Home  About us   Contact us

Copyright © www.snitna.com

Design: Yohannes Berhe

August 2020 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና

Search our site መድለዪ:
 





31/08/2020 23:55 PM

መልእኽቲ

ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ

ብምኽንያት 1 መስከረም

ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ

Ambassador Andebrhan W/G Message to the people of Eritrea, on the occasion of commemorating 1st September 1961, the beginning of Eritrean Peoples' Armed liberation struggle.

[Eri-Platform]

               English     عربى      ትግርኛ





31/08/2020 23:55 PM

ዓቢ  ብስራት

ባይቶ ኤርትራውያን ዋሽንግተን ዲሲ፣ መሪላንድ ቭርጂንያ ተመስሪቱ

ንንውሕ ዝበለ እዋን ሰፊሕ መጽናዕትን፣ ልዝብን፣ ምድላዋትን ክግበረሉ ዝጸንሐ - ባይቶ ኤርትራውያን ዋሽንግተን ዲሲ፣ መሪላንድን ቭርጂንያን፣ ኣብ ድሮ ታሪኻዊ መዓልቲ ባሕቲ መስከረም - ምምስራት ጅግንነታዊ ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ -  ብዕለት 29 ነሓሰ 2020 ኣብ ዝተኻየደ ጉባኤ ብጽፉፍን ዲሞክራስያውን ኣገባብ ተመስሪቱ።

እቲ ብተክኖሎጃዊ ናይ ጉባኤ መሳርሒታት ተጠቒሙ ዝተኻየደ መስራቲ ጉባኤ፣ ኩሎም ስራሓቱ ብምሉእ ግሉጽነትን ዲሞክራስያዊ ኣገባብን ብኸምዚ ዝስዕብ ኣሰላሲሉ፦ Read more

See also Related ምስዚ ዝተአኣሳሰር፥-





31/08/2020 22:35 PM

ግጉይ ኣመለኻኽታ ሕብረተሰብን መንግስትን ኤርትራ፡ ኣብ ልዕሊ ስንኩላን።

Eritrean Society and Government's wrong outlook, on the issue of people with disabilities.?

ሰሚናር ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና.

By Ms Rumana Birhanu

ናይ ሰንበት Sunday, 30 August 2020፡ ዕድምቲ ጋሻና፡ ወ/ሮ ሩማና ቡርሃኑ ኢያ። ሒዛቶ ትመጸና ዘላ መዛተዪ ኣርእስቲ፡- "ግጉይ ኣመለኻኽታ ሕብረተሰብን መንግስትን ኤርትራ፡ ኣብ ልዕሊ ስንኩላን።" ዝብል ኢዩ ክኸውን። On Sunday, 23 August 2020, our invited guest is Ms Rumana Birhanu. Her discussion topic will be: "Eritrean Society and Government's wrong outlook, on the issue of people with disabilities."  ኣብዚ ጠውቑ

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦





31/08/2020 22:35 PM

ታሪኽ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ

ኣብ ጊዜ 60 / 70 ታት

History of Eritrean football during 60s & 70s.

ሰሚናር ኣብ ፓልቶክ መርበብ ኤርትራውያን ንፍትሒ.

By Mr Yohannes Woldetsion (Joker)

ሰንበት Sunday, 30 August 2020፡ ናይ ክብሪ ዕዱም ጋሻና፡ ገዲም ተጋዳላይን ገዲምን ውሩይን ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ናይ ኤርትራ ዝነበረ፡ ኣቶ ዮውሃንስ ወልደጽዮን (ጆኬር) ኢዩ። ዛዕባ ድማ፡ ታሪኽ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ኣብ ጊዜ 60 / 70 ታት ዘተኮረ ኢዩ ክኸውን። On Sunday, 30 August 2020, our distinguished guest is Veteran fighter and Eritrean Legendary Football player, Mr Yohannes Woldetsion (joker). Our seminar Topic is: History of Eritrean football during 60s / 70s era.

1ይ ክፋል (30 Aug 2020)፡  2ይ ክፋል (30 Aug 2020)

3ይ ክፋል (30 Aug 2020)

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦





29/08/2020 22:40 PM

ውህደት ፓለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራን

ህልዊ ኩነታት ሃገርናን !!

Unity of Eritrean Political Forces

& The Situation of our Country.

ሰሚናር ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና

ቀዳም Saturday, 29 August 2020፡ ኣባላት መሪሕነት ፖለቲካዊያን ውድባት ኤርትራ፥ (1) ኣቶ ነጋሽ ዑስማን ENCDC  (2) ኣቶ ተስፋይ ወ/ሚካኤል (ደጊጋ) EPDP (3) ኣቶ ተስፋሚካኤል የውሃንስ UDC (4) ኣቶ ኣፍወርቂ ኪዳነ UEJ (5) ኣቶ ዑቕባዝጊ ድቡስ ENF፡ ዕዱማት ኣጋይሽና ኮይኖም ከምስዩ ኢዮም። ኣርእስቲ ሰሚናርና " ውህደት ፓለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራን ህልዊ ኩነታት ሃገርናን!!" ዝብል ኢዩ። On Saturday, 29 August 2020, our invited guests are leaders of Eritrean political organisations: (1) Mr Negash Osman ENCDC  (2) Mr Tesfay Woldemichael (Degiga) EPDP (3) Mr Tesfamichael Yohannes UDC (4) Mr Afewerki Kidane UEJ (5) Mr Ogbazghi Debus ENF. Our Seminar Topic is: "Unity of Eritrean Political Forces & The Situation of our Country."

1ይ ክፋል (29 Aug 2020)፡  2ይ ክፋል (29 Aug 2020)

3ይ ክፋል (29 Aug 2020)፡  4ይ ክፋል (29 Aug 2020)

5ይ ክፋል (29 Aug 2020)፡   

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦





29/08/2020 22:40 PM

ንቕዋማዊ ህዝባዊ ምርጫ ህዝቢ ትግራይ ደገፍና ንገልጽ

ደሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን-ኤርትራ/ሆደ

ጋዜጣዊ መግለጺ።

ኮሚሽነር ኮሚሽን መርጻ ክልል ባቶን መንግስትን ትግራይ፣ መ/ም ሙሉውርቂ ኪዳነ ማርያም ምስ ሙሉኣት ናይ ስራሕ ብጾቱ ታሪኻዉን በዳህን መረጫ፣  ክመርሑ ዝተዋህቦም ሓደራ ብሰላምን ብዓወትን ክድምድሙ እናተተምኔና፣ ህዝብታትን ፖሎቲካዊ ዉድባትን ክልል ትግራይ እንቛዕ ኣብ’ዚ ሓምሻይ ህዝባዊ መርጻ ኣብጻሓኩም፣ እናበልና፣ ብሰላምን ዓወትን ከም ትድምድምዎ እናተኣማመና፣ ዲሞክራስያዊ ዉድብ ብሄረ ብሌን ነዚ ህዝባዉን ፖሎቲካዉን ምርጫ ደገፍና ንገልጽ። Read more





29/08/2020 22:40 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ ቀዳም Saturday, 29 Aug 2020

“ምህናጽ ሓደ ኤርትራዊ ሃገራዊ ሓይሊ፡ ምህናጽ ሓድነት ምስ ብዙሕነት ኢዩ።

Building One Eritrean National Force is

 Building Unity in Diversity."

Guests: Mr Kidane Hagos & Mr Kibreab Tesfu

ክቡራት ተኻታተልትና፡ ናይ ቀዳም Saturday, 29 August 2020 መዛተዪ ኣርእስትና፥ "ምህናጽ ሓደ ኤርትራዊ ሃገራዊ ሓይሊ፡ ምህናጽ ሓድነት ምስ ብዙሕነት ኢዩ" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ብኽብሪ ትዕደሙ። On Saturday, 29 August 2020, our discussion topic is “Building One Eritrean National Force is Building Unity in Diversity.” Our guests are: Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu. You are all cordially invited.  





29/08/2020 22:40 PM

ደምበ ተቓውሞ፡ ስለምንታይ ኢዩ

ክሳብ ሕጂ ክዕወት ዘይከኣለ?

The obstacles hindering achievement,

in the Justice-seeking Camp.

ሰሚናር ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና.

By Ms Eden Eyasu

ናይ ሰንበት Sunday, 23 August 2020፡ ዕድምቲ ጋሻና፡ ወ/ሮ ኤደን ኢያሱ ኢያ። ሒዛቶ ትመጸና ዘላ መዛተዪ ኣርእስቲ፡-"ደምበ ተቓውሞ ስለምንታይ ኢዩ ክሳብ ሕጂ ክዕወት ዘይከኣለ?" ዝብል ኢዩ ክኸውን። On Sunday, 23 August 2020, our invited guest is Ms Eden Eyasu. Her discussion topic will be: "The obstacles hindering achievement, in the Justice-seeking Camp."  ኣብዚ ጠውቑ

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




29/08/2020 00:45 PM

ድሕሪ ኢትዮ ኤርትራ ናይ ሰላም ስምምዕ

ካበይ ናበይ

ዘተ ምስ ኣቶ ማሕሙድ ሳልሕ (ምልሻ)

(25 August 2020)

[Mereb TV መረብ ቲቪ]

1ይ ክፋል (25 Aug 2020)፡  2ይ ክፋል (25 Aug 2020)

3ይ ክፋል (25 Aug 2020)

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር




27/08/2020 14:30 PM

ዘተ ምስ ኣቶ ኤፍረም ተወልደ፡

ኣባል ዓለምለኻዊ ኣወሃሃዲ ሽማግለ ዓርቢ ሓርነት

Conversation with Mr. Ephrem Tewelde, member of Global coordinating committee of Arbi Harnet. (16 August 2020)

[Radio Fithi]

