Placeholder Picture
Placeholder Picture

April 2024 - Archive << Back

Snitna Network SEMINAR (Saturday 27/04/2024)

ኣብ ሞንጎ ወለዶታት ኤርትራ ንዘሎ ጋግ፡ መላግቦ ምፍጣር።
Bridging generational Gap among Eritreans
سد الفجوة بين الأجيال الإرترية

Panellists (ተዛተይቲ)፦ Mr Eyob Tsegay, Ms Marymagdelane Debessai, Ms Mulu Beiene, Mr Asefaw Berhe (ኢዮብ ጸጋይ፡ ሜሪማግደሊን፡ ሙሉ በየነ፡ ኣሰፋው በርሀ)
Moderators፦ Mr Dawit Gebremeskel and Ms Mebrat Deres (ኣቶ ዳዊት ገብረመስቀል ከምኡ'ውን ወ/ሮ መብራት ደረስ)

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO — ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ (By Membr Zeru Gebreyesus) - ቀዳም Saturday, 27 April. 2024

ቀንድን ኪልወጥ ዘለዎን ሽግር ሃገርና፡ ኢሳያሳዊ ምልኪ፡ ንቐጻሊ ወለዶ፡ ብሓሶት ትረኻ ሓጺቡ እናሃነጸ ምዕባዩ ኢዩ። መፍትሒኡ'ኸ?
The main issue is the Isaias regime’s indoctrination of Eritrea’s youth with false narratives. How can this be addressed?

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

ጽልዋ ለውጢ ባጤራ፡ ሓዋላን ስደትን፡ ኣብ ቁጠባዊ፡ ማሕበራዊ፡ መነባብሮን ምዕባለን ህዝቢ ኤርትራ።
The impact of currency changes, remittances and migration on the economic, social, livelihood and development of the people of Eritrea.

ብ'በርሀ ፍስሃየ፡ ሎንዶን ሚያዝያ 25 2024

ኤርትራ፡ ደጋን ቆላን፡ መታሕትን ከበሳን፡ ኣስላማይን ክርስትያንን ከይበለ ተኸባቢሩ ዝነብር፡ ዓዱን ቤተ ሰቡን ዘፍቅር፡ ባህሉን ልምዱን ዘኽብር፡ ብስነ-ምግባሩን ጭውነቱን ዝምስገን፡ ህርኩት ህዝቢ ዘለዋ ሃገር ኢያ። ይኹን’ምበር፥ ብኢሳያስ ኣፈወርቂን ሰዓብቱን ዝምራሕ ህግደፋዊ ምሕደራ፡ ነታ ቀንዲ ሕመረት ሕብረተሰብ ዝዀነት ስድራ-ቤት (family core) ብዝተፈለላየ ምስምስ በቲኖም፡ ነቲ ካብ ኣበዋት ንዘበናት ክወራረስ ዝጸንሐ ክቡር ባህልን ኣነባብራን ዘሪጐሞ። Read more

ደድሕሪ ህዝቢ ዝኸይድ ውድብ፡ ፖለቲካዊ ውድብ ኣይኮነን።

ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ) — Democratic Front For Eritrean Unity

ፖለቲካ ኤርትራ ኣብ’ዚ መድረኽ፡ ህዝቢ ብብልሓትን ብዘገምታን ተበታቲኑ ክጠፍእ ዓቕሙ ጸንቂቁ ዝሰርሕ ዘቤታዊ ጸላኢ ብሓደ መዳይ፡ ነቲ ጠንቂ ኣሊኻ ናብ ንቡር ፖለቲካዊ ምሕደራ ንምምላስ ኣብ ዝጠልብ ወሳኒ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ቃልሲ ከኣ በቲ ካልእ መዳይ ይርከብ ኣሎ። ኣብ’ዚ ወሳኒ መድረኽ’ዚ ሓደ ንነብሱ ከም ኣካል ደምበ ተቓውሞ ዝፈልጥ ፖለቲካዊ ውድብ እንታይ ኣማሊኡ’ዩ ክዋሳእ ዘለዎ? Read more

ናይ መንግስቲ ህግደፍ ዝነደየ ፖለቲካዊ ዕላማ፡ ህዝብን ሃገርን የዕኑን ይብትንን‘ምበር ኣየድሕንን።

ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ) — Democratic Front For Eritrean Unity

መሪሕነት ህግሓኤ /ህግደፍ/ ኣብ ስልጣን ካብ ዝመጽእ ንደሓር ኣብ ዘሎ ሓያሎይ ዓመታት፡ ኣወንታዊ ፖለቲካዊ ተራ ዝተጻወቶ እንተነበረ፡ ሃገራዊ ነጻነትናን ልዑላውነትናን ኣብ ሕብረተ ሰብ ዓለም ተፈላጥነት ክረክብ ኣብ ምግባር ዝተጻወቶ ኣወንታዊ ተራ ጥራሕ እዩ። ድሕሪኡ ኣብ ዘሎ ከባቢ 31 ዓመታት ግን ናይ ዓፈናን ጭፍጨፋን መሓውራት /ትካላት/ ብምጥያስ ናብ ገዛኢ ጨቛኒ ደርቢ ነብሱ ብምስግጋር ኩሉ ድሌቱ እምነቱን ስጉምቲታቱን ኣንጻር ድሌት፡ መሰልን ጠቕምን ናይ ህዝብታትና ብምቕናዕ... Read more

ብልሓት ምልላይ ካብ ውድቐትናን ጥበብ ኣፈታትሕኡን

ብዶ/ር ሞጎስ ያቆብ — Global Yiakl (20 Apr 2024)

ሎሚ’ውን ሕማም ደሓር ከይከውን!
ቀይሕ ብኤርትራ ተሓቲቱ ናብ ኢትዮጵያ ዝተወሰነ፡ ሓምላይ ብኢትዮጵያ ተሓቲቱ ንኤርትራ ዝተወስነ

ካብ 1998 ንደሓር ብደረጃ ዓለም ከይተፈ፡ ኣዛረብቲ ኮይኖም ካብ ዝጸንሑ ዛዕባታትና ሓደ፡ ጉዳይ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ምንባሩ ዘይንርሰዖ እዩ። እዚ ዛዕባዚ ኣዛራቢ ዝኾነሉ ምኽንያት ብሽፋን “ናይ ዶብ ምስሕሓብ”፡ ኣብ 1998-2000 ድሕሪ 2ይ ውግእ ዓለም መሪርን ደማውን ዝተባህለ ውግእ ብምክያዱ እዩ። Read more

See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

APRIL 14, Eritrean Detainees Day REMEMBERED
ሚያዝያ 14፡ መዓልቲ እሱራት፡ ተዘኪሩ ውዒሉ። فعالية يوم المعتقل الإرتري 2024 لندن

APRIL 14, Eritrean Detainees Day: Remembered in London, UK, on 13 April 2024. Many participants shared their memories. For details, please check the video above.

ሚያዝያ 14፡ መዓልቲ እሱራት፡ ኣብ ሎንዶን ዓባይ ብሪጣንያ ተዘኪሩ ውዒሉ። ኣብዚ እተኻየደ ናይ ዝኽሪ መዓልቲ፡ ብርክት ዝበሉ ተሳተፍቲ፡ ዝኽርታቶም ኣቕሪቦም። ዝርዝር፡ ኣብዚ ላዕለዋይ ቪድዮ ተወከሱ። Read more

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

ቅልዕቲ መልእኽቲ ናብ ኣምባሳደር ፍስሓጽዮን ጰጥሮስ መንግስቱ

ካብ ምንቅስቓስ ይኣክል ሃገረ ጥልያን፡ ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያን (18/04/2024)
An Open Letter from Global Yiakl to Eritrean Ambassador in Italy

ዝኸበርካ ኣምባሳደር፣ ሰላምን ጥዕናን ምሳኻ ይኹን።
እቲ ኣብ ዕለት 13፡ ኣብ ንኡስ ምምሕዳር ሚላኖ "ኤርትራ – ኣብ ትሕቲ ማእሰርቲ ዝነብር ህዝቢ" ብዝብል ኣርእስቲ፡ ዓለምለኻዊ ይኣክልን ጥልያንን፡ ብምትሓባባር ሰልፊ ዲሞክራሲ ሚላኖን ዝተኻየደ ሰሚናር፡ ንኸይካየድ ብዕለት 12 ምያዝያ 2024፡ ናብ ኣመሓዳሪ ከተማ ሚላኖ ዝጸሓፍካዮ ደብዳቤ በጺሑናስ ብምግራም ኣንቢብናዮ። Read more

ኣብ ከተማ ሚላኖ፡ ዕውት ዲፕሎማሲያዊ ሰሚናር ተኻይዱ።

ቀዳም 13 ማዝያ 2024 ኮሚተ ዲፕሎማሲ ይኣክል ኢጣልያ ምስ ደምክራስያዊ ሰልፊ ጥልያን (PD) ብምትሕብባር “ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ማእሰርቲ ዝነብር ህዝቢ" (Eritrea; Un popolo in Prigione) ብዝብል ኣርእስቲ ናይ ሓደ መዓልቲ ዲፕሎማስያዊ ሰሚናር (ዋዕላ) ተኻይዱ።

ማርኮ ካቫላሪን፡ ሓደ ካብቶም ኣዳለውትን ተደጋገፍትን ሓጺር መኽፈቲ ድሕሪ ምሃብ፡ ኣቶ ደስበለ መሓሪ – ዋና ጸሓፊ ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል፡ እዚ ኣርእስቲ፡ ስለምንታይ ከምዝተመርጸን... Read more

And then he died. Major General Haile Samuel "china"

by Kiki Tzeggai

As we consider the power of words as resistance, we need to explore how a slice of history I witnessed can be a light in the darkness to help us build empathy, solidarity and truth. In these difficult times for Eritrea, how can we unlock the possibility of a new future for all and remind us of the price paid for Eritrea’s sovereignty. Read more

ውሳኔ ሃገራዊ ባይቶ ኖርወይ (19 መጋቢት 2024) ውጽኢት ውሁድ ሕጋውን ዲፕሎማስያውን ወፍሪ’ዩ።

ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ) — Democratic Front For Eritrean Unity

ኣበይ ሃገር ኣሎ ብዘየገድስ፡ ህዝቢ ከም ህዝቢ ኲናት፣ ዓፈና፣ ድኽነት፣ ኣድልዎ፣ ኣነ ይፈልጠልካ ዝተበሃልካዮ ግበር ዝብል ውሽጣዊ ይኹን ግዳማዊ መግዛእቲ ይጸልእ። ሰላም፡ ደሞክራሲ፡ ልምዓት፡ ልዕልና ግዝኣተ ሕጊ፡ ልኡላዊ ፖለቲካዊ ስልጣን ኣብ ዝተጓደለሉ ወይ ጠቕሊሉ ኣብ ዝጠፍኣሉ ህዝቢ ከም ህዝቢ ይጉዳእ። Read more

Snitna Network Seminar (Saturday 13/04/2024)

ሓቢርካ ንምስራሕ ዘጋጥሙ ብድሆታት
The Challenges of working together
تحديات العمل المشترك

Presenter (ኣቕራቢ)፦ Mr Tsegay Ghebrehiwet (መምህር ጸጋይ ገብረህይወት)
Moderator (ኣላዪ)፦ Mr Dawit Gebremeskel (ዳዊት ገብረመስቀል)

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO — ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ (By Membr Zeru Gebreyesus)- ቀዳም Saturday, 13 April. 2024

ኢሳያስ ኣዋዲዱን ወዲቡን ዚሰርሖ ህ.ግ.ግ.ደ.ፍ. ኣዚዩ ርዑድ ጉጅለ ኢዩ። ካብ መን? ውጽኢቱ'ኸ?
Isaias's coordinated and organized PFDJ is a very terror-stricken group. From whom? What's the result?

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

Eritrea: Demystifying the EPLF
by Feseha B. Wold (Author)

ዕላል ምስ ደራሲ መጽሓፍ ‘ምቅላዕ ህዝባዊ ግንባር’፦
ካብ ውዲት መቕተልቲ ንስክላ ዘምለጠ፡ ኣቶ ፍስሃ ባህልቢ ቢ ዎልድ

A New Book ሓዳስ መጽሓፍ፦ ብገዲም ተጋዳላይ፡ ሰመረ ሰለሙን

Eritrea’s Hard-won Independence and Unmet Expectations: From the Perspective of a Veteran Freedom Fighter (Hardcover – 27 Mar. 2024 by Semere Solomon)

ኣቶ ሰመረ ሰለሙን፡ ኣብ ፈለማ 1970ታት ናብ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ (ህሓሓኤ) እተጸንበረ፡ በቲ ኣብ 1973 ዝነበረ ናይ ምእራም ምንቅስቓስ፡ “መንካዕ” ብዝብል ስም እተጠመቐ፡ ዝምባለ ኣለዎ ተባሂሉ ክሳብ ክፍሊ ሓለዋ ሰውራ ናይቲ ውድብ ኣትዩ እተኣስረን እተመርመረን ኢዩ። ሽዑ፡ ኣብቲ ጉዳይ ተሓቲቱ፡ እምነቱ ብድፍረት ከምዝገለጸን ኣብ መጽሓፉ ጠቒሱ ኣሎ። ኣቶ ሰመረ፡ ኣብቲ ኣብ ሞንጎ ህሓሓኤ’ን ተሓኤ’ን ዝነበረ ኲናት ሕድሕድ ንምትዕራቕ እተኻየደ ጻዕሪ፡ ሓሙሻይ ርእሱ ን’ህሓሓኤ ወኪሉ ተሳቲፉ። ኣብ ህሓሓኤ-ህግሓኤ ኣብ ዝተፈላለየ ክፍልታትን ኣብ ሰራዊትን፡ ን17 ዓመታት ብሓላፍነት ኣገልጊሉ። Read more

EID Mubarak! ርሑስ ዒድ! / عيد مبارك

Snitna Network Seminar (Saturday 06/04/2024)

ድኽመታትና ምልላይን ኣፈታትሓኡን
Identifying our weaknesses and ways to resolve them
تحديد نقاط ضعفنا وطرق حلها

Presenter (ኣቕራቢ)፦ Mr Berhane Hailemichael (ኣቶ ብርሃነ ሃይለሚካኤል)
Moderator (ኣላዪ)፦ Mr Dawit Gebremeskel (ኣቶ ዳዊት ገብረመስቀል)

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO — ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ (By Membr Zeru Gebreyesus) - ቀዳም Saturday, 06 April. 2024

ህዝብና፡ ምርግጋጽ ሓርነትን ስልጣኑን ካብ ድምጹ ኢዩ ዚጅምር።
The realization of our people's freedom and power begins with their voice.

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

መደብ ሕግን ሕብረተሰብን / Law and Society

ተኻታታሊ ኣስተምህሮ፡ ብማሕበር ሰብ ሞያ ሕጊ ኤርትራውያን። Educational series, by ERITREAN LAW SOCIETY (ELS).

ማሕበር ሰብ ሞያ ሕጊ ኤርትራውያን (ERITREAN LAW SOCIETY (ELS)፡ ምስ ኤሪሳት (EriSat) ብምትሕብባር፡ ተኻታታሊ ንሕብረተሰብን ዜጋታትን ኤርትራ ዝምልከት፡ ተኻታታሊ ኣስተምህሮ ክህቡ ጀሚሮም ኣለዉ። መርበብ ሓበሬታ ስኒትና፡ ነቲ መደባት እናተኻታተለት፡ ብቐጻሊ ጠርኒፋ ኣብዚ ክትዝርግሖ ስለዝኾነት፡ ነዚ ኣገዳሲ መደብ ክትከታተሉዎን ንዕኡ ንምዕዛዝ ዝሕግዝ ሓበሬታ ክትልእኩልናን ንምሕጸን። Read more

EPDP LIBERTY MAGAZINE — 31 March 2024 #83

Bi-Monthly English Organ of the Eritrean People’s Democratic Party - EPDP

ERITREA REMAINS ALL-ROUND FRUSTRATION TO THE UN SYSTEM, TO ITS PEOPLE AND THE REST

Eritreans, their neighbours, the UN system, global human rights advocacies and even regime ‘friendly’ interlocutors have continually failed to help change the decades-long ugly human rights and political situation in Eritrea. This deep sense of frustration and helplessness is all what we repeatedly hear at periodic conferences of those concerned. Speakers at the 55th Session of the UN Human Rights Council convening in Geneva between 26 February and 5 April, 2024 had no different feeling or message. Read more

See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

Yiakl Leeds UK — "Finding Common Grounds"
ሓቢርካ ንምቅላስ፡ ምልላይ ሓባራዊ ረቛሒታት!

The most optimum path leading Briged Nhamedu to Fruition.

by Berhe Desta, United States of America

Introduction

The Eritrean Briged Nhamedu is a struggle of the Eritrean Mass Movement Task Force (ሓይሊ ዕማም) that most of whom have paid untold prices to subsist and strive in Eritrea, a country which is unfortunately ruled by an iron fisted dictator, who unilaterally, self proclaimed president for life. The dictator’s army of tugs in Eritrea have terrorized and brutalized the people of Eritrea in general, and the youth, children and women in particular. Read more

ዕላምኡ ብምንጻር ዘይተወደበ ሓይሊ ተቓሊሱ ክዕወት ኣይክእልን እዩ።

ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ) — Democratic Front For Eritrean Unity

ጭቁናትን ግፉዓትን ሕብረተ-ሰባት ካብ ዝተፈላለዩ መልክዓት ናይ ጭቆናን ሓሳረ-መከራ ነጻ ንምውጻእ ኣብ ዝገብርዎ መስርሕ ቃልሲ፡ ብቐዳምነት ካብ ዝህቡዎ ጉዳይ፡ ዕላመኦም ኣነጺሮም ምቕማጥ፡ ፈተውቶምን ጸላቶምን ፈላልዮም ምርዳእን ምቕማጥን እዩ፡፡ ስዒቡ ዝመጽእ ድማ ፍልጠቶምን ሓይሎምን ኣወሃሂዶም ውድብ /መሳርሒ ናይ ቃልሲ/ ብምፍጣር ተወዲቦም ምቅላስ እዩ፡፡ Read more

Unmasking the Deception: Seeking Justice for Recent Events in The Hague [Date: February 24, 2024]

An Open Letter to the Authorities and the People of the State of the Netherlands

To His Excellency Jan van Zanen, Mayor of The Hague,
To His Excellency Mark Rutte, Prime Minister of the Netherlands,
To the Parliament of the State of the Netherlands,
To the Law Enforcement Authorities of the State of the Netherlands,
To the People of the State of the Netherlands,

With a profound sense of duty and determination, I address you concerning recent events that have unfolded within the boundaries of your esteemed city, The Hague. Read more




Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: