Placeholder Picture
Placeholder Picture
ምውሓስ ልዑላውነት ኤርትራን፡ መዋጽኦ ንመጻኢን

24/12/2022 02:36 AM

ምውሓስ ልዑላውነት ኤርትራን፡ መዋጽኦ ንመጻኢን።

Ensuring Eritrean Sovereignty and the Way Forward, Seminar organised at Clubhouse EritreaPublicSquare, on Sunday, 11 December 2022.

Public Seminar:
"ምውሓስ ልዑላውነት ኤርትራን፡ መዋጽኦ ንመጻኢን"
Ensuring Eritrean Sovereignty and the Way Forward, Seminar organised at Clubhouse EritreaPublicSquare, on Sunday, 11 December 2022.

This is a discussion with some of the authors of recently published book: "ERITREA: Nationhood and Sovereignty". This video is being presented to you by www.snitna.com with the permission to disseminate acquired from EritreaPublicSquare. We are sure we all will learn a lesson from the content.

"ምውሓስ ልዑላውነት ኤርትራን፡ መዋጽኦ ንመጻኢን" ኣርእስቲ ናይዚ ዘተ ኮይኑ፡ ሰንበት ዕለት 11 December 2022 እተኻየደ ሰሚናር ኢዩ። ስኒትና.ኮም. ነዚ ትሕዝቶ'ዚ ካብ EritreaPublicSquare ፍቓድ ብምርካብ ኢዩ ዝዝርጋሓልኩም ዘሎ። ኩልና እንማሃረሉ ክኸውን ንትስፎ።

ERITREA: Nationhood and Sovereignty Edited by Bereket Habte Selassie
ሃገራውነትን፥ ልኡላውነትን ኤርትራ

ኣብዚ ህዝቢ ኤርትራ ድምጹ ከይስማዕ፥ ብብዙሕ መሰናኽላት ዝሕለፈሉ ዘሎ፥ ጉዳይ ልኡላውነት ከም ኣሰካፊ ጉዳይ ዝዝረበሉ ዘሎ፥ ልኡላውነት ህዝቢ ኣብ ሃገሩ፥ ዓዱ ተመንጢሉ ኣብ ዘለወሉ እዋን፥ ብዛዕባ ልኡላውነትን ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ትገልጽ መጽሓፍ፥ ብ ሬድሲ ፕርስ (Red Sea Press) ንሕትመት ቀሪባ ኣላ።
ኣሳናዳኢ፥ ዶር በረኸት ሃብተስላሴ
ጸሓፍቲ፥ ኣበርከቲ፥
ዶር. በረኸት ሃብተስላሴ
ፕሮ. ዓወት ወልደሚካኤል፥ ሳሙኤል ኣምሃ
ዶር. ኣሰፋው ተኸስተ
ዶር. መሓመድ ኬር ዖመር
ዶር. ኣንገሶም ኣጽባሃ
ዶር. ግርማይ ነጋሽ
ዶር. ዓብደልራዘቕ ዑስማን
ዳንኤል ተኽላይ
ዶር. እስማዒል ዓሊ

See also Related
ምስዚ ዝተኣሳሰር:-

Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit

Also visit us at: