Home  About us   Contact us

Copyright © www.snitna.com

Design: Yohannes Berhe

March 2018 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና




31/03/2018 20:58 PM

Celebrating and remembering:

Memhr Ibrahim Mohammed

ንዝኽሪን ክብሪን ነፍስሔር ኣቦና

መምህር ኢብራሂም ሙሓመድ፡

ዕለት Saturday, 31 March 2018

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና

This is a recording of a special event, Celebrating and remembering, a True Justice-seeker, Memher Ibrahim Mohammed (28/09/1947 To 26/03/2018). እዚ ፍሉይ መደብ'ዚ፡ ንዝኽሪን ክብሪን ነፍስሔር ሓቀኛ-ተቓላሳይ ኣቦና መምህር ኢብራሂም ሙሓመድ (28/09/1947 To 26/03/2018)፡ ዝተዳለወ ኢዩ።

 1ይ ክፋል (31-Mar-2018)፡  2ይ ክፋል (31-Mar-2018)

 3ይ ክፋል (31-Mar-2018)

ናብ ፓልቶክ ሩም በዚ እተዉ (Go to Paltalk Room)



31/03/2018 15:58 PM

ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Mem Zeru Gebreyesus

ናይ 31 March 2018 መደብ

ተራ መንእሰያት ኣብ ዝሓለፈ ሃገራዊ ሓርነታዊ ቃልሲን ኣብዚ ሕጂ ንፍትሒ ዝክየድ ዘሎ ቃልሲን። Role of youth during Eritrean liberation struggle and on the ongoing Justice movement.



31/03/2018 02:16 AM

“ናጻ” ካብ ምንታይ:

ከመይ ዝኣመሰለ “ናጽነት”:

Free from WHAT? What type of FREEDOM?

      ብ’መርእድ ዘርኡ

ኣብ ፖሎቲካዊ ባይታታት ኤርትራ፡ ቡዙሕ ጊዚየ ንሕና “ናጻ” ኢና ተባሂሉ ክዝረብን ክጽዓድን ይሰምዕ’የ፡ የግዳስ ከም ዑቱብ-ሓቂነት ዘለዎ  ጽዕዶ ወሲደዮ ኣይፈልጥን። እቲ ምንታይስ “ናጻ” ካብ ምንታይ ሙኻኖም፡ ንጹር መግለጺ ስለዘይህቡሉን፡ ብተግባር እዉን “ናጻ” ሙኻኖም ብርግጽ ከእሙኑ ስለዘይኽእሉ ብሙኻኖም እዮ። “ናጻ” ኢና ክብሉ ይጸንሑ እሞ፡ ብድሕሪ መጋረጃ ድማ ኣእዳዉ ናይ ህቡኣን (ghost)፡ ብሩኡይ ኣጻብዕቶም ከንቃሳቑሱ ስለዝርኣዩን ሓሳባቶም ከንሂ  ስለዝስሙዑን’ዩ።

…Read more


31/03/2018 02:16 AM

ዝኽሪ ንኹሎም ኣብ ማሕዩር ስርዓት ኤርትራ ዝሓቐቑን ዝሓቑ ዘለውን ኤርትራውያን ኣብ

ዋሽንግቶን ዲ. ሲን ከባቢኣን (24-25 March-2018)

ብ’ ገብረ ገብረማሪያም (ዶር.)

ካላኣይ ክፋል

ዲኤንኤ (DNA) ናይ ነብሰሄር ሃይለ ወልደንስኤ (ድሩዕ) እንተዝምርመርሲ፡ ኤርትራ ኣብኡ ንተረኽበት።” ዝብል፡ ኩሎም ናይቲ ወግዒ ተሳተፍቲ ዝነበሩ ዝተሰማምዕሉ፡ ናይ ምደምደምታ ምሉእ ሓሳባት ዝሰማዕኹ፡ ብዛዕባ ሃይለ ድሩዕ  “ከም ቆልዓ፣ ከም መንእሰይ፣ ከም ተማሃራይ፣ ከም ድያቆን፣ ከም ናይ ከተማ ስሩዕ፣ ከም ተጋዳላይ፤ ኣብ ከተማ፣ ኣብ ቤት ማእሰርቲ፣ ኣብ ሜዳ/ገድሊ፣ ኣብ ናጻ ኤርትራ፣ ወ.ዘ.ተ.” ንስለን ምእንትን ኤርትራ ዝገብሮም ዝነበሩ ጸብጺብካ ዘይውድኡ መስተንክራዊ ስሪሒታትን ንጥፈታትትን፡ ንድሕሪት ምልስ ኢሎም ተዘክሮታቶም ዝለዋወጡ/ዘዕልሉ ዝነበሩ እኩባት ተሳተፍቲ እቲ ጽምብል ብኣጋጣዊ ሕውስ ምስበልኩዎም ኢዩ። እቶም ንሃይለ ድሩዕ ኣብ ጊዜ ንእስነቱ ዝፈልጥዎ፡

 Read more


30/03/2018 23:45 PM

ናይ ኤርትራ ደምበ-ተቓውሞ ኣብ ኢትዮጵያ፡

ኣገባብ ኣሰራርሓኡን

Eritrean opposition camp in Ethiopia,

and how they function.

by Veteran Kibrom Weldemichael

 ብ’ገዲም ተጋ. ክብሮም ወልደሚካኤል

[Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና]

ገዲም ተጋዳላይ ክብሮም ወልደሚካኤል፡- ዕለት Saturday, 30 March 2018   “ናይ ኤርትራ ደምበ-ተቓውሞ ኣብ ኢትዮጵያ፡ ኣገባብ ኣሰራርሓኡን” ብዝብል ኣርእስቲ ሰሚናር ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና ዝሃቦ ኢዩ። Veteran Kibrom Weldemichael, give seminar on: “Eritrean opposition camp in Ethiopia, and how they function.” At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room


 1ይ ክፋል (30-Mar-2018)፡   2ይ ክፋል (30-Mar-2018)፡  

ናብ ፓልቶክ ሩም በዚ እተዉ (Go to Paltalk Room)



30/03/2018 01:30 AM

WHAT IS A PLAN B?

by Kiki Tzeggai

I always knew I was a planner in life, then I met a husband that simply planned happiness. Yes, happiness to own a free country; of restoring the smiles of all neighbors because the Ethiopian occupier would not force us anymore to whisper and fear for our lives. Berhane was my husband’s name. He was the first one to… ...Read more



29/03/2018 17:36 PM

ማሕበር ምጥርናፍ ኤርትራውያን

ኣምስተርዳምን ከባቢኡን

መግለጺ ንዝኽሪ  ሐርበኛ

መምህር ኢብራሂም መሓመድ

መምህር ኢብራሂም መሓመድ  ብዝሓደሮ ሕማም ንገለ እዋን ኣብ ሕክምና ክእለ ድሕሪ ምጽናሕ ብዕለት 26-03-2018 ኣብቲ ክእለየሉ ዝጸንሓ ሕክምና ዓሪፉ።

ሞት  ናይ ክቡር  መምህር ኢብራሂም መሓመድ አብ ዝሰማዕናሉ እዋን አዝዩ መሪር ሐዘን ተሰሚዑና። መምህር ኢብራሂም  ካብቲ ዝልለየሉ አገደሲ ባህርያቱ፣ ምስ ኩሉ ሰብ ምቕሉል ጠባይ ዝውን፡ ጻዕረኛ  ብናይ ህዝቢ ኤርትራ ሐድነት አዝዩ ዝሐምምን ዝግደስን፣...Read more




29/03/2018 16:15 PM

GI: In Memory of a True Justice-Seeker Memher Ibrahim Mohamed.

መግለጺ ዓለምለኻዊ ተበግሶ

ንዝኽሪ  ሐርበኛ መምህር ኢብራሂም መሓመድ።

المبادرة العالمية للإريتريين لتمكين الحركة الشعبية

It is with profound sadness, members of Global Initiative to Empower Eritrean Grassroots Movement (GI) learned about the untimely passing of Memher Ibrahim Mohamed, who was one of the founders of GI.

Memher Ibrahim Mohamed was born on September 28, 1947, in Asmara, Eritrea. After attending his elementary education in Eritrea, ...Read more




28/03/2018 23:09 PM

ዓምዲ ታሪኽ፡-

ቃለ መሕትት ምስ ኣቶ ወልደየሱስ ዓማር፣

ተሳትፎኡን ገምጋሙን ኣብ ሓርነታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ካብ መጀመሪያ 1960ታት።

[ SBS Radio 21 March 2018]

ኣብዚ ምስ ራድዮ ኤስቢኤስ ዝተኻየደ ቃለመሕትት'ዚ፡ ኣቶ ወልደየሱስ ዓማር፡ ነቶም ኣብ መጀመሪያ 1960ታት ናይ ቀረባ መማህርቱን ኣብ ቃልሲ ድማ መሳርሕቱን ዝነበሩ ልሉያት ሓርበኛታት ከም፡- ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ)፡ ስዉእ ስዩም ዑቕባሚካኤል፡ ስዉእ ሙሴ፡ ስዉእ ወልደዳዊት፡ ካልኦት ብዙሓትን ዘኪሩ ኣዕሊሉ። ከምኡ'ውን ናይ ሕጂ ፕረሲደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ እናጠቐሰ፡ ዝሓለፈ ተመኩሮ፡ ምስዚ ሕጂ ሃገርና ኤርትራ ወዲቓቶ ዘላ ናይ ቅዋም-ኣልቦ-ምሕደራን ስርዓተ-ምልኪን ኩነታት እናዛመደ፡ ኣዝዩ ክፉትን መሃሪን ዝኾነ ታሪኽ ዘርዚሩልና ኣሎ። Read more

See also related ምስዚ ዝዛመድ፡-


28/03/2018 19:06 PM

ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ

28.03.2018

 ናይ ሓዘን መግለጺ


ብምኽንያት መስዋእቲ ኩቡር ተቓላሳይ ኣባል ማእከላይ ባይቶ ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ ዶ/ር ኢብራሂም መሓመድ ዝተሰማዓና ምሪር ሓዘን እናገለጽና፡ ንስውእ ዶ/ር ኢብራሂም መሓመድ መንግስተ ሰማያት፡ ንኽብርቲ ብዓልቲ ቤቱን ደቁን መላእ ቤተሰቡን መቓልስቱን ክኣ ጽንዓትን ንምነ።

ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ። 28.03.2018  Read more




28/03/2018 06:04 AM

ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ

OPEN LETTER TO ALL PFDJ MEMBERS

(24 March 2001)

እዚ "ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ" ዘርእስቱ ጽሑፍ፡ በቶም ንቅዋማዊ ምሕደራ ዝጠለቡ፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ኣባላት ባይቶን፡ (ብጉጅለ-15 (G-15)ዝፍለጡ)፡ ኣብ 2001 ዘውጽኡዎ ቅሉዕ ጠለባትን መልእኽትታትን ዝሓዘ ታሪኻዊ ሰነድ ኢዩ። እዚ ቅኑዕ ህዝባዊን እዋኑ ዝጠልቦ ዝነበረን ጠለቦም፡ ከም ገበን ተቖጺሩ ኸኣ፡ ካብ 18 መስከረም 2001 ኣትሒዞም፡ ኣብ ማሕዩር ክበልዩን ሃለዋቶም ተሸሪቡን ይርከብ። ብዙሓት ካብኣቶም ህይወቶም ከምዝሓለፈ ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት እኳ እንተፍለጡ፡ ብወገን መንግስቲ ኤርትራ ግን ዝኾነ ወግዓዊ መልሲ ኣይተዋህበን።

   "An Open Letter to All PFDJ Members" is a historic document released by Senior Government Ministers and Members of Eritrean Parliament. 24 March 2001. These signatories have been under incommunicado prison since 2001. Many are feared to have died, despite this has not been confirmed by the Government of Eritrea.



28/03/2018 06:04 AM

ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ

ኣቦመንበር ኢህወዴግ ኮይኖም ተመሪጾም

[ BBC - Tigrinya]

ቤት ምኽሪ ግንባር ወያናይ ዴሞክርስያዊ ህዝብታት ኢትዮጵያ (ኢህወዴግ)፡ ካብ ዝሓለፈ ሰሉስ ጀሚሩ ክሳብ ትማሊ ኣጋምሸት ከካይዶ ዝቐነየ ስሩዕ ኣኼብኡ ንዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ኣቦመንበር ገይሩ ብምምዛዝ ዋዕልኡ ዛዚሙ'ሎ።

ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ዝሕረ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ'ዩ። በቲ ዝጸንሐ ኣካይዳ መሰረት እንተድኣኾይኑ እቲ ኣቦመንበር ናይቲ ግንባር ብቐጥታ ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይኑ ይምዘዝ። Read more



27/03/2018 22:56 PM

Remembering the Victims of P.F.D.J Totalitarian Regime

ዝኽሪ ኹሎም ኣብ ማሕዩር ህ.ግ.ደ.ፍ. ዝጠፍኡ ዘለዉ ዜጋታትና

ዕለት 24 መጋቢት (March) 2018

ናይ ቪድዮ ጸብጻባት (Video Reportage)

 Read more  



27/03/2018 23:54 PM

ዝኽሪ ንኹሎም ኣብ ማሕዩር ስርዓት ኤርትራ ዝሓቐቑን ዝሓቑ ዘለውን ኤርትራውያን ኣብ ዋሽንግቶን ዲ. ሲን ከባቢኣን (24-25 March-2018)

ብ’ ገብረ ገብረማሪያም (ዶር.)

ቀዳማይ ክፋል

ከምቲ ኣብ ኩሉ ኣከባቢታት ዓለም ክካየድ ዝቐነየ፡ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ኣብ ዋሽንግቶን ዲ.ሲን ከባቢኣን’ውን ጽምብል ንዝኽሪ ነቶም ኣብ ማሕዩር ስርዓት ኤርትራ ዝሓቐቑን ዝሓቑ ዘለውን ኤርትራውያን ኣብ ዕለት 24-25 መጋቢት 2018 ተኻይዱ። እቲ ናይ 24 መጋቢት 2018 ጽምብል፡ ብናይ ዲ.ሲን ከባቢኣን ናይ ደምበ ፍትሒ ኣዋሃሃዲት ኮሚቴ ዝተወደበ ኮይኑ፡ ብዙሓት ልሉያት ኤርትራውያን ተቃልስቲ ኣብ ዝተረኽብሉ ካብ 5፡00 - 8፡00 ድሕሪ ቀትሪ “ንጀጋኑና ንዘኽር!”፣ “ንመሰልና ንቃለስ”፣ “ኣበይ ኣለዉ/ኣለዋ?”፣ “ኩሎም ናይ ፖለቲካ እሱራት ይፈትሑ!”፣ “ጀጋኑና ንዘልኣለም ይዘከሩ!” ኣብ ትሕቲ ዝብሉ ጭርሖታት ኣብ ስፕሪንግፊልድ ክፍለ-ግዝኣት ቨርጂንያ ኢዩ ተኻይዱ። Read more



26/03/2018 19:48 PM

ELF REUNION

ዳግመ-ርክብ ገዳይም ተጋደልቲ ተ.ሓ.ኤ.

(22-24 June 2018)

ዕላማ ዳግመ-ርክብ ገዳይም ተጋደልቲ ተ.ሓ.ኤ. አንታይ ኢዩ?

ኣብ ታሪኽ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፡ ኣብ ምፍጣር ዓቢ እጃም ዘበርከቱ፡ እዚ ታሪኽ እዚ ክስራሕ ዝተዓዘቡ፡ ብዛዕባ እዚ ታሪኽ እዚ ዝግደሱ ውን ኩሎም ብግቡእ፡ ብዝተጸንዔ፡ ብጥርኑፍ፡ ብዝተማለኤ ኣብ ምዕቓብ፡ ኣብ ምዝርጋሕ ናብ ኩሉ ወሎዶታት ዝተሓላለፍ ብቁዕ ኣፋዊ ይኹን ዝተሓትመ ሰነዳዊ ታሪኽ ኣብ ምውህላልን ምቕራብን ዝሕግዝ ጥጡሕ ባይታ ዘመድምድ'ዩ።  ... Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-



26/03/2018 19:48 PM

ግርጭትና ብትሕትና ንምፍታሕ ንማሃር

ብእንግሊዝኛ ደራሲ ፣ ዶ/ር ተስፋ ገብረመድህን

ናብ ትግርኛ ተርጓሚ፦ገብረየሱስ ወልደሚካኤል

ግርጭት ኣብ መንጎ ብጠባያቶምን ዝንባሌታቶምን ክብርታቶምን ድልየታቶምን፡ ከምኡ'ውን በተሓሳስብኦምን ኣመለኻኽትኦምን ዝፈላለዩ ውልቀ-ሰባት ወይ ጉጅለታት ዝኽሰት፡ ንውድዓዊ ክውንነት ብዝተፈላለየ ዝትርጉምዎ ባህርያዊ ዘይምስምማዕ እዩ። ነዚ ንቡር ናይ ናብራ ክውንነት ብምግንዛብ፡ ኣብ ወጻኢ ዝርከብ ኤርትራዊ ሕብረተ-ሰብና፡ ንባህርያዊ መለለይታቱን ማሕበራዊ ኣቀዋውምኡን ብዕቱብነት እንተመርሚርና፡ ነቲ ካብ ኣገልግሎት ወጻኢ ኮይኑ ዘሎ ኮማትናን ዝተጎዛዘየ ሃይማኖታዊ ትካላትናን ብብርቱዕ ጓሂ ንዕዘብ። ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ተመስሪተን ዝነበራ ኣዚየን ብዙሓት ኮማትና ጨሪሰን ብዘይ ኣሰር በሪሰን ተሪፈን። ኤርትራዊት ኦርቶዶክስያዊት ቤተ-ክርትስትያን'ውን እንተኾነት ኣብ ክልተ ተመቒላ ትርከብ።

 ... Read more



24/03/2018 13:48 PM   

ተራ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ንፍትሒ ዝግበር ቓልሲ፡

ብፍላይ ብዓለም ደረጃ ዝውክለና ትካል ኣብ ምህናጽ።

Role of women in the justice movement, especially

on creating a Globaly Trusted Eritrean structure

ብ ደቀንስትዮ ኣባላት - ዓለምለኻዊ ተበግሶ

By Women members of Global Initiative

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና (24 Mar-2018)

ናይ ሎሚ ዕለት 24 መጋቢት 2018: ናይ ሕድሪ ጀጋኑና፡ ዕዱማት ኣጋይሽ፡ “ተራ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ንፍትሒ ዝግበር ቓልሲ፡ ብፍላይ ብዓለም ደረጃ ዝውክለና ትካል ኣብ ምህናጽ።” ዝብል ኣርእስቲ ሒዘን ቀሪበን ኣለዋ። Today’s guest speakers theme is: “Role of women in the justice movement, especially on creating a Globaly Trusted Eritrean structure that Represent Justice-seekers.”

 1ይ ክፋል (24-Mar-2018)፡  2ይ ክፋል (24-Mar-2018)

 3ይ ክፋል (24-Mar-2018)፡  4ይ ክፋል (24-Mar-2018)

 5ይ ክፋል (24-Mar-2018)፡  



24/03/2018 13:48 PM

ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Mem Zeru Gebreyesus

ናይ 24 March 2018 መደብ

“ኣይነዘኽትሞ!”

ክቡራት ተኻታተልቲ መደብና፡ ቀዳም Saturday 24 March 2018፡ “ኣይነዘኽትሞ!” ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ፡ ንህሉው ኩነታት ሃገርናን፡ ትርጉሙን ብምዝማድ፡ ኣገዳሲ መደብ ኢዩ። This Saturday, 24 March 2018, our Topic will be “ኣይነዘኽትሞ!” Meaning, Let’s not forget them. ሕቶታት ይኹን ርእይቶ ብቐጥታ ናብ ስቱድዮ ንምቕራብ፡

ዝሓለፉ መደባት ፈነወ ንጋባእ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ





24/03/2018 22:42 PM

OBITUARY

Dr Nerayo Teclemikael 1941 – 2018


Dr Nerayo Teclemikael, 76, died peacefully at his home in Shoreline, Seattle, on Friday 16th March 2018 surrounded by his close family members. He died from a heart attack a condition that he had suffered from for several years.

….Read more



23/03/2018 00:24 AM

The Pitfalls of

the Eritrean Opposition (for Justice) Camp: Lack of a Coherent and Unified Message for a Democratic Transition in Eritrea

By Gebre Gebremariam (Dr.)

History attest to the fact that if any movement for democratic transition in Eritrea is to succeed, it will require the active participation of the people (mass of people) struggling in unison. However, people join a movement only when they perceive the movement reflects the aspirations of the people and when they view the leadership as being capable of leading the movement to victory. This is what is missing in the Eritrean struggle for democratic change. Instead, what we have is “disunity” which in turn ….Read more



23/03/2018 00:24 AM

ዝኽሪ ኣራራት ኢዮብ

ኣብ ወግዒ ጥበባት

ኣራራት እዮብ፡ ንዝኽራ ኣብ መደብ ወግዒ ጥበባት ካብ ዝቐረበ Ararat iyob poets and writer.

 Read more



21/03/2018 18:00 PM

ኩነታት ኤርትራውያን ስደተኛታትን ብኸመይ ክንሕግዞም ከምዘሎናን

Public Appeal to support Eritrean Refugees

ሰሚናር ብ’ኣቶ ካሕሳይ ይሕደጎ፡

(ወኪል ማሕበር ረዲኤት ኤርትራውያን)

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና፡ ሎሚ ዕለት 21 መጋቢት 2018 6፡00 pm Berlin Time ዕዱም ጋሻና ኣቶ ካሕሳይ ይሕደጎ ኢዩ። ኣቶ ካሕሳይ ይሕደጎ፡ ሒዙዎ ዘሎ ኣርእስቲ፡- ኩነታት ኤርትራውያን ስደተኛታትን፡ ብኸመይ ክንሕግዞም ከምዘሎናን፡ ጻውዒት ዝሓዘለ ኣገዳሲ ሰሚናር ኢዩ። Ato kahisay Ehdego Seminar focuses  on public Appeal to support Eritrean Refugees.

 1ይ ክፋል (21-Mar-2018)፡  2ይ ክፋል (21-Mar-2018)

 3ይ ክፋል (21-Mar-2018)፡  

ናብ ፓልቶክ ሩም በዚ እተዉ (Go to Paltalk Room)



21/03/2018 04:45 AM

ዝኽርታተይ ብኣጋጣሚ ዕረፍቲ ኣያና

ሓርበኛ ዶ/ር ንርኣዮ ተኽለሚካኤል

In loving memory of Dr. Nerayo Teklemichael

ብ'ዮውሃንስ ጸጋይ (ዓባይ ብሪጣንያ)

ሓደ ካብቶም ኣብ ምምዕባል ጥዕናዊ ኣገልግሎት ኤርትራ ዓቢ ኣስተዋጽኦ ዝገበረ፡ ሓርበኛ ዶክተር ንርኣዮ ተኽለሚካኤል፡ ብዝሓደሮ ሕማም ምኽንያት ዓሪፉ።

   ዶ/ር ንርኣዮ፡ እንተዘይተጋግየ፡ ኣብ እዋኑ ሓደ እንኮ ብሞያ ሕክምና ቆልዑ ዝሰልጠነ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ኢዩ ነይሩ። ብትምህርቲን ተመኩሮን ኣዝዩ ዝጸገበ ብምንባሩ፡ ከም ውልቀ-ሰብ ኣብ ኣዝዩ ምቹእን ጥጡሕን ዝለዓለ ደረጃ መነባብሮ ከሕልፍ ዝኽእልን በዓል ሞያ ኢዩ ነይሩ። እንተኾነ ግን፡ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ምሁራት ኤርትራውያን፡ ጉዳይ ህዝቦምን ሃገሮምን ዓጢጡዎም፡ መስዋእቲ ንምኽፋል ናብ ሜዳ ክውሕዙ ኢዮም ተራእዮም። ዶ/ር ንርኣዮ ድማ ሓደ ካብኣቶም ኢዩ። ዶ/ር ንርኣዮ፡ ኣብ 1970ታት ናብ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ (ህሓሓኤ) ተሰሊፉ።  Read more



19/03/2018 13:52 PM

ሕዱር ሕማም ፍሽኵልና

ብ'ኣማኑኤል ሳህለ

[ Assenna.com ኣሰና ]

ኣብ ከባቢ 1910 ኤርትራውያን ብገዛእቲ ጣልያን ተዓስኪሮም ናብ ሊብያ ምስ ከዱ፡ ወትሃደራዊ ግቡኦም  ፈጺሞምን፡ ባጤራ (ማርያ ተረዛ) ሒዞምን፡ ናብ ዓዳቶም ይምለሱ ነይሮም። ግንከ ጌና እግሮም ከይኣተወ ነቶም ደቂዓዶም ብንዕቀት የባጭውሎምን የሽካዕልሉሎምን ነይሮም። በዚ እተላዕለ፡ ኣብ ሃገርና ነቲ ናይ ሓውኻ ምንዓቕን፡ ነቲ ምስ ጣልያን ፈሽኰልኰል ምባልን… Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር:-



19/03/2018 13:52 PM

ኣብ ምንታይ ሰማይ ክኣቱ!?

ብ’መሲናስ

“መዓልኪ ሚዛን ሓብተይ?”

“ደሓንዶ ውዒልኪ ዘነበሽ ሓውተይ? እተዊ”

“ሕራይ፣ ቈልዑ ደኣ ኣይኣተውንድዮም?”

“ኣትዮም’ምበር”

“እዋእ! ናበይ ደኣ ከይዶም እሞ ንበይንኺ ሕልምልም ትብሊ ኣብ ሳሎን?”

“እህም! እንታይ ደኣ ሓዲሱኪ ዘነበሸይ? ተቴለፎኖምን መመጻወቲኦም ኮምፒዩተርን ሒዞም ኣብ ከክፍሎም ምስ ተሸርቡ ዘይቅልቀሉና! ነታ ድራሮም ክበልዑ’ኳ ለሚንና ኢና ነምጽኦም!”

 Read more



17/03/2018 23:53 PM

SEMINAR ሰሚናር

by Veteran Kibrom Weldemichael

 ብ’ገዲም ተጋ. ክብሮም ወልደሚካኤል

ዕለት Saturday, 17 March 2018

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና

ገዲም ተጋዳላይ ክብሮም ወልደሚካኤል፡- ሕሉፍ ተሞኩሮኡን ንህሉው ኩነታት ደምበ-ተቓውሞን ዝምልከትን ሰፊሕ መብርሂ ሂቡ ኣሎ። ኣብ ህሉው እዋናዊ ኩነታት ኣተኲሩ እውን ርእይቶኡ ይህብ። Veteran Kibrom Weldemichael shares his experience and discusses the current state of opposition camp. Furthermore he gives his opinion on current Eritrean issues.

 1ይ ክፋል (17-Mar-2018)፡  2ይ ክፋል (17-Mar-2018)

 3ይ ክፋል (17-Mar-2018)፡  4ይ ክፋል (17-Mar-2018)

 5ይ ክፋል (17-Mar-2018)



16/03/2018 17:24 PM

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚቴ ኣብ በርሚንግሃምን ከባቢኣን፡

ዕድመ ብምኽንያት፡-

(1) መስዋእቲ ጅግና ሓጅ ሙሳ መሓመድኑር ናይ ዝኽሪ ማዓልቲ፡ ከምኡውን (2) መበል 54 ዝኽሪ ቶጎሩባ

መደብ ኣዳሊና ስለዘለና ኩላትኩም ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኣብዚ ታሕቲ ተጠቒሱ ዘሎ ዕለትን ቦታን ምሳና ሓቢርኩም ከተምስዩ ብትሕትና ንዕድም።


ዕለት (Date): Sunday 18 March 2018

ሰዓት (Time): from 4:00-7:00pm

Address: Birmingham Community Association, Jenkins St, Birmingham B10 0PQ. Read more



15/03/2018 13:51 PM

The Dialectics of Extractive Political and Economic Institutions and the Making of a

Rapacious Regime in Eritrea:

A Reflection - Gebre Gebremariam (Dr.)

”Be cautious of who is holding your quarters because as soon as they get four quarters, they will change them for a dollar.” Alexis A. Davis


When it comes to success in nation building, three things are important: The first one is

Institutions; the second one is Institutions; and the third one is Institutions. It was in this spirit that Eritrean political leaders were expected to engage all sections of the Eritrean society in a national debate on nation building and state construction in the newly liberated Eritrea. At minimum,  Read more



13/03/2018 23:54 PM

Enhanced ID: SR on Human Rights in Eritrea - 30th Meeting, 37th Regular Session Human Rights Council - 12 Mar 2018. Enhanced interactive dialogue on the situation of human rights in Eritrea.

መበል 30 ኣኼባ፡ መበል 37 ስሩዕ ኣኼባ ሽማግለ ሰብኣዊ መሰላት፡ ውድብ ሕቡራት ሃገራት። ብዛዕባ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ (12 መጋቢት 2018)።

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-



12/03/2018 01:22 AM

ተራ ናይ ወጻኢ ሓይልታት ኣብ ዲሞክራስያዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ውሻል ዶ ዕርፊ?

“ ሎሚ ጉምብሕ ጉምብሕ እንተዳኣ ኢልና ፡ ጽባሕ በጠበጥ ኢና ክንከይድ። ”

ነብሰሐር ስዩም ዑ/ሚካኤል

ብ’ ገብረ ገብረማሪያም (ዶር.)

ታሪኽ ኤርትራ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ 130 ዓመታት: ታሪኽ ኣንጻር ዓመጽ ህዝቢ ኤርትራ ዝገበሮ ቃልሲ ኢዩ እንተተባህለ ምግናን ኣይኮነን። ኣብ’ዚ መዋእል’ዚ ብውሕዱ ኣርባዕተ ወሎዶታት ኤርትራ ኣብ ቀጻሊ ውግእን ረጽምን ንመሰሎምን ክብሮምን ካብ ባዕዳውያን ተጻባእቲ ንምክልኻልን ኣንጻር ናይ ውሽጥ ዓመጽን ኢዮም የሕሊፎሞ። እዚ ታሪኽ’ዚ ኣብ ነብሲ-ወከፍ ኤርትራዊ ቤተ-ሰብ ህያው ታሪኽ ኢዩ። ንኣብነት ብናተይ ዕድመ ዘለና ቤተ-ሰባት እንተወሰድና፡ ኣባሓጎታትና ኣንጻር ናይ ትግራይ መሳፍንትን ኣንጻር ጣልያንን፤ ኣቦታትና ኣንጻር ጣልያንን ኣንጻር ኢትዮጵያን፤ ንሕና ኸኣ ኣንጻር ኢትዮጵያ ተዋጊእና ኣብ መጨረሻ ልዕላውነት ኤርትራ ተረጋጊጹ። Read more



11/03/2018 20:30 PM

Voice of Eritrea at CKDU (Naz Yemane)

20 Years’ Anniversary serving Community.

Congratulations!

ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)

መበል 20 ዓመት ኣገልግሎት ንማሕበረሰብና፡

ዮሃና!

ናይ Sunday 11 March 2018 Show መደብ

International Women’s Day Acknowledgement. ዝኽርታት ብኣጋጣሚ ኣህጉራዊ ምመዓልቲ ደቀንስትዮ።

 1ይ ክፋል (11-Mar-2018)2ይ ክፋል (11-Mar-2018)

ንምስታፍን ዝሓለፈ ንምስማዕን፡ ኣብዚ ጠውቑ



10/03/2018 22:55 PM

Dear Eritrean woman

By Mahmud Saleh

As usual, I minded my business until my sons reminded me yesterday was March Eight, International Women's Day. They are good at remembering anniversaries and birthdays. So, we said "Happy March Eight" to the only female we have in the house. I don't think she cared. Women are intuitive and more realistic than men. They know it right away if you mean what you say. Her rolling eyes made me contemplate about this date. I had to stop a project I was working on to write down my feelings about this date. Forgive me for this poorly edited piece, but I have to share it with you..Read more



10/03/2018 19:45 PM

ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Mem Zeru Gebreyesus

ቀዳም Saturday 10 March 2018

ኣቶ ኪዳነ ሓጎስ ምስ ወ/ሮ ሓረጉወይኒ ኣሰፋ ስለኣምሳን፡ Mr Kidane Hagos &

Mrs Hareguweini Asefa Sileamsa

ቃልሲ ኤርትራውያን ደቀንስትዮ፡ ምዕባለታቱን ውጽኢቱን።

Eritrean Women’ struggle and movement and its achievements. ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ



09/03/2018 16:54 PM

ኣንቲ ወላዲተይ

ግጥሚ ብ'ሞጎስ ያቆብ Poem by Mr. Mogos Yakob.

ኣንቲ ወላዲተይ!

ኣንቲ ለዋህ መጽዋቲት

ሓዚልኪ መዕበይት

ኩሉ መንቅብ ከዋሊት

እወ እስኺ መድሃኒት

እስኺ ንደቅኺ ኣላይት!  Read more



09/03/2018 08:54 AM

ንሓድሕዳዊ ምክብባር ዝጠቅም ትምህርቲ

LESSONS TO LEARN

TO RESPECT EACH OTHER

ንሓድሕዳዊ ምክብባር ዝጠቅም ትምህርቲ (LESSONS TO LEARN TO RESPECT EACH OTHER) -- Article by Dr. Tesfa G. Gebremedhin - West Virginia University. ደራሲ፡- ዶር/ ተስፋ ገብረመድህን። ናብ ትግርኛ ተርጓሚን ኣንባቢን፡- መም/ተኽለ ስብሃቱ ተስፉ።  Read more



08/03/2018 23:35 PM

ብምኽንያት 8 መጋቢት መዓልቲ ደቀንስትዮ: ምስ ዋዕሮ ተቃላሲት ሰምህር ገ/ስላሴ ዝተገብረ ዕላል

[ራድዮ SBS Radio (08-Mar-2018)]

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-



08/03/2018 13:57 PM

It’s a woman’s world!!  

Why I find constant criticism

about Tiffany Haddish sexist?

by Kiki Tzeggai

Where I come from, young girls are told how to sit, how to smile and how to behave. That meant the many things my brothers could do, I could not because “that was not a girl’s thing” Like when my family bought bicycles for all my brothers and not me. I was lucky enough to have brothers that lined up their bikes and told me “choose one and learn how to ride it” with that small revolution within our house, my strong mind had a free reign to become all I believed.  Read more



08/03/2018 23:35 PM

TRANSPARECY

through Activity Report

By Fetsum

[Assenna ኣሰና]

Life is a journey from point to point, although no one can guarantee the destination. We try something expecting to achieve something else within a specified time frame. Whether we accomplish the vision or not, we are conditioned to evaluate the journey in view of time. You work hard for your personal vision or stay idle on it, and move on privately assessing your performance one way or another hoping to do better in the future. When one exclusively deals with personal issues, one reports cumulative performance report to the self for evaluation. People have different time limitations ..Read more



08/03/2018 00:05 AM

መልእኽቲ ካብ

ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ

ብምኽንያት ማዓልቲ ደቀንስትዮ

ሓዘንናን   ጓሂናን   ባዕልና  ንደብሶ

ዓለምለኻዊ ማዓልቲ ደቀንስትዮ ሸሞንተ መጋቢት (International Women's Day (March 8) ካብ 1900ታት ኢንዱስትራዊ ለውጢ ነጥቢ መቐይሮ ንቁጠባዊ፣ ባህላዊ፣ ፕለቲካዊ ተባሂሉ ዝፍለጥ እዩ ኔሩ። በቲ ሓደ ወገን ድማ ምግላል ደቀንስትዮ ካብ ኩሉ ጽላታት ዝዓብለሉ እዋን ብምንባሩ ፡ ኣብ 1908 ኣብ ኒውርክ ደቀንስትዮ ሰለማዊ ሰልፊ ብምግባር መሰለን ክኽበር ሓተታ፣  ካብኡ ኣትሒዙ ድማ ናይ ትምህርቲ ዕድላት ተዋሂቡወን፣  እነሆ ድማ ኣብ ማሓውር ቁጠባ፣ ባህላዊ፣ ፕለቲካዊ መዳያት ዓቢ ተራ ይጻወታ ኣለዋ።   Read more



06/03/2018 23:28 PM

“መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ”

ሕዱር ውልቃዊ ቅርሕንቲ’ዶ -

ስዉር ቅሙጥ ፖሊሲ?

ታደሰ ኪዳነ  ( በርሚንግሃም) 21/02/2018

4ይን መወዳእታን ክፋል

ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ክፋላት ናይ  ጽሑፈይ፡ መድረኽ ናብ ተወለድቲ ፍሉይ ከባቢ ዘነጻጸረ ፈላላይን ኣነዋርን ዘመተ ከካይዱ ምጽንሖም፡ ብውሑዱ ሸሞንተ (8) ጭብጥታት ብምቕራብ፡ ምስ ናይ ገዛእ ርእሰይ ርእይቶ ኣሰንየ ከቕርበልኩም ጸኒሐ። ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተራእየ ሓድሽ ምዕባለ ግን ኣሎ። መድረኽ ንኹሉ ክዝርግሕዎ ዝጸንሑ ጽሑፋቶምን ኣብ ኣየር ዝነበረ ፋይላቶምን ካብ መርበብ ሓበሬታ ኢንተርነት ሓኺኾሞ ኣለዉ። እቲ ኣብ “youtube” ዝተዘርግሐ ናይ  ራድዮ ፈነወታቶም ግን ህያው ስለ ዘሎ፡ ንዕኡ ምስማዕ ዝቐለለ ምዃኑ ክሕብር እፈቱ።

ኣብዛ ዝሓለፈት 3ይ ክፋል፡ መድረኽ - ንጉጅለ ህግደፍ ከም ሓደ ስርዓት (system) ክርእይዎ ከም ዝግባእ፡ ብደረጃ ውልቀ ሰባት ፈላልዮም ክርእይዎ እንተደልዮም ግን ብበዓል መን ክጅምሩ ከም ዘለዎም፡ ገለ ኣብነታት ብምቕራብን፡ ምንሕሓፍ ፖለቲካዊ ሃስያ ከም ዘለዎን ብምግላጽ ኢየ ተፋንየሉም። 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል ይቕጽል።……Read more

  1ይ ክፋል፡   2ይ ክፋል፡   3ይ ክፋል፡  4ይ ክፋል


06/03/2018 20:28 PM

ስድራቤት ሚራባል

(ተርጓሚት ናብ ትግርኛ፡- ዘውዲ ተስፋማሪያም፡

ብድምጺ ኣንባቢት፡- እልልታ ብርሃነ)

ኣብ ዶመኒካን ረፑብሊክ ሓደ ኤንሪኮ ሚራባል ፌርናንደዝ ዝብሃል ማእከላይ መነባብሮ ዝነበሮ ሰብ ምስ በዓልቲቤቱን ምስ ኣርባዕተ ኣዋልድ ደቁን ይነብር ነበረ። እታ በዅሪ ጓሉ ፓትሪያ ኣብ 1924 ክትውለድ ከላ፡ ካልአይቲ ኣዴላ፡ ሳልሰይቲ ሚኔርቫ እታ ሕሳስልደ ድማ ማርያ ተሬዛ ይብሃላ ነበራ። እዘን ኣርባዕተ ኣሕዋት ርኹባትን ፈቃራትን ስድራ ስለ ዝነበሩወን ኣብ ሓደ ጽቡቕ ናይ ካቶሊክ ቤትምህርቲ ክመሃራ ዕድል ረኺበን። ብትምህርተን ኣመና ንፉዓት መልክዐን’ውን ውቁባት ነይረን። ሽዑ አብ ዶመኒካን ረፑቡሊክ ራፋኤል ሌዮኒታስ ትሩሲሆ ኣብ 1930 ንክልተ እብረ ፕረሲደንት ኮይኑ ድሕሪ ምግልጋል፡  ኣብ 1952 ቅዋም ብምጥሓስ ንዕድመኡ ምሉእ ፕረሲደንት ከም ዝኾነ ኣወጀ።  Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-



04/03/2018 23:55 PM

ንሓርበኛ ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ)

ምስ ሻቕሎታና ንዝክሮ

(ብእንግሊዝኛ ብወልደሱስ ዓማር ተጻሒፉ፡

ብነጋሽ ኣስፍሃ  እተተርጐመ)

ካብ ኤርትራ ጽቡቕ ወረ ካብ ዘይንሰምዕ ነዊሕ ገይሩ`ሎ። ናይ ቀረባ እዋን ሓበሬታ ብመሰረት እቲ ናብ ኣሰና ቅርበት ዘለዎ ውሽጣዊ ምንጪ:ውፉይ ሃገራዊ ሓርበኛ ሃይለ ወልደትንሳኤ ወይ ብዘጉሂ መጸውዒ "እሱር ዒራ ዔሮ ቁጽሪ 4" ሞይቱ፡ ለይቲ  25 ጥሪ 2018 ከም እተቐብረ ተገሊጹ።እቲ ምንጪ ብተወሳኺ ኣስማት ናይቶም ንድሩዕ ዝቐበሩ ኣርባዕተ ሓለዋ ቤት ማእሰርቲ፡ማለት ሚኪኤል ወረደ: ትንሱእ ተወልደ: ዑስማን ዑመርን መድሃኔ መሓሪን ምንባሮም ዘርዚሩ። ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ብሳክቲዝም ዝፍለጥ ምንጪ ኣሰና ኣብ ዝመጽእ ሳምንቲ ተወሳኺ ዝርዝር ክህብ ቃል ኣትዩ። እዚ እንተደኣተረጋጊጹ: ኣካላት ሃይለ  ኣብ ዓሚቚ ጸልማት ካብ ፍጥረት ኩሉ ተነጺሉ 16 ዓመትን ኣርባዕተ ኣዋርሕን ሸውዓተ መዓልቲን ድሕሪ ምስቓይ፡ ካልእ መዓልቲ ንምርኣይ ዝነበሮ ናይ ህይወት ቃልሱ ኣብ መወዳእታ ተሸኒፉ። Read more


03/03/2018 23:55 PM

ኣቦና ሓጂ ሙሳ መሓመድ ኑር፡

ኣብ ማእሰርቲ ከለዉ ዓሪፎም

Father Hajji Mussa Mohammed Nur

died in prison

Father Hajji Mussa Mohammed Nur, 92, who stood for the rights of the Al Diaa school in Akrya (Asmara), on 31 October 2017, passed away while in prison, various media outlets reported, today on 03 March 2018. May God Rest his soul in Peace. ኣቦና ሓጂ ሙሳ፡ በዓል 92 ዓመት ዕድመ፡ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ስርዓት ኣስመራ ከለዉ ከምዝዓረፉ፡ ዝተፈላለዩ ጸብጻባት ሎሚ ዕለት 03 መጋቢት 2018 ሓቢሮም ኣለዉ። ኣቦና ሓጂ ሙሳ መሓመድ ኑር፡ ኣብ ዕለት 31 ጥቅምቲ 2017፡ ምእንቲ መሰል ቤት ትምህርቲ ኣል ዲያእ ኣኽሪያ (ኣስመራ)፡ ንዘይሕጋዊ ጸቕጢ ስርዓት ኣስመራ በዲሆም ደው ዝበሉን ብሰንኩ ናብ ማእሰርቲ ዝተዳጎኑን፡ ወዲ 93 ዓመት፡ ኣብነታዊ ተቓላሲ ኣቦ ኢዮም ነይሮም። መንግስተ-ሰማይ የዋርሶም።

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር ዜና፡-



03/03/2018 23:55 PM

ኣብ ጉዕዞ ሂወት፡ ጌጋ ይፍጸም እዩ፡ ጌጋ ምፍጻም ካኣ ንቡር ኢዩ። እንተኾነ፡ እንታይ ኢዮም እቶም ቀንዲ ጌጋታት? ካብ ጌጋታትና'ኸ እንታይ ተማሂርና?

In life, mistakes happen and making mistakes should be expected. However, what are the major mistakes and what are the lessons learned?

ብ’ሰንጋል ወልደትንሳኤ by Sengal Woldetensae

[Hdri Jeganuna Paltalk Room ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና]

ከም ወትሩ ሩም ሕድሪ ጀጋኑና ንጽባሕ ቀዳም ጋሻና፡ ኣቶ ሰንጋል ወልደትንሳኤ (ሓው ድሩዕ) ኢዩ። ብዛዕባ:- "ኣብ ጉዕዞ ሂወት ጌጋ ይፍጸም እዩ፡ ጌጋ ምፍጻም ካኣ ንቡር ኢዩ። እንተኾነ፡ እንታይ ኢዮም እቶም ቀንዲ ጌጋታት? ካብ ጌጋታትና'ኸ እንታይ ተማሂርና?" ዝብል ትምህርታዊ ኣርእስቲ ኢዩ። Mr. Sengal Woldetensae is our guest speaker, this Saturday at Eritrean Hdri Jeganuna Official Paltalk Room. His seminar will focus on "In life mistakes happen and making mistakes should be expected. However, what are the major mistakes and what are lessons learned? He will also touch on some of current and developing matters.

 1ይ ክፋል (03-Mar-2018)2ይ ክፋል (03-Mar-2018)፡  3ይ ክፋል (03-Mar-2018)4ይ ክፋል (03-Mar-2018)

ናብ ፓልቶክ ሩም በዚ እተዉ (Go to Paltalk Room)



03/03/2018 19:45 PM

ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Mem Zeru Gebreyesus

ቀዳም Saturday 03 March 2018

ኣቶ ክብርኣብ ተስፉ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን፡

Mr Kibreab Tesfu and Mr Kidane Hagos

ህግደፍን ዝጥቀመሉ ቋንቋታትን ኣሉታዊ ጽልዋታቱ ኣብ ማሕበረ-ቅየሳ ሕብረተ-ሰብናን።

PFGJ Linguistics and its negative Social-engineering impacts on our society. (9ይ ክፋል)

ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን፡  ህግደፍን ዝጥቀመሉ ቋንቋታትን ኣሉታዊ ጽልዋታቱ ኣብ ማሕበረ-ቅየሳ ሕብረተ-ሰብናንኣብ ዝብል ኣርእስቲ ይዛተዩ። Mr Kibreab Tesfu and Mr Kidane Hagos discus: PFGJ Linguistics and its negative Social-engineering impacts on our society.

 ፈነወ ንጋባእ (04-Nov-2017) ሓርበኛ ኪዳነ ሓጎስ፡

 1ይ ክፋል (11-Nov-2017)፡  2ይ ክፋል (18-Nov-2017)

 3ይ ክፋል (25-Nov-2017)  4ይ ክፋል (12-Dec-2017)

 5ይ ክፋል (23-Dec-2017)  6ይ ክፋል (03-Feb-2018)

 7ይ ክፋል (10-Feb-2018)  8ይ ክፋል (17-Feb-2018)

 9ይ ክፋል (03-Mar-2018)



02/03/2018 21:35 PM

ERITREAN UNITY FOR JUSTICE – UK

ሓድነት ኤርትራዉያን ንፍትሒ ዓባይ ብሪጣንያ

ዕድመ ናብ አኼባ ሓድነት ኤርትራውያን፡

ኣብ ከተማ ሎንዶን


ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ንዕለት 11 መጋቢት 2018 ካብ ሰዓት ሓደ ድ.ቀ. ዝጅምር ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ`ዚ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም።

    ኣብ`ዚ ኣኼባ`ዚ  ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፡ ኣብዚ ዝሓለፈ ቁሩብ ኣዋርሕ ዝገበርናዮ ሥራሓትን፡ ንዝመጽእ ሒዝናዮም ዘለና መደባትን፡ ከምኡ`ውን ህልው ኩንተታት ሕዝብናን ፖሊቲካ ሃገናን ክንድህስስ ኢና። ብተወሳኺ ድማ ሥነፍልጠታዊ ኣስተምህሮታት ዝህቡና ክልተ ምሁራን ሰባት፥ ኣቶ ዩሱፍ መሓመድ ብርሃንን  ኣቶ ተስፋይ ገብረሚካኤልን  ክህልዉና እዮም። ኣብዚ ናይ ሓድነት ኣኼባ፥ ብዙሓት ኤርትራውያን፥ ካብ ኩሉ መዳያት ሕብረተሰብና፥ ንኽትሳተፉ ብትሕትና ንዕድም። Read more



01/03/2018 22:55 PM

ባህልን ልምድን ዘይሕጋዊ ንግዲ (ኮንትሮባንዳ)

ኣብ ኤርትራ

Culture of illegal trade in Eritrea

ብ’መርእድ ዘርኡ

ኣቀዲመ ክገልጾ ዝደሊ ሓቂታት ኣሎ፡ ንሱ ድማ ካብ መርፍእ ክሳብ መድፍዕ: ኣቶ ኢሰያስ ኣፍወርቂ ዘይፈልጦ ንጥፈታት ኣብ ዉሽጥን ኣከባቢ ኤርትራን ኣይካየድን’ዩ። ኣንካይዶ ብሚልዮናት ዝግምገም ንግዳዊ ንጥፈታት’ሲ፡ ሓንቲ ደቓቕ ዑፍ ካብ ኤርትራ ዶብ ሱዳን ኤርትራ፡ ዶብ ኢትዮጵያ ኤርትራን ዶብ ጁቡቲን ኤርትራን ኣቓሪጻ እንተኣትያ’ዉን እንተኾነ፡ ብደቂቑ ከምዝፈልጥ ክትፈልጡ ኣለኩም። ኣቶ ኢሰያስ ኣፍወርቂ ካብ ታሕቲ ክሳብ ዝላዓለ ደረጃ እቲ ስርዓትን ህዝብን ብመገዲ ስለያዊ ትካላቱን ብዉልቑን ኣዝዩ ስጡም ጋድማዊን ትኹላዊን ሰንሰለታዊ ርኽክብ ዘለዎ መራሒ’ዩ። ኣንካይዶ ዝካየድ ዘይሕጋዊ ንግድታት፡ ኣብ መንጎ ሱዳንን ኤርትራን ዝካየድ፡ ኣብ ገዛኹም ኬንኩም ተዕልሉዎን ተሓምዩዎን ተራ ዕላል እዉን…Read more












Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print