Home  About us   Contact us

Copyright © www.snitna.com

Design: Yohannes Berhe

November 2020 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና

Search our site መድለዪ:
 



30/11/2020 23:26 PM

ኣለኻ ዶ ህዝበይ?

እታ ናይ ቁርጺ መድረኽ ኣትያ

ዶ/ር ገብረ ገብረማሪያም

አዚ ኣብ ከባቢ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሓፈሻ፡ ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ካኣ ብፍላይ ተፈጢሩ ዘሎ ኩነታት፡ ን’ኤርትራ ከም ል’ዕላዊት ሃገርን ህዝቢን ናብ ክትቅጽለሉ ዘይትኽእል መድረኽ ኣሳጋጊርዋ ይርከብ ኣሎ። ድሮ ልዕላውነት ኤርትራ ተደፊሩ፡ መሬት ኤርትራ፣ ሰማያት ኤርትራን ባሕሪ ኤርትራን መዐንደሪ ጦር ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብዝኸውን ካብ ሰሙናት ና ኣዋርሕ ይሳጋገር ኣሎ። ሰራዊት ኤርትራን ኤርትራዊ ሰብን ንዋትን ንዓሌት ማእከል ዝገብረ ሕድሕዳዊ ውግእ ኢትዮጵያ ማዓላ ኮይኖም፡ ኤርትራዊ  መንእሰይ ኣብ ዘይምልከቶ ውግእ ተጠቢሱ ብዘስኻሕክሕ መንገዲ ከምዝሃልቕ ይግበር ኣሎ። ስርዓት ኢሳያስ፡ ሕሙማት፣ ስንኩላትን ዓበይትን ከይተረፈ ከካብ ዓዶም እንዳለቐመ፡ ናብ ናይ ኲናት መጋርያ ሓዊ ብ’ኣስገዳድ አንዳእተወ ከጨርሶም ጀሚሩ ኣሎ። Read more

See Also by Dr Gebre Gebremariam ካልእ ጽሑፋት ዶ/ር ገብረ፦





30/11/2020 23:26 PM

From Eritrea’s Ona Massacre of 1970

 to Mai-Kadra: Region’s Endless Story of Murder of the Innocent.

[Harnet.org]

Child-survivors, family members, relatives, Kerenites and compatriots of Eritrea’s worst single-day massacre at Ona, in the outskirts of Keren, came together this 28 November  via a Zoom conference to commemorate the 50th anniversary of that extremely sad occurrence. Read more  Read in PDF ብ’PDF ንምንባብ ኣብዚ ጠውቑ





30/11/2020 23:26 PM

ኣገባቡን እዋኑን ዝስሓተ፡

ምንዳፍ ዓንዲ-ሕጊ ሃገር (ቅዋም) 1994-7፡

 ዶ/ር ክብርኣብ ይሥሓቕ (ለንደን)

እቲ ቀጺሉ፡ ካብቶም ኣብ ድሕሪ ናጽነት ዝተፈጸሙ ዓበይቲ ጌጋታት ሓደን መሰረታውን፡ ሃገራዊ  ዓንዲ-ሕጊ (ቅዋም) ንምንዳፍ፡ ዝተወስደ ኣገባብ እዩ። ብመጀመርያ፡ ትሕዝቶ ናይ ዝተጻሕፈ ዓንዲ-ሕጊን (ወይ ቅዋምን)፡ እቲ ዝንደፍ (ወይ ዝጸሓፍ) ዓንዲ-ሕጊ (ቅዋም)፡ ሕዝባዊ ዋንነት ንኽህልዎ፡ ዝግበር ኣገባብን፡ ክልተ ዝተፈላለየ ነገር እዩ። እቲ ኣነ ኣብዚ ጽሑፈይ፡ ብሓጺር ቃል ክገልጾ ዝደለኹ፡ ብዛዕባ መስርሕ ኣገባብ ምንዳፍ'ቲ ቅዋም 1997 (the process of constitution making) ድኣ`ምበር፡ ብዛዕባ ትሕዝቶ፡ እቲ ዝተነድፈ ቕዋም 1997፡ ከምዘይኮነ ኣቀዲመ ክሕብር። Read more






30/11/2020 23:26 PM

Abiy and Isaias’s war has drifted into Looting and killing civilians in Tigray:

The Tragic situation of Eritrean Refugees.

By Petros Tesfagiorgis

[Assenna]

In this war the flaw of Isaias is as fascinating as the tragic flaw of Abiy Ahmed for involving Isaias. The war is planned and executed by both Abiy Ahmed of Ethiopia and Isaias Afeworki of Eritrea. This war is an Ethiopian internal war and it is illegal for any foreign country to intervene militarily or logistically. Isaias’s intervention has become a serious divisive issue in Ethiopia and gave rise to protests by several politicians. For example the popular Amhara politician Lidetu Ayalew has protested saying that Ethiopia is a sovereign country and Isaias has no right to interfere. Read more





28/11/2020 23:55 PM

  ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ ቀዳም Saturday, 28 Nov 2020

ብሰንኪ ህልዊ ኩነታት

ኣብ መንጎ ተቓውሞ ተፈጢሩ ዘሎ ጋግ

ብከመይ ይጻበብ?

Narrowing the Gap Among the Eritrean Opposition due to the current situation.

ዕዱም ጋሻ Guest: Mr Salah Ejil

ክቡራት ተኻታተልትና፡ ናይ ቀዳም Saturday, 28 November 2020 መዛተዪ ኣርእስትና፥ "ብሰንኪ ህልዊ ኩነታ ኣብ መንጎ ተቓውሞ ተፈጢሩ ዘሎ ጋግ ብከመይ ይጻበብ?" ዝብል ኢዩ። ዕዱም ጋሻና ኣቶ ሳልሕ ዕጄል ካብ ኣውስትራልያ ኢዩ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። On Saturday, 28 November 2020, our discussion topic is “Narrowing the Gap Among the Eritrean Opposition due to the current situation.” Our guest is Mr Salah Ejil, from Perth, Australia. You are all cordially invited.  ኣብዚ ጠውቑ፡     





27/11/2020 23:55 PM

ተበግሶ ዓለማዊ ምንቅስቓስ ይኣክል፡

ናይ ህጹጽ እዋን መሪሕነት መሪጹ።

GLOBAL YIAKL INITIATIVE, HAS ELECTED AN EMERGENCY LEADERSHIP COUNCIL.

Global Yiakl (27 Nov 2020)

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦





27/11/2020 00:31 PM

بسم هللا الرحمن الرحيم

رابطة أبناء المنخفضات اإلرترية

المؤتمر العام األول - نوفمبر 2020م

البيان الختامي

The Eritrean Lowlanders League (ELL), 1st General Conference, Press release, November 21, 2020

عقدت رابطة أبناء المنخفضات اإلرترية مؤتمرها العام األول تحت شعار )على عهد الشهداء باقون

وعلى نفس الدرب سائرون( واختتم اعماله في 21 نوفمبر 2020م

Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦






24/11/2020 23:12 PM

መግለጺ ህጹጽ ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ

ውሓዲለ

መግለጺ ህጹጽ ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ ውሓዲለ ሓርበኛ ህዝቢ ኤርትራ፡ ዝዀነ ሃገር፡ ኣብ ጎረቤቱ ካብ ዝፍጠር ኣሉታዊ ይኹን ኣወንታዊ ምዕባለታት ጽልዋ፡ ናጻ ክኸውን ኣይክእልን’ዩ። ስለዝዀነ፡ ኣብ ጎረቤት ሃገር፡ ኢትዮጵያ፡ ተፈጢሩ ዘሎ ኲናት ሓድሕድ ንዂሎም ጎረባብቱ፡ ኣውራ ከኣ ንሃገርና፡ ፈጢሩሉ ዘሎ ቅጽበታዊ …  Read more


24/11/2020 23:12 PM

الطاريء للمجلس المركزي لتنظيم الوحدة من أجل التغيير الديمقراطي


تصريح صادر عن الإجتماع الطاريء للمجلس المركزي لتنظيم الوحدة من أجل التغيير الديمقراطي

أيها الشعب الإرتري المناضل

من المعروف والطبيعي أن أي دولة في هذا العالم تتأثر وتؤثر سلبًا أو إيجابًا من أي تطور يحدث في داخلها أو في جوارها، ولا يمكنها البتة، أن تسلم من انعكاسات ذلك. عليه فإن الحرب الداخلية التي اندلعت في الجارة إثيوبيا قد تركت ظلالها الفورية السالبة والملاحظة على كل دول الجوار وبخاصة بلادنا.

  Read more





24/11/2020 23:12 PM

መግለጺ

ህጹጽ ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ

ሰዲህኤ

ማእከላይ ባይቶ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ)፡ ነዚ ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ውግእ ብዕቱብ ንምምዛን ብዕለት 21 ሕዳር 2020 ህጹጽ ኣኼባ ኣካይዱ።

ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ፡ እቲ ብ2019 ዓ.ም ዝተኻየደ 3ይን ሓድነታውን ጕባኤ ሰዲህኤ፡ ምልካዊ ስርዓት ኤርትራ ኣብ ውሽጣዊ ጕዳያት ኢትዮጵያ ኢድ ብምእታው፡ ነቲ ኣብ መንጎ ክልላትን ብሄራትን ኢትዮጵያ ዝተኸስተ ግርጭታት ንምብላሕ ዝኽተሎ ዘሎ ሻራዊ ፖሊሲ ኰኒኑ ምንባሩ ተመልከተ። ከምኡ’ውን፡ መንግስቲ  ኢትዮጵያ ምስ ምልካዊ ስርዓት ኤርትራ ዝገብሮ ዝነበረ ስዉር ውዕላትን ስምምዓትን ንዝሓለፍናዮ መሪር ተመኵሮ ዝደግም ከይከውን ጕባኤ ስግኣት ከምዘለዎን ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ጐድኒ ልዑላውነቱ ደው ክብል ጸዊዑ ምንባሩን ዘኪሩ።  Read more





24/11/2020 23:12 PM

እንታይ እዩ ወሪዱና?

ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር!

ብ’ፍትዊ ክፍለ ከምኡውን ብዙ ቡቱኞሊ

ሰላም ኩቡራት ተካታተልቲ ወይብ ሳይታት፡ሎሚ እነልዕሎ ኣርእስቲ ‘’ እንታይ እዩ ወሪዱና’’ ዝብል ክኸዉን ዝደረኸና ፣ እዚ እንርእዮ እንሰምዖን ዘሎና ሃዋሁው ዝነቐለ ኮይኑ ነቶም ብስቕታ ንልእላውነት ሃገር ንሓድነት ህዝብን፣ፍትሕን፣ዲሞክራስን፣ግዝኣተ-ሕግን ዝቃለሱ ሓርበኛታት፡ኣብ ቦቶኦም ኮንካ (empathize)ምስ እትሓስብ፡ እንታይ’ዩ ወሪድዎም ? እንታይ እዮም ኮይኖም ? ዝብሉ ዘለዉ ኮይኑ ይስማዓና።  Read more





24/11/2020 23:12 PM

ተቃወምትን ደገፍትን!

እንታይዩ ጉድና?

ብ`ገብረዝጊ ኣፍወርቂ

መንግስቲ ሃይለስላሴ ብፈደረሽን ምኽንያት ኣብ ኤርትራ ኣትዩ ቀስ ብቐስ እግሩ ኣደልዲሉ ምስ ረገጸ ብሐይሊ ኣብ ልዕሌና ጎበጣ ፈጺሙ። ኤርትራዊ ድማ ገድሊ መስሪቱ ኣንጻሩ ተላዒሉ፣ ኣብ ጉዕዞ ቃልሲ፣ ህዝቢ ተቐቲሉ ካብ መነባብራኡ ተመዛቢሉ፡ ተሰዲዱ፡ ዓዱ ዓንዩ፡ ብዙሕ መሰናኽላት ሐሊፉ፡ ዓቦይቲ ዕጥቅታት ኣጥሪዩ፡ ልዕሊ ጸላኢ ሐይሉ፡ ድሕሪ መሪር ቃልሲ ደም ደቁ ከፊሉ ነጻነት ኣምጺኡ ኣብ ቅድሚ ዓለም ብረፈረንዱም ኣድሚጹ ሃገሩ ማዕረ ካልኦት ሃገራት ዓለም ከም እትስራዕ ገይሩ። Read more





22/11/2020 23:55 PM

መሰረት ህልው ፖለቲካዊ ቅልውላው ዞባናን፡

መንነትና ንምውሓስ ክንወስዶ ዘሎና ስጒምትን!

ብ`ኣቶ በርሀ ፍስሃየ

ኣብዞም ዝሓለፉ ሳላሳ ዓመታት፡ ዓሌታዊ ጽልኢ ኣምሓራ ብፍላይ ኣብ ልዕሊ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ እናሰፍሐን እናዓሞቐን ይመጽእ ምንባሩ ዝዝከር እዩ። እዚ ከኣ ምስ ነጻነት ኤርትራ ዝተታሓዘ ከምዝነበረ ዝፍለጥ እዩ፣ እቶም ጽልኢ ዝዘርኡን ዝዝርግሑን ዝነበሩ፡ መነሊካውያን፡ ደርጋውያንን ትምክሕተኛታትን፡ እቲ ኣብ ኤርትራ ንሳላሳ ዓመታት ዝፈስስ ዝነበረ ደም፡ ዝበርስ ዝነበረ ንብረት፡ ዝስደድ ዝነበረ ህዝቢ ኤርትራ ከይኣሕዘኖም፡ ነጻነት ኤርትራን ከም ሳዕቤን ምጥፋእ  ወደባታን`ዩ መሪርዎም።  እዚ ነቲ `ኤርትራ መሬታ`ምበር ህዝባ ኣየድልየናን` ንዝብል መትከሎም የረግግጸልና። Read more





22/11/2020 23:55 PM

ህጹጽ መግለጺ

ባይቶ ኤርትራውያን ዋሽንግተን ዲሲ መሪላንድ ብርጂንያ

ብህሉው ኩነታትን ኣግጢሙና ዘሎ ኣጽናቲ ጸረ ልዑላውነትና ኩናትን

1. ኣብ ማንም ግዜ ንላዕሊ፣ ኤርትራን ሰፊሕ ህዝባን ኣብ ወሳኒ ሓደገኛን መድረኽ ኣትዮም ኣለዉ። ብመሪርን ነዊሕን

ቃልስና ዘረጋገጽናዮ ነጻነትን ልዑላውነትን ኤርትራ ንምቕልባስን፣ ካብ ውሽጥን ካብ ደገን ብልዑል ናህሪ ይሰርሑ እለዉ። እቲ ኣብ ዝባን ህዝቢ ኤርትራ ተሓዚሉ፣ ኣስመራ ዝኣተወ፣ ንኹሉ ሂወት ኤርትራ በብንእሽቶ ዝተቖጻጸረ መራሒ ጉጅለ ህግደፍ፣ ብዝተራቐቐ ኣገባብ ፣ ኣብ ውሽጥና ተጸፍዩ፣ ሕድሕድና እናዋቐዐ ድሕሪ ምጽናሑ፣ ሶውር መደባቱ ብቕሉዕ ክትግብረሉ ናብ ዝኽእል ደፈጃ በጺሑ። Read more





22/11/2020 23:55 PM

“በትሪ ሓቂ ሸልጊ፡

ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ሕጂ ኸ ናበይ?”

መልእኽቲ ናብ ህዝቢ ኤርትራ

ዶር. ገብረ ገብርማሪያም

መልእኽተይ ብዛዕባ እቲ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሓፈሻ፡ ኣብ ኤርትራ ካኣ ብፍላይ ኣጋጢሙ ዘሎ ናይ ውግእ ኩነታት ኢዩ።

መቸስ፡ ኣብዚ ሕጂ  ዘሎ ኩነታት ኮይነ ናብ ህዝቢ ኤርትራ መልእኽቲ ከማሓላልፍ ከለኹ ዝስማዓኒ ሓዘን ዓሚቕ ኢዩ። እቱይ ምንታይሲ፡ እዛ ማዓልቲ እዚኣ መታን ከትመጽእ፡ ንዝሓለፉ ዳርጋ 15 ዓመታት ብሓፈሻ፡ ንዝሓለፉ 3 ዓመታት ካኣ ብፍላይ፡ ብዓቅመይ ሓኾት ክብል ስለዝጸናሕኹ’ሞ፡ ካብቲ ዝፈራሕክዎ ስለዘይወጻኹ። እታ ዝፈርሓ ዝነበርኩ ማዓልቲ መጺኣ፡ ነቲ ዝፈርሖ መዋእል መፈለምታ ከይትኸውን’ውን ኣዝየ ኣዝየ እየ ዝሰግእ። Read more

See Also by Dr Gebre Gebremariam ካልእ ጽሑፋት ዶ/ር ገብረ፦



22/11/2020 23:55 PM

ፍንቱይ በርናምጅ ኣሕዳስ አቶብየ ለከስስ፡

መቃበለት ወረአይ መዋጥኒን።

[Radio Saeyob]

  እንሰር ዝበጡ (20 Nov 2020)፡   

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦





21/11/2020 23:55 PM

  ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ ቀዳም Saturday, 21 Nov 2020

ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ውግእን

ጽልዋኡ ንሃገርናን

THE WAR IN ETHIOPIA AND ITS EFFECTS IN OUR COUNTRY?

Guest: Mr Abubeker Ali Osman

ክቡራት ተኻታተልትና፡ ናይ ቀዳም Saturday, 21 November 2020 መዛተዪ ኣርእስትና፥ "ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ውግእን ጽልዋኡ ንሃገርናን" ዝብል ኢዩ። ዕዱም ጋሻና ኣቶ ኣቡበከር ዓሊ ዑስማን ኢዩ። On Saturday, 21 November 2020, our discussion topic is “The war in Ethiopia and its effects in our country” Our guest ኢስ ምር Abubeker Ali Osman, from Melbourne, Australia.  ኣብዚ ጠውቑ፡     





20/11/2020 23:55 PM

ይእዜኒ ለሰላም ንትልዋ፡ ሕጂ’ውን ንሰላም ንስዓባ!

መልእኽቲ ሰላም ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ

ኣብ ጎረቤት ኢትዮጵያ ተፈጢሩ ዘሎ ውግእ ሓድሕድ ዘሻቀሎም ካቶሊካውያን ጳጳጳሳት ኤርትራ ይእዜኒ ለሰላም ንትልዋ፡ ሕጂ’ውን ንሰላም ንስዓባ! ብዝብል ኣርእሽቲ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ሰላም እዚ ዚስዕብ እዩ። Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

جماهبر الشعب الارتري الابي وقوات دفاع الشعب البواسل

ብ`Snitna ስኒትና Network Group (4 Nov 2020)





20/11/2020 23:55 PM

ጸብጻብ ህዝባዊ ኣኼባ፡

Meeting Report

ባይቶ ይኣክል ከተማ ሎንዶንን ከባቢኣን

Bayto Yiakl London public meeting

اجتماع عام لحراك كفاية فرع لندن

Saturday, 18 October 2020

1ይ ክፋል፡  2ይ ክፋል፡  3ይ ክፋል

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦





20/11/2020 23:55 PM

ዕሙት ጽልኢ ኣብ ወያነን ትግራዎትን

 ብዘይ ኣፈላላይ

ዶ/ር ብርሃነ ወልደሚካኤል

ውሑዳት ኤርትራውያን ኣብ ወያነ ክቱር ጽልኢ ዘሕደሩ ኣሎዉ። ገለሞኽኣ ወያነን ህዝቢ ትግራይን ብዘይኣፈላላይ ኢዮም ጽልኦም ዝገልጽዎ። እዚ ስምዒት እዚ ግና ካብ ምንታይ ዝነቐለ ኰንዩ?  

ዓሌታዊ ምትእስሳር ህዝብታት ትግራይን ኤርትራን ዘይክሓድ ሓቂ ኢዩ። ከም ሓደ ዓሌት (ኣግእዝያን - ናይ ሎሚ ተዛረብቲ ትግርኛን ትግረን/ትግራይት) ኣብ ታርኻዊ ጉዕዞኦም  ዘሐብኑ ስልጣነን ናይ ንግስነት ፍጻሜታትን ኣመስኪሮም ኢዮም፡፡ እቲ ግዝኣቱ ክሳብ መርዌ ሱዳንን፣ ስግር ባሕሪ የመን ኣስፋሕፊሑ ዝነበረ ግዝኣት ኣኽሱም ምጥቃስ ይክኣል። ብኣንጻሩ ክኣ ኣብ ገለ ህዝብታት ግፍዕታትውን ተፈጺሞም  ኢዮም። ኣብ ርሑቕ ከይከድና፡ ብዘበን ሃጸይ ዮውሃንስ ኣብ ልዕሊ ኣመንቲ እስልምና ዝተገብረ ግፍዒ ኣብ ተዘክሮ ኤርትራውያን ጸኒሑ ኢዩ። Read more





20/11/2020 23:55 PM

ቅሉዕ መግለጺ መሰረታት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ

رسالة مفتوحة من قواعد تنظيم جبهة الانقاذ الوطني الارتري

ሳልሳይ ውድባዊ ጉባኤ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ካብ ዕለት 11 ክሳብ 17/10/2017 ከም እተኻየደ ዝዝከር እዩ። ካብዚ ጉባኤ እዚ ዝተመርጸ መሪሕነት ንውድብና ካብ ዝነበሮ ናብ ዝማዕበለ ናይ ስራሕ መድረኽ ንኽሰጋግሮ ዝነበረና ትጽቢት ዕዙዝ እዩ ነይሩ። ይኹን እንበር፡ ይሰረሓሉ ዝነበር ሓበራዊ ኣሰራርሓን ግሉጽነትን መሰረታት ከም ልሙድ ስልቲ ወሲዱዎ ዝጸንሐ፣ መሪሕነቱ ናብ ዘይብሩህን ኣሰካፍን ኣንፈት ይመርሖ ከምዘሎ በብግዜኡ እናበርሃሉ መጸ። Read more

عندما عقدة جبهة الانقاذ الوطني الارتري مؤتمرها الثالث بتاريخ 11 الي 17 – 10 – 2017م انتخبت فيه قيادة التي كان يؤمل منها ان

تنتقل بالتنظيم الي مرحلة جديدة لبناء تنظيم قوي ولكن قواعد التنظيم التي كانت تتمتع بممارسة العمل الجماعي والشفافية سرعان ما تبدد

امالها واتضح لها لاحقا ان التنظيم اخذ يتجه نحو الضبابية والغموض تدريجيا والقيادة التي كنا نثق فيها كقواعد التنظيم نشطة في ممارسة

Read more




15/11/2020 23:49 PM

ድምጺ ሓርበኛ:

ፈነወ ቁ.39 ቀዳም Nov 14, 2020

Read more

See Also ምስዚ ዝተኣሳሰር፦





15/11/2020 23:49 PM

ህላወ ኤርትራ ኣብ ከቢድ ሓደጋ

ዘተ ምስ ኣቶ ጳውሎስ ተስፋጊዮርጊስ ባዓታይ

Mr Paulos Tesfagiorgis, a Constitutional Lawyer, discusses on current affairs affecting Eritrea and conveys his message.

ዓለም-ለኻዊ መድያ፡ "ህላወ ኤርትራ ኣብ ከቢድ ሓደጋ" ኣብ ዝብል ኣርእስቲ፡ ዘተ ምስ ኣቶ ጳውሎስ ተስፋጊዮርጊስ በዓታይ (Constitutional Lawyer) ኣካይዱ። ኣቶ ጳውሎስ፡ መስራቲ ኤራ (ማሕበር ረድኤት ኤርትራ)፡ ኣባል ፈጻሚ ኮሚተ ኮምሽን ቅዋምን፡ ኮምሽን ምርጫን፡ G-13 ምሁራት (Berlin Manifesto 2001 ዝኸተሙ ምሁራት)፡ ከምኡ 'ውን፡ ናይ ነዊሕ እዋን ተጠባቒ ሰብኣዊ መሰላት፡ ኮይኑ፡ ኣብ'ዚ ሃገርና ኣብ ሓደጋ ኣትያትሉ ዘላ ህጹጽ እዋን፡ ኣገዳሲ ትዕዝብቱን ምኽሩን ንህዝቢ ኤርትራ ኣካፊሉ ኣሎ። Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦





14/11/2020 13:36 PM

الى اين تسير الاوضاع في اثيوبيا؟!!!

Where is the situation in Ethiopia heading?

علي محمد صالح شوم

 By: Mr Ali Mohammed Saleh

من المؤسف حقا ان تشهد اثيوبيا هذا الاقتتال الداخلي والذي كان بالامكان تفاديه باحكام العقل والجلوس في مائدة الحوار السياسي بين الفرقاء المتصارعين مهما كانت حدته وطبيعة وان طال الزمن ، لأنهم ابناء وطن واحد ومن حق الجميع ان يعيش في وطنه بكرامة متساون في الحقوق والواجبات ، لان اللجؤ الى وسيلة الحرب والاقتتال عملية غير اخلاقية ، وان محاولة فرض الرأى بقوة السلاح امر مستهجن خاصة في عصرنا هذا .

Read more







12/11/2020 22:54 PM

Urgent Call and Appeal

for Peace in Ethiopia

from Citizens of the Horn of Africa, 11 November 2020

We, the undersigned citizens of countries of the Horn of Africa, condemn in the strongest possible terms the outbreak and escalation of open warfare in Ethiopia. We are saddened by the attendant losses of life, property, infrastructure and opportunities. We deplore in equally strong terms further stoking of the conflict. Read more





11/11/2020 18:43 PM

ክቡር ደላይ ሰላም ህዝቢ ኤርትራን

ሓይልታት ምክልኻሉን!

جماهبر الشعب الارتري الابي

وقوات دفاع الشعب البواسل

ብ`Snitna ስኒትና Network Group (4 Nov 2020)

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦





08/11/2020 19:45 PM

ስነስርዓት ቀብሪ ገባር ሰናይን ጋዜጠኛን

ብርሃነ ወልደገብሪኤል

Berhane Woldegabriel's Funeral

10 November 2020፡

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦





07/11/2020 22:21 PM

ዓመታዊ ጉባኤ

ባይቶ ጽላል ይኣል ካናዳ

ይካየድ ኣሎ።

Annual conference of

Bayto Yiakl Canada in progress

ዓመታዊ ጉባኤ ባይቶ ጽላል ይኣል ካናዳ፡ ሎሚ ዕለት 07 2020 ጀሚሩ ይካየድ ኣሎ። እዚ ብቀጥታ ንመላእ ዓለም ዘሎ ተኻታታሊ፡ ብመንገዲ ኢንተርነት ይመሓላለፍ ኣሎ። ኣብዚ ጉባኤ ዚ፡ ብዘይካ ተወከልቲ ኣባላት ካናዳ፡ ካብ መላእ ዓለም ዝተዓደሙ፡ ዓበይቲ፡ ከምኡውን ሙኩራትን ምሁራትን ተዓዲሞም ይሳተፉ ኣለዉ። ሙሉእ ትሕዝቶ ብቀጥታ ዝማሓላለፍ ዘሎ ንምክትታል ኣብዚ ጠዊቕኩም ክትዕዘቡዎን ክትሰምዑዎን ትኽእሉ ኢኹም። ስኒትና.ኮም፡ ዕዉት ጉባኤ ክኾነልኩም ሰናይ ትምኒታ ትገልጽ።

DAY-1: (07 Nov 2020):  DAY-2: (08 Nov 2020):

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




04/11/2020 00:57 AM

EPDP Eritrea LIBERTY magazine issue No 63

LIBERTY: Bi-Monthly English Organ of the Eritrean People’s Democratic Party - EPDP

Sep–Oct 2020  Issue #65

NEW UN RAPPORTEUR FOR ERITREA:

WILL HE SUCCEED WHERE OTHERS FAILED?

The first UN Special Rapporteur for Human Rights in Eritrea, Ms Sheila Keetharuth of Mauritius, ended her six-year hard work on the mandate (2012-2018) almost empty handed and resigned lamenting loudly that all what awaits the tens of thousands of prisoners in Eritrea is nothing but “detention until death.” The three-person UN Commission of Inquiry that included its chair, Australia’s Mike Smith, Ms Keetharuth and Ghana’s Victor Dankwa, ended its two-year scrutiny on the Eritrean situation reporting that a “systematic, widespread and gross human rights violations” existed in the country that is “ruled not by law but by fear“ and that it was time for the UN system to find ways of serving justice by holding Eritrean authorities accountable for their “crimes against humanity.”  Read more

See Also ምስዚ ዝተኣሳሰር፦





04/11/2020 00:57 AM

ክእለትናን ረብሐናን ኣለሊና ንወደብ

3ይ ክፋል

ብ`ገብረዝጊ ኣፍወርቂ

ብስጋ ዝምድና ዘይብሎም ጓኖት፣ ባህሪኦም ፍሉይ ዝኾነ ምስ ናትና ዘይመሳሰል ባዕዳውያን ገዛእቲ ኣብ ሃገርና ኣትዮም ንደቂ ዓዲ ኣጥፊኦም መሬትና ወሪሶም ናቶም ናይ ብሕቶም ጥቕምን መነባብሮን ክትከውን ዋኒኖም ክገብሩ ዝጽዕሩ ዝነበሩ ኩሎም ብምብራቕ፣ ብምዕራብ፣ ብሰምየን ይኹን ብደቡብ ዝመጽኡ ናይ ደገ ጸላእቲ ተባሪሮም ንሕና ደቂ ሃገር ብሰላም ክንነብር መንነትናን ክብረትና ክሕሎ ብሐደ ሐሲብና፣ ብሐደ ተሰሊፍና፣ ብሐደ ዓጢቕና ኣንጻሮም ተዋጊእና ደም ንጹሃት መንእሰያትና ከፊልና ልዕላውነት ሃገርና ማዕረ ካልኦት ናይ ዓለምና ሃገራት ተሰሪዓ ከም እትነብር ጌርና።  Read more





03/11/2018 17:15 PM

መ ል ቀ ስ

ድሓን ኩን !!!!!!!!!!!!!

መምህር ብርሃነ ወልደገብሪኤል

ብ`ሃይለ ገብረ ትንሳኤ ዘብሄር ሰራየ!!!!!

ኢንድያናፖሊስ ኢንድያና፡

ወየ!!!ወየ!!!ወየ!!!

ወየ ኣነ!!!!!ወየ ኣነ!!!ወየኣነ!!!

መምህር ብርሃነ አንታይ ረኸቦ

ወዲ መኳንንቲ ብዓል ኣደጎልቦ

“ወዲ ኣባደርብ ብዓል ወርቂ ዘቦ

ንዝቐረበ ብሕጊ ዘልዝቦ  Read more





03/11/2018 17:15 PM

ሓበሬታ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት

ተማሃሮን መማህራንን

ቤት ትምህርቲ ኤርትራዊያን ኣብ ሱዳን

Current affairs of Students and Teachers of Eritrean schools in Sudan, by Mr Hanetse Kahsay Hagos.

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና

ናይ ሰንበት Sunday, 01 November 2020፡ ዕዱም ጋሻና፥ ኣቶ ሃነጸ ካሕሳይ ሓጎስ ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጽእ ዘሎ ሰሚናር፡-"ሓበሬታ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ተማሃሮን መማህራንን ቤት ትምህርቲ ኤርትራዊያን ኣብ ሱዳን" ዝብል ኢዩ ክኸውን። On Saturday, 31 October 2020, our invited guest is Mr Hanetse Kahsay Hagos. His Seminar topic will be: "Current affairs of Students and Teachers of Eritrean schools in Sudan" Read more

ነቲ ቤትትምህርቲ ደገፍኩም ንምውፋይ To make your donation to the school:  ኣብዚ ጠውቑ (click here)

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦





03/11/2018 17:15 PM

ናይ ግዜ ስነልቦናዊ

Wisdom of time!

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና

ናይ ቀዳም Saturday, 31 October 2020፡ ዕዱም ጋሻና፥ ኣቶ ተወልደ ሃብተ (ሓዘት) ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጽእ ዘሎ ሰሚናር፡-"ናይ ግዜ ስነልቦናዊ/Wisdom of time!" ዝብል ኢዩ ክኸውን። On Saturday, 31 October 2020, our invited guest is Mr Tewelde Habte (Hazet). His Seminar topic will be: "Wisdom of time!"

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦






Snitna: Code of Conduct

መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

[Snitna.com  ስኒትና]

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more


























Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print