Read more





27/08/2020 14:30 PM

ሓበሬታ ፍትሓትን ስነ-ስርዓት ቀብሪ

ገዲም ተጋዳላይ ዘርኢሰናይ ተወልደ ቀላቲ

ሓውናን ብጻይናን ተቓላሳይ ገዲም ተጋዳላይ ዘርኢሰናይ ተወልደ ቀላቲ፡ ንህዝቡን ሃገሩን ዘይሕለል ሉዕል ሃገራዊነት ወኒኑ፡ ንግዝኣተ ሕጊ፡ ፍትሕን ደሞክራሲያዊ ስርዓት ንኽትከልን ክዕምብብን፡ ከይታሓለለ ክቃለስ ድሕሪ ምጽንሑ፡ ደንጒዩ ብዝተነገሮ ሕማም፡ ንሓጺር አዋን ሕክምናዊ ረድኤት እኳ እንተተገብረሉ፡ ብዕለት 24 ነሓሰ 2020፡ አብ መበል 68 ዕድሚኡ፡ ክነብረላ አብ ዝጸንሔ ከተማ ሰይንት ፓውል፣ ክፍለግዝኣት ሚነሶታ፡ ሕቡራት መንግስታት አሜሪካ፡ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩና’ሎ። ወሪዱ ብዘሎ መስዋአቲ፡ መሪር ሓዘን አንዳተሰማዓና፡ ንስድራቤት ጽንዓት ክህቦም፡ ንስዉእ ብጻይና ገዲም ተጋዳላይ ዘርኢሰናይ ተወልደ ቀላቲ ድማ ፈጣሪ አብ የማኑ ክቅበሎ አንዳጸሎና፡ ፍትሓትን ስነ-ስርዓት ቀብሪ በዚ ዝስዕብ ኣገባብ ክፍጸም ምዃኑ ንሕብር። Read more





26/08/2020 23:58 PM

ይብጻሕ ንኽቡር ህዝቢ ኤርትራ፥

ዶ/ር ሕሩይ ተድላ ባይሩ

ኣቦ መንበር ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ ስትራተጂ ዓዲ

ሎሚ ዕለት ሰሉስ 25 ዓ.ም.ፈ. 2020 ንሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ዓቢ መዓልቲ እዩ! እወ፡ ሃገራዊ ባይቶ ልሳነ ሳታላይት መድያ ስለ ዘጥረየ ምስ ኣብ ውሽጥን ደገን ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ ብቕጥታ ክረዳዳእ ዓቕሚ ደሊቡ ኣሎ። ዝለዚ ንመራሕቲ ሃገራዊ ባይቶ ኣገናዕ፡ ንኣባላቱ ድማ ዮሃና እብል! ኣብዚ ክቡር መዓልቲ ንህዝቢ ኤርትራ ነዞም ዝስዕቡ መልእኽቲ ብዓምዊቕ ትሕትና አሕልፍ፥ Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር





23/08/2020 23:58 PM

ጽምብል መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ 2020፡

ኣብ ሕድሪ ጀጋኑና ፓልቶክ ሩም።

VETERANS DAY 2020 CELEBRATION

at Hdri Jeganuna Paltalk Room

ቀዳም Saturday, 22 August 2020፡ ፓልቶክ ሩም ሕድሪ ጀጋኑና፡ `ሓርበኛታታ ዘይትሕብሕብ ሃገር፡ ክብራ ክትሕሉ ኣይትኽእልን ኢያ!` ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ፡ ንመዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ፡ ብክብ ዝበለ ድምቀት ኣብዒሎማ ኣምስዮም። ኣብዚ ጽምብል`ዚ፡ ካብ መላእ ዓለም፡ ገዳይም ተቓለስቲ፡ ኣባላት ዋርሳይን ይካኣሎን፡ ስነጥበበኛታትን ኣባላት ማሕበራት ሓፋሽ ዉዱባትን ዝነበሩ ብምስታፍ፡ ፍሉይ ድምቀት ሂቦሞ ኣምስዮም። እዚ መቐጸልታ ናይቲ ን5ይ ዓመቱ፡ ሃገራዊ መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ ንኽትቀውም፡ ብግዱሳት ዜጋታት ዝካየድ ዘሎ ጎስጓስ ኢዩ።

Eritrean veterans day was celebrated and glorified under the slogan 'A country that does not give respect to its veterans, cannot ensure the respect of the Nation!' Many Eritrean veterans from around the world participated to mark this day. This is the 5th year celebration, since the campaign started for the setup of a National Eritrean Veterans Day.

1ይ ክፋል (22 Aug 2020)፡  2ይ ክፋል (22 Aug 2020)

3ይ ክፋል (22 Aug 2020)

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




22/08/2020 23:58 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ ቀዳም Saturday, 22 Aug 2020

ስለምንታይ ኢዩ

ምፍጣር ሓደ ኤርትራዊ ሃገራዊ ሓይሊ

ኣብዚ እዋንዚ ኣዚዩ ኣገዳሲ ዚኸውን?

WHY IS ONE ERITREAN NATIONAL FORCE CRUCIALLY IMPORTANT AT THIS TIME?

Mr. Tzeggai Negash & Mr. Amanuel Mehtsun

ክቡራት ተኻታተልትና፡ ናይ ቀዳም Saturday, 22 August 2020 መዛተዪ ኣርእስትና፥ "ስለምንታይ ኢዩ ምፍጣር ሓደ ኤርትራዊ ሃገራዊ ሓይሊ ኣብዚ እዋንዚ ኣዚዩ ኣገዳሲ ዚኸውን?" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ብኽብሪ ትዕደሙ። On Saturday, 22 August 2020, our discussion topic is “Why is One Eritrean National Force Crucially Important at This Time?” Our guests are: Mr. Tzeggai Negash and Mr. Amanuel Mehtsun. You are all cordially invited.





21/08/2020 21:58 PM

ድምጺ ሓርበኛ:

ፈነወ ቁ.27 ቀዳም ነሓሰ 22, 2020

Read more

See Also ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




21/08/2020 21:58 PM

ጠንቅን ሳዕቤንን ፖለቲካዊ ቕንጸላ፡

ደምበ ፍትሒ ኤርትራ

Causes and consequences of character-assasination, in the Justice-seekers' Camp.

By Mr. Efrem Ghebreleul

ኣብ ሕድሪ ጀጋኑና ፓልቶክ ሩም

ናይ ሰንበት Sunday, 16 August 2020፡ ዕዱም ጋሻና፥ ኣቶ ኤፍረም ገብረልዑል ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጽእ ዘሎ ሰሚናር፡-"ጠንቅን ሳዕቤንን ፖለቲካዊ ቕንጸላ፡ ደምበ ፍትሒ ኤርትራ" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም።  On Sunday, 16 August 2020, our invited guest is Mr Efrem Ghebreleul. His Seminar topic will be: "Causes and consequences of character-assassination, in the Justice-seekers' Camp" You are all cordially invited to participate. Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




21/08/2020 21:58 PM

ዕሰል መቐጸልታ ይኣክል፡

የብቅዕ ዕንክሊል!

Boosting Eritrean Yiakl movement.

By Dr. Tesfamariam Mehari.

ኣብ ሕድሪ ጀጋኑና ፓልቶክ ሩም

ናይ ቀዳም Saturday, 15 August 2020፡ ዕዱም ጋሻና፥ ዶ/ር ተስፋማሪያም መሓሪ ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጽእ ዘሎ ሰሚናር፡-"ዕሰል መቐጸልታ ይኣክል፡ የብቅዕ ዕንክሊል!" ዝብል ኣርእስቲ ኢዩ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም።  On ቀዳም Saturday, 15 August 2020, our invited guest is Dr. Tesfamariam Mehari. His Seminar topic will focus on: "Boosting Eritrean Yiakl movement." You are all cordially invited to participate. Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦





21/08/2020 21:58 PM

ህሉው ኩነታት ሃገርናን ዞባናን፡

ኣድላይነት ምጥርናፍ ሃገራዊ ሓይልታትን

Our Country’s & Regional situation The need for a United Eritrean Forces.

By Mr. Amanuel Mehtsun.

ኣብ ሕድሪ ጀጋኑና ፓልቶክ ሩም

ናይ ሰንበት Sunday, 26 July 2020፡ ዕዱም ጋሻና፥ ኣቶ ኣማኑኤል ምሕጹን ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጽእ ዘሎ ሰሚናር፥-"ህሉው ኩነታት ሃገርናን ዞባናን፡ ኣድላይነት ምጥርናፍ ሃገራዊ ሓይልታትን።" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም።  On Sunday, 26 July 2020, our invited guest is: Mr Amanuel B Mehtsun. His Seminar topic will be: "Our Country’s & Regional situation The need for a United Eritrean Forces. " You are all cordially invited to participate. Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦





20/08/2020 23:55 PM

ናይ ህዝቢ ኤርትራ እንኮ ምርጫ

ሰላም ኢዩ!   

ጸዋዒት ዓለምለኻዊ ተበግሶ ባይቶታት ይኣክል፡

Peace is the only choice of the people of Eritrea

- press release by Global Bayto Yiakl

[ATV ቲቪ ኣሰና]

ኣብዚ ጠውቑ (20 Aug 2020)፡     

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦





20/08/2020 23:55 PM

እቲ በረኻታት ሳሕል ከመይ ድዩ ነገሩ!

ናይ`ዛ ጓለይ መስዋእቲ ዘይቅቡል ዝኾነሉ!?

ብ'ሰሎሞን ዮውሃንስ by Solomon Yohannes

ኣጋጣሚ ናይ ሎሚ ጽሑፍይ ነቶም ኣብ 1945 ዝወደቁ ስማእታት ኣብ ዝዝከረሉ ዘሎ ቅነ እዩ። ካልኣይ ኩናት ዓለም ብምምራኽ ናይ ጃፓን ካብ ዝዛዘም እንሆ ሎሚ ጽንብል ዝኽሪ መበል 75 ዓመት VJ Day (Victory over Japan Day) በተን ኣብኡ እተሳተፋ ሃገራት ኣብ ትሕቲ ህልው ኩነታት ኮቪድ 19 ብድምቀት ተዘኪሩ። እዞም ለባማት ናይ ሎሚ ወለዶ መራሕቲ ጃፓን ዘለዉ ካብ ሕሉፍ ተመኩሮ ተማሂሮም ድሕሪ ሕጅ ኩናት ፍጹም ክድገም የቡሉን እናበሉ ንሰማእታቶም ንምዝካር ኣብ ሃወልቶም ዕንባባታት ኣቀሚጦም። እተን ኣብዚ ኩናት ዝተሳተፋ ሃገራት ኣሻሓት ማይል ርሕቀት ከይደን ንዝኸፈልኦም ሰማእታተን ዝዝከረሉ ግዜ እዩ።  Read more




20/08/2020 23:55 PM

ህጹጽ ጻውዒት፡ ተጋ/መስፍን ሓጎስ፡

ንተማሃሮ 11 ክፍሊን ወለዲን

Veteran Mesfin Hagos's urgent message

to 11th grade graduates and families.

[In Tigrinya, Arabic and Tigrayt languages]

[ATV ቲቪ ኣሰና]

ኣብዚ ጠውቑ (20 Aug 2020)፡     

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦





20/08/2020 18:39 PM

ሃገራዊ ዕርቂ፡ ማዓስን ብኸመይን?

ኣገዳስነቱን ትግባረኡን

National Reconciliation: When and how?

Importance and Implementation.

ዶር. ገብረ ገብረማሪያም

ዶር. ገብረ ገብረማሪያም " ኣብዚ ናይ ሎሚ መደቡ፦ (1) ሃገራዊ ዕርቂ እንታይ ማለት ኢይ፡ (2) ቅድሚ ምፍራስ ምልካዊ ስርዓት ኢሳያስ ዝገበር ናይ ዕርቂ መስርሕ፡ (3) ግርጭታትን ኣፈታትሕኦምን፡(4) ተራ መሪሕነታዊ ትካል ኣብ ምፍታሕ ግርጭታት፡ (5) ባህርያት ብቑዕ መሪሕነታዊ ትካል፡ (6) ምትእምማን ብኸመይ ይህነጽ፡ ኣብ ዝብሉ ኣርእስትታት ብምክፍፋል፡ ኣገዳሲ ሰፊሕ ኣስተምህሮኣዊ ሰሚናር ሂቡ ኣሎ። Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦






20/08/2020 18:39 PM

ABIY AHMED’S STATEMENTS OF CLEAR LIES AND BULLSHIT ABOUT ERITREA: PRECIOUS SELF-REVELATIONS ANSWERING ALL QUESTIONS SURROUNDING HIM

By: Mr Abdu Habib

"The Lord detests lying lips but he delights in people who are trustworthy" (Proverbs* 12:22 NIV, King James)

Since the first day of his visit to Eritrea, whenever the Nobel Peace Prize non-winner winner, Abiy Ahmed, wanted to talk about Eritrea, he made very dubious and misleading statements that reflected lack of connection to a concern with truth, in the final analysis, delving deep into his psyche and secret agenda. Read more




13/08/2020 16:35 PM

ግዝኣተ ሕጊ ዘይብላ ሃገር፡

ከሳሲ፡ ተኸሳሲን ፍርዲን የብላን።

ብ`ገብረዝጊ ኣፍወርቂ

አብ ፍትሕን ደሞክራሲን ዘለወን ሃገራት፡ ተበዲለ አሎኹ ዝበለ ሰብ አብ ዳኛ ወይ ፍርዲ ከይዱ ይጠርዕ፤ ተኸሳሲ በዲሉ ተባሂሉ ናብ ፍርዲ ይቐርብ፡ ቤት ፍርዲ ድማ ግቡእ ፍርዲ ይውስን። ህዝብና፡ ደም ጀጋኑ ደቁ አፍሲሱ ሂወቱ ከፊሉ ነጻነት አምጺኡ፡ ልዕላውነት ሃገርን ክብሪ ህዝብን ኤርትራ አካል ዓለማዊ ማሕበረ ሰብ ገይሩ፡፡ ንሕብረተ-ሰብና፡ ኩሉ ብማዕረ መሰሉ ተሓልዩ ብፍትሕን ዲሞክራሲን ክመሐደር አብ ኣባታዊ ሕግታትን ባህልታትን መሰረት ዝገበረ ሕግታት ኣቚሙ፣ ከምኡውን ምስ ወጻኢ ሃገራት ዝግበር ዝምድናታት ንረብሓን ጥቕምን ሃገር ዝሕሉ ቁዋም ሓንጺጹ። ካብ ጊዝያዊ መንግስቲ ናብ ቀዋሚ መንግስቲ፣ ካብ ጊዝያዊ መራሒ ናብ ብፍትሕን ዲሞክራሲን ህዝቢ ዝመረጾ መራሒ ክልወጥ፡ ሰባት ተወዳዲሮም ብብዝሒ ቁጽሪ ዝተዓወተ ምእንቲ ሃገር ክመርሕ አብ ኣድላይ ምድላዋት ዝስራሓሉ ዝነበረ ጊዜ፡ ኢሳያስ ንሱ ጥራይ አብ ስልጣን ዝነብረሉ መስርሕ ዓመጽ፡ …  Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦





13/08/2020 16:35 PM

Transition to Democracy

ምስግጋር ናብ ደሞክራሲ

ልዝብ ስኒት ናብ ንቡር ምምላስ

by Hussein Abdelwasie &

Sengal Woldetensae

[Radio Sinit Eritrea]

1ይ ክፋል (08 Aug 2020)፡  2ይ ክፋል (08 Aug 2020)

3ይ ክፋል (09 Aug 2020)፡  4ይ ክፋል (09 Aug 2020)

5ይ ክፋል (10 Aug 2020)፡     

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




13/08/2020 16:35 PM

ታሪኽ ጃልየት ኢርትርየ ዲብ ኡስቱራልያ ወነሻጣተ።

ምቃበለት ምስል ናሽጥ ዓ/ ቃድር መ/ ሓምድ፡

[Radio Saeyob]

  1ይ ክፋል (07 Aug 2020)፡   2ይ ክፋል (14 Aug 2020)

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




12/08/2020 02:14 AM

ላንግላንጋነት (Ambiguity)

ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር

ብ’ፍትዊ ክፍለ ከምኡውን ብዙ ቡቱኞሊ

ሰላም ከመይ ቀኒኹም ተኻታተልቲ ወይብ-ሳይታት፡ ሎሚ’ውን ከም ወትሩ ይጠቅም ዝብል ኣርእስቲ ላንግላንጋነት (Ambiguity) ምምራጽና፣ ነዚ እንዕዞባን እንሰምዖን ዝቐነና ዝተፋላለየ ቃለ-መጠይቕ፣ ናይ መራሕቲ፦ ውደባት፣ ምንቅስቓሳት፣ ህዝባውያንን ሲቪካዊ ማሕበራት፣ ዞባውያን ዓለም-ለኻውያን ናይ ይኣክል ሽማግለታት ኢና ዝብሉ፣ ሙሁራትን ሞያውያንን፣ ናይ ፖለቲካ ተማራመርቲ ዝብሉ፣ ውልቃውያን ሓርበኛታት ወዘተ… ዘቕርብዎ ብምስማዕን ብምክትታልን፤ ኑጹርን ግዜ ዝጠልቦ ውሳኔ፣ ብቝዕን ሙዕቡል ስትራተጂ፣ ውሕሉል ዝኾነ ፖለቲካ፣ ኣዐዋቲ ዝኾነ ስልቲ ኣብ ክንዲ ምጥቃም፣ ምርቓቕ/ስውያ (hair-splitting) ዜውጽእ ዓይነተ ስነሓሳብ ወይ ሞጎት ኢና ተዓዚብና። …  Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦





11/08/2020 20:25 PM

ስኒትን ሓድነትን ኣብ ኤርትራ፡

ሓድነት ኣብ ብዙሑነት

Unity and harmony in Eritrea - Unity in diversity

ዶር. ገብረ ገብረማሪያም

ዶር. ገብረ ገብረማሪያም "ስኒትን ሓድነትን ኣብ ኤርትራ፡ ሓድነት ኣብ ብዙሑነት" ኣብ ዝብል ዛዕባ ሰፊሕ ኣስተምህሮ ንህዝቢ ይህብ። ንሱ፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብዛሓ ሕብረተ-ሰብ (Plural Society) ከምዝኾነን ብምሕባር፡ ኤርትራ ክትክተሎ ዝግባኣ ናይ ዲሞክራሲ ሜላ፡ ነዚ መሰረታዊ ሓቂ መሰረት ዝገበረ ክኸውን ከዝግበኦን፡ “ፍትሒ፣ ልዕላና-ሕጊ፣ ዲሞክራሲ፣ ወ.ዘ.ተ” እትውንን ኤርትራ ናይ ምስራሕ ሓላፍነት ንኹሉ ኤርትራዊ ዝምለከት ዕማም ከምዝኾነን ኣስሚሩሉ። መሰረታዊ ምንጪ ጸገማት ኤርትራ ጉድለት ፍትሒ ከምዝኾነን፡ ጸጋማትና ክፍትሑ ዝኽእሉ፡ ፍትሒ ኣብ ኤርትራ ምስዝነግስን ብግቡእ ክማሓደር ምስዝኽእልን ጥራሕ ከምዝኾነን፡ ህዝቢ ኤርትራ ካኣ ኣብ “ፍትሒ” ክዓስል ከምዝኽእል ዘጠራጥር ከምዘይኮነ፡ ዶር. ገብረ የረድእ። Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




10/08/2020 22:37 PM

ሜላ ህንጸት ሃገር፡ ህየሳዊ ገምጋም፡

ኣብ ኩነታት ኤርትራ፡ መዋጽኦታትን

Nation building approaches, Critical evaluation of the Eritrean situation and Ways forward.

ኣብ ሕድሪ ጀጋኑና ፓልቶክ ሩም

ናይ ሰንበት Sunday, 09 August 2020፡ ዕዱም ጋሻና፥ ፕሮፈ. መንግስትኣብ ተስፋዮሃንስ ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጽእ ዘሎ ሰሚናር፡-"ሜላ ህንጸት ሃገር፡ ህየሳዊ ገምጋም፡ ኣብ ኩነታት ኤርትራ፡ መዋጽኦታትን" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም።  On Sunday, 09 August 2020, our invited guest is Prof. Mengisteab Tesfayohannes. His Seminar topic will be: "Nation building approaches, Critical evaluation of the Eritrean situation and Ways forward." You are all cordially invited to participate. Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦





10/08/2020 22:37 PM

ቅዋም ኤርትራ፡ ዲሞክራሲን ሰላምን።

The Eritrean Constitution, Democracy & Peace

07 October 2000, Stockholm Sweden

By Veteran Dr. Herui Tedla Bairu

ብተጋ/ ዶ/ር ሕሩይ ተድላ ባይሩ

  ኣብዚ ጠውቑ (07 Oct 2000)፡   

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦





10/08/2020 22:37 PM

ድኽመታትን ሓይልን ደምበ ተቓውሞ፡

ብመንጽር ህሉው ኩነታት ሃገርና

Weakness and strength Of the opposition camp In the current state of Eritrea

ኣብ ሕድሪ ጀጋኑና ፓልቶክ ሩም

ናይ ቀዳም Saturday, 08 August 2020፡ ዕዱም ጋሻና፥ ኣክቲቪስት ሳምሶን ሰለሞን ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጽእ ዘሎ ሰሚናር፡-"ድኽመታትን ሓይልን ደምበ ተቓውሞ፡ ብመንጽር ህሉው ኩነታት ሃገርና" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም።  On Saturday, 08 August 2020, our invited guest is Activist Samson Solomon. His Seminar topic will be: "Weakness and strength Of the opposition camp, in the current state of Eritrea" You are all cordially invited to participate. Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




09/08/2020 23:55 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ ቀዳም Saturday, 08 Aug 2020

""ዕርክነት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን

ዶ/ር ኣቢይን፡ ናበይ ገጹ?"

“Where is Isaias and Dr Abiy's friendship heading?”

ክቡራት ተኻታተልትና፡ ናይ ቀዳም Saturday, 08 August 2020 መዛተዪ ኣርእስትና፥ "ዕርክነት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ዶ/ር ኣቢይን፡ ናበይ ገጹ?" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ብኽብሪ ትዕደሙ። On Saturday, 08 August 2020, our discussion topic is “Where is Isaias and Dr Abiy's friendship heading?” Our guests are: Kidane Hagos, a Kibreab Tesfu, Aamer Abumuhamed and Mahmoud Nur. You are all cordially invited.




09/08/2020 23:55 PM

"እሕጂ`ውን፡ ንዕሰሎ!"

መልእኽቲ ብገዲም ተጋዳላይ

ቴድሮስ ፍስሃየ ሃብተስላሰ

  ኣብዚ ጠውቑ (05 August 2020)፡   

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




09/08/2020 23:55 PM

ብምልኪ ዝርዓደ ህዝቢ ኤርትራ

ካብ ኩሉ ነገራት ቦዂሩ

ብ`ገብረየሱስ ወልደሚካኤል፡ ካብ ሕ.መ.ኣ

ንቡር ፍርሂ ወይ ራዕዲ ውጽኢት ናይ ጥዑይ ሓንጎል እዩ። ምፍራህ ንርእሱ ጌጋ ኣይኮነን። ሰብ ካብ ሓደጋ፡ ካብ ሕማም፡ ካብ ሞት፡ ተማሃራይ ፈተና ከይወድቕ፡ ሰራሕተኛ ካብ ስራሕ ከይባረር፡ ነጋዳይ ከይከስር፡ ሓረስታይ ኣብ ክራማት ደርቂ ከየጋጥሞ ይፈርህ እዩ። ከምዚኦም ዝኣምሰሉ ነገራት ከየጋጥሙ ምፍራህ ንቡር እዩ። እቲ ዘይንቡር ፍርሒ ወይ ራዕዲ ግን፡ ብፍርሓት ተዋሒጥካ ወይ ርዒድካ ክውገድ ንዝኽእል ጸገም ጠንቂ ፍርሃትካ መፍትሒ ዘይምድላይ እዩ። ትኾርሚኻ፡ ኢድካን እግርኻን ኣጣሚርካ፡ ሓንጎልካ ብድቁሱ፡ ነቲ ትፈርሆ ጸገም ኣምላኽ ብትኣምራት ከወግዳልካ ምጽባይ ግጉይ እዩ። ሓደ ናይ እንግሊዘኛ ብሂል ኣሎ፡" God helps those who help themselves”፡ ብዘቐረበ ትርጉሙ፡ "ኣምላኽ ነቶም ንገዛእ-ርእሶም ዝሕግዙ ይሕግዞም"። Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦





09/08/2020 02:12 AM Updated

ERITREA FOCUS

ዋዕላ ህንጸት ደሞክራሲ ኣብ ኤርትራ 2020፡ ተጋቢኡ፡

BUILDING DEMOCRACY IN ERITREA CONFERENCE (29 June - 04 July 2020).

ዋዕላ ህንጸት ደሞክራሲ ኣብ ኤርትራ 2020፡ ካብ ሰኑይ ዕለት 29 June ክሳብ 04 July 2020፡ ብኢንተርነት (virtual conference)ተኻይዱ። እዚ ዋዕላ`ዚ፡ መቐጸልታ ናይ 2019 ኮይኑ፡ ኣብዚ ናይ ሎሚ ዋዕላ ዝተሳተፉ፡ ካብ መላእ ዓለም ዝተዓደሙ ኣስታት 300 ዝኾኑ ኤርትራውያንን ወጻእተኛታትን ምሁራትን ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላትን ኢዮም።

Eritrea Focus is holding this conference as part of its contribution to building democracy in Eritrea. The aim is to provide papers on key issues and topics like justice, foreign policy, the economy, Eritrean diaspora working together, lessons from other transitions and engaging with International democracies, which would be useful to justice seeking Eritreans and future government once the current dictatorship has ended.  Read more




08/08/2020 23:30 PM

ኤርትራውያን ተቐማጦ ዓባይ ብሪጣንያ፡

5ይ ዓመት፡ መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ 2020፡ ብክብሪ ጸምቢሎም።

Eritreans in UK celebrated ‘Eritrean Veterans Day’ 2020 for 5th times.

Saturday 08 August 2020

እዚ ኣብ 2016 ዝጀመረ ጽምብል፡ ብሃገር ደረጃ፡ ሃገራዊ መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ፡ ንክትህሉ ዝጀመረ ናይ ግዱሳት ኤርትራውያን ጎስጓስ ኢዩ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ብኤርትራውያን ተቐማጦ ብሪጣንያ ብኢንተርነት ዝተዳለወ መደብ፡ ካብ ኣውስትራልያ፡ ሃገራት ኤውሮጳ፡ ኣመሪካን ማእከላይ ምብራቕን፡ ዝመጽኡ ሰባት ተሳቲፎም። ኣብ ኣውስትራልያ ዝርከቡ ሓርበኛታት ኤርትራውያን እውን፡ ነዛ መዓልቲ ፍሉይ መደብ ኣዳልዮም እናክሩዋ ከለዉ፡ ናይ ደገፍ መልእኽቶም ናብዚ ጽምብል ሰዲዶም።

ተሳተፍቲ ህዝቢን ሓርበኛታትን፡ ሓሳብ ንሓሳብ ተላዋዊጦም፡ ኣገደስቲ ርእይቶታት ብምሕላፍ፡ እዚ መደብ ክሰፍሕን ክምዕብልን ኩሎም ተራዳዲኦም። ቀዳመይቲ ቀዳም ናይ ወርሒ ነሓሰ፡ ነቲ ኣብ ወርሒ ነሓሰ 1974፡ ኣብ ወኪ-ዛግር ንዝተራእየ ብተሳትፎ ህዝቢን መሰረታት ተጋደልቲን፡ ዕርቂን ሰላምን ንምምጻእ ዝተወስደ ተባዕ ፍጻሜን ዝተመዝገበ ዓወትን፡ መበገሲ ብምግባር ኢያ፡ ከም ሃገራዊ መዓልቲ ሓርበኛታት ተሓርያ። ኣብ ቀረባ እዋን፡ ዝርዝር ጸብጻብ፡ ከነስዕበልኩም ኢና።  Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




07/08/2020 11:07 AM

ERITREAN JUSTICE-SEEKERS STAGED

A DEMO IN LONDON

On Thursday, 06 August 2020

ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ብኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፡ ኣብ ሎንዶን ዓባይ ብሪጣንያ፡

ብሓሙስ፡ 06 ነሓሰ 2020 ተኻይዱ።

The demonstrators marched from Trafalgar Square up-to the House of Parliament, calling for the support of the UK Government, to put pressure on the Eritrean Government, to stop it’s use of Covid-19 Lock-down, to starve Eritreans at home. Live video clips are here below. ዕላማ ናይዚ ሰላማዊ ሰልፊ፡ መንግስቲ ኤርትራ፡ ኮቪድ-19 ኣመኽንዩ፡ ህዝብና ኣብ ኣደዳ ጥሜትን ሕሰምን ኣውዲቑዎ ስለዘሎ፡ መንግስቲ ዓ/ብሪጣንያን ማሕበረሰብ ዓለምን ንኤርትራ ጸቕጢ ንኽገብር ዝጽውዕ ኢዩ። ገለ ካብቲ ብቀጥታ ዝተመሓላለፈ ቪድዮ ኣብ ታሕቲ፡ እነሆ።  Video-1,   Video-2,

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




03/08/2020 02:45 AM

Ethiopian Premier

DOES NOT WANT TO KNOW

the Truth about Eritrea.

By: Human Rights Concern - Eritrea (HRCE)

In a recent interview with an Ethiopian journalist, the Premier of Ethiopia was asked about reported plans by Eritrea and Ethiopia to attack the Tigray Region of Ethiopia. In his answer, the Ethiopian Prime Minister, Dr. Abiy Ahmed, denied the plan, and paid tributes to the Government of Eritrea, saying, “The world knows that the government of Eritrea is working for peace and development.” ‘’Peace and development’ for whom? His assertion begs the question since he did not elaborate whether his statement really applies to Eritrea or to other countries. Read more




03/08/2020 02:45 AM

CHALLENGES AND RISKS

FACING ERITREANS IN DIASPORA

– A true story

By Tesfa T.

One Eritrean family recently arrived to the USA as refugees from Ethiopia in the USA, they live in an area with a combination of newly arrived refugee families and American families. Unfortunately, in a short period of one month's time frame of this summer after minor situations of missing items, some people in the neighbourhood have started to threaten to harm the family of new Eritrean arrivals to the USA. Read more




01/08/2020 20:28 PM

ዕድመ 5ይ ዓመት ጽምብል

መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ 2020

Invitation To ‘Eritrean Veterans Day’ 2020

Saturday 08 August 2020

Time: From 3:00 pm to 6:30 pm

Via ZOOM Meeting

ንሕና ኣሰናዳኢት ሽማግለ `መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ`ዓባይ ብሪጣንያ፡ ንቀዳም ንዕለት 08/08/2020`መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ` ንሓሙሻይ እዋን ብመንገዲ ኤለክትሮኒካዊ ኣገባብ (ብ`ZOOM) ከነብዕሎ ስለዝኾንና፡ ኣብዚ በዓል`ዚ ሓቢርኩምና ክትውዕሉን፡ ተሞኩሮኹም ከተካፍሉን፡ ብኣኽብሮት ትዕድም።

We, the preparatory committee of the ‘Eritrean Veterans Day’ UK, are planning to celebrate 5th Year Anniversary of ‘Eritrean Veterans Day’, which will be conducted virtually via ZOOM Meeting, on Saturday, 08 August 2020, 3:00 pm – 6:30 pm. We are cordially inviting you to join us and share your experiences with the participants. Read more





Snitna: Code of Conduct

መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

[Snitna.com  ስኒትና]

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more


























Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print