Placeholder Picture
Placeholder Picture
PRINCIPLES OF THE ERITREAN NATIONAL FRONT FOR JUSTICE (ENFJ)

24/12/2022 16:32 PM

መትከላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ግንባር ንፍትሒ (ኤሃግፍ)

PRINCIPLES OF THE ERITREAN NATIONAL FRONT FOR JUSTICE (ENFJ)

مبادئ الجبهة الوطنية اإلريترية للعدالة

RINCIPLES OF THE ERITREAN NATIONAL FRONT FOR JUSTICE (ENFJ)

መትከላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ግንባር ንፍትሒ (ኤሃግፍ)፡
ንሕና ብውህደት ክልተ ምንቅስቓሳት ተሰሪትና፡ ብስም ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራ ንዲሞክራሲ/ንሓርነት ክንፍለጥ ዝጸናሕና ኤርትራዊ ሓይሊ ኢና። ማ/ሽማግለ ምመኤዲ/ሓ ካብ ዕለት 21 - 25 ጥቅምቲ 2022 ተጋቢኡ ኣብ ዝገበሮ ገምጋም፡ ምንቅስቓስና ምስ ምስፍሑ ንኹሉ ክሊ ዕድመን ማሕበራዊ ቀጸላታት ሃገርናን ሓቚፉ ስለ ዝርከብ፡ ስም ምንቅስቓስናውን ነዚ ከንጸባርቕ ስለ ዝግባእ፡ ካብ ዕለት 25/10/2022 ዓ/ም ጀሚሩ ወግዓዊ ስምና “ኤርትራዊ ሃገራዊ ግንባር ንፍትሒ (ኤሃግፍ)” ተባሂሉ ንኽጽዋዕ ተወሲኑ ኣሎ። Read more

PRINCIPLES OF THE ERITREAN NATIONAL FRONT FOR JUSTICE (ENFJ)
The Eritrean National Front for Justice, ENFJ, has its roots on the Eritrean Youth Movement for Democracy and Freedom, EYMDL, a merger of two Eritrean youth groups. The gradual expansion of EYMDL and to constitute various social layers of the Eritrean society has demanded revision of its structure. Consequently, the central committee of the EYMDL convened last October to assess the progress of the movement and passed a resolution to consider the developments. One of the deliberations is to change the name to the Eritrean National Front for Justice (ENFJ) as of October 22, 2022. Read more

مبادئ الجبهة الوطنية اإلريترية للعدالة
تعود جذور الجبهة الوطنية اإلريترية للعدالة ، إلى "حركة الشباب اإلريتري من أجل الديمقراطية والحرية" التي تكونت عن إندماج مجموعتين شبابيتين. والتوسع التدريجي الذي طرأ فى الحركة في إطار تنوعها االجتماعي استدعى بالضرورة إلى مراجعة هيكلها ، وعليه اجتمعت اللجنة المركزية للحركة في أكتوبر الماضي لتقييم وضعها وأصدرت قرار بأن يُصبح إسم الحركة ، "الجبهة الوطنية اإلريترية للعدالة" اعتبا ًرا من 22 أكتوبر 2222. Read more




Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: