ራድዮ ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)
VOICE OF ERITREA (by Naz Yemane)
Listen Live Every Sunday
( 2 - 5 PM Halifax Time ):-
ወትሩ ሰንበት ካብ 2-PM ክሳብ 5-PM ብኣቆጻጽራ ሃሊፋክስ ካናዳ፡ ንሰለስተ (3ተ)ሰዓታት ይፍኖ።
Start Time ዝጅምረሉ ሰዓታት:-
Asmara: 9:00pm | Berlin: 7:00pm | London UK: 6:00pm | Halifax Canada: 2:00pm | DC: 1:00pm |
ብደሓን ምጽኡ!
ኣብ እዋን ፈነወ፡ ንኹሉ ክፉት ስለዝኾነ፡ ተሳትፎኹምን ርእይቶኹምን ኣይፈለየና።
ቀጥታ ንምስታፍ፡ ብቁጽሪ ቴለፎን፡ direct Tel:-
+1-902-494-8433 ናብ ስቱድዮ ደውሉ።
LIVE ቀጥታዊ ፈነወ ራድዮ
CKDU 88.1 FM:
መደብና ብቀጥታ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ታሕቲ ጠውቑ፡-
Live Show here below:)
ቀጥታዊ ፈነወ ንምስማዕ ላዕለዋይ እንተኣብዩኩም፦
Alternatively, listen live and participate in discussion via፡
CKDU website ኣብዚ ጠውቑ
Past shows
ዝሓለፈ መደባት
ዝሓለፈ መደባት ድምጺ ኤርትራ፡ ኣብ ወብሳይት ንምስማዕ፡ ኣብዚ ታሕተዋይ ምረጹ/ጻ፡-
To listen Past shows of Voice of Eritrea on website: Select below:
ዝሓለፈ መደባት ድምጺ ኤርትራ፡ ኣብ ዩቱበ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
To listen Past shows of Voice of Eritrea on Youtube: click here.
ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Radio Voice of Eritrea (Naz Yemane).
(ናይ Sunday, 16 June 2024 show መደብ)
ዝርርብ ምስ፡ ሓርበኛ ኢዮብ መንግስቱ።
A conversation with Patriot Eyob Mengistu.
ኢዮብ መንግስቱ ሓደ ካብቶም ንኤርትራ ካብ ኢድ ጸላኢ ሓራ ንምውጻእ ንነዊሕ ዓመታት ዝተቓለሱ ጀጋኑ ናይ ተሓኤ ተጋደልቲ እዩ። ኣብ ገድላዊ ስራሓቱ፡ ምስ ከም ገዲም ሓርበኛ ኣብራሃለይ ክፍለ፡ ሓቢሩ ዝነጥፍ ዝነበረ ኢዩ። ተሞኩሮኡ ከዕልለና ኢዩ።
Veteran Eyob Mengistu was a dedicated Eritrean freedom fighter, member of ELF. He worked with his comrades, among them Veteran Abrahaley Kifle. He will share his experiences with us.
ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Radio Voice of Eritrea (Naz Yemane).
(ናይ Sunday, 09 June 2024 show መደብ)
ዝርርብ ምስ፡ ሓርበኛ ከማል ኢብራሂም።
A conversation with veteran Kamal Ibrahim.
ዘተ ምስ ሓርበኛ ከማል ኢብራሂም። ከማል ሓደ ካብቶም ንኤርትራ ካብ ኢድ ጸላኢ ሓራ ንምውጻእ ንነዊሕ ዓመታት ዝተቓለሱ ጀጋኑ ናይ ተሓኤ ተጋደልቲ እዩ። ካብ ተመኩሮታቱ ንስማዕን ንመሃርን።
Discussion with Patriotic Kamal Ibrahim. Kamal Ibrahim is one of the heroes of Eritrean Liberation Front (ELF) who fought for long years to liberate Eritrea from the hands of the enemy. Let us listen and learn from his experiences.
ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Radio Voice of Eritrea (Naz Yemane).
(ናይ Sunday, 02 June 2024 show መደብ)
ዝርርብ ምስ፡ ሓርበኛ ዳዊት ኣስገዶም።
A conversation with veteran Dawit Asgedom.
ዳዊት ኣስገዶም፡ መምህርን ናይ ባንክ ሰራሕተኛ ዝነበረን ኮይኑ፡ ብምትሕብባር ፈዳይን ተሓኤ (ኣብራሃለይ ክፍለ፡ ዘምህረትን ካልኦትን)፡ ኣሽሓት ኣቕራሽ (ብር) ካብ ንግዳዊ ባንክ ኢትዮጵያ ብምውጻእ፡ ናብ ሰውራ ኤርትራ (ተሓኤ) ዘረከበ ተጋዳላይ ኢዩ።
Veteran Dawit Asgedom, was a teacher and former bank employee. Collaborating with E.L.F. Fedayin (Abrhaley Kifle, Zemhret and others), he withdrew thousands of birr from the Commercial Bank of Ethiopia and handed them over to the E.L.F.
ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Radio Voice of Eritrea (Naz Yemane).
(ናይ Sunday, 04 June 2023 show መደብ)
ካብ ሜዳ ኩዕሶ እግሪ ክሳብ ሜዳ ውግእን፡ ህሉው ፖለቲካ ኤርትራን። ምስ ገዲም ተጋዳላይ ሃይለ ወልዱ (ወዲ ዳንግሽ)።
From Soccer-field to Battle-field and current Eritrean politics, with Veteran Haile Woldu (Wedi Dangish).
Part-1 (04 June 2023):
Part-2 (11 June 2023):
Part-3 (25 June 2023):
Part-4 (02 July 2023):
See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-
- Snitna YouTube - ስኒትና ዩቱብ ቻነል።
- Snitna Network and Sinit Seminars Directory. ብ`ስኒትና ከምኡ`ውን ስኒት ዝተኻየዱ ሰሚናራት።
- Snitna FaceBook - ስኒትና ፌስቡክ።
- Sinit YouTube - ስኒት ዩቱብ ቻነል።
- ዘተ ንሓባራዊ ንቕሓት
Dialogue for Common Awareness
مجموعة الحوار للوعي المشترك - ሌላ ምስ
ፖለቲካዊ ሰልፍታትን ህዝባዊ ምንቅስቓሳትን ኤርትራ፡
Eritrean Political parties and Civic movements.s
مقدمة في الأحزاب السياسية والحركات المدنية الإريترية - BUILDING DEMOCRACY IN ERITREA - ህንጸት ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ بناء الديمقراطية في إريتريا
- ሕግን ሕብረተሰብን - Law and Society.
- ኣስተምህሮ፡ መስርሕ ምንዳፍ ቅዋም ኤርትራ - The Eritrean Constitution Making Process
Seminar by Dr Bereket Habte selassie. ኣስተምህሮ፡ ብ`ዶር. በረኸት ሃብተስላሰ። - ሲምፖዝዩም ኤርትራ (Eri-Platform: 2018 - 2020)
- ዋዕላ ህንጸት ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ Building Democracy in Eritrea Conference (Eritrea Focus: 2019 - 2020)
- Enough is enough! ይኣክል ምልኪ! ማዕበል ድምጺ ህዝቢ لقد طفح الكيل
- 1993, Eritrean independence referendum Results
ታሪኻዊ ውጽኢት ረፈረንዱም ኤርትራ 1993. - ሃገራዊ ቻርተር ኤርትራ - ኣብ 3ይ ጉባኤ ህ.ግ.ሓ.ኤ: ዝጸደቐ (ናቕፋ 10 - 16 ለካቲት 1994)።
- PFDJ NATIONAL CHARTER Adopted by the 3rd Congress of the EPLF/PFDJ Naqfa, February 10-16, 1994.
- ንዝኽሪ ግዳያት ዲክታቶሪያዊ ምሕደራ ኤርትራ። In memory of Victims of Dictatorial Administration in Eritrea.
- G-15:- ቅልዕቲ ወረቐት ናብ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣገደስቲ እዋናውያን ጉዳያት፡ (ኣስመራ፡ ነሓሰ 3፡ 2001)
- G-15:-Open Letter To The People of Eritrea (Asmara, August 3, 2001)
- G-15:-ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ
- G-15:-Open Letter to All PFDJ Members (Audio) ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ (ብድምጺ)
- G-15:-Open Letter to All PFDJ Members
- GI: ህጹጽ ጻውዒት ንኹሎም ኣብ መላእ ኵርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን። An Urgent Call to All Eritreans Worldwide. المبادرة العالمية لتمكين الحركة الشعبية الاريترية
- ድምጽና (Our Voice)
- መደብ ንጋባእ ENGAGE ERITREA!
- Advice for All Eritreans ምኽሪ ንኹሎም ኤርትራውያን
- UN Human Rights Council - Human Rights in Eritrea (Website) / ናይ ውሕሃ ቤትምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት - ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡ (Website)
- UN Human Rights Council - Human Rights in Eritrea (YouTube) / ናይ ውሕሃ ቤትምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት - ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡ (YouTube)
- Human Rights in Eritrea / ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡
- UN - Commission of inquiry on Eritrea / ናይ ውሕሃ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- Mike Smith / ሚስተር ማይክ ስሚዝ፡ ኣቦ ወንበር መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- Also see: "UN - COI on Eritrea / ናይ ውሕሃ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- UN COMMISSION OF INQUIRY ERITREA (COI-ERITREA) And POPULAR RESPONSES
- ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ህዝባዊ ግብረ-መልሲን
- ጸብጻብ መርማሪት ኮምሽን ኵነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ – ዘይወግዓዊ ትርጉም (ብትግርኛ)

ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ።