Placeholder Picture
Placeholder Picture
ይኣክል   Yiakl (Enough-is-enough)  !يكفي

03/08/2020 21:45 PM Updated

Yiakl!
(Enough-is-enough)
ይኣክል!  !يكفي

This is a Gateway
to all Eritrean justice-seekers' movement of
The "ይኣክል   Yiakl (Enough-is-enough)  !يكفي "

Media platforms.

ይኣክል Yiakl (Enough-is-enough) !يكفي

This is a Gateway to all Eritrean justice-seekers' movement of the "ይኣክል   Yiakl (Enough-is-enough)  !يكفي " Media platforms.

እዚ ገጽ`ዚ፡ ናብቲ በብሃገሩ ቆይመን ዘለዋ ባይቶታት (ጽላላት) ናይ ህዝባዊ ምንቅስቓሳት ይኣክል፡ መእተዊ ኢዩ።
ኣብ ነፍሲ-ወከፍ ባይቶ (ጽላል)፡ ዕለታዊ ዝካየዱ ትምህርታዊ ዝኾኑ መደባት ስለዘለዉ፡ ኩሉ ግዱስ ኤርትራዊ፡ ናብኡ ብምብጻሕ፡ ነቲ ኣብኡ ዝካየድ ጠቓሚ ኣስተምህሮታትን ዘተታትን ክመሃረሉ፡ ካብኡ ተበጊሱ ድማ፡ ኣብ ሃገሩ ሰላምን ፍትሒን ኣብ ምምጻእ ዝካየድ ቃልሲ ክጥቀመሉ ይግባእ።

ንኻልኦት ዘይፈልጡ ኤርትራውያን እውን፡ እዚ ገጽ እዚ ምእንቲ ክበጽሖም፡ ክንሕብሮም ወይ ከምቲ ብልምዲ እንብሎ፡ ሼር ክንገብረሎም ይግባእ። ኤርትራውያን፡ ናይ ኩልና ሓሳባት ኣብ ሓደ መኣዲ ኣምጺእና ምስ እንዛተየሉን ሓቢርና ኣብ ጉዳይ ሃገርና ምስ እንነጥፍን ጥራይ ኢና ነቲ ወትሩ እንብህጎ ንቡር ህይወት ከነዐውት እንኽእል። ምኽንያቱ፡ ሓንቲ ኢድ ንበይና ከተጣቕዕ ስለዘይትኽእል።


Latest Video Releases of Global Yiakl GYM.
ናይ ዓለምለኻዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ይኣክል፡ እዋናዊ ቪድዮታት።


Latest: Global Yiakl Eritrean Movement | Global Yiakl Eritrean Movement


ማዕከን ዓለም ለኻዊ ይኣክል ነሰስን፡
Global Yiakl GYM is organizing this fundraiser

https://gofund.me/a4ecd3e7





Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: