29/09/2016 23፡54 PM
ሓገዝ ንኣካለ-ጽጉማን (ውጉኣት) ሓርነት
(ጨንፈር-ከሰላ ሱዳን)
Fundraising Call for ELF Disabled Veterans - in Kassalla- Sudan
ቅድሚ ሕጂ ተጀሚሩ ዝነበረ መደብ ምሕጋዝ ኣካለ-ጽጉማን ሓርነት (ከሰላ-ሱዳን) Disabled Veterans - Kassalla-Fundraising ሓገዝኩምን ወፈያኹምን ክትቅጽሉዎ ጻዋዒት ይቐርብ ኣሎ’ሞ፡ ኩሉ ሕልና ዘለዎ ኤርትራዊ ዓቕሙ ከወፊ፡ ስኒትና.ኮም ደጊማ ትምሕጸን።
ነዚ ዝምልከት ኣቐዲሙ ዝተፈነወ መደብ ራድዮ፡ ዘተ ምስ ኣባላት ኣካለ-ጽጉማን ኣብዚ ዝስዕብ ክትሰምዑዎ ትኽእሉ ፡-
1ይ ክፋል (06 march 2016)፡
2ይ ክፋል (06 march 2016)፡
ቀጥታ ናብ ባንክ ወፈያኹም ከተበርክቱ ንእትደልዩ፡-
Organization name:-
Association of Disabled Eritreans in North America
ሰሜን ኣሜሪካ፡
Chase Bank
Saving Account: # 901128439
Routing # 071000013
ኣድራሻ፡ 1131 E. dundee Rd Palatine IL 60074
ንተወሳኺ ሓበሬታ፡
1. ጸጋይ ነጋሽ (303) 847-9130
2. ጸሃየ ኣርኣያ መሓሪ (847) 485-8379
ወይ ናዝ የማነ (ድምጺ ኤርትራ) 902 494 6469 >>>> ደውሉ።
ኤውሮጳ፡
Tesfamicael Abraha
6 Rue Du Dr Gustave Rappin
44300 Nantes
IBAN (International Bank Account number)
FR.76 1027 8361 9600 0104 1070 188
Credit Mutuel
Domiciliation
CCM Sainte Therese
57 BOULEVARD BOULAY PATY
44100 Nantes France
BIC (Bank Identifier code)CMCIFR2A
ንተወሳኺ ሓበሬታ፡-
Tesfay Teklezghi: + 33223424968
ሰብ ሕልና'ዩ ሓይሉ፣ ገንዘባዊ ትሕዝቶ ኣይኮነን። ስለዝኾነ፡ ብስም ውጉኣት ሓርነትና መደበር ከሰላ:ብቐጻሊ ንእተበርክትዎ ልግሲ ብልቢ ነመስግን።
ኤርትራዊ ማሕበር ኣካለ - ጽጉሜን ኣሜሪካ