ ተሓቲማ ዝወጸት ጽሕፍቲ ነቕርበልኩም ኣሎና። እቲ (በረኸት ፈዳይ ንጉሰ) ብዝብል ናይ ብርዒ-ስም ዝወጽእ ዝነበረ ጽሑፋት፡ ነቲ ናይ ፕረሲደንት ኢሳይያስ መርገጺ ዘንጸባርቕ ክኸውን ከሎ፡ እቲ (ነቢይ ፍረ ሻውል) ብዝብል ናይ ብርዒ-ስም ዝወጽእ ዝነበረ ጽሑፍ ድማ፡ ንርእይቶ ናይቶም ንለውጢ ዝጠልቡ ዝነበሩ፡ ማለት ኣብዚ እዋንዚ ኣብ ማሕዩር ዝበልዩ ዘለዉ ሓርበኛታት ኤርትራ ዘንጸባርቕ ኢዩ ነይሩ።. Read more

 1ይ ክፋል፡   2ይ ክፋል




31/07/2018 16:38 PM

ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ

OPEN LETTER TO ALL PFDJ MEMBERS

(24 March 2001)

እዚ "ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ" ዘርእስቱ ጽሑፍ፡ በቶም ንቅዋማዊ ምሕደራ ዝጠለቡ፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ኣባላት ባይቶን፡ (ብጉጅለ-15 (G-15)ዝፍለጡ)፡ ኣብ 2001 ዘውጽኡዎ ቅሉዕ ጠለባትን መልእኽትታትን ዝሓዘ ታሪኻዊ ሰነድ ኢዩ። እዚ ቅኑዕ ህዝባዊን እዋኑ ዝጠልቦ ዝነበረን ጠለቦም፡ ከም ገበን ተቖጺሩ ኸኣ፡ ካብ 18 መስከረም 2001 ኣትሒዞም፡ ኣብ ማሕዩር ክበልዩን ሃለዋቶም ተሸሪቡን ይርከብ። ብዙሓት ካብኣቶም ህይወቶም ከምዝሓለፈ ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት እኳ እንተፍለጡ፡ ብወገን መንግስቲ ኤርትራ ግን ዝኾነ ወግዓዊ መልሲ ኣይተዋህበን።

   "An Open Letter to All PFDJ Members" is a historic document released by Senior Government Ministers and Members of Eritrean Parliament. 24 March 2001. These signatories have been under incommunicado prison since 2001. Many are feared to have died, despite this has not been confirmed by the Government of Eritrea. Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




29/07/2018 23:49 PM

"ልዑላውነት፡ ፍትሒን፡ ባኒን"

ቀዳምነታት ህዝቢ ኤሪትሪያ' ዮም።  

ሰላም ምስ ኢትዮጵያ ሓጋዚ'ምበር ወሳኒ ኣይኮነነ!

 "Sovereignty, Justice and Bread is Eritrean peoples’ Priority; Peace with Ethiopia only Helpful.

Seminar by Dr.Ibrahim Siraj

ሰሚናር ብ’ዶ/ር ኢብራሂም ስራጅ

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

 ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና Sunday, 29 July 2018

ክቡራት ተኻታተልቲ፡ ሎሚ ዕለት Sunday, 29 July 2018 ዕዱም ጋሻና፡- ዶ/ር ኢብራሂም ስራጅ ኢዩ። ዶ/ር ኢብራሂም፡ ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ፡ ብቐጻሊ ኣስተምህሮታት ዝህብ ህርኩት ኤርትራዊ ምሁር ኢዩ። ሎሚ ሒዙዎ ዝመጽአ ኣርእስቲ "ልዑላውነት፡ ፍትሒን ባኒን" ቀዳምነታት ህዝቢ ኤሪትሪያ' ዮም። ሰላም ምስ ኢትዮጵያ ሓጋዚ'ምበር ወሳኒ ኣይኮነነ!" ዝብል ኢዩ። Our guest today, Dr.Ibrahim Siraj delivers seminar "Sovereignty, Justice and Bread is Eritrean peoples’ Priority; Peace with Ethiopia only Helpful--not decisive".

 1ይ ክፋል: 29-Jul-2018)፡   2ይ ክፋል: 29-Jul-2018)

 3ይ ክፋል: 29-Jul-2018)




29/07/2018 14:09 PM

ምኒስተር ዜና ኣቶ የማነ ገብረመስቀል፡ "ሃገራዊ ኣገልግሎት ናብ ንቡር ክምለስ'ዩ" ይብል።

ፕሮ. ጋይም፡ "እቲ ኣገልግሎት ካብ ሓደ ትካላዊ ሃጓፍ ወጻኢ ንከተስርሖ እንተ ዝፍተን ነይሩ: ሓድሽ ነግሒ ምቐደደ ነይሩ" ይብል።

[ቢቢሲ ትግርኛ 27 July 2018]

እቲ ተበጊሱ ዘሎ መስርሕ ሰላም ሽቶኡ ክሃርም ምስ ዚጅምር "ናይ ፓሊሲ ለውጢ ክህሉ ናይ ግድን'ዩ" ክብል ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ንቢቢሲ ሓቢሩ።

  ፕሮ.ፈሶር ጋይም (ስእሊ ርአ)፡ ሃገራዊ ኣገልግሎት፡ ካብ ሓደ ትካላዊ ሃጓፍ ወጻኢ ንከተስርሖ እንተ ዝፍተን ነይሩ እዛ ብእዋን ብረታዊ ቃልሲ ንሰላሳ ዓመታት ዝተደኰነት ሃገር ካብ ሓሙዅሽቲ ቦሎኽ ኢላ ከም እትወጽእ ምገበራ። እቲ ኣገልግሎት ከኣ ሓድሽ ነግሒ ምቐደደ ነይሩ ይብል።  Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




28/07/2018 23:58 PM

ፕረሲደንት ረፑብሊክ ሶማልያ፡ መሓመድ ዓብድላሂ መሓመድ፡ ኣስመራ ኣትዩ።

President republic Somalia, Mohammed Abdulahi Mohammed Arrives Asmara

ፕረሲደንት ረፑብሊክ ሶማልያ፡ መሓመድ ዓብድላሂ መሓመድ፡ ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብዝገበረሉ ዕድመ መሰረት፡ ሎሚ ዕለት 28 ሓምለ 2018 ኣስመራ ኣትዩ። ኣስመራ ኣብ ዝኣተወሉ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሉ። ሃገረ-ሶማልያ፡ ሓንቲ ካብተን ብመትከል ንቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝደገፋ ሃገራት ምንባራ ኤርትራውያን ብኣኽብሮት እንዝክሮ ኢዩ። እቲ ኣብ ሶማልያ ኣብ ዝሓለፈ 20 ዓመታት ተፈጢሩ ዝጸንሐ ሓድሕዳዊ ህውከትን ዕንወትን፡ ንኹሉ ኤርትራዊ ዘሕዘነ ምንባሩ ድማ ኣይሰሓትን። እቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ሶማልያን ዝነበረ ዝምድና ብሰንኪ'ቲ ምስ ኢትዮ-ኤርትራ ዝተኣሳሰረ ኩናትን ካብኡ ዝነቅል ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝቐንዐ ክሲ ብዛዕባ ደገፍ ንኣልሸባብን፡ ተባላሽዩ ምንባሩ ዝዝከር ኮይኑ፡ ሕጂ ምስ ምምሕያሽ ዝምድና ኢትዮጵያን ኤርትራን ድማ እቲ ዝምድና ይሕደስ ኣሎ። እዚ ንሰላምን ጸጥታን ዞባና ዓቢ ተስፋ ዝህብ ኢዩ።

Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




28/07/2018 20:18 PM

ሰላምን መድርኽ ናይ ረብሓታትን

Peace and Stage of benefits

by Veteran Ahmed Al-Keysi

ብ’ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ኣል ቀይሲ

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

 ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና Saturday, 28 July 2018

ክቡራት ተኻታተልቲ፡ ሎሚ ዕለት Saturday, 28 July 2018 ዕዱም ጋሻና፡- ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ኣል ቀይሲ ኮይኑ፡ ሒዙዎ ዝመጽእ ኣርእስቲ "ሰላምን መድርኽ ናይ ረብሓታትን" ዝብል ኢዩ። Veteran Ahmed Al-Kaissi, is our guest on Saturday, 28 July 2018. His Seminar topic will be "Peace and Stage of benefits".

 1ይ ክፋል: 28-Jul-2018)፡  2ይ ክፋል: 28-Jul-2018)

 3ይ ክፋል: 28-Jul-2018)፡  




28/07/2018 20:18 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Saturday 28 July 2018 መደብ

ዓበይቲ ኣጀንዳታት፡ ህሉው ኩነታት ሃገርና።

BIG Agenda--Current Situation of Eritrea

ናይ ሎሚ ቀዳም 28 2018 ኣጋይሽና፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስ፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኣቶ ዓብዱረዛቕ ሙሳን ክኾኑ ኢዮም። Our pannelists are: Mr Kidane Hagos, Mr Kibreab Tesfu and Mr Abdurezak Mussa.

 ኣብዚ ጠውቑ





27/07/2018 21:52 PM

ERITREA - THIS LAND IS OUR LAND!

ኤርትራ - መሬተይ!

by Kiki Tzeggai

Almost five (5) decades ago, one occupier following the other denied the existence of a country called Eritrea. The last one was Ethiopia, the only African country occupying another African country.

They told us we did not exists. They decided that Eritrea, as a country, should not exist and the Eritrean language never spoken. Anyone telling the contrary was evil. Anyone fighting our carved destiny by others was told to expect a call from the grim reaper. Against all these odds, came our Freedom Fighters. Read more



26/07/2018 16:11 PM

ቃለመሕትት ምስ ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስ፡

Interview with Veteran Mesfin Hagos

(Radio SBS: on 19 and 21 July 2018

& Radio Erena: on 26 July 2018)

[SBS Radio 19 July 2018]

ገዲም ተጋዳላይን መራሒን፡ መስፍን ሓጎስ፡ ኣብዚ ወርሒ ሓምለ 2018፡ ምስ ራድዮ ኤስቢኤስ (SBS) ከምኡውን ራድዮ ኤረና (Radio Erena)፡ ተኻታታሊ ቃለመሕትት ኣካይዱ ነይሩ። ኣብ ቃለመሕትቱ፡ ንተኻታተልቲ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝኾነ ምስዚ ዘሎናዮ እዋናዊ ክስተት ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣዛሚድና ክንጥምቶ ዝግባኣና፡ ሓበሬታን ገምጋሙን ኣካፊሉ ኣሎ። ንምክትታሉ ክጥዕም፡ ስኒትና.ኮም ኣብ ሓደ ጠሚርና ኣቕሪብናልኩም ኣሎና፡ ሙሉእ ክፋላት  ኣብዚ ጠውቑ ።  

SBS Radio: (1ይ ክፋል 19-Jul-18)(2ይ ክፋል 21-Jul-18)፡  

ራድዮ ኤረና: 26-Jul-2018)፡  

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-







25/07/2018 15:38 PM

President Isaias Afwerki

and Prime Minister Abiy Ahmed

presented with highest UAE Award

[Shabait 25 July 2018]

In recognition of the vision, courage and statesmanship they demonstrated to end war and bring about peace between the two countries, President Isaias Afwerki and Prime Minister Abiy Ahmed have been presented by Crown Prince of UAE, Sheik Mohammed bin Zayed Al Nahyan the highest Abu Dhabi honour “The Zayed Award”. Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




25/07/2018 15:38 PM

“ቅድሚ ናብ ዓሰብ ምጉያይ ኩሉ ስምምዓት ኣብ ጠረጴዛ ክውዳእ ነይርዎ።” ሰንጋል ወልደትንሳኤ

[SBS Radio 24 July 2018]

ወደብ ዓሰብ ንኢትዮጵያ ነጻ ወደብ እዩ፡ ምባል እንታይ ማለት እዩ? ቅድሚ ናይ ዶብ ኲናት ዝነበረ ስምም ዕ ዶብ እንታይ ይመስል ነይሩ? ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን  ዝግበር ዘሎ ስምምዓት ኣጠቓቕማ ወደብ ነባሪ ሰላም ዘምጽ እ ድዩ? ዝብሉን ካልእን ምስዚ ዝምዕብል ዘሎ ሰላም ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ን ኣጠቓቕማ ወደብ ብዝምልከት ምስ ኣቶ ሰንጋል ወልደትንሳኤ ዝተገብረ ቃለ መሕትት እዩ።

ኣቶ ሰንጋል ኣብ ሚኒስትር ንግድን ኢንዳስትሪን ዳይረክተር ኢንዳስትራዊ ልም ዓትን ምትብባዕን፡ ኣብ ሚኒስትሪ መሬትን ማይን ኣከባቢን ዳይረክተር ምሕደራን ኣጠቓቕማ ሃብቲ ማይን፣ ኣብ ማክሮ ፖሊሲ ኤርትራ ድማ ኣማኻሪ ዝነበረ እዩ። ኣቶ ሰንጋል ወልደትንሳኤ ኣብ ስምም ዓት ኣጠቓቕማ ወደባት ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ብቐረባ ዝሰርሐ ኪኢላ ድማ እዩ። Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




23/07/2018 20:35 PM

"The Way Forward”

Conversation with 3 Veterans and Intellectualls

"መዋጽኦ ንቕድሚት"

ዕላል ምስ ሰለስተ ሓርበኛታትን ምሁራትን

[TempoAfric TV መኣዲ ዘተ ኤርትራውያን]

ኣብዚ እዋናዊ ዕላል‘ዚ፡ ዶ/ር ሓመድ ኬር ዑመር፡ ኣቶ እስሄል ብጹኣምላክ፡ ከምኡውን ዶ/ር ኣሰፋው ተኸስተ፡ ኮይኖም ገምጋሞም ኣብ ህሉው ኩነታትን መጻኢናን ኣዕሊሎም ኣለዉ።

      1ይ ክፋል (22-07-2018)




23/07/2018 20:35 PM

"Message from the Team of

Hdri Jeganuna Paltalk Room

"መልእኽቲ ኣካየድትን ኣባላትን ሕድሪ ጀጋኑና መኣዲ ዘተ ፓልቶክ - ንህዝቢ ኤርትራ

[Assenna ኣሰና]

ኣብዚ እዋናዊ ዕላል‘ዚ፡ ዝተሳተፉ (ጸጋም ናብ የማን)፡ ሃይለ ክፍላይ፡ ትርሓስ ወልዱ፡ ትእማር ንጉሰን፡ ዮኤል ሙሴን፡ ኮይኖም ገምጋሞም ኣብ ህሉው ኩነታትን መጻኢናን ኣዕሊሎም ኣለዉ።

      1ይ ክፋል (22-07-2018)




23/07/2018 20:35 PM

ሃገረ ክሮአሽያ!

ብ'መሲናስ

ሃገረ ክሮአሽያ (Croatia) ኣብ ሊባ (ደቡባዊ ምብራቕ) ኣህጉር ኤውሮጳ እትርከብ፡ 56,500 ትርብዒት ኪሎ ሜተር ዝስፍሓታ፣ 4,779,000 ዝብዝሑ ህዝቢ ዝነብራ፡ ብዕለት 25/06/1991 ዓ.ም. ካብ ሃገረ ዩጎስላቭያ ተፈልያ፡ ናጽነታ ዝኣወጀትን ብማሕበረሰብ ዓለም ዝጸደቐላን መዋልዲ ሃገረ ኤርትራ ዝኾነት ሓዳስ ሃገር እያ። መዲና ክሮአሽያ ዛግረብ ትብሃል። Read more




22/07/2018 20:19 PM

ገዲም ተጋዳላይ ዳዊት ፍስሃየ

ኣብ ህሉው ኩነታት ኤርትራ

[Assenna ኣሰና]

ተጋዳላይ ዳዊት ፍስሃየ: ኣብ ዝተፈላለየ ጽፍሒ ሓላፍነት ዘገልገለ ገዲም ተጋዳላይ ኢዩ። ትዕዝብቱን ገምጋሙን ኣብቲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝኸይድ ዘሎ ኩነታት ንሰማዕቲ የካፍል።

     1ይ ክፋል (22-07-2018)2ይ ክፋል (23-07-2018)

     3ይ ክፋል (24-07-2018)




22/07/2018 11:04 AM

ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንፍትሒ

الحركة الارترية للعدالة

Eritrean Movement For Justice (18-7-2018)

መድረኻዊ መጸዋዕታ

ንኹሉ ብህዝቡን ሃገሩን ዝግደስ ኤርትራዊ

እቲ ብ1998 ዝጀመረ፣ እሞ ድማ ዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቐዘፈ ናይ ዶብ ውግእ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ጠንቂ-ውጽኢታቱ ብክልቲኡ ሸነኻት ሰፍ ዘይብል  ህልቂት ህይወት  ሰራዊት ጥራይ ዘይኰነስ፣ ማእለያ ዘይብሉ ናይ ኣህዛብ ምፍንቓልን  ናይ ናብራ ሓፍ-ዞቕን አኽቲሉ’ዩ። እዚ ኣዕናዊ ኲናት’ዚ፣ ከምቲ ክለተ ሃንደስቱ  ስርዓታት ከይሓፈሩ ዝጠቐስዎ፣ ብሰንኪ ዶብ ዘይኰነስ ፣ ብሰነኪ ብኣነነት ዝተላዕጠጡ ክልተ መሪሕነታትን ንሶም ዘናዓዓብዎ …Read more




21/07/2018 19:55 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Saturday 21 July 2018 መደብ

ምስዚ ዝኸይድ ዘሎ ርክባት ኢትዮጵያን ኤርትራን፡ ብወገን ኤርትራዊ ምንቅስቓሳት ንለውጢ ዝውሰዱ ዘለዉ ተበግሶታት። Ethiopia-Eritrea Relations and initiatives being taken by Eritrean Grassroots justice-movements.

ኣብዚ ኣርእስቲዚ ዝዝትዩ ኣጋይሽና ኣባላት ህዝባዊ ምልዕዓል ኮይኖም (1) ኣቶ ጸጋይ ነጋሽ (2) ኣቶ መኮነን ኣብራሃም ኢዮም። Our invited guests are Mr Tzegai Negash and Mr Mekonen Abraham. Read more




21/07/2018 16:36 PM

ሓጸርቲ እዋናዊ ዜናታት - ስኒትና

snitna - news brief

21 July 2018

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ኣብ መንገዲ ኣየር ኤርትራ ብጽሒት ብርኪ ንምርካብ ኣብ ምውዕዓል ከምዝርከብ፡ ሮይተርስ ካብ ኣስመራ ሓቢሩ። ብተማሳሳሊ ኣገባብ፡ በዓል መዚ ማሪታይም (መጓዓዝያ ባሕሪ) ኢትዮጵያ እውን፡

Read more




21/07/2018 16:36 PM

ሸከም ወይ ጾር ዝኾነ ጋሻ ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡

ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር!

ብ’ፍትዊ ክፍለ

ሰላም ከመይ ቀኒኹም ተኻታተልቲ ወይብ-ሳይታት፣ ተስፋ ይገብር ድሓን ክትህልዉ፡ እዋኑ ንኸተስተንፍስ ግዜ ዘይህበካ፣ሃዋህው ፖለቲካ፣ ሃገርና ህዝብናን ዘሕልፎ ዘሎ ስነ ኣእሙራዊ ተሃዋጽነት፣ ምዕልቕላቓት ሓጎስን ጓሂን ተሓዋዊሰን፣ ዕረፍቲ-ድቃስ ዘይህባ ኣምራት ኢና ንነብር ዘለና። ተሞኪርናዮን ሪኢናዮን ዘይንፈልጥ ምልውዋጥ፣ ሃዲእካ ክትሓስብ ዘየፍቅድ ኣጋባብ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ፡ እቲ ዝነበሮን ዘርእዮ ዝነበረ ባህርያት ወይ ሽፋን ጠባያቱ፣ ንኹሉ ብዘገርም ኣጋባብን ንህዝብን መንግስታት ዓለምን ዘዳናግር ስትራተጂ፡ ነቶም ምስኡ ዝዳናገጹ ከይተረፉ ዝብልዎ ዝጠፍኦም ምእዛኖም ዝሳኣኑ ኮይኖም፣ ደምበ ፍትሒ እዉን እንተኾነ ኣጋውል ኮይኖም ከዕለብጡን ከመይ ገይሩ ክገጥሞ/ክብድሆ ንምባል፣ አብ ዲቕ ዝበለ ምሕሳብ ኣትዩ ይርከብ። ምኽንያቱ …Read more




20/07/2018 23:52 PM

AN URGENT PUBLIC MEETING

IN TORONTO:

ህጹጽ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ቶሮንቶ

 Sunday, July 22, 2018

All Eritrean-Torontonians and Eritreans living in the environs of Toronto are strongly urged to attend the event so that we act in unison to the most recent developments in our country and the dangers hovering over it these days.  For details, please note the following:

Read more




20/07/2018 15:02 PM

Djibouti asks UN help

to end border dispute with Eritrea

ጅቡቲ፡ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡

ኣብ ምፍታሕ ጉዳይ ዶብ ኤርትራን ጅቡቲን ክተሓባበር

ጻውዒት ኣቕሪባ።

[ArabNews]

UNITED NATIONS: Djibouti is asking Secretary-General Antonio Guterres to help peacefully resolve a border dispute with Eritrea following the recent end to that nation’s 20-year border dispute with Ethiopia. Read more





20/07/2018 15:02 PM

   ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን     ንፍትሒ ዓባይ ብሪጣንያ፡

ዕድመ ንኣኼባ ንዕለት 21 ሓምለ 2018

እንዛረበሉ ዛዕባ፡-

ጉዳይ ሰላም ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን እዩ።

ኣድራሻ፡- ATM house, Market Approach, Off Lime Grove, Shepherd W12 8EE

ዕለት፡- 21 ሓምለ 2018

ሰዓት፡- 15፡00 (3 ድሕሪ ቀትሪ) ይጅምር

Read more



20/07/2018 01:45 AM

ንሕና'ውን ንሕበር ንደመር ህዝብና ይበራበር፥

ካብ ኢድና ከይትሞልቀና እዛ ሃገር

ደለይቲ ፍትሕን ደሞክራሲን ኤርትራውያን ሚላኖ

እቲ ካብ ወርሒ ግንቦት 1998 ክሳብ 2000 ዓ.ም.ፈ. ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተኻየደ መሪር ኩናትን ካብ 2000 ክሳብ ሎሚ ጉልባብ ኮይኑ ዝጸንሐ ናይ "ኣይ ሰላም ኣይ ኩናት" ሃውሁን ኣብ ህዝብና ዘውረዶ ሰብኣዊ፥ ቁጠባዊን ማሕበራውን ቅልውላውን ዘንበሮ ብርቱዕ ስነኣእምሮኣዊ ጸቕጥን ዓቕሚ ሰብ ክሰከሞ ካብ ዝኽእል ንላዕሊ ኮይኑ ጸኒሑ ኢዩ። ህዝቢ ኤርትራ ነዚ ኩነታት'ዚ ክጻወሮ ዝተገደደ ነታ ብመስዋእቲን ስንክልናን ዘይተኣደነ ተወፋይነትን ናይ ዝፈትዎም ደቁ ዝመጸት ሃገር፡ ልዑላውነታን ነጻነታን ተኸቢሩ ክነብር ዶባታ ከይድፈር ካብ ዘለዎ ጽኑዕ ድልየት ምዃኑ ሓተታ ዘድልዮ ኣይኮነን። ዕሸላት ደቁ ኣብ ገደብ ዘይብሉ "ሃገራዊ ኣገልግሎት" ተሸሚሞም Read more



18/07/2018 20:54 PM

Ethiopian Airlines

makes historic flight to Eritrea

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ሎሚ ሮቡዕ 18 ሓምለ 2018፡ ታሪኻዊ በረራኣ ናብ ከተማ ኣስመራ ጀሚራ

[BBC News]

Roses and champagne have been given to passengers on the first commercial flight between Ethiopia and Eritrea in 20 years.

Ethiopian Airlines said its "bird of peace" flew to Eritrea, after the end of the "state of war".

Passengers sang and danced in the aisles during the 60-minute flight. መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ሎሚ ሮቡዕ 18 ሓምለ 2018፡ ታሪኻዊ በረራኣ ናብ ከተማ ኣስመራ ጀሚራ። ን20 ዓመታት ተፈላልዮም ዝጸንሑ ስድራቤታት ብናይ ሓጎስ ንብዓት ክራኸቡ በቒዖም።

 Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




17/07/2018 04:26 AM

ኣገዳሲ ሓበሬታ

Important Public Notice

ኣብ`ዚ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብናህሪ ተጀሚሩ ዝቕጽል ዘሎ ስቱር ርክባት ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ ገዛእ ጉዳዩ ተዓዛቢ ጥራሕ  ኮይንዎ ኣብ ዘለወሉ ህሞትን፡  ስርዓት ኢሳያስ ከም`ቲ ልሙድ ኣሰራርሕኡ፡ ሕጂ`ውን ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ መሰርሕ ሰላም ሃገሩ ኣዋሲኑ ኣብ ጸልማት ደፊኑ ንበይኑ፡ ዕድል ኤርትራ ክውስን ላዕሊ ታሕቲ ኣብ ዝብለሉ ዘሎ ኩነታትን ኤርትራዊ ሓላፍነትና ወሲድና ክንብገስ መሪጽና።

ኣብ ሓምለ 14 2018፡ 14 ፖለቲካዊ ምንቅስቓሳት- ካብ ኣወስትራልያ፡ ኤውሮጳ፡ ካናዳን ሕቡራት ሃገራት ኣሜሪካን ዘሳተፈ ናይ ተለኮንፈረንስ ኣፈናዊ ርክብ፡ ኣብ`ዞም ዝስዕቡ ዛዕባታት ዘትዩ። Read more




16/07/2018 23:21 PM   

ህሉው ኩነታት ኣመንቲ ኤርትራውያን

ኣብ ውሽጢ ሃገርን ኣብ ስደትን።

Current state of Eritrean Religious followers at home and Diaspora

ሰሚናር ብ’ፓስተር ዮናታን

Seminar by Pastor Yonathan

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና Mon, 16 July 2018

ናይ ሰኑይ ዕለት 16 ሓምለ 2018 ዕዱም ጋሻና ኮይኑ ምሳና ዘምሲ፡ ፓስተር ዮናታን ሕሩይ ካብ ብርሃን ሰማይ (ወንጌላዊት ቤተክርስትያን ቶሮንቶ ካናዳ) ኢዩ። ንሱ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ኣመንቲ ኤርትራውያን ኣብ ውሽጢ ሃገርን ኣብ ስደትን፡ ሰሚናር ክህበና ኢዩ። On Monday, 16 July 2018, our invited guest is Pastor Yonathan Huruy, from Berhan Semay (Heavenly Light) Church Toronto, Canada. He will deliver seminar on Current state of Eritrean Religious followers at home and Diaspora.  1ይ ክፋል (16-July-2018)




15/07/2018 20:35 PM

Ethiopian Army Awaiting Instructions

to Withdraw Troops

ሰራዊት ኢትዮጵያ ናይ ኣንሳሕብ መምርሒ ይጽበ

[TesfaNews]

BY NIZA MANEK | BLOOMBERG Ethiopian Prime Minister Abiy Ahmed said he would take action against those who may seek to block a peace declaration with Eritrea’s President Isaias Afwerki, as Ethiopia’s army awaits instructions on troop withdrawals from border areas. Isaias said both nations would work together to safeguard the newfound peace that’s ended…Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




15/07/2018 15:52 PM

ኤርትራ ናበይ!

إرتريا إلى أين ؟؟ في ظل

Where is Eritrea heading?

ብጋዜጠኛ ኣሕመድ ሸሪፍ

by Journalist Ahmed Sherif (15 July 2018)

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




15/07/2018 01:45 AM

40 ዓመታት ኮይኑ

by Kiki Tzeggai

ብርሂን፡ ሰባት፡ ድሮ 40 ዓመት ኮይኑ እናበሉ ኣሃዛት ይቖጽሩ ኣለዉ። ንዓይ ግን እትረፍ ኣርባዓ ዓመት፡ ኣርባዕተ ሰዓት፡ ኣርባዕተ ደቒቕ እውን ኣይመስለንን’ዩ - ኣይኮነን ከኣ። ብርግጽ ኣይኮነን - መዓስ’ዶ ተፈላሊና ኢና ብርሂን፡ ብሓሳብን ዝኽርን እኮ ወትሩ ብሓንሳብ ኢና።

   ኣይሃስስን ዝኽረይ ፡ ኣብታ ጸባብ ብፍቕሪ ዝማሞቐት ቤትና፡ ምስ ደቅና ኣብ ሓደ መኣዲ ዘሕለፍናዮ ሂወት። ብዛዕባኡ እሓስብ እሞ መመሊሰ እናፍቐካ። ኣብ መኣድናን ጸሎትናን ከአ ወትሩ ምሳና ኣለኻ - ፈጺምካ ኣይተፈለኻናን። Read More





14/07/2018 11:28 AM

ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡

ሎሚ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኢትዮጵያ ኣትዩ፡

ኣዝዩ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሉ።

Eritrea President receives warm welcome as he arrives in Addis Ababa, Ethiopia

(14 July 2018).

ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝመርሖ ልኡኽ ኤርትራ፡ ሎሚ ዕለት 14 ሓምለ 2018፡ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኢትዮጵያ ኣትዩ። ካብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣዲስ ኣበባ ኣትሒዙ ክሳብ ቢት ጽሕፈት ቤተመንግስቲ ብህዝቢን ሰበስልጣንን ኢትዮጵያ፡ ተቐማጦ ኣዲስ ኣበባን፡ ኣዝዩ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሉ። ፕረሲደንት ኢሳይያስ፡ ምስ ፕረሲደንት ፈደራላዊ ረፑብሊክ ኢትዮጵያ (ፕረሲደንት ሙላቱ) ከምኡውን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ተራኺቡ፡ ኣብቲ ናይ ምሳሕ ግብጃ፡ ብኩላተን መራሕቲ ሃይማኖት ብጸሎትን ሰናይ ናይ ሰላም ምንዮት መልእኽቲን ክኽፈት ከሎ፡ ቀዳይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ሓጺር ናይ እንቋዕ ደሓን መጻእኩም ዘረባ ድሕሪ ምሃብ ንፕረሲደንት ኢሳይያስ ዕድመ ኣቕሪቡሉ። ፕረሲደንት ኢሳይያስ ድማ ሓጺር ናይ እንቋዕ ሓጎሰና ቃለ-መልእኽቲ ኣስሚዑ። ኣብ ኩላቶም ተሳተፍቲን መራሕቲን፡ ኣዝዩ ውዕዉዕ ናይ ሓጎስ መንፈስ ይርአ ነይሩ። ሓፈሻዊ ስእሊ ንምርካብ ኣብዚ ዝስዕብ ቪድዩታት ንምዕዛብ ይከኣል፡-

ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-  




14/07/2018 20:51 PM

ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Mem Zeru Gebreyesus

ናይ ቀዳም 14 July 2018 መደብ    ብድሆታት ሰላምን ምርግጋእን

ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ

The Challenges of Peace and Stability

in the Horn of Africa

ናይ ቀዳም ዕለት 14 July 2018 መደብና ኣብ ህሉው ክነታት ሰላምን ብድሆታቱን ዘተኮረ ኢዩ ክኸውን። Saturday, 14 July 2018, our discussion Topic will focus on Current peace process and its challenges.  Read more






14/07/2018 13:36 PM

ሓድነታዊ ጉባኤ ናይ ክልተ ውድባት ዓፋርን

ህሉው ኩነታት ሰላም ኤርትራን ኢትጽያን

Unity Congress of Two Afar Peoples's fronts & Current Eritrea-Ethiopia peace initiatives

ሰሚናር ብ’ብሓው ኑር ኣሕመድ

Mr Nur Ahmed (from Eritrea Afar National Congress)

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና

Sat, 14 July 2018

ሓው ኑር ኣሕመድ (Eritrea Afar National Congress) ናይ ሎሚ ዕዱም ጋሻና ኢዩ። ኣርእስቲ ሰሚናርና "ሓድነታዊ ጉባኤ ናይ ክልተ ውድባት ዓፋርን ህሉው ኩነታት ሰላም ኤርትራን ኢትጽያን" ዝብል ኢዩ ክኸውን። Mr Nur Ahmed (from Eritrea Afar National Congress) is our guest speaker today. He will deliver seminar on "Unity Congress of Two Afar Peoples's fronts & Current Eritrea-Ethiopia peace initiatives."

1ይ ክፋል (14-July-2018)2ይ ክፋል (14-July-2018)

3ይ ክፋል (14-July-2018)4ይ ክፋል (14-July-2018)



14/07/2018 13:36 PM

ምብጻሕ ዶ/ር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ኣስመራ

ኮሸምሸም ገዲፍካ እንታይ ቁምነገርከ ተረኺብዎ?

(ዶ/ር ብርሃነ ወልደሚካኤል 13/07/2018)

ናይ ሓደ ግላዊ ትካል ወይ ኩባንያ መራሒ ንምዃን ተወዳዲርካ ኢኻ ትረኽቦ፡፡ ኣወዳዲሮም ነቲ ዝበለጸ ዝመርጹ ከኣ ኣባላት ቦርድ ናይቲ ትካል ወይ ኩባንያ ኢዮም። ኣነ ኣብ ሓደ ደቀይ ዝምሃርሉ ቤት ትምህርቲ (ኣብ ዓዲ እንግሊዝ) ከም ኣባል ቦርድ ኮይነ ዘገልገልኩሉ ጊዜ ነይሩ። ሓደ እዋን እታ ሓላፊት ቤት ትምህርቲ ዝነበረት ስለዝሞተት ዝትክኣ ንምንዳይ በቲ ልሙድ ኣገባብ ክፉት ቦታ ከምዘሎ ስለዝተቓልሐ ብዙሓት ደለይቲ ስራሕ ኣመልኪቶም። ኣባላት ቦርድ በቲ ዘቕረብዎ ጽሑፋት ተመርኵሶም ንሰለስት ካብኣቶም ብቐረባ ንምግምጋም ብኣካል ክረኽብዎም ዕድመ ገይረሙሎም።  ነፍሲ ወከፍ ቦርድ ኣባል ዝጥቀመለን መምዘኒ ነጥብታት፡ ደረጃ ትምህርቲ፡ ተሞክሮ፡ ወጅሃት (personality) ወዘተ ዘጠቓልሉ ነይሮም። ብኸምዚ Read more



14/07/2018 13:36 PM

ሰላም ክነሰይ፣ ፍትሒ መሪጸ

ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር

ብ’ፍትዊ ክፍለ

ኩቡራት ተኻታተልቲ ወይብ-ሳይታት፣ ሰላም ከመይ ቀኒኹም፣ እቲ ዝገርም ሰላም እናበልክኹም ክነሰይ፣ ብሰንኪ እዚ ተንኮለኛ/ዲያብሎስ ውልቀ መላኺ፣ ነዛ ኩሉ ዝምነያ ኩሉ ዝደልያ፣ ንዕኣ ኢሉ ደም ዝኸፈለ ህዝብና ሕጂ ከም ትማሊ ብሽም ሰላም ክማቓቐል ክትርኢ ከለኻ፣ ስነ-ኣእምራዊ ምንዋጽን ድቃስ ዘይብልካ ምሕዳር ጥራይ ዘይኮነስ፣ ሰውነትካ እዉን ኣብ ክልተ ይምቀል፤ ሰላም ዶ ትቕድም ፍትሒ? ናብ ሰላም ክትበጽሕ እንታይ ክትገብር ይግባኣካ? ኣዮናት እዮም ናይ ሰላም ረቛሒታት? ስለምንታይ ሰላም ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ትኣቱ? ኮታ እዚ ዘይብሃል ሕቶታት ይውሕዙ። እቲ ዝገርም መንኮርኮር ታሪኽ ንድሕሪት ቁሊሕ እንተ-በልካ፣ ናብ 50ሳታት ምስ ትምለስ ህዝብና ካብ ፍቕሪ-ሃገር ዝነበረ፣ ዓቢን ሰፊሕን ምንቅስቓስ፡ ናብ ሓድነት ምስ-ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን ብኤርትራውያን ዝብል ተመቕሉ፣ አብቲ ሽዑ ዝዋስኡ ዝነበሩ ውድባትን ምንቅስቓስን እንዝክሮ ታሪኽ ኮይኑ፡ Read more




13/07/2018 00:33 AM

'ኣብ መስርሕ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን፡

ብወገን ኤርትራ ኣሳታፊ ዝኾነ ንጹር ሓበረታ የለን'

 ኣቶ መስፍን ሓጎስ

[VOA ትግርኛ]

ካብ መስረቲ ገድሊ ናጽነት ኤርትራን፡ ኣባል`ቲ ጉጅለ-15 ተባሂሉ ዝፍለጥ መብዛሕቲኡ ኣባሉ ዝተኣስረን ኣቶ መስፍን ሓጎስ፡ እቲ ኣዕናዊ ኩናት ምብቅዑን፡ ብኢትዮጵያ ዝተወስደ ስጉምቲ ምትግባር ኮሚሽን ዶብን ጽቡቕ `ኳ እንተኾነ፡ ብወገን መንግስቲ ኤርትራ ዝግበር ዘሎ ኣካይዳን ዝውሃብ ዘሎ ምላሽን ግን እቲ ክንጽበዮ ዝጸናሕና ኣይኮነን ይብል ። ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል። Read more






13/07/2018 00:33 AM

A call to all my fellow Eritreans.

ጻውዒተይ ንኹሉኹም ኤርትራውያን ኣሕዋተይ!

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




13/07/2018 00:33 AM

ህጹጽ ጸዋዒት ዝሓዘት ቅልዕቲ መልእኽተይ

ናብ ፕረሲደንት ሃገር ኤርትራ እሰያስ ኣፍወርቂ

መሓመድ ብርሃን ብላታ

ኣቐዲመ ነዚ  ኣብዚ ግዜ`ዚ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝተቐልቀለ ሓድሽ ታሎቲካዊ መቐይሮ  (historical change) ኣብ ግምት ብምእታው ንህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ኢትዮጵያን ንህዝብታት ቀርኒ ኣፍርቃን “ዮሃና ዮሃና ያሃና” ክብል ከሎኹ፡ ብፍላይ ከኣ ነቲ ኣብ ወርሒ ጉንበት ናይ 1998 ኣብ መንጎናን መንጎ ኢትዮጵያን  ብምስምስ ናይ ባድመ ተባሂሉ ብወያነ ዝተኣልመን ዘበገሱዎን  ዘይተደልየ ኲናት ነቲ ብሃይለ ስላሴ ይኹን ንዑኡ ዝተከአ  ብመንግስቱ ሃይለማርያም ዝምራሕ ስርዓት ደርግን ኣብ …Read more





11/07/2018 16:06 PM

ሎጋሪዝም(Logarithm)ዶ፣ ወይ ኣልጎሪዝም(Algorithm)

ፖለቲካ ኤርትራ ኢትዮጵያ

ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር

ብ’ፍትዊ ክፍለ

እዚ ኣርእስቲ ሂበዮ ዘለኹ ናይ ማተማትክ/ኣልጀብራ ቃላት ኮይኑ፣ ሎጋሪዝም ርትዓዊ ኣታሓሳስባ ወይ ትንታነ/ኣፋታትሓ ዝኽተል፣ ብሓጺሩ ትኽክል ዝኽተል ፍታሕ ኣጋባብ ኮይኑ፣ እቲ ኣልጎሪዝም ዝብል ክኣ ሕልኽልኽ ዝበለን ዝተፋላለየ ምጽንባራት እናገበርካ ፍታሕ  እተናድየሉን ኣሸጋሪን ጹንኩር ኣጋባብ ዝተመስረተ ኣጋባብ ዝኽተልን ዑምቀት ናይ ማተማትክ ብቕዓት ዝሓትት ኢሎም እዮም ዝገልጽዎ ናይ ሕሳብ ተማራመርቲ። እዚ ኾይኑ ካብ ግዜ ፒታጎራ ዝተጀመረ ኣልጅብራዊ ኣሳራርሓ ዝቕጽል ዘሎን ዝቕጽልን ምዃኑ ንምፍላጡ ዝኣክልን ነቲ ክስፍሖ ዝደሊ ሓሳብ ይጠቅምን ኢለ እየ። ስለምንታይ ንዝብል ሕቶ ክመጸኒ ይኽእል ይኸዉን፣ መልሱ እዚ ሕጂ ገኒኑ ዝዝረበሉ ዘሎ ተደመሮ እናበልካ ዘገርም ስነ ሓሳብ ዝነቐለን፣...Read more




11/07/2018 16:06 PM

ጽማቝ ሓበሬታ

6ይ ዳግመ-ርክብ ገዳይም ተጋደልቲ ተ.ሓ.ኤ።

ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ዝነብሩ ግዱሳት ገዳይም ተጋደልቲ ናይ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ተ.ሓ.ኤ.) ዳግመ-ርክብ ዝጽምበለሉ መድረኽ

ንኽፍጠር ቅድሚ ሽዱሽተ ዓመት ብዝወሰድዎ ተበግሶ፣ በብዓመቱ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክካየድ ጸኒሑ፡ ናይ ሎሚ ዓመት ድማ ኣብ ከተማ ኦክላንድ፣ ካሊፎርንያ ንሻድሻይ እዋን ካብ 22 ክሳብ 24 ሰነ 2018 ዓ.ም. ተኻይዱ።

   ናይዚ ዓመት’ዚ ዳግመ-ርክብ ገዳይም ተጋደልቲ ጀብሃ፣ በቶም ኣብ ምጅማር’ቲ ርክብ ዝተመዘዙ ሽማግለን ተሓባበርቶምን ተሰናዲኡን ተመሪሑን፤ ብተሳትፎ ናይ ብዙሓት ካብ ዝተፈላለያ ክፍለ-ሃገራት ኣመሪካ ከምኡውን ካብ ኤሮጳ...Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




09/07/2018 20፡15 PM

ኣዋጅ ሓባራዊ ሰላምን ምሕዝነትን

ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ተኸቲሙ

ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣዋጅ ሓባራዊ ሰላምን ምሕዝነትን ከምዝኸተማ፡ ብመንግስታዊ መራኸቢ ብዙሓን (ኤሪ-ቲቪ)፡ ሎሚ ዕለት 09 ሓምለ 2018 ተገሊጹ። እዚ በዓል ሓሙሽተ ነጥብታት ኣዋጅ፡ ኣብ ጋዤጣታት ኤርትራ ተሓቲሙ'ኳ እንተዘይወጸ፡ ብመሰረት ቢቢሲ ትግርኛ፡ ንሚኒስትሪ ዜና ሃገረ ኤርትራ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ኣብ ትዊተር ገጹ ከምዘስፈሮ ጠቒሱ፡ ሎሚ ዘውጽኦ ሓበሬታ ግን፡ እቲ ሓሙሽተ ነጥብታት ናይቲ ዝተፈረመ ውዕል ነዚ ዝስዕብ የጠቓልል፡--

  (1) ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ሃዋህዉ ኵናት ምብቃዕን ሓድሽ ምዕራፍ ሰላምን ምሕዝነትን ምምስራትን

  (2) ክልቲኤን ሃገራት ኣብ ፖለቲካ፣ ማሕበረ-ቑጠባዊ ርክባት፣ ባህልን ጸጥታን ሓቢርካ ምስራሕ

  (3) ምንቅስቓሳት ንግዲ፣ መጓዓዝያን ቴሌኮምዩኒኬሽንን ናብ ንቡር ምምላስን ዲፕሎማሲያዊ ርክባትን ንጥፈታትን ምሕዳስ

   (4) ዉሳነ ኮሚሽን ዶብ ምትግባር

   (5) ዞባዊ ሰላም፣ ልምዓትን ዉህደትን ከረጋግጻ ብሓባር ምስራሕ ዝብሉ ሓሙሽተ መትከላት ስምምዕ ይርከቡዎም።

   ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣቢይ ኣሕመድ፡ ሎሚ ዕለት 09 ሓምለ 2018 ናብ ሃገሩ ተፋንዩ።

   ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ናብ ዘላቒ ሰላም፡ ጉርብትናን ምዕባለን ዝመርሖም ክኸውን፡ ስኒትና.ኮም ዘለዋ ትምኒት ትገልጽ።

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




08/07/2018 19፡07 PM

ህሉው ኩነታት ሃገርናን ንቕሓት ህዝብናን

ብ’መምህር ተመስገን ካሕሳይ

Seminar by: Memhr Temesgen Kahsay

At Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና ቀዳም 08 July 2018

ናይ ሰንበት 08 July 2018 ዕዱም ጋሻና፡ መምህር ተመስገን ካሕሳይ ኢዩ። ተመስገን ሒዙዎ ዝመጽእ ኣስተምህሮ “ ህሉው ኩነታት ሃገርናን ንቕሓት ህዝብናን ” ዝብል ኣርእስቲ ኢዩ ክኸውን። መምህር ተመስገን፡ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን (Social media): ከይተሓለለ ብጽሑፍን ብቪድዮን ዝስነ ማዕዳን ኣስተምህሮታትን ክህብ ዝጸንሐ ኣብነታዊ መንእሰይ ኤርትራዊ ኢዩ።  ኣብዚ ሕጂ ዘካይዶ ሰሚናር ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ።

1ይ ክፋል (08-July-2018)፡  2ይ ክፋል (08-July-2018)




08/07/2018 17፡25 PM

መትበር ኤርትራን ኢትዮጵያን!

ብ'መሲናስ

ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ክነቦን ክፈልጦን ዝግባእ እምበረመጠን ኣገዳሲ ጽሑፍ! ጉዳይ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዘተ ዘይኮነስ ብሕጊ ጥራይ ከም ዝፍታሕ ኣነጺሩ ዘርኢ ኣዝዩ ኣገዳሲ ጽሑፍ!

   ‘ኣቦይን ኣባሓጐይን (ራእሲ ስዩምን ራእሲ መንገሻን) ኣብቲ ቦታ ኣንበሳ ስለ ዚቐተሉ ንኽብሮም እዚ ቦታ ብጭቅነት ከማሓድሮ’የ!’ ቃል ኣመሓዳሪ ትግራይ ነበር ዳግማይ ራእሲ መንገሻ ስዩም።

   ግጭት መትበር (ዶብ) ኤርትራን ኢትዮጵያን ቅድሚ 1950 ዓ.ም. ከም ዝፈለመ’ዩ ዝፍለጥ። ሻቡ ኣብ Read more





08/07/2018 15፡27 PM

Ethiopia's PM Abiy Ahmed

Historic Visit to Eritrea

ኣቀባብላ ቐዳማይ ሚኒስተር ኢትዬጵያ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ኤርትራ (08 July 2018)

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




08/07/2018 02፡32 AM

Eritrea lines up Asmara streets with Ethiopian flags to welcome Ethiopia PM ጎደናታት ኣስመራ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ንምቕባል ብባንዴራታት ኢትዮጵያ ተሸሊሙ።

[africanews ]

Streets in the Eritrean capital Asmara have been lined with several banners welcoming the Ethiopian prime minister, Abiy Ahmed, who is expected to make a historic visit to the country.

The US Chief of Mission in Asmara, Natalie E. Brown tweeted pictures of several Ethiopian flags hoisted alongside Eritrean flags and banners reading ‘ Welcome Dear Brother Abiy Ahmed’ which she added were written in English, Amharic, Tigirinya and Oromiya. Read more



07/07/2018 22፡26 PM

መስርሕ ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን፡

ኣወንታውን ኣሉታዊን ጽልዋኡ ኣብ ህዝቢ ኤርትራን።

Ethiopia-Eritrea peace process,

its impacts on the People of Eritrea.

ሰሚናር:- ብ’ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ

Seminar by: Mr Kubrom Dafla

At Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና ቀዳም 07 July 2018

ናይ ቀዳም 07 July 2018 ዕዱም ጋሻና፡ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ ኢዩ። ክብሮም ዳፍላ፡ ገዲም ተጋዳላይ፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ቀንዲ ትካላት ህዝባዊ ግምባርን መንግስቲን ዘገልገለን ዝተሞኮረን፡ ኣብ ዝሓለፋ 10 ዓመታት ድማ ብቐጻሊ ህዝቡ ንምንቃሕ ዝሰርሕ ዘሎ ኤርትራዊ ምሁር ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጽእ ኣስተምህሮ “መስርሕ ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን፡ ኣወንታውን ኣሉታዊን ጽልዋኡ ኣብ ህዝቢ ኤርትራን” ዝብል ኣርእስቲ ኢዩ ክኸውን።

1ይ ክፋል (07-July-2018)፡  2ይ ክፋል (07-July-2018)

3ይ ክፋል (07-July-2018)4ይ ክፋል (07-July-2018)




07/07/2018 22፡26 PM

ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Mem Zeru Gebreyesus

ናይ ቀዳም 07 July 2018 መደብ

 ጉዳይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዓይኒ ንጋባእ Eritrea-Ethiopia Relations - Ngabae's outlook 2ይ ክፋል

ናይ ቀዳም ዕለት 07 July 2018 መደብና ዕዱማት ኣጋይሽና ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኢዮም። መደብና ኣብ ህሉው ኩነታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘተኮረ ኾይኑ ንጋባእ ነዚ ብኸመይ ይርእዮ ዝብል ኢዩ። Saturday, 07 July 2018, our guests would be Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu. Discussion Topic will focus on Current Eritrea-Ethiopia relations and Ngabae's outlook.

 1ይ ክፋል (30-June-2018)2ይ ክፋል (07-July-2018)




07/07/2018 00፡26 AM

ጎሲኻዮ ክሕለፍ ዘይግብኦ

ህዝባዊ ሕቶን ሻቕሎትን

እዚ ቪድዮ’ዚ፡ ድምጺ ኣሰና፡ ብዕለት 06 ሓምለ 2018፡ ምስ ኣብ ስደት ዝርከቡ ተወለድቲ ህዝቢ ኣኽራን ዘካየዶ ቃለመጠይቕ ኢዩ። ብተማሳሳሊ፡  ዕለት 07 ሰነ 2018፡ ራድዮ SBS ን=ምስ ተወላዳይ ህዝቢ ጾሮና ዝተኻየደ ቃለመሕትት ነይሩ (ኣብዚ ርአ)። ኣብ ሸነኽ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ህዝቢ ወረዳ ኢሮብ እቲ ውሳኔ ዶብ ኢትዮ-ኤርትራ ኣብ ልዕሊኦም ክፈጥሮ ዝኽእል ምዝንባልን ንሓዋሩ ድማ ሰላም ዘየምጽእ ምዃኑን ብምቅዋም ሰላማዊ ሰልፊታት ኣካይዶም ኢዮም (ኣብዚ ርአ)። እቲ ኣብ ሸነኽ ኤርትራ ዝርከብ ኣብ ተማሳሳሊ ኩነታት ዝርከብ ህዝቢ፡ ስምዒቱ ብሰላማዊ ሰልፊ ዝገልጸሉ ኩነታት ዕድል ኣይረኸበን። ይኹን’ምበር እቲ ስግኣት ግሁድ ኢዩ። እዚ ቃለመጠይቕ እምበኣር ነዚ ስግኣት ኢዩ ዘንጸባርቕ።

   ክልቲአን መንግስታት (ኤርትራን ኢትዮጵያን)፡ ህዝቢታት ክልቲኡ ሸነኽ ዝሳተፈሉ ዕድል ምስዝኸፍታ፡ ነቲ ናይ ዶብ ሽግር ክፈትሑዎ ጸገም የብሎምን። እዚ ጉዳይ ዚ፡ ጎሲኻዮ ክሕለፍ ዘይግብኦ ሕቶ ኢዩ። እቲ ኣብ ሃገረ-ስደት ብናጽነት ሓሳቡ ክገልጽ ዝኽእል ህዝቢ፡ ነቲ ኣብ ውሽጢ ኣብ ስግኣት ዝርከብ ህዝቢ ክጣበቐሉ ይግባእ። Read more

ዮውሃንስ ጸጋይ




05/07/2018 22፡57 PM

ሕሹኽሹኽ፣ ኣብ ኣኸባ ባይቶ

ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ

ካብ ጉዱስ ኤርትራዊ  

ሰላም ንኹሉኹም ተኻታተልቲ ወይብ-ሳይታት፣

ብዕለት 24/ሰነ/2018 ብመገዲ ሳይበር ኣቢሉ፣ ባይቶ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ብምኽንያት በዚ ኣገዳሲ ውዕውዕ ኩነታት፣ተጋሂዱ ዘሎ አብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሓፍሻ ብፍላይ ክኣ ኣብ ሞንጎ ጎራባቢቲ ሃገራት ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝርኤ ዘሎ ምዕባለታት፣ ካብኡ ዝነቀለ ሰልፍና ክኽተሎ ዝጸንሐን ዘሎን ኣጋባን ንዝመጽእ ከማልኦ ዘለዎ ስትራተጂን፣ ፖለቲካው ውጥንን፣ ክማላእ ዘለዎ መደበ ዕዮታት ምዝታይን፣ ሰነደ-ስርሓት ውውጻእ/ምቕያስ ዝብል እዩ ነይሩ። Read more




05/07/2018 22፡57 PM

ኣኼባ ሰዲህኤ ዞባ ኤውሮጳ

ብዕለት 2 ሓምለ 2018 ኣኼባ ሰዲህኤ ዞባ ኤውሮጳ ተኻይዱ። ንካልኣይ ግዜ ስሩዕ ኣኼባ ዘካየደ ዞባ ኤውሮጳ ሰዲህኤ፡ ብኣቦ መንበር ዞባ ኤውሮጳ ሓው ሓምድ ድራር ንመላእ ኣባላት እንቋዕ ደሓን መጻኹም ድሕሪ ምባል ህሉው ኩነታት ሰዲህኤን ኣብ’ዚ ዝሓለፈ 6 ኣዋርሕ ሰልፊ ዘካየዶ ንጥፈታት መግለጺ ኣቕሪቡ ብተወሳኺ ኣብ’ቲ ኣኼባ ዝተረኽቡ ኣባላት ፈጻሚት ሽማግለ ተወሳኺ ምብርሂታትን ሓበሬታን ንተሳተፍቲ ሂቦም።  Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-

`ምቕባል ውሳነ ኮሚሽን ዶብ፡ ብግብራውነት ክስርሓሉ ኣለዎ ` ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ቃለመሕትት ምስ ኣቶ ተስፋሚካኤል ዮውሃንስ (VOA ትግርኛ 19 June 2018)




05/07/2018 19:06 PM

ዳግመ-ርክብ ገዳይም ተጋደልቲ ተ.ሓ.ኤ. 2018

ጋዜጣዊ መግለጺ

ዳግመ-ርክብ ገዳይም ተጋደልቲ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ሻዱሻይ ዓመታዊ ርኽክብ፡  ኣብ ሰነ 22-24 2018 ኣብ ከተማ ኦክላንድ ካሊፎርኒያ ተኻይዱ። ብመሰረት እቶም ዓበይቲ ዕላማታት ናይ`ዚ ዳግመ-ርክብ`ዚ፡ ንውህሉል ናይ ሓባር ተመክሮታት - ብስእሊ፡ ብቃል፡ ብጽሑፍን፡ ብቪድዮን፡ ንምስናድን ትርጉም ንምሃብን፡ ከም`ተን ዝሓለፋ ርኽክባት ዝልለ ኣሳልጦ ነይሩዎ። Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




04/07/2018 22:45 PM

ቅልውላው

ብ'ማሕሙድ ሳልሕ (by Mahmud Saleh)

ኣደታትና ናብ ሕርሲ ክቐርባ እንከለዋ እታ ባህሪ ባዕላ እያ ትነግረን። እቲ ኣብ ማህጸን ዝርከብ ዕሸል እውን መን ከም ዝነግሮ እንድዒ፡ ካብቲ ምዉቕ ሰፈሩ (ማህጸን) ክወጽእ ይዳሎ። ርእሱ ንቕድሚት ናብቲ መውጽእ ባብ የጋድሞ’ሞ ንምውጻእ ኢሉ ነቲ ባብ የንዃሕኲሕ። ቅልጥፍ ኢላ መታን ክተርሕወሉ ነታ ኣደ ጸቕጢ ይገብረላ። እታ ኣደ እውን በቲ ኣብ ሰውነታ ዝፍጠር ኣካላውን ሆርሞናውን ለውጥታት መዓልቲ ወይ ሳዓት ከም ዝቐረበት ብኣጋኡ ትፈልጥ እያ። ቀሰይ ኢላ ድማ ናብቲ ቅድመ-ሕርሲ ዝበሃል ቅልውላው ተኣቱ። ወላ ‘ኳ ከም ወዲ-ተባዕታይ መጠን..Read more




04/07/2018 19:38 PM

ምብጻሕ ልኡኽ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ

ጎንደርሲ ኬድካ፡ እንታይ ሒዝካኸ ተመለስካ!

ብ’ዶ/ር ብርሃነ ወልደሚካኢል

ኣብዚ ቕንያት “ዶ/ር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ እዚ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ዘይወግዓዊ መንግስቲ ኣብ ድርድር ከይኣቱ ክዕገት ኣሎዉ” (Prime Minister Abiy Ahmed of Ethiopia should be stopped from engaging with the illegitimate regime in Eritrea) ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ መርበባት ኣሰናን ስኒትናን ብሽመይ ዝወጸ ጽሑፍ ነይሩ። ምስኡ ተታሒዙውን “ምዕባለ ኤርትራ እግሪ ንምትካል ዘድሊ ዕጥቅን ቃልስን” ዘርእስቱ ኣብ ሓምለ 1991 ኣብ ኣስመራ ዝተኻየደ ዋዕላ/ጉባኤ ንኽቐርብ ዝተዳለወ ግንከ ብኣዳለውቲ አቲ ኣኼባ ዝተኸልከለ ኣገዳሲ ጽሑፍ ኣሎ፡፡ ኢለ ነይረ ምባል ዘይምዕሩይ ዘረባኳ እንተኾነ፡ ብድሕሪኡ ብዝሰዓበ ኩነታት ግና ሓቅነት ኣብቲ ዝተጠቐሰ ጽሑፍ ዝተላዕለ ነጥብታት ተረጋጊጹ ኣሎ፡፡ Read more




02/07/2018 20:18 PM

እዋናዊ መድርኽ ኤርትራ

Current Stage of Eritrea

ብ’ ረድኢ ክፍለ (ባሻይ)፡ Mr Redie Kifle (Bashay)

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

 ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና Monday, 02 July 2018

ሓውና ረድኢ ክፍለ (ባሻይ)፡ ሎሚ ሰኑይ 02 July 2018: “እዋናዊ መድርኽ ኤርትራ” ብዝብል ኣርእስቲ ሰፊሕን እዋናዊን ኣስተምህሮ ሂቡ። ኣብዚ መደብ ዚ፡ ነቲ ኤርትራ በጺሓቶ ዘላ ህሉው መድርኽ (ኩነታት)፡ እንከላይ ነቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝምልከት እዋናዊ ምዕባለታት፡ ብመንጽር፡ ፖለቲካዊ፡ ማሕበራዊ፡ ቁጠባዊን ዲፕሎማሲያዊን መዳያት ድሕሪ ምትንታን፡ ናብቲ እንታይ’ከ ክንገብር ኣሎና ዝብል ኣተኲሩ መብርሂታት ሂቡ።  Mr Redie Kifle (Bashay) gave Educational Seminar, on Current Stage of Eritrea, at Eritrea Hdri Jeganuna, on 02 July 2018. In his seminar, He looked at Current stage (situation) of Eritrea and gave detailed political, social, economic and diplomatic analyses, including on current Eritrea and Ethiopia relations. In his final session, he indicated gave his views on WHAT IS TO BE DONE.

 1ይ ክፋል (02-July-2018)፡  2ይ ክፋል (02-July-2018)

 3ይ ክፋል (02-July-2018)



01/07/2018 22:18 PM

ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)

ናይ Sunday 01 July 2018 መደብ

ዕላል ምስ ኣቶ ገረዝጊሄር ወልዱ

Veteran Gherezghiher Woldu

ሓርበኛ ገረዝጊሄር ወልዱ ኣብ ንኡስ ዕድመኡ ኣብ 1965-66 ናብ ተ.ሓ.ኤ. ዝተጋደለ ምስ በዓል ወልዳይ ካሕሳይ ዝነበረን ምስቶም ብ"ሓሙሻይ መስርዕ" ተባሂሎም ዝጥቀሱን ኢዩ። ብዙሕ ዘይተነግረሉ ታሪኽን ተሞኩሮኡን የዕልል።

Veteran Gherezghiher Woldu, joined ELF in 1965-66, he was with Welday Kahsay, a group known as "5th line".  He shares a rarely told story and experience with us.

 1ይ ክፋል (01-July-2018)፡  2ይ ክፋል (01-July-2018)

ንምስታፍን ዝሓለፈ ንምስማዕን፡ ኣብዚ ጠውቑ




01/07/2018 22:18 PM

ህሉው ኩነታት ኤርትራ -

ሓድሽ መቐይሮ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃን

Current Eritrean situation

and new developments in The Horn

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

 ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና

 Sunday, 01 July 2018

ኣያናን ኣቦናን ሓርበኛ መሓመድ ብርሃን ብላታ፡ ሎሚ ሰንበት 01 ሓምለ 2018፡ ዕዱም ጋሻና ኮይኑ፡ "ህሉው ኩነታት ኤርትራ - ሓድሽ መቐይሮ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃን" ብዝብል ኣርእስቲ ዝተኻየደ ሰሚናር ኢዩ። መሓመድብርሃን ብላታ፡ ካብ 1963 ናብ ሜዳ ዝተሰለፈ ገዲም ሓርበኛ ኢዩ።

Our guest today 01 July 2018 is Veteran Mohammed Berhan Blata. He delivered seminar on: Current Eritrean situation, and new developments in The Horn. M.B. Blata is long serving veteran who joined the liberation struggle, since 1963.

 1ይ ክፋል (01-July-2018)፡  2ይ ክፋል (01-July-2018)

 3ይ ክፋል (01-July-2018)




01/07/2018 14:38 PM

ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት (ኣቶ ስዩም ተስፋይ) ከምኡውን ቢልዮነር በዓል ጸጋ (ኣቶ ዳዊት ገብረእግዚኣብሄር)

ምስ ራድዮ ጽናት (TSENAT RADIO)፡ ኣብ ህሉው ምዕባለታት ኢትዮ-ኤርትራ ኣመልኪቱ፡ 29 Jun 2018 ዝተኻየደ ቃለመጠይቕ።

[Solomon Tekaligne]

TSENAT RADIO የሰብአዊ መብት ተከራካሪዉ ስዩም ተስፋዬ እና ቢልየነሩ ዳዊት ገብረእግዚያብሄር ከፅናት ራድዮ ጋር ያደረጉትን ቃለምልልስ እናዳምጥ። Read more










Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print