Home  About us   Contact us

Copyright © www.snitna.com

Design: Yohannes Berhe

December 2019 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና

Search our site መድለዪ:
 




31/12/2019 16:20 PM

ኣቦይ፡

መመርዓውየይ ኢሉ ዝተኸለለይ ዳስ፡

ተተስኪሩሉ (2ይ ክፋል)

My wedding event turned into my father's memorial

ብ'ሰሎሞን ዮውሃንስ

ኣብ 1ይ ክፋል በዚ ዝስዕብ ተፋንየኩም ነይረ፥ መን ይፈልጥ ኣጋጣሚ ኾይኑ ኤልሳ ብሂወታ ሃልያ፡ ነዚ ጥማዕ ስቓይ ታሪኻ ሰሚዓ፡ ከምዚ እዩ ነይሩ ኢላ ባዕላ ከተዝንትወልና፡ ተስፋ እገብር፡ ብምባል ኣብ ካልኣይ ክፋል ዝኽርታት ናይ ሜዳ መርዓ ሒዘ ክምለሰኩም ብምብጻዕ ተሰናቢተኲም። ክቡራት ኣንበብቲ ጽሑፈይ! ድሓን ጸኒሕኩም ክትኮኑ ተስፋ እናገበርኩ እንሆ ዝኽረይ፥ Read more

 1ይ ክፋል(09 Oct 2019)፡    2ይ ክፋል(31 Dec 2019)





30/12/2019 21:38 PM

ታራን ኣበርክቶን ፖለቲካዊ ሰልፍታት ኤርትራ፡

ትማሊ ሎሚን ጽባሕን

ተኻታታሊ መደብ፡ ብ`ተ/ጋ ክብሮም ዳፍላ

[ራድዮ ኤረና]

ገዲም ተጋዳላይን ምሁርን፡ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ፡ ወትሩ ሰኑይ፡ ብመንገዲ ራድዮ ኤረና፡ (ኣተኩሮ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት) ብዝብል ኣርእስቲ፡ ንኩነታት ሃገርና ዝምልከት መደባት ብቐጻሊ የማሓላልፍ ኢዩ። ሎሚ ሒዙዎ ዘሎ መደብ፡ "ታራን ኣበርክቶን ፖለቲካዊ ሰልፍታት ኤርትራ፡ ትማሊ ሎሚን ጽባሕን" ዝብል ተኻታታሊ ኣርእስቲ ኢዩ።

 1ይ ክፋል(23 Dec 2019)፡    2ይ ክፋል(30 Dec 2019)

See more ካልኦት ኣስተምህሮታት ተ/ጋ ክብሮም ዳፍላ፡-




30/12/2019 17:18 PM

EPDP Chairman Mr. Tesfai Woldemichael Degiga:

New Year Address

መልእኽቲ ሰዲህኤ፡ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት 2020፡

ብኣቦ-መንበር ውድብ;

ኣቶ ተስፋይ ወልደሚካኤል ደጊጋ።

[EPDP 27 Dec 2019]

See Related ምስዚ ዝዛመድ፡-




30/12/2019 17:18 PM

ሃለዋት ናይቶም ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራትን ኩነታትን ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት

SITUATION OF ERITREAN REFUGEES:

BBC Tigrinya interview with Prof. Gaim Kibreab, Mr Berhane Woldegebriel and Ms Helen Kidane.

ዘተ ምስ ፕሮፈ ጋይም ክብረኣብ፡ ኣቶ ብርሃነ ወልደገብርኤል፡ ወ/ሮ ሄለን ኪዳነ

[BBC Tigrinya: 19 Dec 2019]

See Related ምስዚ ዝዛመድ፡-




29/12/2019 02:40 AM

Why Eritrean opposition failed to Topple Isaias?

ስለምንታይ ኢዩ ደምበ ተቓውሞ፡ ንኢሳይያስ ክኣልዮ ዘይከኣለ?

MEMHIR ABDALLA BAROLE

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 29 Dec 2019

Time: 10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ሰንበት Sunday, 29 December 2019፡ ዕዱም ጋሻና፥ መምህር ዓብደላ ባሮለ ኢዩ። ሎሚ ሒዙዎ ዝመጸና ዘሎ ናይ ዘተ ኣርእስቲ፡- "ስለምንታይ ኢዩ ደምበ ተቓውሞ፡ ንኢሳይያስ ክኣልዮ ዘይከኣለ?" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday, 29 December 2019, our invited guest is: Memhir Abdalla Barole. His discussion topic title is: "Why Eritrean opposition failed to Topple Isaias?" You are all cordially invited to participate.




28/12/2019 23:55 PM

ትዕዝብተይ ብዛዕባ ዋዕላ ይኣክል ዳላስን ክኖኡን!

My observations on the Dalas Yiakl Conference and Beyond!

ኤንጂነር ሰላሓዲን ዩሱፍ

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 28 Dec 2019

Time: 10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ቀዳም Saturday, 28 December 2019 ዕዱም ጋሻና ኤንጂነር ሰላሓዲን ዩሱፍ ኢዩ። ሒዙልና ዝምቐርብ ናይ ዘተ ኣርእስቲ፥ "ትዕዝብተይ ብዛዕባ ዋዕላ ይኣክል ዳላስን ክኖኡን!" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ኩልኹም ኤርትራውያን ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም።

On Saturday, 28 December 2019, our invited guest is Engineer Salahadin Yousuf. His discussion topic tittle is; "My observations on the Dalas Yiakl Conference and Beyond!" You are all cordially invited to participate.

 1ይ ክፋል(28 Dec 2019)፡    2ይ ክፋል(28 Dec 2019)



28/12/2019 06:18 AM

ምብጻሕ ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ ኢትዮጵያ፡ ምስኡ ዝተኣሳሰሩ ዜናታትን።

President Isaias Afewerki visit to Ethiopia and related news

ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብመሰረት ሓበሬታ ወግዓዊ መራኸቢ ብዙሓን ኤርትራ (ኤሪቲቪ፡ ከምኡውን ብሚኒስተር ሓበሬታ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ብትዊተር ዝተማሓላለፈ)፡ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣቢይ ኣሕመድ ብዝገበረሉ ናይ ስራሕ ዕድመ ኢዩ ዕለት 25 ታሕሳስ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ። ኣብቲ መገሻ 4ይ ርእሱ ምስ ኣማኻሪኡ ኣቶ የማነ ገብርኣብ፡ ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣቶ ኣሚር ሓሰንን (ዳይረክተር ኣብ ቤ/ጽ ፕረሲደንት) ተሰንዩ ኢዩ ከይዱ። ፕረሲደንት ኢሳይያስ፡ ናይ ክልተ መዓልቲ ዑደቱ ፈጺሙ ናብ ኤርትራ ተመሊሱ ኣሎ። ስዒቡ እምበኣር፡ ብዝተፋላለዩ ምንጪታት ምስኡ ዝተአኣሳሰር ሓበሬታ እነሆ፥-

See related ምስዚ ዝዛመድ፥-




28/12/2019 06:18 AM

ድሕሪ ባይታ ናይ ኣመጻጽኣን፡ ሓላፍነትን፡

ናይ ባይቶ ኤርትራውያን ሰሜን ኣመሪካ

በርሀ ደስታ / ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ።

እታ ንገዛእ ርእሳ “ባይቶ ኤርትራውያን ኣብ ሰሜን ኣመሪካ” ዝብል ስም ሰምያ፡ ነቲ ምንቅስቓስ “ማዕበል ይኣክል” ኤርትራውያን፡ ሓይሊ ዕማም፡እቲ ህዝቢ ብገርሁ ከየስትውዓለ ከሎ፡ ብምስጢራዊ ኣገባብ፡ ነቲ ፖለቲካዊ መትከል፡ካብ ሓይሊ- ዕማም ናብ ውድብ ቀይራቶ እያ፡፡ እቲ ግሩህ ህዝቢ ግን፡ ከም መቐጸልታ ናይ’ታ ብጠለብ’ቲ ኣብ ቀጽሪ ቤት-ጽሕፈት ሕቡራት መንግስታት ዓለም (UN) ኣብ ከተማ ኒው-ዮርክ፡ ብወርሒ ጥቅምቲ 27, 2016, ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ ዝተሳተፈ ህዝቢ ኤርትራ፡ ክልተ ልኡኻት፡ ካብ ነፍሲ-ወከፍ ከተማ ናይ ሰሜን ኣመሪካ ዝተወከለት ፡ኣወሃሃዲት ሓይሊ- ዕማም (Task Force) ክትቀውም ኣሎዋ ኢሉ ብዝጠለቦ መሰረት፡ ዝቖመት ማዕበል ይኣክል መሲሉዎአዩ ጸኒሑ። Read more




24/12/2019 17:33 PM

ድምጺ ሓርበኛ! ክርን ሜሔርበት!

Voice of veterans - promotional broadcast

[Eritrea Patriot]

ኣብዚ ጠውቑ።




22/12/2019 21:35 PM

ሐድነት - الوحدة

Veteran Ahmed Al Kaissi Seminar, on Unity

[Gean 4 Justice]

GEAN proudly invites one such historical figure, a figure who was part and parcel of Eritrea's struggle for independence. Pencil in your calendar, Sunday, October 13th of 2019 as we will have Ustaz Ahmed Kaissi as our guest speaker to enlighten us all.

 14 Oct 2019 Tigrinya፡   20 Oct 2019 Arabic)




22/12/2019 20:18 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Sunday 22 Dec 2019 መደብ

ህዝባዊ ናዕብን ኣንፈታቱን

 The People’s Movement and its Directions.

Pannelist ተዛተይቲ፥-

Mr Kidane Hagos & Mr Kibreab Tesfu

ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተዩ ዝቐርቡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስ፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉ (ካብ ካናዳ ኦታዋ) ኢዮም። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited panellist discussing the topic above are: Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu (From Ottawa Canada). You are all cordially invited to participate.

ኣብዚ ጠውቑ (22 Dec 2019)

See Related ምስዚ ዝዛመድ፡-



22/12/2019 11:18 PM

ኩነታት ኣቦና፡

ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ኣንጦንዮስ፡

ኣብ ዝሓለፈ ዓመታትን ኣብዚ እዋን`ዚን፡

ከመይ ከምዝመስል፡

Testimony, on the situation and state of Patriarch Abune Antonios, in the past years and recently.

Ms. Yorusalem Bereket

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 22 Dec 2019

Time: 10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ሰንበት Sunday, 22 December 2019 ዕድምቲ ጋሻና መንእሰይ ዮርሳሌም በረኸት ኢያ። ኩልኹም ኤርትራውያን ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday, 22 December 2019, our invited guest is Ms. Yorusalem Bereket. You are all cordially invited to participate.

See Related ምስዚ ዝዛመድ፡-




21/12/2019 23:48 PM

ኣተኣላልያ ግርጭትን፡ ምንካይ ሳዕቤናቱን፡

(ኣብ ሰብ ሓዳር)

Conflict Resolution and Mitigation

between partners.

ብ`ደራሲን በዓል ሞያ ሕግን፡

ኣቶ ክፍለሃንስ ተወልደብርሃን

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 21 Dec 2019

ናይ ቀዳም Saturday, 21 December 2019፡ ዕዱም ጋሻና፥ ደራሲን በዓል ሞያ ሕግን፡ ኣቶ ክፍለሃንስ ተወልደብርሃን ኢዩ። ንሱ፡ 'ምምልላእን ምክእኣልን' ዝተሰምያ ማናቱ መጻሕፍቲ ዝደረሰ ኢዩ። ሎሚ ሒዙዎ ዝመጸና ዘሎ ኣስተምህሮኣዊ ሰሚናር፡- "ኣተኣላልያ ግርጭትን፡ ምንካይ ሳዕቤናቱን፡ (ኣብ ሰብ ሓዳር)" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday, 21 December 2019, our invited guest is: Author of two books and Law professional, Mr Kiflehans Teweldebrhan. His Educational seminar topic is tittled: "Conflict Resolution and Mitigation between partners." You are all cordially invited to participate.

See Related ምስዚ ዝዛመድ፡-




21/12/2019 17:46 PM

Eritrean Opposition Organizations Hold Joint Public Meeting in Sweden

ሰለስተ ውድባት ተቓውሞ፡

ENCDC (ባይቶ)፡ EPDP፡ UEJ፡ ኣብ ሽወደን

ሓባራዊ ህዝባዊ ኣኼባ ኣካይዶም

[harnet.org]

On 7 December 2019, a wide assemblage of Eritrean

political organizations held a so far rare joint public meeting in Uppsala, Sweden, bringing together the  coalition of 18 organizations in the Eritrean National Council for Democratic Change (ENCDC);  the Eritrean People’s Democratic Party (EPDP) and  Unity of Eritreans for Justice (UEJ). Read more




20/12/2019 19:33 PM

Legal Analysis of Potential Threats

to the Sovereign Independence and Territorial Integrity of the State of Eritrea

(ERITREAN LAW SOCIETY (ELS) 24 May 2019)

[ rilaw.org ]

Executive Summary

The Eritrean Law Society (ELS) has conducted a study that seeks to address major issues of concern widely felt by Eritreans from all walks of life about potential threats posed to the sovereign independence and territorial integrity of Eritrea. These concerns have been on the rise particularly since the two countries officially declared an end to the state of war and moved towards the restoration of bilateral relations. Read more

See more ተወሰኽቲ ሓበሬታ



18/12/2019 19:48 PM

ሓባራዊ መግለጺ ብዛዕባ

ኩነታት ኤርትራውያን ኣብ እስራኤል

Joint Statement on the conditions

of Eritreans in Israel               

ካብ ዝሓለፉ ዓመታት ጀሚሩ ኣብ መንጎ ኣሕዋት ኤርትራውያን ነበርቲ ሃገረ እስራል ክኸይድ ዝጸንሐ ደም ምፍሳስ  ንኹሉ ኤርትራዊ ዘሰንብደን ዘጉሃየን እዩ። እዚ ካብ ዝኸፍአ ናብ ዝባኣሰ ዝዓርግ ዘሎ ደም ምፍሳስ፡ ካብ ኤርትራዊ ባህልን ስነምግባርን ዝረሓቐ ኣብ ርእሲ ምዃኑ፥ ኣብ ልዕሊ ማንም ፍጡር ወዲ ሰብ ክፍጸም ዘይግብኦ ጨካንን ኣረሜናዊን ተግባር እዩ። ከምዚ ዓይነት ሰብኣዉነት ዝጎደሎ ተግባር ድማ፡ ብመንን ኣብ ልዕሊ መንን ተፈጺሙ ብዘየገድስ ክኹነን ይግባእ።  ...Read more

See Related ምስዚ ዝዛመድ፡-



18/12/2019 18:55 PM

ቁጠባዊ፡ ማሕበራዊን ፖለቲካዊን

ቕሉውላው ኤርትራ፥

SOCIO-CONOMIC AND-POLITICAL CRISIS IN ERITREA.

ብ`ኣቶ በርሀ ፍስሃየ by Mr Berhe Fshaye

ቊጠባዊ፡ ፖሊቲካውን ማሕበራውን ኩነታት ኤርትራ፦

ብዛዕባ ኩነታት ቁጠባ ሃገርና ክሓስብ እንከለኹ፡ ፈለማ ዕቚር ጸጋታት፡ ዓቕምታት ይዂን ብልጫታት፡ ፈሊኻን ኣነጺርካን ምፍላጥ ዘድሊ ኮይኑ ይስመዓኒ። ነቶም ቀንዲ ትሑዛት ብዙሕ ሃልኪ ዘየድልዮም ኣፈናዊ ዳህሳስ ንምግባር ድማ በብሓደ ንምርኣይ ስዒቡ እንሆ፥

1. ኣብ ሕርሻዊ መዳይ፥ መብዝሕትኡ ህዝቢ ኤርትራ ሓረስታይን ጓሳን ኢዩ። ዘፍርዮም ፍርያት ክኣ ዝተፈላለዩ ዓይነት ዘራእቲ ከም፥ ...Read more





17/12/2019 16:30 PM

ሙናድል ዎሜርሐይ፡

 እድሪስ  ዑመር (ብሬራይ)፡

ዝክርያት እት መርሕለት ሰውረት (መቃበለት)

Reflections of Liberation struggle, interview with Veteran Leader Idris Omer (Beriray), who joined the ELF in 1967, also one of the founders of EPLF.

[Radio Saeyob ራድዮ ሰእዮብ]

 1ይ ክፋል(13 Dec 2019)፡    2ይ ክፋል(20 Dec 2019)

 3ይ ክፋል(27 Dec 2019)፡   4ይ ክፋል(03 Jan 2020)

 5ይ ክፋል(10 Jan 2020)

See more ተወሰኽቲ ሰሚናራት ብ-እድሪስ ዑመር በሪራይ፡-




17/12/2019 16:30 PM

ትርጉምን እንታይነትን መንግስትን ባንዴራን!

መበል 38 ክፋል

ብመሲናስ

ኣብ ሰውራ ኤርትራ ብኢሳያስ ኣፈወርቂ ዝተቐትሉ ተጋደልቲ ፍርቂ ናይቶም ብጸላኢ ዝተቐትሉ ተጋደልቲ ከም ዝኾነ፡ ብርግጽ ክዝረብ ይከኣል እዩ። እቶም ክሳዕ ለይቲ ሎሚ መስዋእቲ ደቆም ዘይተነግሩ ስድራቤታት ኤርትራ ከኣ ደቆም ብኢሳያስ ዝተቐትሉ ምዃኖም ክፈልጡ ይግባእ። “ሓለዋ ሰውራ” እትብሃል ገሃነም ኢሳያስ ኣሕቂቓቶ ዘላ ኤርትራዊ ዜጋ ቊጽሪ የብሉን! ብዛዕባ ቤት ማእሰርቲ ሓለዋ ሰውራ ካብ ባሕሪ ብልጭልፋ እምበኣር ገለ ክንብለኩም፥

 ...Read more




15/12/2019 23:58 PM

ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)

ናይ Sunday 15 Dec 2019 show መደብ

ህሉው ኩነታት ሃገርናን ከባቢናን

Current Eritrean & Regional situation

ናይ ሰንበት ዕዱም ጋሻና፡ ሓርበኛ ረድኢ ክፍለ ባሻይ ኢዩ። ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሃገርናን ከባቢናን ምሳና ክዝቲ ኢዩ። ብኽብሪ ትዕደሙ። Voice of Eritrea is hosting Veteran Redi Kifle (Bashay), with regard Current Regional and National Eritrean situation. On Sunday Dec 15-2019. You are all cordially invited to attend.

1ይ ክፋል (15-Dec-2019)፡   2ይ ክፋል (15-Dec-2019):

See Related ምስዚ ዝዛመድ፡-




15/12/2019 23:58 PM

ምክእኣል ኣብ መንጎ መጻምድቲ (ሰብ ሓዳር)፡

Tolerance (understanding) between partners, in a married life.

ብ`ደራሲን በዓል ሞያ ሕግን፡

ኣቶ ክፍለሃንስ ተወልደብርሃን

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 15 Dec 2019

ናይ ሰንበት Sunday, 15 December 2019፡ ዕዱም ጋሻና፥ ደራሲን በዓል ሞያ ሕግን፡ ኣቶ ክፍለሃንስ ተወልደብርሃን ኢዩ። ንሱ፡ 'ምምልላእን ምክእኣልን' ዝተሰምያ ማናቱ መጻሕፍቲ ዝደረሰ ኢዩ። ሎሚ ሒዙዎ ዝመጸና ዘሎ ኣስተምህሮኣዊ ሰሚናር፡- "ምክእኣል ኣብ መንጎ መጻምድቲ (ሰብ ሓዳር)፡" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday, 15 December 2019, our invited guest is: Author of two books and Law professional, Mr Kiflehans Teweldebrhan. His Educational seminar topic is tittled: "Tolerance (understanding) between partners, in married life." You are all cordially invited to participate.




15/12/2019 15:58 PM

ስግግርን ዳግመ-ህንጻ ቁጠባ ኤርትራን፡

ዘተ ምስ ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ

Conversation with Amb. Andebrhan - Transition and Rebuilding Eritrean Economy (10 Dec 2019)

www.tempoafrictv.com, 10 December 2019

[www.tempoafrictv.com]




15/12/2019 15:58 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Sunday 15 Dec 2019 መደብ

1. ስልጣን ህግደፍ ኪጽገን ይኽእል ድዩ?

2. ተራ መንእሰያት ኣብ ተቓውሞ

1. Can the government of PFDJ be reformed

2. The Role of the Eritrean Youth in opposition.

Mr Salah Ejail & Mr Aman Mohamed

ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተዩ ዝቐርቡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ 1) ኣቶ ሳልሕ ዕጄል 2) ኣቶ ኣማን መሓመድ፡ (ካብ ፐርዝ ኣውስትራልያ) ኢዮም። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited panellist discussing the topic above are: 1. Salah Ejail and 2. Aman Mohamed from Perth, Australia. You are all cordially invited to participate.

 1ይ ክፋል (08 Dec 2019)፡  2ይ ክፋል (15 Dec 2019)

ዝሓለፈኩም ኣብ ዩቱብ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ




14/12/2019 23:55 PM

ኣባልን ተሓዝ ገንዘብን ምንቅስቓስ ይኣክል ሰሜን ኣመሪካ ዝነበረን፡ ሕጂ ድማ ኣብ እስራኤል ንዘጋጠመ ኩነታት ገንዘብ ዘዋጽእ ዘሎን።

Former Finance of Yiakl in North America and currently Fundraiser for Israel incidence.

Mr Melake zerai

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 14 Dec 2019

ናይ ቀዳም Saturday, 14 December 2019፡ ዕዱም ጋሻና፥ ኣቶ መልአከ ዘርአይ ኢዩ። ንሱ፡ ኣባልን ተሓዝ ገንዘብን ምንቅስቓስ ይኣክል ሰሜን ኣመሪካ ዝነበረን፡ ሕጂ ድማ ኣብ እስራኤል ንዘጋጠመ ኩነታት ገንዘብ ዘዋጽእ ዘሎን ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጸና ዘሎ ናይ ዘተ ኣርእስቲ፡- "(1) ኣበርክቶይን ተመኩሮይን ኣብ ምንቅስቓስ ኤርትራውያን (ይኣክል) ሰሜን ኣመሪካ፡ (2) ኣብ እስራኤል ዘጋጠመ ተረኽቦ፡ ዘሎኒ ርእይቶን፡" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On ቀዳም Saturday, 14 December 2019, our invited guest is: Mr Melake zerai, former Finance of Yiakl in North America and currently Fundraiser for Israel incidence. His discussion topic title is: "1) My Role and experience in the Eritrean Mass movement (Yiakl) North America. (2) My comments on the recent incident among Eritreans in Israel." You are all cordially invited to participate.

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-

ቃለመሕትት ምስ ኣቶ ከሰተ በራኺ (ኣባል ኣጻራዪት ሽማግለ፡ ኣዛራቢ ዝነበረ ጉዳይ፡ ባይቶ ሰሜን ኣመሪካ) (ራድዮ ኤረና 14 Nov 2019)



14/12/2019 23:55 PM

ቃልሲ ህዝባዊ ማዕበል ኤርትራውያን፡

ዓው ኢሉ ይኣክል ይብል ኣሎ።

በርሀ ደስታ / ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ

ክቡራትን፡ ክቡራንን፡ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዓለም ትርከቡ ኤርትራውያን፡-

እቲ ብህዝባዊ ማዕበል ወይ ብቃልሲ ይኣክል ኣገባብ፡ ብናህሪ ንቕድሚት ኣብ ዝስጉመሉ ዘሎ ግዜ፡ ብኣንጻሩ ከኣ፡ ኣንጻር መሰረታዊ ለውጢ ንምምጻእ መድረኽ ቃልስና ዘይግፎ፡ ዓንቃፊ ዝኾነ ተርእዮታት ንዕዘብ ኣሎና፡፡ እቲ ሓፋሽ፡ ህዝቢ ነዚ ሃሳዪ ተርእዮታት፡ ተኸታቲሉ፡ ይኣክል ኢሉ ጠጠው ንኸየብሎ፡ ካብ ተስፋ ምቝራጽን፡ ሕልና ኣልቦነትን ዝተላዕለ፡ ኣብ ዝኾነ ሃገራዊ ኣኼባን፡ ካሊእ ብስም ሃገር ዝካየዱ ንጥፈታትን፡ ካላኦት መደባትን፡ ከም ዘይምልከቶ ወሲዱ፡ ርሒቑ አዩ ዝርከብ ዘሎ፡፡ እዚ ኩነታት’ዚ ክፍጠር ከሎ ከኣ፡ ካብ ዘይምፍላጥ ዝተላዕለ፡ ነቶም ኣብ ውልቃዊ ጥቕምን፡ ፍርሕን፡ ዝተመርኮሰ፡ ናይ ገዛአ ርሶም፡  Read more



14/12/2019 15:30 PM

ዕላላት ምስ ገዲም ተጋዳላይ

ተኽልዝጊ ዑቕባልደት

Interview with veteran Teklezghi Oqbaldet

[ራድዮ ኤረና Radio Erena]

1ይ ክፋል (29 June 2019)፡  2ይ ክፋል (06 July 2019)

3ይ ክፋል (14 Dec 2019)

See Related ምስዚ ዝዛመድ፡-




13/12/2019 22:15 PM

ኣብ ወጽዓታት ደቂ ኣንስትዮን፡

ማሕበራዊ ህይወት ኤርትራውያን ኣብ ስደትን

Suppression of Women and social life of Eritrean women in Diaspora.

[BBC Tigrinya]

 ኣብዚ ጠውቑ

See Related ምስዚ ዝዛመድ፡-



13/12/2019 19:35 PM

ሓባራዊ መግለጺ

ኹነኔ ብሕዝባዊ ምንቅስቓሳት

ሕ.መ.ኣ፣ ካናዳ፣ ዓባይ ብሪጣንያን ደንማርክን

Joint pressrelease by Eritrean Mass Movements, USA, Canada, UK and Denmark, Condemning recent scenario among Eritreans in Israel.

ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ዜጋታት ተቀማጦ እስራኤል ዝተፈጸመ ዘስካሕክሕ ኢሰብኣዊ ፍጻመ ኣዝዩ ዘሐዝንን ባርባራውን ፍጻሜ ምዃኑ ጥራይ ዘይኮነስ፣ ንኹቡር ሃይማኖታዊ እምነታት፡ ባህሊ፡ ሕግን ወግዕን ኣፈታትሓ ግጭታትን ፍልልያትን ሕብረተ-ሰብ ኤርትራ ዘይውክል ስለዝኾነ፡ ብትሪ ንኹንኖ።  እዚ ከም'ዚ ዓይነት ፍጻመን ባህርያትን፣ ብሃንደበት ዝመጸን ብቐሊሉ ዝፍወስን ከምዘይኮነ ድማ ኩሉ ኤርትራዊ ክነቕሓሉን ኣብ ምዕራዩ ክሰርሓሉን ይግባእ። ዋላ'ኳ ክቡር ባህልታትን ወግዕታትን ሃገርና ክንዕቅቦ ብዘይ ምኽኣልና ኩላትና እንሕተተሉ እንተኾነ፡ ብቐጥታን ብተዘዋዋርን ኣብ ሃገርና ዘሎ ዘይቅርዑይን ዘይወግዓውን ስርዓት ህግደፍ ዝሕተተሉ፡ ፍንፉን ናይ ታሪኽ ፍጻሜ ብምባል ንኹንኖ።

Read more

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-




12/12/2019 22:31 PM

ታሪኽ ሂወት

ጅግና ስውእ ተጋዳላይ፡ መልኣከ ተኽለ

(6ይ ክፋል)

ብ`ግርማይ ቦኽረ

መልኣከ ተኽለ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ (መቐጸልታ)

ኣብ ዝሓለፈ ሓሙሻይ ክፋል፡ መልኣከ ተኽለ ንሜዳ ቅድሚ ምኻዱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ ዘሕለፎ ታሪኽ ሂወት ዝምልከት ኢና ተዓዚብና። ኣብ’ዚ ክፋል እዚ ድማ መልኣከ ተማሃራይ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ዝንበረሉ እዋን ከም ሰብ መጠን ባህርያቱ እንታይ ይመስል ነይሩ ካብ ውልቃዊ ትዕዝብተይ ጥራሕ ዘይኮነ ብዙሓት ብጾትና ዝምስክርዎ ከካፍለኩም።

ኣብ’ቲ ናይ መጀመርያ ዓመትና ብግሉጽ ዝተጋህደልና ተርእዮ እንተ ነይሩ፡ ትብዓትን ቆራጽነትን ናይ መልኣከ ተኽለ’ዩ። መልኣከ ተኽለ ኣብ ቅድሚ ካራን ስሕለትን ብድፍረት ተፋጢጡ ስዒሩ ዝወጽእ ደፋር በዓል ሓሞት ምንባሩ፡ እቶም ብሓባር ምስኡ ኣብ’ቲ ዓመት እቲ ዝተማሃርና ብዓንይና ዝርኣናዮ ንምሉእ ሂወትና ንምስክሮ ሓቂ’ዩ (ምስክርነት ኣስገዶም ርእሶም)። …. Read more

1ይ ክፋል (18 Oct 2019)፡  2ይ ክፋል (29 Oct 2019)

3ይ ክፋል (10 Nov 2019)፡  4ይ ክፋል (19 Nov 2019)

5ይ ክፋል (28 Nov 2019)6ይ ክፋል (12 Dec 2019)




12/12/2019 22:31 PM

ስነስርዓት ቀብሪ

ነፍስሔር ሓርበኛ፡ መሓሪ ተወልደመድህን

Funeral Ceremony of

Martyr Mehari Teweldemedhin

Friday, 13 December 2019

It is with great sadness to announce the death of our beloved dedicated ELF friend and unflinching life long fighter. Mr Mehari Teweldemedhin passed away last week and will be buried tomorrow by noon London time.

ሓርበኛ መሓሪ ተወልደመድህን፡ ብ`10 July 1941 ተወሊዱ፡ ዕለት 29 November 2019 ዓሪፉ። ስነስርዓት ቀብሩ፡ ጽባሕ Friday, 13 December 2019: ሰዓት 9፡00 am፡ ኣብ St Michael's Eritrean Orthodox Church, 78 Edmund Street, Camberwell SE5 7NR ናይ ፍትሓት ስነስርዓት ድሕሪ ምክያድ፡ ስነስርዓት ቀብሩ ድማ ሰዓት 11፡30 am ኣብ መካነ መቓብር፥- Lambeth Cemetry, Blackshaw Road, SW17 0BY ክፍጸም ኢዩ።  Read more




10/12/2019 16:57 PM

ቅልውላዋት ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ንሰላም ዘሎ ዕድላትን፡

መደረ ብ`ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ

Horn of Africa Crisis and Prospects for Peace

Amb. Andebrhan Welde Giorgis

Minneapolis, Minnesota (USA), 6 December 2019

[www.eri-platform.org]




09/12/2019 23:15 PM

Dear Eritrean friends and supporters

of Eritrean Justice Seekers,

By: Berhane Kidane

For Eritrean League for justice and democratic change in Gothenburg and Surrounding

We chose to stand and raise our voices today, to bring our concerns to the attention of the Norwegian Peace Nobel Committee and the International community about the misery and severities of the life of the Eritrean people.

Despite the Committee´s well-meaning intentions, we feel that it was a rushed decision to award Prime Minster Abiy with a Nobel peace prize. The Nobel Peace Prize Committee underlined for the motivation of its decision to be: “… in particular for his decisive initiative to resolve the border conflict with neighbouring Eritrea”. Read more




08/12/2019 22:15 PM

ዕርቂ ኣብ ኢስራኤል

ዶ/ር ኣዳነ ገብረመስቀል ተኪኤ

“ዳኛ ንዝበደለ ይቐጽዕ፡ ሕውነትን ስኒትን ኣሕዋት ግን

 ብዕርቂ ይቕረን ይቕሬታን እዩ ዝመጽእ”

ብዛዕባ ባኣሲ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ነበርቲ ኢስራኤል ካብ ዝስማዕ ዓመታት ኮይኑ ኣሎ። ኣብ ጎደናንታት ተልኣቪቭ ብደናጉላ ክተሃራረሙን፡ ብዘይ ንሕስያ ክጭፋጨፉ ዘርኢ ስእልታትን ክንርእን፡ ዝነግር ወረታት ክንስምዕ ጸኒሕና ኢና።  ነገራት ጥርዙ በጺሑ፡ እዚ ለንቅነ ዘጋጠመ ዘስኻሕክሕ ፍጻሜ፡ ጭካነ ዝመልኦ ተግባራትን ናብ ማህሰይቲ ኣካላትን፡ ጥፍኣተ ነብሲ ኣስዒቡ ድሮ ሂወት ንጹሀት ሰባት ሓሊፉ ኣሎ። በቲ ናይ ፍትሒ ኣካል ናይ’ታ ሃገር ክግበር ዘለዎ ክግበር ምዃኑ ፍሉጥ ኮይኑ፤ እቲ ቤት-ፍርዲ ዝህቦ ብይን ፍትሒ ዘልብስ ክኸውን ትስፍዋት ኢና። ነቶም ቅድምሒጂ ዝተፈጸሙ ገበናት እዋን ግቡእ ሕጋዊ መዕለቢ ክረኽቡ ንጸውዕ። Read more




08/12/2019 23:55 PM

ምልካዊ ስርዓት ዝደረኾ ማሕበራዊ ንቡር-ኣልቦነት ኣብ ሕብረተ-ሰብ ኤርትራ፡

A Dictatorial-Regime-Driven Social Anomie in the Eritrean Society:

By: Dr. Gebre Gebremariam

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 08 Dec 2019

ናይ ሰንበት Sunday, 08 December 2019፡ ዕዱም ጋሻና፥ ገዲም ተጋዳላይ ዶ/ር ገብረ ገብረማሪያም ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጸና ዘሎ ኣስተምህሮኣዊ ሰሚናር፥- "ምልካዊ ስርዓት ዝደረኾ ማሕበራዊ ንቡር-ኣልቦነት ኣብ ሕብረተ-ሰብ ኤርትራ፡ ሳዕቤናቱ ኣብ ህላወን ቀጻልነትን ኤርትራ ከም ልዕላዊት ሃገርን ህዝብን።" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም።  On Sunday, 08 December 2019, our invited guest is: Veteran Dr. Gebre Gebremariam. His Seminar topic is tittled: "A Dictatorial-Regime-Driven Social Anomie in the Eritrean Society: Implications to the Survival and Continuity of Eritrea as a Sovereign Nation-State and People." You are all cordially invited to participate.




08/12/2019 22:15 PM

ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)

ናይ Sunday 08 Dec 2019 show መደብ

Open MiC ክፉት ዘተ:

(1) Attack on Eritrean Journalist Amanuel Eyasu, by PFDJ supporters (2) Ethiopia’s propaganda and it’s implications.  

(1) ብደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ፡

(2) ፕሮፓጋንዳ ኢትዮጵያን ሳዕቤናቱን።

ኩልኹም ኣብዚ ክፉት ዘተዚ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም!

You are all cordially invited to participate on this Open MiC programme.






07/12/2019 23:55 PM

ዓወት ቃልሲ ደለይቲ ፍትሒ ዝረጋገጽ፡

ብልዑል ተሳትፎ መንእሰያት ኢዩ።

The success of Justice movement depends on growing participation of Eritrean youth.

By: Mr. Samson Zere

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 07 Dec 2019

ናይ ቀዳም Saturday, 07 December 2019 ዕዱም ጋሻና መንእሰይ ሳምሶን ዘርአ ኢዩ። ሎሚ ሒዙዎ ዝመጸና ናይ ዘተ ኣርእስቲ ከኣ "ዓወት ቃልሲ ደለይቲ ፍትሒ ዝረጋገጽ፡ ብልዑል ተሳትፎ መንእሰያት ኢዩ።" ዝብል ኢዩ። ኩሉ ኤርትራዊ ንክሳተፍ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday, 07 December 2019, our invited guest is Mr. Samson Zere. He discussion topic title is - "The success of Justice movement depends on growing participation of Eritrean youth." You are all cordially invited to participate.




07/12/2019 17:55 PM

መንነትን፡

ተልመዴን ፖለቲካ ኣውራጃን

(The Apprentices of Regionalist politics)

ዶ/ር ፍትዊ ወልዳይ (Dr. Fitwi Wolday)

እዚ ኣርእስቲ’ዚ ካብቲ ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ ክላኻዕ ዝውዕል ኣርእስቲ ስለዝኾነ፡ ዘይሰምዖ እንተሃሊዩ ኣዝዩ ውሑድ’ዩ ዝኸውን፡ ንሱ ውን ኢንተርነት ኣብዘይብሉ ቦታ ዝነብር ኢዩ ዝኸውን ኢለ እግምት። እዚ ዛዕባዚ፡ ኪንዮ ኣውራጃ ዝኸይድ ጠማሪ መንነት ስለዘለና፡ ንመብዛሕትና ክንዛረበሉ ዓዳሚ ኣይኮነን። እንተኾነ፡ ዛዕበኦም ዝገበርዎ ኤርትራውያንን ጓኖትን ስለዘለው፡ ቅኑዕ ሓበሬታን መኣረምታን እናሃብና ጉዳይና ናይ ምምሕዳር ሓላፍነት የሰክመና። በዚ መንፈስ’ዚ ተላዒለ፡ ትዕዝብተይ በዘን ዝስዕባ ውሑዳት ሕጡበ-ጽሑፋት ክጥርንፍ ፈቲነ ኣለኹ። ኣብ ኤርትራ ንኣውራጃ ከም ኣሃዱኣዊ ናይ መንነት ባእታ ከቑሞ ዝኽእል ረቛሒ ኣሎ ዶ፧ ንዝብል ሕቶ ክምልስ ብምፍታን ክፍልም ኢየ። ኣስዒበ፡ ኣውራጃውነትን ኣውራጃዊ ፖለቲካን ሓደ ቁራስ ናይ ዝዓበየ ኣዕናዊ ዘመተ ምዃኑ ከድህስስ ክፍትን ኢየ። Read more




06/12/2019 15:25 PM

CHALLENGES

IN THE TRANSFER OF POLITICAL LEADERSHIP IN ERITREA

By Dr. Tesfa G. Gebremedhin

West Virginia University.

It is usually possible, if not with certainty, to predict any future events based on historical facts. To predict what is going to happen in any situation depends upon our recollection of the matter and critical analysis on the trends and patterns of what has happened over time. It is normal to try to find out the fate of a business, or even a country, by asking appropriate questions and making proper analysis. For instance, to find out the fate of a business we may ask, what will happen to the business when the owner retires or passes away? If it is a well-established business, Read more




05/12/2019 22:48 PM

ጽሓይ ዕራርቦን ኣካይዳ ጎብየን

THE WALK OF A TORTOISE WHILE THE SUN SETS

ብ’ረድኢ ክፍለ (ባሻይ)

ኣብዚ ጠውቑ (05 Dec 2019)፡  

ብጽሑፍ ንምንባብ፡ ኣብዚ ጠውቑ




05/12/2019 22:48 PM

ኣብ መንጎ ኤርትራውያን፡ ብፍላይ ከኣ ኣብ መንጎ ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ፡ ዝርአ ዘሎ

ዘይንቡር ጎንጽታት፡ ጠንቁን ሳዕቤናቱን፡

ቃለመሕትት ምስ ቀሺ ገብረሚካኤል ዮውሃንስ

[Fanus Network]

1ይ ክፋል (02 Dec 2019)፡  2ይ ክፋል (04 Dec 2019)

See Related ምስዚ ዝዛመድ፡-



01/12/2019 23:55 PM

ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)

ናይ Sunday 01 Dec 2019 show መደብ

ትርጉምን፡ ብልጫታትን፡ ናይ ብ "ህዝባዊ ማዕበል" ዝልለ ኣገባብ ቃልሲ ኤርትራውያን።

The Concept of the Eritrean Mass Movement & Its Advantages. No Single Eritrean will be left behind.

ኣቶ በርሀ ደስታ (ካብ ሲያትል ኣመሪካ)

On 01 Dec 2019, Voice of Eritrea will be hosting Mr Berhe Desta, from Seattle USA. He is going to discuss with us on the topic above. Mr Desta, was NSA member and leader of Student Union in USA. ; he holds MBA and Diploma in Engineering. You are all cordially invited to participate..

ክቡራት ተኻታተልትና፡ ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ፡ ዕለት 01 December ምሳና ዝዝቲ ጋሻና፡ ኣቶ በርሀ ደስታ (ካብ ሲያትል ኣመሪካ) ኢዩ። ኣቶ በርሀ፡ ኣባል ዝነበረ፡ ከምኡውን ኣብ ምንቅስቓስ ኤርትራውያን ተማሃሮ ሰሜን ኣመሪካ፡ መራሒ ኮይኑ ዘገልገለን ኮይኑ፣ ናይ ማስተሬይት ዲግሪ ከምኡውን ዲፕሎማ ኣብ ኢንጂነሪንግ ዘለዎ ኢዩ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም!

 1ይ ክፋል (01 Dec 2019)፡   2ይ ክፋል (01 Dec 2019)

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-



01/12/2019 23:55 PM

Why Eritrea's Independence is sham?

ስለምንታይ ኢዩ ናጽነት ኤርትራ፡

ንይምሰል ኮይኑ?

By: Memhir Abdalla Barole

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 01 Dec 2019

ናይ ሰንበት Sunday, 01 December 2019፡ ዕዱም ጋሻና፥ ደመምህር ዓብደላ ባሮለ ኢዩ። ሎሚ ሒዙዎ ዝመጸና ዘሎ ናይ ዘተ ኣርእስቲ፡- "ስለምንታይ ኢዩ ናጽነት ኤርትራ፡ ንይምሰል ኮይኑ?" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday, 01 December 2019, our invited guest is: Memhir Abdalla Barole. His discussion topic title is: "Why Eritrea's Independence is sham?" You are all cordially invited to participate.



01/12/2019 15:25 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Sunday 01 Dec 2019 መደብ

ፖለቲካዊ ስልጣን ኣብ ኤርትራ

POLITICAL AUTHORITY IN ERITREA

Mr Kidane Hagos & Mr Kibreab Tesfu

ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተዩ ዝቐርቡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስ፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉ (ካብ ካናዳ አኦታዋ) ኢዮም። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited panellist discussing the topic above are: Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu (From Ottawa Canada). You are all cordially invited to participate.

ዝሓለፈኩም ኣብ ዩቱብ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ





ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ

OPEN LETTER TO ALL PFDJ MEMBERS

(24 March 2001)

እዚ "ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ" ዘርእስቱ ጽሑፍ፡ በቶም ንቅዋማዊ ምሕደራ ዝጠለቡ፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ኣባላት ባይቶን፡ (ብጉጅለ-15 (G-15)ዝፍለጡ)፡ ኣብ 2001 ዘውጽኡዎ ቅሉዕ ጠለባትን መልእኽትታትን ዝሓዘ ታሪኻዊ ሰነድ ኢዩ። እዚ ቅኑዕ ህዝባዊን እዋኑ ዝጠልቦ ዝነበረን ጠለቦም፡ ከም ገበን ተቖጺሩ ኸኣ፡ ካብ 18 መስከረም 2001 ኣትሒዞም፡ ኣብ ማሕዩር ክበልዩን ሃለዋቶም ተሸሪቡን ይርከብ። ብዙሓት ካብኣቶም ህይወቶም ከምዝሓለፈ ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት እኳ እንተፍለጡ፡ ብወገን መንግስቲ ኤርትራ ግን ዝኾነ ወግዓዊ መልሲ ኣይተዋህበን።. Read more





Snitna: Code of Conduct

መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

[Snitna.com  ስኒትና]

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more


























Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print