ስኒትን ሓድነትን ኣብ ኤርትራ - ሓድነት ኣብ ብዙሑነት

Search our site:
 

This free script provided by
JavaScript Kit

11/08/2020 20:25 PM

ስኒትን ሓድነትን ኣብ ኤርትራ
ሓድነት ኣብ ብዙሑነት

Unity and harmony in Eritrea - Unity in diversity

ኣስተምህሮ ብ`ዶር. ገብረ ገብረማሪያም
Seminar by Dr. Gebre Gebremariam

ስኒትን ሓድነትን ኣብ ኤርትራ - ሓድነት ኣብ ብዙሑነት Unity and harmony in Eritrea - Unity in diversity

ኒትን ሓድነትን ኣብ ኤርትራ - ሓድነት ኣብ ብዙሑነት. Unity and harmony in Eritrea - Unity in diversity
Seminar by Dr. Gebre Gebremariam. ኣስተምህሮ፡ ብ'ዶር ገብረ ገብረማሪያም።

ዶር. ገብረ ገብረማሪያም "ስኒትን ሓድነትን ኣብ ኤርትራ፡ ሓድነት ኣብ ብዙሑነት" ኣብ ዝብል ዛዕባ ሰፊሕ ኣስተምህሮ ንህዝቢ ይህብ። ንሱ፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብዛሓ ሕብረተ-ሰብ (Plural Society) ከምዝኾነን ብምሕባር፡ ኤርትራ ክትክተሎ ዝግባኣ ናይ ዲሞክራሲ ሜላ፡ ነዚ መሰረታዊ ሓቂ መሰረት ዝገበረ ክኸውን ከዝግበኦን፡ “ፍትሒ፣ ልዕላና-ሕጊ፣ ዲሞክራሲ፣ ወ.ዘ.ተ” እትውንን ኤርትራ ናይ ምስራሕ ሓላፍነት ንኹሉ ኤርትራዊ ዝምለከት ዕማም ከምዝኾነን ኣስሚሩሉ። መሰረታዊ ምንጪ ጸገማት ኤርትራ ጉድለት ፍትሒ ከምዝኾነን፡ ጸጋማትና ክፍትሑ ዝኽእሉ፡ ፍትሒ ኣብ ኤርትራ ምስዝነግስን ብግቡእ ክማሓደር ምስዝኽእልን ጥራሕ ከምዝኾነን፡ ህዝቢ ኤርትራ ካኣ ኣብ “ፍትሒ” ክዓስል ከምዝኽእል ዘጠራጥር ከምዘይኮነ፡ ዶር. ገብረ የረድእ። ብተወሳኺ፡ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብዙሑነቱ ዓቂቡ፡ ሓድነት (ሓድነት ኣብ ብዙሑነት) ከረጋግጽ ዝኽእል፡ “ፍትሒ” ዕጣቐቱ ክኸውን ምስኽእል ስለዝኾነ፡ ኩሉ ኤርትራዊ፡ ኣብ ኤርትራ “ፍትሒ” ንምርግጋጽን ብዝግባእ ንምሕዳርን፡ ከይተሓለሎ ንክጽዕት ምሕጽንትኡ የማሓላልፍ።

ሓድነት ኣብ ብዙሑነት እንታይ ማለት ኢዩ?
What is Unity in Diversity?
Seminar by Dr. Gebre Gebremariam. ኣስተምህሮ፡ ብ'ዶር ገብረ ገብረማሪያም።
Part 1 of 3:


ፍትሒ ኣበ ኤርትራ ንምርግጋጽ ክንክተሎም ዘለዉና መሰረታውያን መትከላት፡
Core principles to follow to ensure Equity (Justice)
Seminar by Dr. Gebre Gebremariam. ኣስተምህሮ፡ ብ'ዶር ገብረ ገብረማሪያም።
Part 2 of 3:


ናይ ዲሞክራስያዊት ኤርትራ ቅዋም እንታይ ክመስል ኢዩ?
What should the Constitution of a Democratic Eritrea look like?
Seminar by Dr. Gebre Gebremariam. ኣስተምህሮ፡ ብ'ዶር ገብረ ገብረማሪያም።
Part 3 of 3:


Share with friends: 



See also recent articles and Seminars by Dr. Gebre Gebremariam
ካልኦት ብ'ዶር ገብረ ገብረማሪያም ዝተጻሕፉ ጽሑፋት ሰሚናራትን ኣብ ታሕቲ ተወከሱ :-


See also Related ምስዚ ዝዛመድ:-



Share with friends: