March 2021 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና

Search our site መድለዪ:
 




25/03/2021 22:44 PM

ህዝባዊ ምንቅስቃሳት ጀርመን ማለት

(ከለን፡ ዳርምሽታት፡ ሞንሽንግላድባኽን ዶርትሞንድን)

ዕድመ ንህዝባዊ ሰሚናር

ንቐዳም 27 መጋቢት 2021

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ብጾት ተቓለስቲ!

ብቐዳምነት ካብ‘ዚ ብኣካል ተራኺብና ማሕበራዊ ርክባትና ንኸይነደልድልን ኢሂን-ምሂን ንኸይንብህሃልን ቀዪዱ ሒዙና ዘሎ ለበዳ ኮቪድ-19 ድሓን ንኽትህሉዉ ተስፋ እናገበርና፡ እዚ ጽንኩር ኲነታት ሓሊፉ ከኣ ከም‘ቲ ቀደም ናብ ንቡር ህይወትና ንኽንምለስ ንትምነ። ቀጺልና፡ ብምትሕብባር ህዝባዊ ምንቅስቃሳት ጀርመን ማለት (ከለን፡ ዳርምሽታት፡ ሞንሽንግላድባኽን ዶርትሞንድን) ንቐዳም 27 መጋቢት 2021 ናይ ህዝቢ ሰሚናር ተዳልዩ ኣሎ።

Read more



23/03/2021 17:52 PM

ምድምሳስ፡ ውቃው እዝ።

(ግንባር ሰሜናዊ ምብራቕ ሳሕል)

ለካቲት - መጋቢት 1984።

ዝኽርታት ዝተሳተፉዎ ሓርበኛታት።

እዚ ቅንያት’ዚ፡ ናብ 1984  ተመሊስና መዝገብ ታሪኽ ጅግንነት ኤርትራዊ ተጋዳላይ ምስ እንድህስስ፡ ደምሳሲ መጥቃዕቲ ውቃው እዝ ኢና ንዝክር።  ኣብዚ ንሓይልታት መግዛአቲ ካብ ግንባር ሰሜናዊ-ምብራቕ-ሳሕል፡ ሓንሳብን ንሓዋሩን፡ ዝተደምሰሰሉ ስርሒት ንሰውራ ኤርትራ ዓቢይ መቐይሮ ኢዩ ነይሩ። ንጸላኢ ድማ ብኣንጻሩ ኣዝዩ ዘባህረረ ፍጻሜ ኢዩ ዝነበረ።

     እምበኣር፡ ንድሕሪት ናብ ዝኽርታት ምልስ ኢልና ምጥማት፡ ካብ ቃላት ናይቶም ኣብኡ ዝወዓሉ ክንሰምዖ ከሎና፡ ንሕና ኤርትራውያን፡ ክሳብ ክንደይ ዘሐብን ታሪኽ ክምዘሎናን በዚ ድማ ክንኮርዕ ጥራይ ዘይኮነ፡ ክንዕቅቦን ሕጂ'ውን ኣብ እዋን ጥልመተ-ፍትሒ ኣብ ሃገርና ክንደግሞን ንውሉድ ወለዶታት ከነሰጋግሮን ኢዩ ዝግባኣና። Read more





21/03/2021 23:55 PM

ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)

Voice of Eritrea at CKDU

ናይ Sunday 21 Mar 2021 show መደብ

ካብ ታሪኽ ጀጋኑ፡ ዝኽሪ ስዉእ ሓርበኛ ፈዳይን ተሓኤ፡ ኣብርሃም ተኽለ።

Remembering Martyr Fedayn of ELF,

veteran Abrham Tecle

ካብ ታሪኽ ጀጋኑ፡ ብዛዕባ ጅግና ሓርበኛ ፈዳይን ተሓኤ፡ ስዉእ ኣብርሃም ተኽለ። ክፉት ዘተ። ዝኽርታትኩም ንምክፋል፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም።  OPEN MIC. The history and courage of Eritrean fighters, Martyr Fedayn of ELF, veteran Abrham Tecle. Please come forward to share your recollections and reflections.




20/03/2021 18:15 PM

 ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

 ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  

By Membr Zeru Gebreyesus

ናይ ሰኑይ Monday, 20 Mar 2021

"ፍሉይ መደብ ብኣጋጣሚ፡ መዓልቲ ደቀንስትዮ ዓለም 2021፡  

ዕላል ምስ ገዲም ተጋዳሊት፡ ኢለን ዓንደማሪያም ሃይለ።

Special program, on the occasion of International Women's day,

discussion with veteran Ellen Andemariam Haile.

 Part-1 (08 Mar 2021):  Part-2 (20 Mar 2021):




19/03/2021 20:14 PM Updated

ንኤርትራ ኢልና ኢና እንገብሮ

ኣብ  ጥሩፍ ኣተሓሳስባ እንተ ኲንካ  ወይ’ውን ብክቱር ጽልኢ እንተተዋሒጥካ ንዝፍጠር ተረኽቦታት ሚዛናውነት ብዘለዎ ክትግምግሞ ኣጸጋሚ ኢዩ። እዚ ኣብዚ እዋንዚ ኣብ ትግራይ ተፈጢሩ ዘሎ ተረኽቦ ኣብ ምምዛኑን ኣብ ኣተሓሕዛኡን ኣብ  ኤርትራውያን ፍልልይ ዝፈጠረሉ ዘሎ ምኽኒያት’ውን ብዛዕባቲ ኩነታትን ተዋሳእቱን ቅኑዕ መረዳእታን ሚዛንን ዘይምህላው ምዃኑ ክንግንዘቦ ዝከኣል ኢዩ።

ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ኢትዮጵያን ረርእሶም ዝኸኣሉ ክልተ ናጻ ህዝብታት ኢዮም። ንርእሶም ጥራይ ዘገድሶም፡ ማንም ክኣትዎ ዘይክእል ናይ ባዕላቶም ልዑላውነትን ክብርን ኣለዎም። Read more

ዝሓለፈኩም ክፋላት፦

1ይ ክፋል2ይ ክፋል3ይ ክፋል4ይ ክፋል5ይ ክፋል




19/03/2021 20:14 PM

BAYTO YIAKL UK

መግለጺ ባይቶ ዓባይ ብርጣንያ

ኣብ ህሉው ኩነታት ትግራይን ሳዕበናቱ ኣብ ኤርትራ

ባይቶ ዓባይ ብርጣንያ፡ ነዚ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩናትን ነቲ ኩናት ስዒቡ ዝበጽሕ ዘሎ ጥፍኣት ሰለማውያን ሰባትን ብርሰትን ኣመልኪቱ ኣብ በበይኑ ኣጋጣሚታት መግለጺ ከውጽእ ጸኒሑ ኣሎ። ይኹን እምበር እቲ ኩናት ቀጻልን፡ ጠንቂ ህልቂትን ምምዝባልን ሰላማውያን ኮይኑ ይቕጽል ኣሎ። ባይቶ ዓባይ ብርጣንያ ኣብ'ዚ ኩነታት'ዚ ዘለዋ መትከላዊ መርገጺ ብከምዚ ዝስዕብ ትገልጽ። Read more






19/03/2021 20:14 PM

Joint Statement

The Movement for Eritrean People’s Sovereignty (EPS) and One Nation Eritrea.

Resolving the Conflict in Ethiopia’s Tigray Region

ሓባራዊ መግለጺ - ምፍታሕ ግጭት ኣብ ትግራይ

War, like all man-made disasters, is avoidable. It is not inevitable that political contest for power within a state escalates into violent conflict. War is the outcome of the “failure of human wisdom” and the triumph of one-upmanship. Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




19/03/2021 20:14 PM updated

ኣፍልጦን፡ ኣገባብ ምክልኻልን

ለበዳ ኮሮና ቫይረስ (ኮቪድ-19)

Coronavirus COVID-19

and How to stau safe

እዋናዊ ሓበሬታ Information

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን!

ኣብዚ ዓለምና ብኣዝዩ ኣስጋኢ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ተለኺፋትሉ ዘላ እዋን፡ ንሃገርና ኤርትራ፡ ምስቲ ኣብ ኣዝዩ ትሑት ደረጃ ወዲቑ ዘሎ መነባብሮ ህዝብናን፡ ኣዝዩ ትሑት ዓቕሚ ናይ ኤርትራን፡ ኩልና ሃገራዊያን ኤርትራውያን፡ ኣዚና ተሻቒልና ንርከብ ኣሎና። ንሻቕሎትና ኣዝዩ ዘጋድድ ኩነታት ድማ፡ ልዕሊ ርብዒ ካብ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብ ፈቐዶ ስደትን፡ መዓስከራት ስደተኛታት ጎረባብትና ሃገራትን፡ ኣብ ኣዝዩ ትሑትን ዝኸፍአን ናብራ ተጻቓቒጡ ይነብር ምህላዉ ኢዩ። ብሓፈሻ ህዝብና፡ ኣብ ውሽጢ ኣብ ስደት ኣብ መዓስከራትን ዝርከብ፡ ንድራር ዕለቱ ዝጽበ፡ ንጽባሕ እንታይ ከምዝምገብ ውሕስነት ዘይብሉ፡ ኣገልግሎት ጽሩይ ዝስተ ማይ ዘይብሉ፡ ከምኡ`ውን ውሑስ ኣገልግሎት ጥዕና ዘይረክብን ኢዩ። ካብዚ ሻቕሎት`ዚ ዝነቐለ እምበኣር፡ ኩሎም ኤርትራውያን፡ ብፍላይ ከኣ እቶም ብተዛማዲ ኣብ ዝሓሸ ቦታ ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ Read more

ተበግሶ ዓለምለኸ ወፍሪ፡ ንምምካት ለበዳ ኮሮና ቫይረስ፡ ጻውዒት ንወፈያ፡ ኣብዚ ጠውቑ። Fundraising campaign, to help Eritrean Covid-19 victims. Click here.




19/03/2021 20:14 PM

"ቐዳማይ ስሕታን ካልኣይ ዕብዳን"

ሰላማዊ ሰልፊ ህግደፍ ንዂናት ትግራይ ዝድግፍ።

ተቓዉሞ ብዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን-ኤርትራ ሆደ

ወዲ ሰብ ንብጻዩ እንተኪሒዱ፣ ንሕልናኡ እንተዘይተገዚኡ፣ ካብ እንስሳ ንላዕሊ ጨካን ክኸዉን ከም ዝኽእል ብተግባር ዝርኤ መራሒ መንግስቲ ኤርትራ’ዩ። ንጎረባብትና ንጭካኔ እዚ ሰብ ክንግልጽ ከሎና ክርድኡና ይኽእሉ ኣይነበሩን። ብፍላይ ቕድሚ ክልተ ዓመት ኣብ ኣዲስኣበባ ልቡ ክሃርምን፣ ካባ ክኽደን፣ ካትም ክመልስን ምስ ተዓዘብና ለይቲ ኢትዮጵያ ከም ለይቲ ኤርትራ ክትጽልምት’ያ ኢልና ጺሕፍና ኔርና። ኣብ ኤርትራ ዝተፈጸመ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ብኽንደይ ቓልሲ ንዓለም ኣረዲእና ዓለም’ውን ብናቱ መንገዲ መርሚሩ ንህዝቢ ኤርትራ ክጣበቕ ምስ ጀመረ፣ Read more




19/03/2021 20:14 PM

ተበግሶ ግዱሳት ኤርትራውያን

2013-08-31

መእተዊ

ኣብ ደያስፖራ ዝርከቡ ዜጋታትን ክምኡ እውን ኩሎም ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን በርጌሳዊ ማሕበራትን ካብቶም ንሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ገጢሞሞ ዘለዉ መዋጥራት ከላቕቑ ጻዕርታት የካይዱ ኣለዉ። እዚ ኣብ ስቶኮሆልም ተጸዊዑ ዘሎ ኣኼባ ሓደ ዕላማ ጥራይ እዩ ዘለዎ ንሱድማ ፥ “<መዋጽእ ካብ ወጥሪ ሃገራዊ ባይቶ> እዩ።ነይዚ ኣኼባ መሪሕ ስነ-ሓሳብ <ተበግሶ> ስለ ዝዀነ መጸውዒኡ “<ኣኼባ ተበግሶ ስቶክሆልም> እዩ። መንበርን መኣከብን ቦታ ዝኣንገደና  Initiative of Change  ዝበሃል ማሕበር እዩ። Read more




19/03/2021 01:24 AM

ምሕጽንታ ባይቶ ኤርትራውያን ዳርምሽታትን ከባቢኡን

ንማሕበረ-ሰብ ዓለም

ንሕና እዞም ብባይቶ ዳርምሽታትን ከባቢኡን እንልለ ምንቅስቓስ፣ ኤርትራውያንን ኤርትራውያ ጀርመናውያንን ኢና። ምንቅስቓስና ኣብ ኤርትራ ሕገ መንግስታዊ ስርዓት ክህሉን መሰል ደቂ ሰባት ንምኽባርን ቀንዲ ዕላምኡ ዝገበረ እዩ። ምእንትዚ ኣብ ሃገር ጀርመን ክካየዱ ኣብዝጸንሑ ኤርትራዊ ናይ ሰላምን ለውጥን ህዝባዊ ምቅስቓሳት ሓቢርና ክንስርሕ ጸኒሕና። Read more




17/03/2021 18:15 PM

ሓበሬታ ስነ-ስርዓት ቀብሪ

ኣቶ ጰጥሮስ በየነ

ብዝተረኽበ ሓዲሽ ሓበሬታ ካብ  ናይ ቤት-ጽሕፈት ቀብሪ ስነ-ስርዓት ፈጸምቲ፣ ናይ ወድናን ሓውናን ኣቶ ጰጥሮስ በየነ ናይ ቀብሪ ስነ-ስርዓት፡ ን`ዓርቢ ዕለት 19 መጋቢት (March) 2021 ካብ ሰዓት 08:30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብዚ ዝስዕብ ኣድራሻታት ክፍጸም እዩ።

ጸሎተ-ፍትሓት ካብ ሰዓት 08:30 - ክሳብ ሰዓት 9:00 ኣብ መካነ መቃብር Hauptfriedhof ሓመድ ኣድም ክለብስ ምዃኑ ንሕብር።

ኣድራሻ - Eckenheimer Landstraße 194,

60320 Frankfurt am Main,

ብመሰረት ለበዳ ሕማም ክሮና ቫይረስ፣ ዝወጸ ቀጥዒ ሃገረ ጀርመን፡ ኣብ ምቅባር´ውን ብዝሒ ቀበርቲ ድሩት ክኸውን ስለዝግድድ፡ ከምቲ ኣቀዲሙ ዝተሓበረ፡ ንቡር ሓዘን´ውን ክንገብር ኣይከኣልናን። ስለዚ ኣብ ስነ፡ስርዓት ሓመድ-ድበ፣  ተሳትፍነትኩም ብተሌፎን፣ ብጽሑፍ፣ ብጸሎት ኣብ ገገዛኹም ኮንኩም ክኸውን ንመርጽ። እዚ ንድሕነት ኩላትና ዝብል ተረድኦ ኣሎና። ኩሉ መተሓዝንትናን፡ መደዓዓሲናን፡ ነዚ ኩነታትን፡ መግለጺናን፡ ብግቡእ ክርዳኣና ንትስፎ።

ሙሉእ ስድራ-ቤት ጰጥሮስ በየነ Read more




17/03/2021 18:15 PM

ዝኽሪ መበል 57 ታሪኻዊ ስርሒት

ተጎሩባ

By: Mr Ali Mohammed Saleh

ዕለት 15 መጋቢት 2021፡ መበል 57 ታሪኻዊ ዝኽሪ ስርሒት ተጎሩባ ዝብዓለሉ ኣጋጣሚ ኮይኑ ኣብ ወርሒ ለካቲት 1964 ናይ መጀመርያ ኣሃዱታት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኣብ ከባቢ ጀንገሬን ብምቅልቃሎም ንጸላኢ ዓብይ ራዕዲ ፈጠሩ።

ጸላኢ ነዚ ናይ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኣሃዱ ንምድምሳስ ሓይልታቱ ኣገዲሙ እንኮላይ ኣባላት ፖሊስ ዝርከብዎ ዓርሞሸሽ ሓይሊ ኣዳልዩ ኣብቲ ከባቢ ኣዋፊሩ፡ እንተኾነ ግን ብ ዕለት 8 መጋቢት 1964 ሓይልታት ተ ሓ ኤ ድብያ ብምግባር ነቲ ናይ ጸላኢ ሓይሊ ጠቅሊሉ ደምሲሱዎ ጥራይ ዘይኮነ፡ ነቲ ዝመርሖ ዝነበረ ካፒተን ዕቅባሚኪኤል ክፍላይ ውን ኣብቲ ኩናት ቀቲሉ። Read more




17/03/2021 18:15 PM

ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)

Voice of Eritrea at CKDU

ናይ Sunday 14 Mar 2021 show መደብ

ብምኽንያት ዓለማዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ፡ ሕሉፍን ህሉውን ቃልሲ ኤርትራዊያን ደቀንስትዮ፡ ዝድህስስ፡ ክፉት ዘተ።

Voice of Eritrea Naz Yemane was absent for the last 8 months due the pandemic of COVID 19. But now we are back for few weeks for trial. Our topic is, On International Women's Day, Past and Current struggle of Eritrean Women, Open Mic.

ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)፡ ብምኽንያት ኮቪድ-19 ን`8 ኣዋርሕ ቦኺራ ጸኒሓ። ሕጂ ግን ንሰንበት ዕለት 14 መጋቢት 2021 ክፉት መደብ ቀሪባ ትመጻኩም ኣላ። ብምኽንያት ዓለማዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ፡ ሕሉፍን ህሉውን ቃልሲ ኤርትራዊያን ደቀንስትዮ፡ ዝድህስስ፡ ክፉት ዘተ።

 Part-1 (14 Mar 2021):  Part-2 (14 Mar 2021):




17/03/2021 18:15 PM

 ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

 ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  

By Membr Zeru Gebreyesus

ናይ ሰኑይ Monday, 08 Mar 2021

"ፍሉይ መደብ ብኣጋጣሚ፡ መዓልቲ ደቀንስትዮ ዓለም 2021፡  

ዕላል ምስ ገዲም ተጋዳሊት፡ ኢለን ዓንደማሪያም ሃይለ።

Special program, on the occasion of International Women's day,

discussion with veteran Ellen Andemariam Haile.

 Part-1 (08 Mar 2021):




12/03/2021 17:19 PM

እብ ምናሰበት ዝክረት መዕርከት ተጎርባ

ምቃበለት ም/መ/ ዕላቃት ኻርጅ ጀ/ተ/አ/

ሙናድል እድሪስ ሁመድ

On the occasion of Togoruba fighting (15 March 1964) Anniversary.

Interview with Veteran Idris Humad.

[Radio Saeyob]

  እንሰር ዝበጡ (12 Mar 2021)፡   

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

بقلم المناضل: علي محمد صالح شوم - دبلوماسى أرترى، لندن





11/03/2021 19:25 PM

ሰረበ

ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር

ብ’ፍትዊ ክፍለ ከምኡውን ብዙ ቡቱኞሊ

ሰረበ፡ ማለት ደበና ጻዕቂ ፈጢሩ ማይ ክዘንብ ጀሚሩ ማለት እዩ። ብስነ ሞጎት ባህርያት ተፈጥሮ ኣናባብራ ወይ ተፈጥራዊ ሕጊ ምልውዋጥ ኣብ ኣርባዕተ ወቅቲታት ይመቕልወን፡ ን-ኣብነት ወቕቲ ዝናብ፣ወቕቲ ጽድያ…ወዘተ። ደቂ ሰባት ምስ ኩነትን ግዜን ብጥንቃቐ ናብ ጠቕሞም/ረብሖኦም ዘውዕልዎ መደበ ስርሓት ሰሪዖም ምስ ዘይጸንሑ፤ እቲ ኩነታት ይሓልፎም’ሞ ዝመኸነ ወቕቲ ተባሂሉ ወይ-ካኣ ከሲሮም ንግዜ ብብላሽ ኣሕሊፎሞ ይብሃል። Read more

See also other articles ካልእ ጽሑፋት፦





11/03/2021 19:25 PM

OUR STRATEGY

The Eritrean National Alliance,

Addis Abeba/12-10-02 Alliance

Identifying the Dictator’s Strategy

The Eritrean dictator has reverted to the strategy of the people’s war - that was relevant during the national liberation struggle but is outright incongruent to an already independent state. It is this incongruity that testifies that Eritrea is a failed state - in the sense that it has no normal state institutions that order society. The international community is not cognizant of this dangerous fact: the sooner the UN and the global state system is aware of this situation, the greater the possibility of denying the Eritrean dictator international legitimacy. Read more




11/03/2021 19:25 PM

መገሻ ናብ ምድሪ ሕድሪ፡ ምድሪ ተስፋን

1ይ ክፋል

ብ`ገብረዝጊ ኣፍወርቂ

ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን ኤርትራውያን ኣብ ፖለቲካውያን ውድባት፣ ሰልፍታት፣ ሲቪላዊ ማሕበራት፣ ምንቕስቓስ ይኣክል፣ ኣዴታት፣ ናይ ሓበሬታ ማዕከናት ተሳተፍቲ ወዘተ ትሰርሑ ዘሎኹም፦

ኣብ ስደት እንነብር ኩልና ብሓባር ኣብ ዘዘሎናዮ ሃገራት ኮንና ኣንጻር እዚ ጨካን ጨፍጫፊ ስርዓት ህግደፍ ሒዝናዮ ዘሎና ቃልሲ ቅኑዕ ዕላማ ከሎ ተቓውሞና ወሲድዎ ዘሎ ንውሓት ዓመታትን በጺሕናዮ ዘሎና ሃለዋትን ጸብጺብና ገምጊምና ክንርእዮ ክሎና ግን ምስቲ ኣብ ህዝብን መሬትን ኤርትራ ወሪዱ ዘሎ ህልቂትን ዕንወትን ዝመዛዘን ቃልሲ ተቓሊስና ኣሎና ክንብል ዘይኮነስ ኣብ መጃመርታ ናይ ቃልሲ ስነሓሳብ ኣቲና ብስራሕ ክንትግብሮ እታ ቀጣን ቅንዕቲ መበገሲት መገዲ ጠፊኣትና ከም ንፋስ ማንጥልሽ ሓንሳእ ንየማን ሓንሳእ ድማ ንጸጋም ዕግንግን ንብል ምህላውና ኢዩ እቲ ሓቂ። በብጊዜኡ ኣኼባታት፣ ሰሚናራት፣ ስለማዊ ሰልፍታት ይካየድ ኣሎ። Read more

ዝሓለፈኩም ክፋላት፦

1ይ ክፋል2ይ ክፋል




09/03/2021 22:10 PM

Open Letter

from Freedom United

And

Eritrea Focus

to Aggreko Plc, Glasgow, 09 March 2021.

Dear Investor Relations, Media & Sustainability Team,

We are writing to you on behalf of Freedom United, the world’s largest anti-slavery community, and Eritrea Focus, an association of NGOs, human rights organizations, exile and refugee groups and individuals concerned by the gross human rights abuses in Eritrea, to urge Aggreko to reconsider its agreement with Danakali on the Colluli Potash Project in Eritrea. We are calling for all foreign businesses and institutions to divest from Eritrea given the endemic nature of forced conscript labor and for companies to publicly declare their opposition to the government’s practice of forced conscription. Read more





08/03/2021 00:15 AM

ኣበዓዕላ ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ

ብኤርትራውያን፡ መጋቢት 8, 2021

International Women`s day (March 8, 2021)

Celebration by Eritreans.

ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ፡ ንዘልኣለም ተኸቢራን ደሚቓን ትንበር!

እወ፡ መዓልቲ ደቀንስትዮ፡ ንመላእ ደቀንስትዮ ዓለም፡ ዝጸንሐንን ዘለወንን ማሕበራዊን ጾታዊን ጭቆና፡ እናዘከርና እነስተንትነላን መዓልቲ፡ ከምኡ`ውን እቲ ካብዚ ድርብ ወጽዓ`ዚ ሓራ ንምዃን ዘካየድኦ ቃልሲ፡ ኣልዒልና እነስተንትነሉን ክቡር ዕለት ኢዩ።

Read more




08/03/2021 00:15 AM updated

Global ERITREAN JUSTICE SEEKERS INITIATIVE - TO FIGHT COVID-19

ተበግሶ ዓለምለኸ ወፍሪ

ንምምካት ለበዳ ኮሮና ቫይረስ

(Fundraising campaign ጻውዒት ንወፈያ)

ኩልና ከምንርእዮ ዘለና ኣብዚ ኣዋን ዓለምና ብምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ዓቢ ቅልውላው እያ ትርከብ ዘላ። እዚ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ኣብ መላእ ዓለም ነተን ብቁጠባውን ሰነፍልጠታውን ሓይለን ዝምከሓ ሃገራት ከም በዓል ኣመሪካ ከይተረፈ ዓቢ ራዕዲ ፈጢሩ ዘሎ፡ሓደገኛ ሕማም እዩ። ዓለምለኸ ይኣክል ነዚ ኣብ ዓለምና ኣንጸላልዪ ዘሎ ለበዳ ኾሮና ቫይረስ ንምብዳህ፡ ነቶም ኣብ ዝተፈላለዩ መዓስከር ስደተኛታት ኢትዮጵያ፡ ሱዳን፡ ሊብያ ከምኡ'ውን ካልኦት ሃገራት ዘለዉ ኤረትራውያን ንምሕጋዝ ናይ ገንዘብ ድለባ ስራሕ ጀሚሩ ኣሎ።

Global Yiakl response to the Pandemic COVID 19 Disaster

In response to the pandemic Covid 19 Global  Yiakle set up fundraising task force to support Eritrean refugees in different parts of the world. Read more

See also Related ምስዚ ዝተአኣሳሰር፥-





06/03/2021 23:55 PM

 ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

 ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  

By Membr Zeru Gebreyesus

ናይ ቀዳም Saturday, 06 Mar 2021

"ፍሉይ መደብ ብኣጋጣሚ፡ መዓልቲ ደቀንስትዮ ዓለም 2021፡  

ዕላል ምስ ገዲም ተጋዳሊት፡ ገነት ኣብራሃ ከፈይ።

Special program, on the occasion of International Women's day,

discussion with veteran Ghenet Abraha Kefey.

 Part-1 (06 Mar 2021):




06/03/2021 18:20 PM

መርድእ

ወልደስላሴ (ብኣሕጽሮት ወልዱ) ግራዝማች ዮውሃንስ እማን፣

ወልደስላሴ (ብኣሕጽሮት ወልዱ) ግራዝማች ዮውሃንስ እማን፣

Rest in Peace - ብሰላም ዕረፍ

ኣስመራ 15 ለካቲት 1947 - ስቶኮልም 21 ለካቲት 2021

ክቡር ሓውና ወልደስላሴ (ብኣሕጽሮት ወልዱ) ግራዝማች ዮውሃንስ እማን፣ ካብ ነዊሕ እዋን ብዝሓደሮ ሕማም ብዕለት 21 ለካቲት 2021 ወጋሕታ ብሰላም ዓሪፉ። ሓውና ወልዱ ዕድመ ንእስነቱ ከይበቐቐ ብሓባር ምስ ካልኦት ኤርትራውያን ኣሕዋቱ ኣብ ምምስራት "ኤርትራውያን ንናጽነት ኣብ ኤውሮጳ" ዓቢ እጃም ከም ዝነበሮ ዝዝከር እዩ፡ ምእንቲ ህዝቡን ሃገሩን ድማ ብቀሊል ዘይግመት ተወፋይነት ዘበርከተ ሃገራዊ እዩ። ንሓውና ወልዱ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ፡ ንቤተሰቡን መቃልስቱን ድማ ጽንዓት ይሃብ።

ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣብዚ ዝስዕብ ቦታ ክፍጽም እዩ፡

መካነ መቃብር - Natolska Begravingsplatsen Kapell

ዕለት - March 10፣ 2021,   hrs. 10.00 a.m.

ኣድራሻ - Norra Begravningsplatsen, Grind 6-SOLNA

መተሓሳሰቢ  Read more





06/03/2021 02:20 AM

Response to Sal Younis’s article, “It’s Time for Unity Government in Exile”

Global Initiative to Empower Eritrean Grassroots Movement (GI), March 3, 2021

—---------------

“ምቛም ሓድነታዊ መንግስቲ ኣብ ስደት እዋኑ ሕጂ’ዩ” ዝብል ዓንቀጽ ሓው ሳልሕ ዮኑስ

ርእይቶ ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ

—---------------

رداً على مقال الأخ صالح يونس ، "حان وقت حكومة الوحدة في المنفى"

المبادرة العالمية لتمكين الحركة الشعبية الإرترية (GI) ، 3 مارس 2021

—---------------

English   عربي   ትግርኛ





05/03/2021 01:10 AM

The Making of the Absolute Dictator

of Eritrea.

by Dr. Herui Tedla Bairu

First Part

The following is a digest of chapter 13 of my book: Eritrea and Ethiopia: …Issues of Conflict…And Peaceful Resolution. The Red Sea Press, Copy Right 2016. This chapter is intended as a framework of a forthcoming book.

The First Decade of Independence: 1991-2000 I was determined from the outset not to accept an executive post in Isaias’ administration. Read more




03/03/2021 15:35 PM

ወጽዓ ህዝቢ ኤርትራ ብኸመይ ይግለጽ?

ቁጠባዊ፡ ማሕበራዊ፡ ሃይማነታዊ፡ ስነ ልቦናውን ፖለቲካውን ማህሰይቲ ህዝቢ ኤርትራ

The suffering of Eritrean people explained.

ብ`ኣቶ በርሀ ፍስሃየ

ቁጠባዊ ኩነታት

ሓደ ሕብረተሰብ፡ ብፍላይ ከኣ ከምዚ ናትና ናይ ኤርትራ ዝኣመሰለ፡ 80 ሚእታዊት ህዝብና ኣብ ሕርሻን መጓሰን ዝምርኮስ ብምዃኑ፡ ናብራኡ ናብራ ዓዃይ ኢዩ። ብኻልእ ኣገላልጻ፡ ነፍሲወከፍ ስድራቤት፡ ንክትነብር፡ ናይ ሙሉኣት ኣባላት ስድራቤት ተሳትፎ ኣብ ማእቶታዊ ንጥፈታት ናይታ ስድራቤት ይሓትት። ክዉንነት ህዝቢ ኤርትራ እንተተመልከትና ግን፡ ነፍሲወከፍ ስድራቤት፡ ወላድ-መኻን ኮይና፡ ኩሎም ውሉዳታ ብሓይሊ ተመንጢሎም ኣብ ደረት ኣልቦ ጊልያነት ናይ “ሃገራዊ ኣገልግሎት” ስለዝተወስዱ፡ ነብሳ ኣብ ዘይትኽእለሉን ዘይትጥውረሉን ኩነታት ኢያ እትርከብ ዘላ።  Read more





02/03/2021 15:40 PM

ሓድነታዊ መግለጺ ናይ ሰለስተ ኣሓት ውድባት

The Unity of Three Eritrean Political Movements

تصريح عن وحدة ثالثة تنظيمات إرترية

UEJ, UDC, ENSF-Hidri

28 February 2021

ሃገርና ኤርትራ ኣብ ከቢድ ኩሉ መዳያዊ ጸገም ኣትያ ከም ዘላ ዓለም ምሉእ ዝምስክሮ ሓቂ እዩ። ዝዀነ ይኹን መባእታዊ ቀረብ ክረክብ ዘይተዓደለ፣ ፖለቲካ ንውሑዳት ኣካላት ጥራት ዝምልከት ኰይኑ ንኻልኦት ኤርትራውያን ገበን ዝዀነሉ፣ መሰረታዊ ሰብኣውን ዲሞክራስያውን መሰላቱ ዘይተኸብረሉ፣ ብዘይሕግን ፍርድን ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝዳጐነሉ፡ ብሕጽር ዝበለ ፍርሒ፡ ጥመት፡ ድንቁርና ወዘተ ዓብሊሎም ንህዝብና ከሳቕዩ ይርኣዩ ኣለዉ። ንሱ ከይኣክል እዚ ቋንቋ ውግእ ወረ ውግእ እምበር ቋንቋ ዲፕሎማሲ ዘይፈልጥ ጉጅለ ህግደፍ፡ ነጸብራቕ ውሽጣዊ ፖሊስኡ፣ ወግሐ ጸብሐ ነጋሪት ናይ ውግእ ኣዋጅ እንዳሃረመ ምስ ኩለን ዝዳወባና ሃገራት ውግእ ከፊቱ፣ ንህዝብና ኣብ ዘይረብሓሉ ውግኣት ክኣቱ ክስዋእን ክስንክል ክስደድን ክበታተንን ይርአ ኣሎ። Read more

                 English   عربي   ትግርኛ




01/03/2021 15:17 PM

The Manifesto of

THE LEAGUE OF ERITREAN DEMOCRATIC FORCES

July 24, 2007/Frankfurt (First Congress)

ኣብ ዘሎናዮ መድረኽ ተባዕን ኣዐዋትን ውሳነ ይጠልብ። ኣብ ዝመጹ ሳምንትታ ሕሉፋት ጽሑፋት ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ ከም ድሕረባይታ ነቶም ዝጽበዩና ዘለዉ ዕማማት ክገልግሉ ከነሰኒ ኢና። ጽሑፋት ሰልፍና ኣብ ክልተ ወይ ዝያዳ መጽሓፍቲ ክጥርነፉ ስለ ዝኾኑ፡ ብዓለመለኻዊ ሕጊ ቅድሓ ሕልዋት ምኽዋኖም ንሕበር። Read more




01/03/2021 15:17 PM

ስድራቤት፡

መሰረት ምፍጣር ቅርዑይ ሕብረተሰብ ኢያ።

ኣብዛ እዋን ዚኣ ተርኣ ብኸመይ ይግምገም? ንቡርን ሃናጺን ተግባራታ ንክትጻወት`ከ እንታይ ክግበር ኣለዎ?

Family is the base of a healthy society. How do we assess its current status? What should we do to ensure its normal and constructive functions in our society?

الأسرة هي أساس المجتمع الصحي. كيف نقيم وضعها الحالي؟ ماذا يجب أن نفعل لضمان دورها الطبيعي والبناء في مجتمعنا؟

Moderator: Mr Goitom Mebrahtu, Keynote speakers: Dr Mussie Tesfagiorgis & Dr Amanuel Mehreteab

 Part-1 (03 Oct 2020):  Part-2 (03 Oct 2020):

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦





Snitna: Code of Conduct

መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

[Snitna.com  ስኒትና]

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more


























Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print

Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና   Design: Yohannes Berhe