Placeholder Picture
Placeholder Picture

December 2022 - Archive << Back

ጋዜጣዊ መግለጺ፦ ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል -
ክፍሊ ጽምዶ
(11 ታሕሳስ 2022)

Global Yiakl Movement Emblem Graphic ብክፍሊ ጽምዶ ዓለምለኻዊ ይኣክል ዝተዓደመ፡ ኩሎም ሃገራውያን ፖለቲካውያን ሓይልታት፡ ስቪካዊ ማሕበራትን ናይ ሜድያ ትካላትን ዘካተተ ናይ ክልተ መዓልቲ ናይ ምምኽካር ዋዕላ ትማሊ ቀዳም ዕለት 10 ታሕሳስ 2022 ተዛዚሙ። ኣብዚ ክልተ ናይ ዘተ መዓልታት፡ ልዕሊ 50 ውድባት፡ ምንቅስቓሳት፡ ሲቪካዊ ማሕበራትን ልዕሊ 25 ናይ ሜድያ ትካላትን ተዓዲመን። እዚ ብዓርቢ ዕለት 9 ታሕሳስ፡ ብዝክረ ሰማእታት ዝጀመረ ናይ ሓባር ዋዕላ፡ ተጋባእቲ፡ ነቲ ብክፍሊ ጽምዶ ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ዝቐረበ፡ ሓደ ሃገራዊ ሓይሊ ናይ ምፍጣር ተበግሶ ብሰፊሕ ሰሚዑ። ተጋባእቲ፡ ነቲ ብክፍሊ ጽምዶ ዝተጸወዐ ናይ ምምብህሃል መድረኽ ሓደ ስጉምቲ ንቕድሚት ምዃኑ ኣስሚሮምሉ። Read more

LET OUR PAST BREAKDOWNS DRIVE OUT FUTURE BREAKTHROUGHS!

A Call for New Year Resolution — by Teamirat N Seyoum

Teamirat N Seyoum Article Concept Photo The end of the year is traditionally a time for reflecting on lessons learned from the past 12 months and looking to the future with optimism. New Year’s resolutions offer us a chance to identify specific ways we can improve our lives and make concrete changes for the better. Viewed from the context of our struggle, this is to reflect back with the aim of identifying achievements and areas for improvement or even radical change. Read more

ዲብ ኤረትርየ ዝልምቱ ለሐክም ለህለ፡ ሚ ዛልም?
ህጅክ ምስል ሕቁቂ ወምሐልል ስያሲ
ኡስታዝ ዓብዱራሕማን አሰይድ ቡሃሽም
Who rules Eritrea? Injustice or oppressor?
A special chat with the Haqqi and political analyst
Mr. Abdurahman Sayed Bohashem

Watch Video: Part-1 | Part-2

"ምውሓስ ልዑላውነት ኤርትራን፡ መዋጽኦ ንመጻኢን"
Ensuring Eritrean Sovereignty and the Way Forward

Seminar organised at Clubhouse EritreaPublicSquare, on Sunday, 11 December 2022

Read more

ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO — ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ (By Membr Zeru Gebreyesus) - Saturday, 10 December 2022

"ስለምንታይ ኢያ ሃገርና ኣብ ቀጻልን ተኸታታልን ውግኣት እትነብር?"
(Why is our country in constant and continuous war?)

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

ዓምዲ ስነ-ጽሑፍ፦ ክልተ መጻሕፍቲ (1) ህልኽ ሃብቶምን ተስፎምን (2) ሕድሪ መድሕንን ኣልጋነሽን
Two books: (1) RIVALRY: between Tesfom and Habtom, (2) Covenant between Medhn and Alganesh

ብፋርማሲስትን ደራሲን ተስፋይ መንግስ / By Pharmacist and author, Mr Tesfay Menghis

Tesfay Menghis Book Covers Display Graphic ብቋንቋታት ትግርኛን እንግሊዝኛን፡ ብፋርማሲስትን ደራሲን፡ ተስፋይ መንግስ፡ ተቐሪበናልኩም ኣለዋ። Here comes to you Two books, (1) RIVALRY: between Tesfom and Habtom, (2) Covenant between Medhn and Alganesh, both in Two-Languages (Tigrinya and English), from Pharmacist and book author, Mr Tesfay Menghis. Read more

ዓለም-ለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያን
Global Yiakl Eritrean Movement
حركة الإري رتية العالمية الكافي ة

Global Yiakl Consultative Meeting Invitation Header Graphic

ዕድመ ናይ ምብህሃል ኣኼባ

ዓለም-ለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል፡ ንኹሎም ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ፖለቲካውያን ውዱባት፡ ምንቅስቓሳት፡ በርጌሳውያን ማሕበራት፡ ምትእኽኻባትን ናይ መራኸቢ ብዙሓት ትካላትን፡ ኣብቲ ንዓርቢ ዕለት 9ን ቀዳም ዕለት 10ን ታሕሳስ 2022 ብማንዛ ንክካየድ ተዳልዩ ዘሎ ሓቢርካ ንምስራሕ ዝሕግዝ ናይ ምብህሃል ኣኼባ ክትሳተፉ ብክብሪ ይዕድም። Read more

Consultative meeting Invitation

Global Yiakil Movement (GYM) is inviting all justice-seeking Eritrean Political Groups, Movements, Civic Organisations, Associations and Media Outlets for an online consultative meeting scheduled for Friday, 9th and Saturday, 10th December 2022. Read more

دعوة اجتماع استشاري

جميع المنظمات السياسية وحركات المجتمع المدني ووسائل الإعلام الإريترية (ياكيل) تسمي حركة كفاية لتحقيق العدالة في الاجتماع الاستشاري عبر الإنترنت المقرر عقده يوم الجمعة 9/10 من ديسمبر 2022. Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

ዘተ ኣብ ኣገደስቲ ዛዕባታት፦
ምስ ኣቶ ሰንጋል ወልደትንሳኤ
[Dehay Eritrea - ደሃይ ኤርትራ]

በርገን ሰሚናር፦ ኣምባ. ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ
Bergen Seminar by Amba. Andebrhan Welde Giorgis
(1) ኣድላይነት ምምስራት ቅዋማዊ ምሕደራ ኣብ ኤርትራ፣ (2) ኣገዳስነት ምምልካት ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ (3) ምብርባር ቍጠባ ኤርትራ።

ሰላም፡ ከመይ ኣለኹም። ኣቐዲመ፡ ነቶም ነዚ ሰሚናር’ዚ ብምውዳብ፡ ብዛዕባ ንሃገርናን ህዝብናን ዘገድሱ እዋናዊ ጕዳያት ኣብዚ ምሳኹም ንምዝታይ ዝዓደሙኒ ግዱሳት ኤርትራውያን ኣሕዋት አመስግን። ነዚ ዕድል’ዚ ብምርካበይ ድማ ዓቢ ደስታ እስምዓኒ። ኣብዚ ሰሚናር’ዚ፡ ኣብ 3 ቀንዲ ጕዳያት ዘተኰረ ሓጺር ሓፈሻዊ መግለጺ ከቕርብ እየ። ብድሕሪኡ መደረኽ ንዘተ ኪኽፈት ኢዩ፦ (1) ኣድላይነት ምምስራት ቅዋማዊ ምሕደራ ኣብ ኤርትራ፣ (2) ኣገዳስነት ምምልካት ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ (3) ምብርባር ቍጠባ ኤርትራ። Read more

“ዋላ ሓደ ኦም የለን ንፋስ ዘይነነዎ”
ዋላ ሓደ ኤርትራዊ ዜጋ የለን ጉጅለ ህግደፍ ዘይተንኮፎ።

ብ'ዶክ. ኢንጅነር ፍትዊ ክፍለ፡ ምስ ብዙ ቡቱኞሊ ኣባላት ምንቅስቓስ ንፍትሒ ኤርትራ ኣብ ዲያስጶራ (ም.ንፍ.ኤ.ዲ.)

Dr Eng Fitwi Kifle Article Concept Image ሰላም ኩሉኹም ኤርትራውያ ንፍትሒ እትቃለሱ፡ እነልዕሎ ኣርእስቲ “ ዋላ ሓደ ኦም የለን ንፋስ ዘይነነዎ ’’ ዋላ ሓደ ዜጋ ኤርትራዊ የለን ጉጅለ ህግደፍ ዘይተንከፎ፡ ክንብል ኮሎና እዚ ካብ ክዉለድ ጀሚሩ ምቕዛፍን ምጥፋእን ኤርትራዊ ዜጋታት ዝጀመረ ኢሳያስ፡ ኣብ ግዜን ኩነትን ዝላዋወጡ ግጅሉኡ፡ ዕላማኡ ንምትግባር ስልጣኑ ዘይትንከፍ ንምግባር፡ ጎብለል ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምዃን ሕልሙ ግብራዊ ንምግባር፣ ንሕስያ ዘይብሉ ጨካን ሓሳድ ዝባህርያቱ፡ ንኹሎም ዝቃወምዎ ዝቐዝፍ፣ Read more

ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊኑዂ/ሆደ፦ Democratic Organization of Blin Nation of Eritrea (HODE) — ሽካ-ሰዃ (13) አመሪዂ ጀዊሪ ግርጛ (11/29/2022)

ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊነሪ/ሆደ፡ ተከልስረትልድ (2009-2022) 13 ኤመራ እሰረ ባሕሮ ጀዊሩዂ ባሓር ደቲ እንኲቲ። እና ወጨም ኒስ ብርፍ ሰዉ በላይን ደባንዲ ፍትሕዲ ይና ኮሊትል ነገስሮ፣ በሎቲካ ደርብድ ኤሪ ሙሩቚ ኤርትሪዉዲ እኩላ ለመለም ያዂ ወጨም ብሊናዂ ጀረደኩ፡ ዮ እምነዉ ደርብ ሰላሙዂድ ወንቐርሳዂ መሪ ዋስነስ ጉሽነዲን፣ ሒልድ ዓጨጭስሮ ህንበኩሉ ዮኽር እምነዉ ግን ንርቲ ብርፍ ሰዉ። Read more

ተዘኩሮታተይ
ምስ ገዲም ተጋዳላይ ስውእ መሓመድ ብርሃን ሓሰን

ብገዲም ተጋዳላይ መሓመድ ብርሃን ብላታ (14-12-2022)

Veteran Fighter Mohamed Berhan Hassan Portrait Photo ገዲም ተጋዳላይ ናይ ሓምሳታት ስልሳታት መሓመድ ምብርሃን ሓሰን፡ ብዝሓደሮ ሕማም ኣብ ሆስፒታል ኣስመራ ክእለ ድሕሪ ምጽንሑ ኣብ መበል 88 ዓመት ዕድሜኡ ብዕለት 10 – 12 – 2022 ካብዛ ግዝያዊት ዓለምና ብሞት ክፍለ ከሎ ንሃገርን ህዝብን ኤርትራ ዓቢ ክሳራ ከም ዝኾነ ኣብቲ ዝተናውሐ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝተሞርኮሰ ናይ ቃልሲ ድሕረ-ባይትኡን ኣወንታዊ ተርኡን ዝምስክሮን ዘረጋግጾን ሓቂ’ዩ ክበሃል ይከኣል። Read more

ብምኽንያት ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰብኣዊ መሰላት፡ ዝወጸ ጋዜጣዊ መግለጺ፦
ኤርትራዊ ምውህሃድ ንሰብኣዊ መሰላት
(10 ታሕሳስ 2022)

Press statement by Eritrean Coordination for Human Rights (ECHR) on International Human Rights Day, 10th December 2022 / تصريح صحفي بمناسبة اليوم العالمي لحقوق الإنسان

Eritrean Coordination for Human Rights Statement Banner 10 ታሕሳስ "መዓልቲ ሰብኣዊ መሰላት" ተባሂላ ኣብመላእ ዓለም ትበዓል። እዚኣ መዓልቲ ብዓለም ደረጃ እትበዓለሉ ምኽንያት: ንኽብሪ እቲ ብዕለት 10 ታሕሳስ 1948 ቤት ጽሕፈት ሕቡራት ሃገራት ኣድማሳዊ ሰብኣዊ መሰላት ዘጽደቀላ ዕለት ንምዝካር ኢዩ:: ቤት ጽሕፈት ላዕለዋይ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት: ሎሚ ዓመት ኣብ ትሕቲ "ኩላትና ሰብ ኢና: ኩላትና ማዕረ ኢና" ዝብል ጭረሖ የብዕላ ኣሎ። እዚኣ ዕለት እዚኣ ሃገራት ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ዓለም ዝድህስሳላ: ከምኡ እውን እቲ ዝኣተወኦ መብጽዓ ዘሕድሳላን ዝግምግማላ ዕለት ኢያ። ሰብኣዊ መሰላት ክበሃል እንከሎ: ፖለቲካዊ መሰላት: ቁጠባውን ማሕበራውን መሰላት: ነጻነት ናይ እምነት/ሃይማኖት: ከምኡ እው ንነጻነት ናይ ሓሳብካ ምግላጽ የጠቃልል። Read more

Introduction to Eritrean Political parties and Civic movements
ሌላ ምስ፦ ፖለቲካዊ ሰልፍታትን ህዝባዊ ምንቅስቓሳትን ኤርትራ

ሰላም ክቡራት በጻሕቲ ናይዚ ገጽ፦
ዕላማ ናይዚ ገጽ፦ ህዝብና ምስ ፖለቲካዊ ሰልፍታትን ህዝባዊ ምንቅስቓሳትን ኤርትራ ንኽላለ፡ ከምኡ`ውን ፖለቲካዊ ውድባትን ህዝባዊ ምንቅስቓሳትን ምስ ህዝበን ንክላለያን ዕላማ ፖለቲካዊ መደባተን ንህዝቢ ዝሕብራሉ ባይታ ንምፍጣር ኢዩ። ኣብቲ ንቡር ኣካይዳ ሃገራት ዓለምና፡ ናይ ፖለቲካ ሰልፍታት ከምኡ`ውን ካልኦት ማሕበራትን ምንቅስቓሳትን፡ ቅዋም ብዝእዝዞ መሰረት፡ ሕጊ ተኸቲለን፡ ቅጥዕታት ብምምላእ ኢየን ዝቖማ። Read more




Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: