01/04/2024 18:51 PM
Introducing the Eritrean Relief and Rehabilitation Association (ERRA)
ማሕበር ረድኤትን ምሕዳስን ኤርትራ (ERRA)
(ERRA) نقدم لكم جمعية الإغاثة واعادة التأهيل الإريترية
Introducing the Eritrean Relief and Rehabilitation Association (ERRA), a California-based nonprofit established by women, with a global reach. Our mission is clear: to provide vital relief and rehabilitation services to Eritrean refugees worldwide.
ERRA raises funds to offer specialized training, healthcare, education, and essential supplies to those displaced from Eritrea. Additionally, we conduct civic education, advocacy, and public outreach to combat human rights abuses against Eritreans wherever they seek refuge.
In regions like the Sahara Desert and the Mediterranean coast of Africa, including Libya, Tunisia, and Egypt, Eritrean refugees face severe abuses by human traffickers, risking their lives in perilous journeys across the Mediterranean Sea.
Having conducted preliminary studies for the past two years, ERRA is now in the second phase of our mission. We are actively visiting refugee camps, we are planning to deliver immediate assistance, and collaborating with local stakeholders to assess and address the needs of those we serve.
ማሕበር ረድኤትን ምሕዳስን ኤርትራ ERRA) ብደቂ ኣንስትዮ ኣብ ካሊፎርንያ ዝመስረቱ ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ዓለም ጨናፍር ዘለዎ ማህበር እዩ። ዕላማታቱን ተልእኾኡን ኽኣ ነቶም ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ስደተኛታት ኤርትራውያን ፍሉይ ስልጠናን፡ ክንክን ጥዕናን ፡ትምህርትን ፡ ኣድላዪ ነገራትን ንምብርኻት እዩ። ብፍላይ እቶም ኣብ ምድረ በዳ ሰሃራን ፡ገማግም መዲተራነያንን ኣፍሪቃ፡ ሊብያን፡ቱኒዝያን ግብጽን ብነጋዶ ኸቢድ ማህሰይቲ ዘጋጥሞም ህይወቶም ኣብ ሓደጋ ዝርከቡ ነተክር።
ነዚ መደባት ክውን ንምግባር፡ንረዲኤት ዝውዕል ኪኢላዊን፡ ንዋታውን፡ ፋይናንሳዊን ሓገዝ ካብ ኤርትራውያንን፡ ፈተውቲ ኤርትራን፡ ዘይመንግስታዊ ትኻላትን ወዘተ ሓገዝ ትሓትት። ብተወሳኺውን ነቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዝወርድ ግፍዒ ሰብኣዊ መሰላት ንምቅላስ ሲቪላዊ ትምህርትን ተጣበቕትን ህዝባዊ ወፈራታትን ትንቀሳቀስ።
ኣብ ዝሓለፈ ኽልተ ዓመት ኣፈናዊ መጽናዕቲ ድሕሪ ምግባራ ሕጂ ኣብ ካልኣይ ደረጃ ተልእኾኣ እያ ዘላ። ናብ መዓስከር ስደተኛታት ብንጥፈት ንምብጻሕ ቅልጡፍ ሓገዝ ንምሃብ ከምኡውን ንድሌት እቶም እነገልግሎም ሰባት ንምግምጋምን ንምምላእን ምስቶም ኣብቲ ኸባቢ ዘለዉ ሰባት ንተሓባበር ኣሎና።
(ERRA) نقدم لكم جمعية الإغاثة واعادة التأهيل الإريترية
وهى منظمة غير ربحية ومقرها فى ولاية كاليفورنيا
أنشأت الجمعية من قبل النساء الإريتريات ولها أمتداد عالمى.
مهمتها واضحة وتتمثل فى توفير الإغاثة الحيوية واعادة التأهيل وتقديم الخدمات والمساعدات اللازمة للاجئين الإريتريين فى جميع أنحاء العالم . تقوم الجمعية بجمع الأموال لتقديم التدريب المتخصص والرعاية الصحية والتعليم والإمدادات الأساسية للنازحين من اريتريا , بالإضافة الى ذلك , نقوم با لتثقيف المدنى والدعوة والتوعية العامة لمكافحة ظاهرة انتهاكات حقوق الإنسان ضد الإريترين أينما حلوا فى مناطق مثل الصحراء الكبىرى وساحل البحر الأبيض المتوسط فى أفريقيا , بما فى ذلك ليبيا وتونس ويواجه اللاجئون فى مصر انتهاكات جسيمة على أيدى المتاجرين بالبشر, حيث يخاطرون بحياتهم فى رحلات محفوفة بالمخاطر عبر البحر الأبيض المتوسط.
See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-
- Snitna YouTube - ስኒትና ዩቱብ ቻነል።
- Snitna Network and Sinit Seminars Directory. ብ`ስኒትና ከምኡ`ውን ስኒት ዝተኻየዱ ሰሚናራት።
- Snitna FaceBook - ስኒትና ፌስቡክ።
- Sinit YouTube - ስኒት ዩቱብ ቻነል።
- ዘተ ንሓባራዊ ንቕሓት
Dialogue for Common Awareness
مجموعة الحوار للوعي المشترك - ሌላ ምስ
ፖለቲካዊ ሰልፍታትን ህዝባዊ ምንቅስቓሳትን ኤርትራ፡
Eritrean Political parties and Civic movements.s
مقدمة في الأحزاب السياسية والحركات المدنية الإريترية - ኣስተምህሮ፡ መስርሕ ምንዳፍ ቅዋም ኤርትራ - The Eritrean Constitution Making Process
Seminar by Dr Bereket Habte selassie. ኣስተምህሮ፡ ብ`ዶር. በረኸት ሃብተስላሰ። - ሲምፖዝዩም ኤርትራ (Eri-Platform: 2018 - 2020)
- ዋዕላ ህንጸት ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ Building Democracy in Eritrea Conference (Eritrea Focus: 2019 - 2020)
- Enough is enough! ይኣክል ምልኪ! ማዕበል ድምጺ ህዝቢ لقد طفح الكيل
- A Look Back on Eritrea’s Historic 1993 Referendum, BY FIKREJESUS AMHAZION (PhD)
ታሪኻዊ ውጽኢት ረፈረንዱም ኤርትራ 1993 ብፍቕረየሱስ ኣምሃጽዮን (ዶ/ር)) (TesfaNews APRIL 23, 2018). - ሃገራዊ ቻርተር ኤርትራ - ኣብ 3ይ ጉባኤ ህ.ግ.ሓ.ኤ: ዝጸደቐ (ናቕፋ 10 - 16 ለካቲት 1994)።
- PFDJ NATIONAL CHARTER Adopted by the 3rd Congress of the EPLF/PFDJ Naqfa, February 10-16, 1994.
- ንዝኽሪ ግዳያት ዲክታቶሪያዊ ምሕደራ ኤርትራ። In memory of Victims of Dictatorial Administration in Eritrea.
- G-15:- ቅልዕቲ ወረቐት ናብ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣገደስቲ እዋናውያን ጉዳያት፡ (ኣስመራ፡ ነሓሰ 3፡ 2001)
- G-15:-Open Letter To The People of Eritrea (Asmara, August 3, 2001)
- G-15:-ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ
- G-15:-Open Letter to All PFDJ Members (Audio) ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ (ብድምጺ)
- G-15:-Open Letter to All PFDJ Members
- GI: ህጹጽ ጻውዒት ንኹሎም ኣብ መላእ ኵርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን። An Urgent Call to All Eritreans Worldwide. المبادرة العالمية لتمكين الحركة الشعبية الاريترية
- ድምጽና (Our Voice)
- መደብ ንጋባእ ENGAGE ERITREA!
- Advice for All Eritreans ምኽሪ ንኹሎም ኤርትራውያን
- Human Rights in Eritrea / ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡
- UN - Commission of inquiry on Eritrea / ናይ ውሕሃ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- Mike Smith / ሚስተር ማይክ ስሚዝ፡ ኣቦ ወንበር መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- Also see: "UN - COI on Eritrea / ናይ ውሕሃ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- UN COMMISSION OF INQUIRY ERITREA (COI-ERITREA) And POPULAR RESPONSES
- ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ህዝባዊ ግብረ-መልሲን
- ጸብጻብ መርማሪት ኮምሽን ኵነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ – ዘይወግዓዊ ትርጉም (ብትግርኛ)