30/05/2016 16:20 PM

መጸዋዕታ ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቭ

23 ሰነ 2016

     ዝከበርኩምን ዝከበርክንን ኤረትራዊያን ደለይቲ ፍትሒ፡

ብመጀመርታ ኣብ ሂወትኩም ምሉእ ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ንምነየልኩም::

    ብምቕጻል ን 23 ሰነ 2016 ኣብ ጀነቭ ዝግበር ሰላማዊ ሰልፊ: ቀንዲ ዕላምኡ ነቲ ኣብ ኤረትራ ዝቕጽል ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት: ጸብጻብ ኣጻራይት ኮምሽን (Commission of Inquiry) ናብ ቤት ጽሕፈት ዉድብ ሑቡራት ሃገራት ዝቐርበሉ መዓልቲ ስለ ዝኮነ :ኣብዚ ወሳኒ ዕለት `ዚ ተረኺብና: ምስክርነትና ብድምጽና ከነስምዕ ሃገራዊ ሓላፍነትና እዩ:: Read more





29/05/2016 22:07 PM

ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)

ናይ Sunday 29 May 2016 show መደብ

መደረ ፕረሲደንት ኢሳይያስ፡ ብዓይኒ “ንጋባእ”

     ኣብ መበል 25 ዓመት ብሩራዊ ኢዮቤልዩ ኤርትራ፡ ፕረሲደንት ኢሳይያስ፡ ንህዝቢ ኤርትራ መደረ ኣቕሪቡ ነይሩ። ኣብዚ መደረ'ዚ ዝተመርኮሰ ገምጋም፡ ብዓይኒ ኣባላት ንጋባእ። ዕዱማትና፡- (1) መምህር ዘርኡ የዕብዮ (2) ኣቶ ኪዳነ ሓጎስ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ ኣሎኹም። This sunday's Voice of Eritrea show will accommodated guests from members of "Negabae" to discus and evaluate President Isaias's speech on 25th Eritrea's Independence day. Panellists are: (1) Memhr Zeru Yeibio (2) Ato Kidane Hagos.

ዝሓለፈ መደባት ንምስማዕን ንምስታፍን፡ ኣብዚ ጠውቑ

Past shows or to listen: click here





29/05/2016 13:55 PM

Europe plans war on Libya’s human traffickers

Martin Plaut


An important change has taken place in the European response to the exodus of African migrants and refugees. European naval forces are planning to attack people-smugglers inside Libyan territorial waters.


This decision was revealed by Sandro Gozi, Italy’s European Affairs Minister. Read more


See related news:



29/05/2016 02:50 AM

Eritrea Research Network Seminar:

Unlocking Eritrea

Eritrea Research Network Seminar conducted at London South Bank University, London Road Lecture Theatre (LRIO), on Friday 27th May 2016. Many people attended as well as followed live online. Papers presented are here below:

  1.  Laurie Lijnders - Motherhood in Exile
  2.  Selam Kidane - Mental Health
  3.  Mesghina Abraha - Social Media and Contemporary Irregular Migration
  4.  Ruth Van Dyke - Human Trafficking  part-1 part-2
  5.  Georgia Cole -The Cessation Clause for Eritrean Refugees: How and Why Did it Happen?

For more information, click here




26/05/2016 22:25 PM

ሓዳስ መጽሓፍ  

ሌላ ምስ ጅግና ስዉእ ተጋዳላይ መልኣከ ተኽለ

እታ ብዙሓት ፈተውቲ ጅግና ስውእ ተጋዳላይ መልኣከ ተኽለ ክትምነይዋን ክትጽበይዋን ዝጸናሕኩም መጽሓፍ ኣብ መደምደምታ በጺሓ ክትዝርጋሕ ጀሚራ ከም ዘላ ከበስረኩም እፈቱ።   

ንኹሎም ኣብ’ዚ ጉዳይ እዚ ዝተሳተፉን ዝተሓባበሩን ልባዊ ምስጋናይ እናኣመሓላለፍኩ፡ ንዝኾነ ርእይቶታትኩም ይኹን እርማትኩምን ጠለባትኩምን በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ኣድራሻ ክትልእኩለይ ሓደራ እብል። Email Address – bokrila@gmail.com  

ደራሲ ግርማይ ቦኽረ ካሕሳይ  Girmai Bokre Kahassai  Read more




ዝኽርታትን ገምጋማትን

ብሩራዊ ኢዮቤልዩ ናጽነት ኤርትራ

ዝኽርታትን ገምጋማትን ብሩራዊ ኢዮቤል ናጽነትና

ኣብዚ ላዕለዋይ መእተዊ፡ ዝኽርታትን ገምጋማትን ናይ ዝተፈላለዩ ሞያውያንን ተጋደልትን ሓፋሽ ህዝቢን፡ ዝኽርትትን ገምጋማትን ናይዚ ዝሓለፈ 25 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ቀሪቡ ኣሎ። ትሕዝቶ ናይዚ ገጽ’ዚ፡ ሓበሬታ ኣብ ዝተረኽበሉ እናሃብተመ ክኸይድ ኢዩ። ሰናይ ምክትታል! (ስኒትና.ኮም)




24/05/2016 23:45 PM

RITREAN UNITY FOR JUSTICE – UK

ሓድነት ኤርትራዉያን ንፍትሒ ዓባይ ብሪጣንያ

Press Release - ጋዜጣዊ መግለጺ

እቲ ንቡር ኣሠራርሓ ኮሚቴና ኣብ 4 ወርሒ ሕዝባዊ ኣኼባ ጸዊዓ፥ ዝዓመመቶም ዕዮታት ክትገልጽን፥ ንብድሕሪኡ ዘለዋ መደባት ዕዮ ናብ ሕዝቢ ክተቕርብን ዝብል ኢዩ። ብኣኡ መሠረት፥ ኣብዚ ሰሙን`ዚ ኣብ ከተማ ሎንዶን ኣኼባ ክንገብር ይግባእ ኔሩ። ነዚ

ሒዝናዮ ዘለና ዕማም መታን ክንውድኦ ግን፥ እቲ ናይ Read more




24/05/2016 23:45 PM

ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ

Global Initiative to Empower Eritrean Grassroots’ Movement (GIEEGM) المبادرة العالمية لتمكين الحركة الشعبية الاريترية

May 23, 2016

 

ህጹጽ ጻውዒት ንኹሎም ኣብ መላእ ኵርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን

ክቡራት ኣብ ውጻኢ ሃገራት ትነብሩ ኤርትራውያን

ሃገርና ኤርትራ ጽባሕ መዓልቲ መበል 25 ዓመት ናጽነታ ከተብዕል እያ። ናጽነት ሃገርና ዋላ`ኳ ብኸቢድ መስዋእቲ ኣማኢት ኣሽሓት ክቡራት ደቃ ዝተረኽበ እንተኾነ፡ ሕማቕ ኣጋጣሚ ኮይኑ ግና ኩሉ ዝተኸፍለ መስዋእቲ ንህዝቢ ኤርትራ ናይ ዝሓሸ ህይወት ሕልሙ ከግህደሉ ኣይከኣለን። በዚ ኣብ ሃገርና ዘሎ ...Read more


An Urgent Call to All Eritreans Worldwide

Dear Fellow Eritreans in the Diaspora,

Tomorrow is our country’s 25 th  independence nniversary. The independence of our country was achieved at the terrible cost of hundreds of thousands of its sons and daughters who have been martyred and maimed. Unfortunately, all the sacrifices made have failed to realize the dream of a better life for the Eritrean people. There is no Eritrean who is not saddened and ...Read more


المبادرة العالمية لتمكين الحركة الشعبية الاريترية

     

 نداء عاجل لجميع الارتريين في جميع أنحاء العالم

ايها الاخوة والاخوات  

سيتم الاحتفال بيوم الاستقلال الخامس والعشرين غدا .   وقد تحقق استقلال إريتريا عن طريق التضحية من مئات الآلاف من أبنائه وبناته في الكفاح المسلح. ولكن للأسف، كل ما قدم من تضحيات من أجل الاستقلال لم تحقق حلم حياة أفضل للشعب الإريتري. معظم الاريتريين  بالقلق إزاء الوضع المتدهور في البلاد. ولذلك، فإن جميع الإرتريين  طالبي العدالة، علينا واجب ومسؤولية للمساعدة في حل الوضع المزري في بلادنا.

 ...Read more




24/05/2016 16:38 PM

መግለጺ ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

ኣብ ብሩራዊ ኢዮቤልዩ ናጽነት ኤርትራ

President Isaias Afewerki speech

on 25th Eritrea Independence day

See Related News:

  • Reflections of 25 Years of Independence. ዝኽርታትን ገምጋማትን ብሩራዊ ኢዮቤልዩ ናጽነት ኤርትራ፡



24/05/2016 12:19:19 AM

Public Announcement - ሓበሬታ

Eritrea Research Network Presents

Unlocking Eritrea

Eritrea Research Network Presents

Unlocking Eritrea. You are cordially invited to attend.

Venue & Time /ቦታን ሰዓትን፡-

London South Bank University, London Road Lecture Theatre (LRIO)

Friday 27th May 2016, 13:00 - 17:00 pm

Read more




24/05/2016 12:19:19 AM

Eritrea celebrates 25 years of independence after war with Ethiopia.

 By Mary Harper - BBC News, Asmara

BBC News

This week marks 25 years since Eritrea gained independence from Ethiopia in a conflict which lasted three decades. Rights groups criticise the East African nation for its lack of democracy, media freedom and its policy of forced conscription, which can ...Read more

See Related News:

  • Reflections of 25 Years of Independence

  • ERi-TV Documentary and TV shows. ኤሪቲቪ- ዶኩመንታሪ ምርኢታት ኣብ ተለቪጅን





21/05/2016 23፡53 PM

ህዝቢ ኤርትራ፡ የስተንፍስ’ምበር ይነብር የለን።

ምስክርነት ሄለን ገብረኣምላኽ

Helen Gebreamlak’s Testimony

እዚ ኹሉ ስነኣእሙራዊ በሰላ’ዚስ፡ መዓስ’ዩ ክወጽኣላ????

ምስዚ ዝመሳሰል ምስክርነት /Similar stories፡-




21/05/2016 02:49 AM

ሰሚናር በይ ኤርያ ካሊፎርንያ- ገምጋም ዝሓለፋ 25 ዓመታት

[ኣዝማሪኖ - Asmarino]

እቲ ብምክንያት 25 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ዝተካየደ ሰሚናር ቀንዲ ዕላምኡ ነቲ ስርዓት ህግደፍ ብናይ ሐሶት ዳንኬራ ተዓጠቅ ትሸብሸብ ዝብለሉ ዘሎ ናይ ናጽነት ጽንብል ኤርትራ ኣብ ውሽጢ 25 ናይ ናጽነት ዓመታት ከምቲ ስርዓት ህግደፍ ዝብሎ ኣብ ጎደና ምዕባለ’ዶ ወይስ ከምቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ኣብ መንገዲ ጥፍኣት ነዚ ሐቂ’ዚ ዘንጸባርቅ ብመርቶዓታት ዝተሰነየ ብሙሁራት ኪኢካታትን ካብ ሰሜን ኣሜርካን ኤውሮጳን ዘቅረብዎ ብዙሕ ህዝቢ ዝተሳተፎ ዕውት ሰሚናር ኔሩ። Read more







20/05/2016 14፡03 PM

ገምጋም ቁጠባዊ ኩነታት ኤርትራ፡ ኣብ ዝሓለፈ 25 ናይ ናጽነት ዓመታት፡ ብኣቶ ክብሮም ዳፍላAssessment of Eritreas Economic Situation over the last 25 years,

by Mr Kibrom Dafla


ኣቶ ክብሮም ዳፍላ፡ ገዲም ተጋዳላይን ምሁርን ኮይኑ፡ ኣብ ዝተፈላለየ መሓውራት ቁጠባ ኤርትራ፡- ፋይናንስ፡ ሂምቦል፡ ከምኡውን ኣየርላይንስ፡ ብሓላፍነት ዝሰርሐ ምኩር ኤርትራዊ ኢዩ። ቅድሚ ሕጂ ሰፊሕ ዝኾነ ኣስተምህሮታትን ገምጋማትን ኣብ ዝተፈላለዩ ማዕከናት መራኸቢታት ኤርትራ ክህበና ጸኒሑ ኢዩ (ኣብዚ ርአ)። ኣብዚ ናይ ሕጂ መደባቱ ድማ፡- "ገምጋም ቁጠባዊ ኩነታት ኤርትራ ኣብ ዝሓለፈ 25 ናይ ናጽነት ዓመታት" ብዝብል ኣርእስቲ ኣገዳሲ ኣስተምህሮን ገምጋምን ይህበና ኣሎ። ኣብዚ ናይ ሎሚ መደብ፡ እቶም ቀንዲ መምዘኒታት ናይ መሓውራት ምዕባለ ሽዱሽተ (6ተ) ምዃኖም ብምግላጽ፡-ኣብ ቀዳማይ ክፋል፡- 1. ብቕዓት ዓቕሚ ሰብ (Human Resources) 2. ውህሉል ካፒታል ወይ ርእሰማል (Capital Accumulation)። ኣብ ካልኣይ ክፋል ድማ፡- 3. ተበግሶ ብሕታዊ ክፋል ክህሉ ኣለዎ፡ 4. ኣድላይነት ምህላው ምቹእ ቁጠባዊ ኩነታት (Enabling Economic environment) 5. ተራ መንግስታዊ ክፋል ኣብ ምዕዛዝ ምጥጣሕ ቁጠባዊ ባይታን ምትብባዕ ብሕታዊ ክፋልን (Governments Role in providing Enabling Economic environment and boosting the private sector.). ትምህርቲ ሒዙልና ቀሪቡ ኣሎ ሰናይ ምክትታል።

     ካብዚ ብዘይፍለ፡ ተመሳሳሊ፡ ኪኢላዊ ገምጋም ኣቕሪቦሙልና ዘለዉ፡-

     • Assessment of the Eritrean Economy by Sengal Woldetensae - ውድዓዊ ገምጋም ግስጋሴ ቁጠባ ኤርትራ፡ ብኣቶ ሰንጋል ወልደትንሳኤ  

     •  ብዛዕባ መራኸቢታትን ሓበሬታን (Information & Communication Technology) ብኣቶ ተወልደ እስቲፋኖስ Tewelde Estifanos

     ካብዚ ኣብ ላዕሊ ዝቐረበ ናይ ሰለስተ ኪኢላታት ገምጋማት፡ ፍልይ ብዝበለ ድማ: ብፕሮፈሶር ኣብራሃም ኪዳነ (Prof. Abraham Kidane): ቀሪቡ ኣሎ፡-

 1ይ ክፋል (shabait.com)፡  2ይ ክፋል (TesfaNews.com)፡



17/05/2016 12፡53 PM

'መኸተ' እናበሉ ከከላብቱና!

ብሓውኹም መሲናስ


ስደትናን ህልቂትናን ናይ ኵናት ዘመተ

መመክሒ ኮይኑ ኢሎሞ 'መኸተ!'

መግዛእቲ ባርነት ቤትና ዘጸልመተ

ፌስታ ኪገብሩሉ ብሕሩድ ብመስተ

ይጓየዩ ኣለዉ ጉጅለ *ሕለተ!  ….Read more




17/05/2016 12፡53 PM

ኤርትራውያን ደቂ ዓደይ!

ልቢ ከነዕቢ ኣሎና፡

ብ'ዮውሃንስ  ጸጋይ

ብኣጋጣሚ’ዛ ድሕሪ ሰሙን ኣብዚ ወርሒ’ዚ እነብዕላ ክብርቲ ዕለተ-ናጽነትና፡ ሃገራዊ ዕርቂ፡ መፍትሕ ናይ ኩሉ ጸገማትና ኢዩ! ኢለ ጽሑፈይ ክጅምር ከሎኹ ባህ! ይብለኒ።


እወ፡ ሃገራዊ ዕርቂ፡ መፍትሕ ናይ ኩሉ ጸገማትና ኢዩ። "ደቀይ! ደቂ-ዓደይ! ሓንቲ ኢድ ክኑ!"  ኣቦና ሸኽ ኢብራሂም ሱልጣን፡ Read more




16/05/2016 19:19 PM

The Petros Solomon I know

By Kiki Tzeggai

Dear Petros:


For a long time, I hesitate to put my thoughts in writing. My believe thaThe Petros Solomon I knowt you would walk out of jail and we could sit down and talk as we use to do, has faded with time.  But never broken, for faith is what keeps Eritreans alive.


It has been decades since the last time I called you and left a voicemail at your house’ phone. Read more




16/05/2016 02:40 AM

ሰሚናር ብዛዕባ ወሎዶኣዊ ንቕሓት፡

ብኣቶ ዳኔኤል ሰመረ ተስፋይ

[Tv Sened Eritra Stockholm - 15 May 2016]

ኣብዚ ሰሚናር'ዚ፡ ኣቶ ዳኔኤል፡ (1) ብዛዕባ ወለዶታት፡ (2) ብዛዕባ ወሎዶኣዊ ንቕሓት (Generational consciousness)፡ (3) እዚ ንቕሓት፡ ብኸመይ ካብ ሓደ ወለዶ ናብ ካልእ ወለዶ ከምዝመሓላለፍ? (4) ኣብ ኤርትራ፡ እዚ መስርሕ'ዚ እንታይ ሓደጋ ኣጋጢሙዎ? ሳዕቤናቱ'ኸ እንታይ ክኸውን'ዩ? ዝብሉ ኣርእስቲታት ኣልዒሉ ዘትዩ ኣሎ። እዚ ዘተ'ዚ፡ ኣገዳሲ ትምህርቲን፡ ምስዚ ኣብዚ እዋንዚ ንኤርትራን ህዝባን ኣጋጢሙና ዘሎ ኣስጋኢን ህጹጽ ምላሽ ዝጠልብን ኩነታትን ድማ ምትእስሳር ስለዘለዎ፡ ብጽሞና ክንከታተሎ ጽቡቕ ኢዩ።   

  1ይ ክፋል (15 May 2016)2ይ ክፋል (22 May 2016)

ተመሳሰልቲ ኣስተምህሮታት፡- ኣብዚ ጠውቑ



15/05/2016 23:03 PM

ድምጺ ኤርትራ - ናዝ የማነ

ናይ ሰንበት 15 May 2016 show መደብ

ዕላል ምስ፡- መምህር ዘርኡ የዕብዮ - 3ይ ክፋል

On Sunday may 15-2016 from 2:10-4:00 PM Eastern time, Voice of Eritrea is having an interview with Memhr Zeru Yebio – continuation of his book. ናይ ሰንበት 15 May 2016፡ ምስ መምህር ዘርኡ የዕብዮ፡ ደራሲ "መመዘክርና እንተንግንጽል" ዘርእስታ፡ ኣብ ታሪኻዊ ፍጻሜታት ዝተመርኮሰት መጽሓፉ፡ ኣዕሊሉን ዝቐረቡሉ ሕቶታት ሰማዕቲ ድማ መልሲን መብርሂታትን ሂቡሎም ኣሎ። ኣገዳሲ ታሪኻዊ ትሕዝቶ ዘለዎ ዕላል ብምዃኑ፡ ብጽሞና ክትሰምዑዎ ንዕድም። ኣብዚ ጠውቑ


ዝሓለፈ መደባት ንምስማዕን ንምስታፍን፡ ኣብዚ ጠውቑ

Past shows or to listen: click here




15/05/2016 23:03 PM

ERITREA’S DEVELOPMENT POLICY, ACHIEVEMENTS OF THE LAST 25 YEARS, CHALLENGES AND PROSPECTS:

Written by Prof. Abraham Kidane.

PART I: DEVELOPMENT POLICY FORMULATION

[shabait.com]

Eritrea’s 25th  Independence Anniversary is an opportune event to undertake a sober reflection of the country’s development policy, progress to date, and prospects. The following is a capsulated review of Eritrea’s socio-economic development policy, progress, and a brief outlook of the near future. Read more

See also Related:




ሓበሬታ

14/05/2016 23:27 PM

ዕድመ ናብ ሕዝባዊ ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ሊድስ

ንዕለት 21 ግንቦት 2016

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን፡ ኣብ ከተማ ሊድስን ከባቢኣን እትነብሩ ኤርትራውያን ደቂ ሃገርና፡ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ኣብ ከተማ ሊድስ ንዕለት 21 ግንበት 2016 ካብ ሰዓት 1:30 ድ.ቀ ክሳብ ሰዓት 5:00 ድ.ቀ ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ሙሉእ ሓበሬታ፡- ኣብዚ ጠውቑ Read more




14/05/2016 10:38 AM

Video: A visa for Eritrea, the 'African North Korea' ናይ ቪድዮ ጸብጻብ - ምብጻሕ ናብ ኤርትራ፡ እታ “ኣፍሪቃዊት ሰሜን ኮርያ”  

[France 24 ]

Eritrea, a small nation on the Horn of Africa, is one of the most isolated coVideo - A visa for Eritrea, the 'African North Korea'untries in the world. It is also one of the most secretive, and has been duly nicknamed the “African North Korea”. What is everyday life like under the dictatorship? Why do so many Eritreans flee the country in a bid to reach Europe? Our reporters Nicolas Germain and Romeo Langlois were given exceptional permission to report from Eritrea, which ranks last on the Reporters Without Borders press freedom index….Read more

See Related:

إريتريا: تأشيرة سفر إلى أسمرا 24 / FRANCE 24 Arabic




09/05/2016 22:55 PM

ዕድመ ናብ ሕዝባዊ ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ለስተርን ከባቢኣን

ንዕለት 14 ግንቦት 2016

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን፡ ኣብ ከተማ ለስተርን ከባቢኣን እትነብሩ ኤርትራውያን ደቂ ሃገርና፡ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ኣብ ከተማ ለስተር ንዕለት 14 ግንበት 2016 ካብ ሰዓት 2:00 ድ.ቀ ክሳብ ሰዓት 5:00 ድ.ቀ ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ሙሉእ ሓበሬታ፡- ኣብዚ ጠውቑ Read more




01/05/2016 23:45 PM

ኪወግሕ'ዩ ጸላም!

ብሓውኹም መሲናስ

ነቲ *ጸዳል ስውእ ጸላም ዝቐየረ *ብርሃን

ሃገር ብደልሃመት ኣዒንታ ዘዕወረ

ራህዋ ከም ዘሎና ጓይላ እናገበረ

የዋህን *ሃዚልን እንተ ኣደናገረ *ዓሻን

እዚ ጎይታ ሕሰም ክንደይ ዘይጸዓረ!


ኣንቲ መሬት ስውእ ወደባት ምስ ባሕራ...Read more








Copyright © www.snitna.com

Top

May 2016 - Archive