Home  About us   Contact us

Copyright © www.snitna.com

Design: Yohannes Berhe

December 2016 - Archive

Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print
Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና



29/12/2016 21:52 PM

The Passing of A Dear and Great Friend:

Jerome Goytom, (1941-2016) -

by Kassahun Checole

Jerome Goytom, (1941-2016) a splendid human being, mentor of many a young person and a good friend to a whole lot more passed away peacefully on Christmas day, December 25 after a long illness in Ottawa, Canada. He was surrounded by the love of his family and friends.

Jerome was the son of Dr. Goytom Petros Habtemicahel and Wzo. Letengus Berhane Zerom. He…Read more





29/12/2016 01፡26 AM

 ዓለምለኻዊ ተበግሶ ንምድንፋዕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ

መልስታት ዓለምለኻዊ ተበግሶ ናይ ተደጋጊሞም ዝተሓተቱ ሕቶታት! ታሕሳስ 25, 2016

ክቡራት ነበብቲ፡-

ካብቲ ኣብ ናይ ኤርትራ ድሮ መበል 25 ዝኽሪ ዓመት (23 ግንቦት፡ 2016) "ህጹጽ ጻውዒት ንኹሎም ኣብ መላእ ኵርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን" ዘውጻእናሉ፡ ሓያለይ መተባብዒ መልስታት ረኺብና ኢና። ክሳብ ሕጂ ኣብ ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኣዝዮም ብሓት ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ዝተጸንበሩ ምህላዎም ሕጉሳት ኢና፤እቲ ቍጽሪ ኸኣ መዓልታዊ እናዓበየ ይኸይድ ኣሎ።  Read more:   PDF   WORD

Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-



29/12/2016 01፡26 AM

 Global Initiative to Empower Eritrean Grassroots Movement –

Global Initiative (GI)

Answers to Frequently Asked Questions (FAQs) December 25, 2016

Dear Reader,

Since the release of the “Urgent Call to All Eritreans World-Wide” on the eve of Eritrea’s 25th Independence Anniversary, we have received a number of encouraging responses. We are pleased to have so far very many justice seeking Eritreans who have joined the Global Initiative, and the number is growing every day. Read more: PDF  WORD

Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-




25/12/2016 00፡17 AM

ክፉት ቃለመጠይቕ ምስ ዮውሃንስ ጸጋይ

Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-



23/12/2016 00፡09 AM

#UNGA71 | Last minute attempt to choke UN funding for human rights. ናይ መወዳእታ ደቒቕ ፈተነ ንምዕጋት ምወላ ንሰብኣዊ መሰላት ውሕሃ።

[ International service for Human Rights - ISHR]

In the very final UN session of the year, a handful of countries seeking to avoid scrutiny of their own human rights records are attempting to cut off essential funding for the UN's independent experts. ሩስያ፡ ቻይናን እስራኤልን ዝርከብአን ኣባል ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝኾና ሒዶት ሃገራት፡ ነቲ ጉዳይ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ንምክትታል ተባሂሉ ክስላዕ ዝጸንሐ ባጀት ከቋርጽ ብወግዒ ጠለብ ከቕርባ ምዃነን ኣፍሊጠን። ብኣንጻር'ዚ ድማ፡ እተን ብጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ዝግደሳ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከባ ትካላት፡ ነዚ ዝቃወም ምሕጽንታ ዝሓዘ ሓባራዊ ጽሑፍ ኣቕሪበን ኣለዋ። እዚ ስጉምቲ'ዚ፡ ከም በዓል ሩስያን ቻይናን ነቲ ኣብ ውሽጠን ዘሎ ኩነታት ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ዝግበር ምክትታል ንምሽፋን ዘልዕልኦ ዘለዋ ክኸውን ከሎ፡ እስራኤል ድማ ነቲ ኣብ ልዕሊ ፍልስጢማውያን እትገብሮ ግህሰት ንምኽዋል ዝዓለመ ተበግሶ ኢዩ። ዘይቅዱስ ቃልኪዳን!…Read more




20/12/2016 17፡03 PM

ማሕበራዊ ምኽሪ Social Advice፡-

ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ዝገጥሞም ሽግራትን ተራ ኤርትራዊ ማሕበረሰብን፡ ብ’ኣቶ ናስር ማሕሙድ

Issues affecting Under-age Eritrean Refugees in Sweden and role of Eritrean community:

by Mr Nasser Mahmoud

[Eri-Adal TV ቲቪ ኤሪ ኣዳል]

ኣቶ ናስር ማሕሙድ፡ ኣማኻሪ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት፡ ኣብ ሽወደን፡ ምስ ቲቪ-ኣዳል ሽወደን ኣብ ዝገበሮ ቃለመጠይቕ፡ ንህሉው ኩነታት ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ (ትሕቲ 18 ዓመት ዝኾኑ) ሓተትቲ ዑቕባ ኤርትራውያን፡ ዝገጥሞም ሽግራትን ተራና ከም ኤርትራዊ ማሕበረሰብ ድማ ከመይ ክኸውን ከምዝግብኦን ኣገዳሲ ሰፊሕ ሓበሬታን ምኽሪን ሂቡና ኣሎ። Read more





20/12/2016 17፡03 PM

ኣተኩሮ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት

ብገዲም ተጋዳላይ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ

[Radio Erena]

ኣብ ናይ ሰኑይ 19 ታሕሳስ 2016 ራድዮ ኤረና መደቡ፡ ኣዝዩ እዋናዊን ኣገዳሲን ዝኾነ ማዕዳ ሒዙልና ቀሪቡ ኣሎ።

ኣቶ ክብሮም ዳፍላ፡ ብታሪኽ ህዝብናን ተጋደልትናን (ተሓኤ ኮነ ህግሓኤ) ክንሕበንን ከነኽብርን ከምዝግባእ፡ ካብ ዝኾነ ኩርናዕ ዝመጹ ፈላለይቲ ንፍትሓዊ ቃልስና ዝሃስዩ ኣረኣእያታት፡ ከይሳዕረሩን ሳዕቤን ከየኸተሉን ክንቃወሞም ከምዘሎና ይላቦ። ሓቢርና ምስ እንሰርሕ ጥራይ ክንዕወት ከምእንኽእል ከኣ ኣገንዚቡ። ኣቶ ኽብሮም ዳፍላ፡ ወትሩ ሰኑይ ሰኑይ፡ ኣብ ራድዮ ኤረና፡ ንፖለቲካዊን ቁጠባዊን ኩነታት ሃገርና ኤርትራ ኣመልኪቱ፡ ኣገዳሲ እዋናዊ መደብ ሑዙ ዝቐርብ ምዃኑ ዝፍለጥ ኮይኑ ኩሎም መደባቱ ምውካስ ኣድላዩ ኢዩ።  Read more

Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

Radio Erena: 26 Dec 2016





20/12/2016 17፡03 PM

ዓውደ መጽናዕቲ ብ'Atlantic Council (ሕመኣ)

Rethinking Eritrea -  ዳግመ-ግምገማ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ

ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት፡ ብ Atlantic Council (ሕመኣ) ዝተወደበ፡ Rethinking Eritrea (ማለት፡ ዳግመ-ግምገማ ብዛዕባ ኤርትራ) ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ፡ ዓውደ ዘተ ተኻይዱ ነይሩ። ጽሟቕ ትሕዝቶ ናይቲ ዘተ ብትግርኛ ንምፍላጥ፡ ኣብ Erimedrek ዝወጸ ጽሑፍ ምውካስ ይከኣል። ሙሉእ ትሕዝቶ ናይቲ ዘተ ብቪድዮ ንምዕዛብ ድማ ኣብዚ ጠውቑ




Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-  



20/12/2016 01፡40 AM

ምድንፋዕ ተራ ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ መሪሕነት፡ ብድሆታትን ዕድላትን።

 Promotion of Eritrean Women in Leadership - Challenges and Opportunities

Seminar with Veteran Ms Asgedet Mehreteab.

ሰሚናር ብሓርበኛ ተቓላሲት ኣስገደት ምሕረትኣብ

[EMDHR]

እዚ ኣብ ዕለት 16 Dec 2016 ኣብ ፓልቶክ EMDHR ዝተኻየደ ህዝባዊ ሰሚናር፡ ንኹሉ ካብ እዋን ሓርነታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ክሳብ'ዚ ዘሎናዮ እዋን ዝዳህሰሰን ዘሳተፈን ኮይኑ፡ ዓይንና ንምንቋሕ ዝሕግዘና፡ ኣዝዩ ኣገዳሲ ሰሚናር ኢዩ።

1ይ ክፋል፡  2ይ ክፋል፡   3ይ ክፋል






18/12/2016 21፡43 PM

ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)

ናይ Sunday 18 Dec 2016 show መደብ

ፍሉይ ቃለመሕትት ምስ ሓርበኛ ሰመረ ፍስሃየ ካብ ሃገረ ፈረንሳ። Exclusive interview with Veteran Semere Feshaye. 3ይ ክፋል

Exclusive interview with Veteran Semere Feshaye from France. Semere will share his experience with Selfi Netzanet, ELF as well as experience of his martyr comrade veterans: Weldedawit Temsgen, Melaake Tekle and others. He will also share his views on the current issues in Eritrea. ፍሉይ ቃለመሕትት ምስ ሓርበኛ ሰመረ ፍስሃየ ካብ ሃገረ ፈረንሳ። ሰመረ፡ ገድላዊ ተመኩሮኡ (ሰልፊ ናጽነት ከምኡውን ተሓኤ)፡ ምስ ስዉኣት ጀጋኑ ወልደዳዊት፡ መልኣከ ከምኡውን ካልኦት ዝነበሮ ዝምድና፡ ከምኡውን ርእይቶኡ ኣብ ህሉው ኩነታት ኤርትራ ዘተኮረ ዕላል ካብ ተሪኽ ሰውራ ኤርትራ ኢዩ።

   1ይ ክፋል (04 Dec 2016)፡    2ይ ክፋል (11 Dec 2016)  3ይ ክፋል (18 Dec 2016)




16/12/2016 04:47 AM

ሓውኻ ኣበይ ኣሎ?

ኣቱም ኲልኹም እትጽዕሩን ጾር ዝኸበደኩምን፡ ኣነ ኸዕርፈኩም ናባይ ንዑ። ማቴዎስ 11:28.

ሓዋርያዊ መልእኽቲ ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ። ፪ይ ክፍሊ፡ ህልው ኵነትና - መሠረት ቍስልናን ጸገምናን. Where is your Brother? Pastoral letter Of the Catholic Eparchs of Eritrea.

Read more / ምስዚ ዝዛመድ ሓበሬታ፡-









16/12/2016 04:55 AM

ትርጉምን እንታይነትን መንግስትን ባንዴራን!

ብ’መሲናስ  ሻሙናይ (8ይ) ክፋል

'ካብቲ ፈጣሪ ዚሃበና ብሉጽ ህያባት ክልተ፡ "ሓርነትን ኣማንን" እየን። እቶም ዕድል ደቂ ሰብ ኣብ ኢዶም ዚሓዙ ሰባት ወይ ሓይልታት፡ ነዘን ቅዱሳት ህያባት እዚአን ብንጹህ ሕልና ኣብ ግብሪ እንተዘውዕሉወን፡ ዓለም ብቕጽበት ናብ መንግስተ ሰማይ ምተለወጠት! ግናኸ ክንደይሳዕ ብስመን ዝገደደ ገበን ዘይፍጸም!


ጠላይን ቀደም ንኤርትራውያን፡ በቲ ሞራላውን ፖለቲካውን ሓይሊ ቀቲሎሞም ዚነበሩ ብስም ሓለዋ ኣማን፡ ማለት ብምኽንያት ጸጥታ'ዩ ነይሩ። እንግሊዛውያን እውን ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ሓዊ ዘእተዉ፡ ብስም ሓድነት'ዩ ነይሩ። እንተኾነ ጣልያን ንኤርትራውያን ከይቀተሉን ከይኣሰሩን ሃገር ኪሕልዉ ኣይምኸኣሉንዶ!? እንግሊዛውያንከ ኣብ መንጎ ኣሕዋት ኤርትራውያን ሓዊ ከይኣጎዱ ንሃገር ብሓድነት ኪመርሑዋ ኣይምኸኣሉንዶ!?"...Read more

  1ይ ክፋል (12.10.2016)፡  2ይ ክፋል (20.10.2016)፡

  3ይ ክፋል (28.10.2016)፡ 4ይ ክፋል (05.11.2016)፡

  5ይ ክፋል (15.11.2016)፡   6ይ ክፋል (21.11.2016)፡

  7ይ ክፋል (30.11.2016)፡  8ይ ክፋል (15.12.2016)፡

  9ይ ክፋል (06.01.2017)፡ 10ይ ክፋል (19.01.2017)፡

  11 ክፋል (26.01.2017)፡  12 ክፋል (12.02.2017)፡

  13 ክፋል (23.02.2017)፡  14 ክፋል (03.03.2017)፡





13/12/2016 17፡22 PM

The price they still pay

Eritrean Veterans

by: Kiki Tzeggai


The price they still pay - Eritrean Veterans Our Veterans were educated, professionals, farmers and fishermen. They were women and men alike. They were soft spoken and had security, but valued a free Eritrea more. They stood tall, their beliefs unwavering. They promised their people to die but never would let occupation last for eternity.

They gave all of us a free Eritrea. Read more








10/12/2016 02:04 AM

Social development &

The State of Education in Eritrea

ማሕበራዊ ምዕባለ ኣብ ኤርትራ - ትምህርቲ።

[ EMDHR ]

Dr. Sara Ogbay, former University of Asmara professor discuses social development and the state of education in Eritrea. In her extensive analysis Dr. Sara reveals how education is deteriorating in Eritrea and tells her own experience teaching at the now dismantled University of Asmara before she left the country. Here are the three parts of the Seminar sessions: ዶ/ር ሳራ ዑቕባይ፡ ብዛዕባ ማሕበራዊ ምዕባለ ኤርትራ፡ ብፍላይ ከኣ ኣብ መዳይ ትምህርቲ፡ ተመኩሮኣ ብምዝማድ፡ ኣዝዩ ጠቓሚ ኣስተምህሮኣዊ ሰሚናር ኣካይዳ። ነዚ ኣብ ፓልቶክ EMDHR ዝተኻየደ: ሰሚናር ንምስማዕ፡ ኣብ ታሕቲ ጠውቑ፡-

 Part-1: Part-2:   Part-3:





03/12/2016 20:16 PM

ንኽትሰምዕ  ምምሃር፣

ንኽትምሃር ምስማዕ  የድሊ።

ደራሲ: ዶ/ር ተስፋ ገብረመድህን - West Virginia University ትርጉም ናብ ትግርኛ:- መም/ተኽለ ስብሃቱ ተስፉ


ኣብ መንጎ ሰባት ካብ ዘለዉ ናይ ርኽክብ ክእለታት  እቲ ኣዚዩ ኣገዳሲ ምናልባት ምስማዕ  ኢዩ። ምስማዕ እኩብ ድምር ናይ’ቲ ብምስትውዓል ዝወሃብ ዘይተኻፋፈለ ኣቕልቦ፣ማለት ነቲ ዝተባህለ ዘይኮነ፣ ነቲ ዝተገብረ  ርኽክባት ምስማዕን ምርዳእን ኢዩ።ክንዝክሮ ዘድልየና ፣ምድማጽን ምስማዕን ሓደ ኣይኮኑን።  ገለ ሰባት ነቲ ቃላት ከዳምጽዎ ይኽእሉ’ዮም፣ኣቓልቦ እንተ ዘይገይሮሙሉ ግን ነቲ ዝተመሓላለፈ መልእኽቲ ብትኽክል ክርድእዎ ኣይክእሉን’ዮም።ሓደ ሓደ ግዜ…Read more






02/12/2016 23:53 PM

ብሕቱው ዕላል `ስልጣን ኣልቦ` ሹመኛታት

 ክፍለሃንስ ተወልደብርሃን (ጎርድም)


(ምድሃል + ምልማስ + ምስጓግ) x (ዘይምትእምማን + ብኲራት ምሁራን) =

 ምብትታን ህዝብን ሃገርን

 

ኣብ መንበሪ ገዛ እንዳ ሓደ ብ/ጀነራል ክልተ ኮሎኔላት፡ ሓደ ማእከላይ ጽፍሒ ዝሓላፍነቱ ኣብ ሲቪላዊ ስራሕ መንግስቲ ዝተመዘዘን ሓደ ዝተጣየሰ ተጋዳላይ ነበርን ብዛዕባ ሕሉፍ ህይወቶም ብሕት ኢሎም ወጃዕ ይብሉ ነበሩ። ካብ ዝጀመርዎ ኣርእስቲ ናብ ካልእ እንዳ ተሰጋገሩ፡ `ንዘረባ ዘረባ የምጸኦ` ዘሕምሞም ጉዳይ ህሉው ኩነታት ተላዕለ`ሞ፡ እቲ መጻኢ ደቆም ዘጸልመተ ህሉው ኩነታት፡ ናይ ውሽጦም ከተንፍሱ ደፋፈኦም።

እቲ ሓደ ኮሎኔል “ፍታሕ ካብዞም መንእሰያት ደኣ እንተ ተረኽበ እንበር ንሕናስ ዳዕሲስና ኢና” በለ። “ንመንእሰያትና ደኣ ባዕልና ድሂልና ኣልሚስናዮም እንዲና” መለሰ ብ/ጀነራል። እቲ ከይተዛረበ ዝን ኢሉ ዘምሰየ ሌ/ኮለኔል…Read more





01/12/2016 19:46 PM

ምብጻሕ ፕረሲደንት ኢሳይያስ ናብ ግብጺ፡ ምትእትታው ፖለቲካዊ ሓይልታት ኣብ ዞባና፡ ኤርትራውያን’ከ እንታይ ክንገብር ይግባእ?

[Tempo Afric TV]

ምብጻሕ ፕረሲደንት ኢሳይያስ ናብ ግብጺ፡ ኣብ መንጎ ግብጺን ኤርትራን ብሓደ ወገን፡ ብኻልእ ድማ ግብጺ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ዝምድና፡ ብሓፈሻ ኣብ ዞባና ዘሎ ፖለቲካዊ ኩነታትን ምትእትታው ዝተፈላለዩ ሓይልታትን ከመይ ይመስል? ንሕና ከም ኤርትራውያን'ከ ከም ህዝቢ እንታይ ክንገብር ኣሎና? ካልእን ትሕዝቶ ዘለዎ ዘተ ኢዩ። ኩልኹም ክትከታተሉዎ ኣገዳሲ ኢዩ። Read more