Home  About us   Contact us

Copyright © www.snitna.com

Design: Yohannes Berhe

May 2020 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና

Search our site መድለዪ:
 




31/05/2020 17:30 PM Updated

ርሑስ መበል 29 በዓል ናጽነት ኤርትራ

Happy 29th Eritrea Independence Day!

عيد إستقلال مجيد

 ኣብዚ ጠውቑ




31/05/2020 17:30 PM

A day to celebrate with all our hearts? Today, 24th May 2020, is 29 years since Eritrea gained its independence!

[http://hrc-eritrea.org/]

Is this not, surely, a time for great rejoicing?  With hard-won independence, we would expect, above all, this to be a day to celebrate Our Nation’s Freedom, Perhaps? Freedom of movement:   Under normal circumstances, a truly free person has a right to live and go wherever they wish inside or outside their country ....Read more




31/05/2020 17:30 PM

መርኣያ / ኣብነታዊ (Paradigmatic)

ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር!

ብ’ፍትዊ ክፍለ ከምኡውን ብዙ ቡቱኞሊ

ሰላም ኩቡራት የሕዋት ተኻታተልቲ ወይብ-ሳይታት፡ ኣብዚ ዝሓለፈ ወርሕታት ዓለምና ኣብ ዲቕ ዝበለ ህዝብታት ዘህለቐ ሕማም ተላጋቢ ተሰጢሑ፡ መንግስትታት ዓለም ዘይተቐረብሉን ዘይተጸበይዎን ብምንባሩ፤ በቢ ዘለዎም ነዚ ኣህላቒ ኮቪድ-19 ዝስመ ንምክልኻል፣ ይጠቅም ዝብልዎ ስጉምትታት ከም ውሸባ፣ ኢድካ ብሳሙና ብደምቢ ምሕጻብ፣ ኣፍካን ኣፍንጫኻን ዝሽፍን ማስከራ / ፈንጠዝያ ምጥቃም፣ ማሕበራዊ ምርሕሓቕ / ምፍንታት፣ …ወዘተ ዝግድድ ዓይነት ኣካይዳ ዓንቀጸ-ሕግታት ኣብ ምውጻእ መንግስትን ባይቶ ዝተሳማማዓሉ፣ ብተዋሳእነት ሓለፍቲ ኣውራጃታት፡ ዕለታዊ ብመራኸቢ ብዙሃን ብምጥቃም፡ ህዝቦም ዝስዕብሉ፣ ቀዳምነት እኹል ናይ ሕክምና፣ ሆስፒታላታት ፍሉይ ኒ-ኮቪድ -19 ዝተለኽፉ ቦታ ኣብ ምጥጣሕን ብሁጹጽ ኣብ ምስራሕ ተጸሚዶም፤  Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




31/05/2020 17:30 PM

ኤርትራ ኣብ ናይ ቅልውላው እዋን፡

ትንታነ ብዛዕባ

ንፈላማይ ምስግጋር ፖለቲካዊ ስልጣን ኣብ ኤርትራ

ዝግበር ዘሎ ቃልሲ።

Eritrean at a Critical Juncture:

An Analysis of the Struggle for a First Political Power Transition in Eritrea.

By: Dr. Gebre Gebremariam

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 30 May 2020

10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ሰንበት Sunday, 19 April 2020፡ ዕዱም ጋሻና፥ ገዲም ተጋዳላይ ዶ/ር ገብረ ገብረማሪያም ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጸና ዘሎ ኣስተምህሮኣዊ ሰሚናር፥- "ምድሓን ኤርትራ ካብ እኩይ ውሁድ መጥቃዕቲ ናይ ስርዓት ጥፍሽናን ሕማ ኮሮናን፡ ናይ ዜግነት መጸዋዕታ ንዝተዋሃሃደ ቅጽበታዊ ስጉምቲ።" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም።  On Sunday, 19 April 2020, our invited guest is: Veteran Dr. Gebre Gebremariam. His Seminar topic is tittled: "Saving Eritrea from an Evil Synergetic Attack of State Failure and COVID-19: A Citizens' Call for an Immediate Unified Action." You are all cordially invited to participate.




31/05/2020 17:30 PM

ያልታደለ ህጻን = ዘይተዓደለ ህዝቢ

ሕሉፍ ታሪኽና ንኽድገም

ኣይበጻሕናን ዶ ኣብ ገምገም?

ብ'ሰሎሞን ዮውሃንስ by Solomon Yohannes

ህዝቢ ኤርትራ ኣንጻር መግዛእታዊ ስርዓት ብፖሎቲካዊ ቃልሲ ፈኸም እናበለ ናብ ዕጥቃዊ ቃልሲ ንምስግጋር ዓቢ ድሪኺት ዝኾኑ መንእሰያት ወሎዶ 50ታትን 60ታትን ከመይ ኮን ነበረ፧ ኣብ ‘ቲ ሽዑ መራሒ መንግሰቲ ዝነበሩ ደጀዝማት ተድላ ባይሩ ዝፈጠሮሎም ስግኣት ኣብ ዕርበት መንግስትነቶም ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ብፖሊስ ንኽትግበር ዝኣወጅ ኣዋጅ ፖሊስ ብዘይ ፍቃድ ቤት ፍርዲ ንጥርጡራት ክሳብ ሰለስተ ወርሕን ዝያድኡን ንምቅያድ ዘኽእል ኣዋጅ 1/1955 ኣወጁ።ኣብ ግብሪ ምስ ወዓለ፡ ብርጋዴር ጀነራል ተድላ ዕቁቢት ንእምነቶም ዘተግብርሉ ዓቢ መሳርሒ ረኸቡ።  Read more





29/05/2020 23:53 PM updated

ሙናድል ዎሜርሐይ፡

 እድሪስ  ዑመር (ብሬራይ)፡

ዝክርያት እት መርሕለት ሰውረት (መቃበለት)

Reflections of Liberation struggle, interview with Veteran Leader Idris Omer (Beriray), who joined the ELF in 1967, also one of the founders of EPLF.

[Radio Saeyob ራድዮ ሰእዮብ]

 1ይ ክፋል(13 Dec 2019)፡    2ይ ክፋል(20 Dec 2019)

 3ይ ክፋል(27 Dec 2019)፡   4ይ ክፋል(03 Jan 2020)

 5ይ ክፋል(10 Jan 2020)፡   6ይ ክፋል(17 Jan 2020)

 7ይ ክፋል(24 Jan 2020)፡   8ይ ክፋል(31 Jan 2020)፡  

 9ይ ክፋል(07 Feb 2020)፡  10ይ ክፋል(13 Mar 2020)

 11 ክፋል(20 Mar 2020)፡   12 ክፋል(27 Mar 2020)

 13 ክፋል(03 Apr 2020)፡   14 ክፋል(10 Apr 2020)

 15 ክፋል(24 Apr 2020)፡   16 ክፋል(15 May 2020)

 17 ክፋል(29 May 2020)፡  

See more ተወሰኽቲ ሰሚናራት ብ-እድሪስ ዑመር በሪራይ፡-




26/05/2020 14:28 PM

ተዘክሮ ብጻይ ጎይትኦም በርሀ

ኣብ ቅንያት ብዓል ናጽነት

(ብ`ዶ/ር ብርሃነ ወልደሚካኢል)

ለንቅነ ሓደ ዘገርም ኣጋጣሚ ተረኺቡ። እዚ ናይ ንኣሽቱ ኢዩ ኢለ ዝንዕቆ ዝነበርኩ `ፈይስቡክ` ለካስ ዓቢ ጥቕሚ`ውን ኣሎዎ። ወዲ ሓብተይ ብተሌፎን ደዊሉ ኣብ `ፈይስቡክ` ብዛዕባ ጎይትኦም በርሀ ዝርርብ ተላዒሉስ ምሳኻ ዕርክነት ከምዝነበሮ ጠቒሰ ነይረ። ነዚኣ ዝርኣየ ዘመድ ጎይትኣኦም በርሀ ኢየ ዝብል በጃኻ ኣራኽበኒ ስለዝበለኒ ቁጽሪ ተሌፎንካ ክህቦዶ? ኢሉ ይሓትኒ። ኣብ ታሪኽ ጎይትኦም ኣነውን ዘይፈልጦ ገለ ሃጓፋት ስለዘሎኒ   ነቲ ሓታታይ ብታሕጓስ ከዛርቦ ከምዝደሊ ሓቢረ። ብቕጽበት ክኣ ናይ ተሌፎን ጻውዒት ካብ ወዲ ጓል ሓወብኡ ንጎይትኦም ኢየ ዝብል ሰብ ይረክብ።  ብዙሕ ኣዕሊልና ብዙሕ ሓበሬታ ክኣ ተለዋዊጥና።    Read more

See also ካልእ ጽሑፋት፦




26/05/2020 14:28 PM Updated

Yiakl! (Enough-is-enough)

ይኣክል! !يكفي

This is a Gateway to all Eritrean justice-seekers' movement of The "ይኣክል   Yiakl (Enough-is-enough)  !يكفي " Media platforms. ኣብዚ ጠውቑ





26/05/2020 14:28 PM

ድምጺ ሓርበኛ:

ፈነወ ቁ.15 ቀዳም ግንቦት 23, 2020

Read more

See Also ምስዚ ዝተኣሳሰር፦





26/05/2020 14:28 PM

الرابع والعشرون من مايو الذكرى التاسعة والعشرين لاستقلال ارتريا

Message, By Ali Mohammed Saleh, on 29th Eritrea Independence & Eid Al Fitir

يتزامن هذا العام الاحتفال بعيد الاستقلال المجيد مع عيد الفطر المبارك وانتهز الفرصة لأتقدم للإرتريين والارتريات والمسلمين والمسلمات في أنحاء المعمورة بأسمى التهاني والتبريكات سائلا المولى العلي القدير أن يعيد علينا وعلى أوطاننا العزيزة العيد باليمن والخير والبركات وكل عام وانتم بخير.

 ...Read more





25/05/2020 22:42 PM

ደሞክራሲ ኣብ ኣፍሪቃ፡

ቁርቁስ ወሎዶታት

ካብ ‘’Economist-March 7, 2020’’ ዝተወስደ፡ ተርጓሚ-ገብረጊዮርጊስ ፍስሃየ(ጆርጅ)

COTONU, KHARTOUM AND LILONGUE

ኣብ ኣፍሪቃ፡ ሰልፊ መንእሰያት ኣንጻር ዝኣረጉ ጭቆንቲ ስርዓታት እናዛየደ ይመጽእ።

ኣብ ዝሓለፈ ጥሪ ሓደ ንግሆ Comlan Hugues Sos-soukpe ኣብ ርእሲ ከተማ ቶጎ ( ሎመ) ትስእ ይብል`ሞ፡ ዶብ ሃገሩ ሰጊሩ ናብ በኒን ከደ። ቅድሚኡ`ውን ብወርሒ ግንቦት ከምኡ ሃዲሙ ነይሩ። ምኽንያቱ ከኣ ጸጥታ ህዝቢ ብምህዋኽ ተኸሲሱ ስለዝነበረ እዩ። እቲ ቀንዲ ገበኑ ግን ወተሃደራት ፕረዚደንት በኒን፡ Patrice Talon: ንሰላማውያን ሰልፈኛታት ብጥይት ብምህራሞም ስለዘቃልዐ እዩ። Read more






25/05/2020 22:42 PM

አብ 70ታት ንቃልሲ ወፊሮም ዘይተመልሱ

(Voice of beserat)

እዚ ታሪኻዊ ቃል ማሕተት ሎሚ ዕለት 24 ግንቦት 2020 ኣብ መዓልቲ ነጻነት ዝፍኖ ዘሎ ቃለ ማሕተት ። እዚ ኮሪዕና ክነስተማቅሮ ዝግባእ ነጻነት ናብ ባርነት ዝተቀየረሉ መኽንያት መፈለምታ ውልዶ ኣረሜናዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ መዓስን ክመይን ክም ዝፈለመ ዝገልጽ ጭልፋ ተረክቦታት ኢዩ ። ብሓደ ሽነኽ ዝኽርን መብጽዓ  ስውኣትና ንምዕቃብ  ብኻልእ ሽነኽ ድማ ንዝመጽእ ወለዶ ዝመሃሩሉ ውርሻ ንምውራስን ንዘልኣለም ኣብ ታሪኽ ተሰኒዱ ክነብር ዝዓለመ ኢዩ ። ብትገዳስነት ክትክታተልዎ ብኽብሪ ንዕድም ሰናይ ምክትታል።

   Part-1:  Part-2:  Part-3:  Part-4:  Part-5:



25/05/2020 22:42 PM

ኤረትርያ ጀበረት (ነጻንት) ባሕሮ ግርጋ 24/ክብላ/2020ዓም

ፋርዕ እክባ ምርቛ ብሊን/ሆደር ሽፍሽፋ።

ኤረትሪ-ቊር፣ ሰኾረን አመታት ሓርብዲ እንሺኽዲር ደንቢ 24/ክብሊሪ/1991ዓም ጂብናር (መግዛእቲ) ኢትዮቢኲሲ ሳዓርነሪ ግርጋ ኣኽረዉድ፣ እና ግርጋ 24/ ክብላ/2020ዓም ለጘርጝንዲ ሰሳ አመታት ደንቢ ጀበረቲት ባሕርድኑ፣ ኦ ናዉክ!! ይናከዉታት ተኸትልር ሺራኹልኽር ህንብደናኽር ዋዲክ ፈርሕድነት፣ ፈርሕነት ይነኩን። ዉንትር ይኖ ግራጋ እንዲሂቲ ኤልብድኑ ኤረትርይ-ቊር ጀበረቲትር ናይዲትር ኤርድኖ ለገትረጝን … Read more



24/05/2020 23:45 PM

ዮሃና!

መግለጺ ፖሊቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ

ብምኽንያት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ

ፖለቲካውያን ሓይልታት ኤርትራ ሓባራዊ ሃገራዊ ዕዮ ንምስልሳል ኣብ ዘካይድዎ ዘለዉሉ መስርሕ ዘተን ልዝብን መበል 29 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ምኽንያት ብምግባር፡ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ዮሃና!  እንቋዕ ናብ ዝኽሪ ናጽነት ኣብጽሓና ንብል።

ናይ ሎሚ ዓመት ዕለተ ናጽነት፡ ህዝብናን መላእ ዓለምን፡ ዛጊት ነቲ ልዕሊ 5 ሚልዮን ለኺፉን ልዕሊ 300 ሽሕ ህይወት ድማ ቀዚፉን፣ ዝቐዝፍ ዘሎን ሓደገኛ ምልባዕ ኮሮና ቫይረስ ንምክልኻል፡ ኣብ ተጠንቀቕ ኣብ ዝህልወሉ ግዜ ይውዕል ምህላዉ ብምዝካር፡ ንድሕነት ሰብኣውነት ብጠቕላላ ንድሕነት ናይ’ቲ ኣብ ሓደጋ ተቓሊዑ ዘሎ ህዝብና ድማ ብፍላይ፡ ሻቕሎትናን መልእኽቲ ሰናይ ምንዮትናን ነመሓላልፍ። ...Read more





24/05/2020 23:45 PM

تهنئة  القوى السياسية الإرترية

بمناسبة ذكرى استقلال ارتريا

تتوجه القوى السياسية الإرترية  المنخرطة في الحوارات والمشاورات من أجل تعزيز العمل المشترك بينها، إلى الشعب الارتري بالتهنئة الحارة بمناسبة الذكرى التاسعة والعشرين  للاستقلال .

تاتي ذكرى الاستقلال في هذا العام،  فى ظل جائحة فايروس كورونا الذي ضرب العالم بأسره  وأصاب أكثر من 5 ملايين نسمة  وتسبب في وفاة أكثر من 300 آلاف إنسان، ما يثير لدينا قلق على شعبنا وعلى البشرية جمعاء، راجين للجميع السلامة من هذا الوباء.

 ...Read more





24/05/2020 23:45 PM

መልእኽቲ ናብ ህዝቢ ኤርትራ፡

መበል 29 ዓመት ናጽነት ኤርትራ

(24 ግንበት 2020)  ዶር. ገብረ ገብረማርያም  

ዮሃና ህዝቢ ኤርትራ!  

እንዃዕ ናብ መበር 29 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ኣብጻሓካ። ኤርትራ ትኹን ዓለምና ብሓፈሻ፡ ብሕማም ኮቪድ-19 (ሕማም ኮሮና) ምኽንያት ኣብ ጽንኩር ኩነታት ትርከበሉ ዘላ እዋን፡ ናጽነትካ ከተኽብር ምብቃዕካ፡ እንዃዕ ኣሞጎሰካ ከብለካ ከለኹ፡ ዝስማዓኒ ባህታ ወሰን የብሉን። ማዓልቲ ናጽነት፡ ማዓልቲ ሓጎስን ማዓልቲ ተዘክሮን ኢዩ። ከመይሲ፦ …Read more




24/05/2020 23:45 PM

Happy Eid, Happy Independence Day

with all its Mixed Feelings.  

By Woldeyesus Ammar

It is a great coincidence to celebrate in one day both Eritrea’s Independence Day and Eid al-Fitr of 2020. Therefore, every one of us is sharing with other compatriots the best wishes on these two great days, which are, unfortunately, celebrated under abnormal situations. This year, …Read more



24/05/2020 23:45 PM

ንምምካት ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ሓላፍነቱ ምስካም ዝኣበየ መንግስቲ  - ብድሆ ንደለይቲ ፍትሒ

ብጴጥሮስ ተስፋጊዮርጊስ

ንምክልኻል  ቫይረስ  ኮሮና ዝኸውን  መሳሪሒታት ብቻይናዊ ቢልዮነር ጃክማን ጉጅሊኡ ኣሊባባን ናብ ኤሪትራ ዝተላእከ ሓገዝ መንግስቲ ኤሪትራ ምንጻጉ ይዝከር። እታ ሒዛቶ ዝመጸት ነፋሪት ክትወርድ ፍቃድ ተኸሊኣ ተመሊሳ።  

 ኣብ ምምዕባል ዘለዋ ድኻታት ሃገራት  ነዚ ሐደገኛ ቫይረስ ዝከላኸል ትሕዝቶን  ዓቅሚ ሰብን  የብለንን።  እዚ ብዓለም ደረጃ ተለልዩ  እተን  ምዕቡላት ሀገራት ከም ሐላፍነተን ወሲደን  ንሐገዝ ዝኸውን ድሮ ባጀት ይስልዓ ኣለዋ። ላዕለዋይ ወኪል ወጻኢ ጉዳይ ሕብረት ኤውሮጳ ጆሰፕ ቦረል  ከምዚ ይብል፥ ንቅድሚት ዘሰጉሙና  ተሐጋጊዝካ ነዚ   ሐደገኛ ቫይረስ ምምካት እዩ። Read more




24/05/2020 23:45 PM

ERITREAN PEOPLE UNITE

TO BREAK FREE OF THE BRUTAL DICTATORSHIP: YOU HAVE NOTHING TO LOSE BUT YOUR CHAINS

By: Mr Abdu Habib

“What is the source of our first suffering? It lies in the fact that we hesitated to speak. It was born in the moment when we accumulated silent things within us.” (French philosopher, Gaston Bachelard: June 27, 1884-October 16, 1962)

Nobody needs any talent to see that the life of our people in Eritrea has become impossible to bear. Taking this truth as the point of departure, ...Read more




23/05/2020 23:32 PM

ርሑስ ዒድ ሮሞዳን Heid Mubarak!




22/05/2020 18:20 PM

ቃንጥሻ ዓሶ

INEDIBLE MUSHROOMS

ብ`ረድኢ ክፍለ (ባሻይ)

by Mr. Redi Kifle (Bashay)

ጒንበት May 19/2020

እዚ ጽሑፍ’ዚ ብተመሳሳሊ ትሕዝትኡ፡ ኣብ ናይ ሰሜን ኣመሪካ ይኣክል ከም ኣቕርቦት ናይ ጋሻ መጠን ብገለጻን ቃለ-ምሓትትን ኣቐዲመ ዘቕረብኩዎ ኰይኑ ፡ ከም ሰነድ ክዝርጋሕ ስለ ዝደለኹዎ ግን፡ ምስ ገለ ምውሳኽን ምጒዳልን፡ እንሆ ሎሚ ብድምጽን ብጽሑፍን የቕርቦ’ለኹ። ቅድሚ ኹሉ ግን ግዜኡ ግዜ ለበዳ ኰረና ስለዝዀነ፡ ካብ ሰሪ ምዓቱ ክንድሕን ምኽሪ ዝምልከቶም ሊቃውንቲ ንስማዕ ብማለት ለበዋይ የመሓላልፍ። ብምቕጻል ክኣ፦ Read more




22/05/2020 18:20 PM

ትርጉምን እንታይነትን መንግስትን ባንዴራን!

መበል 41 ክፋል

ብመሲናስ

ተመለኽቲ ህግደፍ (ደገፍቲ ህግደፍ) ኣብዚ ሎሚ እዋን፡ ነቲ ብነጋዶ ካብ ኢትዮጵያ (ትግራይ) ናብ ኤርትራ እናመጸ ዕዳጋታት ኤርትራ ኣብ ምርጋእን፡ ቀረብ ሰብኣዊ መሰል ኤርትራውያን ኣብ ምምላእን ናይ ህይወት ኣድሕን ዕማም ዝፍጽም ዘሎ ትሕዝቶ ኢትዮጵያውያን ነጋዶ ብምርኣይ፡ “ሳላ ዝጸንዐን ዝተጸመመን ህዝብና ሓሊፉሉ! ኩሉ ነገር እኮ’ዩ ሓሲሩ! ባኒ ከይተረፈ ካብ መቐለ መጺኡ ኣብ ኣስመራ ብርካሽ ይሽየጥ ኣሎ! ጸገም ተቐንጢጡ! ደጊም ራህዋ ኮይኑ! ወዘተ.” እናበሉ ነቲ ኢትዮያውያንን እግሊዛውያንን ኣብ ኣርብዓታት ዘቕርቡዎ ዝነበሩ ርእስኻ ናይዘይምኽኣል ግጉይ መጐተ፡ ከይተፈለጦም ከም ዘለዎ ይደግሙዎ ምህላዎም ኣዝዩ ዘተሓሳስብ ነገር’ዩ። ...Read more




19/05/2020 01:25 AM

Eritrean Appeal to the 44th Session of

The UN Human Rights Council, Geneva

Subject: Extending the Mandate of the Special HR Rapporteur for Eritrea

ጻውዒት ንምንዋሕ መዝነት፡ ፍልይቲ ልእኽቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ።

15 May, 2020

Honorable UN HR Council Delegates at 44th Session,

Your Excellency High Commissioner Bachelet,

We, the undersigned Eritrean political opposition organizations in forced exile, are pleased to jointly address this memorandum on behalf of our people with the earnest aim of drawing your kind attention for appropriate action to the endless and never changing political and human rights situation in Eritrea, which is a member-state of this respected Council. Read more




19/05/2020 01:25 AM

ራእይ (Vision) ውጥን

ንሓቛፍን ቀጻልን ምዕባለ

A strategy for Inclusive and Sustainable Development.

Dr. Joseph Gebremichael

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 17 May 2020

10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ሰንበት Sunday, 17 May 2020፡ ዕዱም ጋሻና፥ ዶ/ር ዮሴፍ ገብረሚካኤል ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጸና ዘሎ ኣስተምህሮኣዊ ሰሚናር፥- "ራእይ (Vision) ውጥን ንሓቛፍን ቀጻልን ምዕባለ" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም።  On Sunday, 17 May 2020, our invited guest is: Dr. Joseph Gebremichael. His Seminar topic is tittled: "A strategy for Inclusive and Sustainable Development." You are all cordially invited to participate.

Part-1:   Part-2:

See related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




16/05/2020 22:25 PM

ኣብ ዛዕባ

´ፖለቲካውን ጸጥታውን ጉዳያት

ኤርትራን ከባቢኣን´

ምስ ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደግዮርጊስ

ዝተገብረ ቃለ መሕትት.

[Eri-Platform ኤሪ-ፕላትፎርም]

 ኣብዚ ጠውቑ (16 May 2020)

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




13/05/2020 12:10 PM

ዜና ዕረፍቲ

ገዲም ተጋዳላይ ዲፕሎማት

 ኣፈወርቂ ኣብራሃ

(26 Sep. 1949 - 11 May 2020)

Veteran and Diplomat, Afewerki Abraha, passed away (26 Sep 1949 - 11 May 2020).

ገዲም ተጋዳላይ ዲፕሎማት ኣፈወርቂ ኣብራሃ በርሀ ብኮሮና ቫይረስ (COVID 19) ብዘጋጠሞ ሕማም ንልዕሊ ወርሕን ፈረቓን ኣብ ሕክምና ክእለ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ብ11/ግንቦት/2020 ኣብ ሕክምና ዓሪፉ። ኣፈወርቂ ኣብራሃ በርሀ ካብ ኣቡኡ ኣቶ ኣብራሃ በርሀን ካብ ኣዲኡ ወይዘሮ ዉነሽ ኣባይን ብ26 መስከረም 1949 ኣብ ኣስመራ ኪዳነ ምህረት ተወሊዱን ዓብዩን። Read more




12/05/2020 18:19 PM

ዝኽሪ ዕለተ ናጽነትን ህሉው ክዉንነትን

ብገዳይም ተጋደልቲ

Memorries of Independence day and current reality, by veteran tegadelti.

[Eri-Platform ኤሪ-ፕላትፎርም]

Part 1: (12 May 2020)፡  Part 2: (15 May 2020)

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




12/05/2020 01:55 AM

ንህዝቢ ኤርትራ ቅሳነት ዝኸልእ

ሓዲሽ ፖለቲካዊ ምዕባለታት

ልዑላውነት ኤርትራ ከይድፈር ኤርትራዊ ዜጋ ሓቢርካ መክት

ብ`ገብረየሱስ ወልደሚካኤል

ኣብዚ ዝሓለፈ ሒደት መዓልታት ኣቶ ኢሳያስ ሓሚሙ፡ ተውጺዑ፡ አረ ሞይቱ እዩ ዝብሉ ወረታት ክነፍሱ ወሪሖም እዮም። ከምዚ ዝኣምሰሉ መሰረተ-ኣልቦ ናይ ሓሶት ወረታት ክዝርግሑ ቀንዲ ምኽንያት ዝኾኖም እቲ ኣብ ሃገርና ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወልቀ-መላኺ ስርዓትን ምስጢራዊ ኣሰራርሕኡን እዮም። ኣብ ውሽጢ ሃገርና ናይ ኣሰራርሓ ግሉጽነት ስለዘየለን፡ ናጻ ናይ ዜና ማዕከናት ስለዘየለዋን፡ ኣብ ርእሲኡ ድማ ርጉጽነት ናይቲ ወረ ምጽራይ (verify) ስለ ዘይክኣል፡ ህዝቢ ኣብ በላበለው ሓሸውየ ዓዘቕቲ እዩ ዝጥሕል። Read more

See also ካልእ ጽሑፋት፦




10/05/2020 21:46 PM

ድምጺ ሓርበኛ:

ፈነወ ቁ.13 ቀዳም ግንቦት 09, 2020

Read more

See Also ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




10/05/2020 21:46 PM

ባህጊ ንናጽነትን ሁሉው ክዉንነትናን ገጽ ንገጽ

Our Aspirations for freedom and our current reality - Face-to-Face

ተጋዳሊት ትርሓስ ተኽላይ

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 10 May 2020

10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ሰንበት Sunday, 10 May 2020፡ ዕድምቲ ጋሻና፥ ወ/ሮ ትርሓስ ተኽላይ ኢያ። ሒዛቶ ትመጽኣና ዘላ ኣርእስቲ ሰሚናር፥- "ባህጊ ንናጽነትን ሁሉው ክዉንነትናን ገጽ ንገጽ" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም።  On Sunday, 10 May 2020, our invited guest is: Mrs Tirhas Teklay. Her Seminar topic will be: "Our Aspirations for freedom and our current reality - Face-to-Face" You are all cordially invited to participate.

See also Related ምስዚ ዝተአኣሳሰር፥-




10/05/2020 21:46 PM

ኣረሜናዊ ባህርያት ህግደፍ

(ብ`ዶ/ር ብርሃነ ወልደሚካኢል)

ብቋንቋ እንግሊዝ 'ሳዲዝም' ኣዝዩ ከቢድ ቃል ኢዩ። ናይ 'ሳዲዝም' ባህርያት ዘሎዎ ሰብ ከኣ 'ሳዲስት' ይብሃል'። ሓደ 'ሳዲስት' ዝዀነ ሰብ ብስቅያት ካልኦት ዕግበት ዝረክብ ኢዩ ። ገለ ሰባት፡ ናይ ግብረ ስጋ ዕግበት ክረኽቡ ነታ/ቲ መጻምዶም ኣብ ከቢድ ስቅያት ብምእታው ይፍጽምዎ። ናይ ስነ ኣእምሮ ተመራመርቲ ከም ዝብልዎ፡ 'ሳዲዝም' ብቑልዕነቶም ግፍዒ ኣብ ዘጋጠሞም ሰባት ኢዩ ዝውቱር ኰይኑ ዝርከብ።

ብትግርኛ ን'ሳዲዝም' ብልክዕ ትገልጽ ቃል ሃለው ኢለ ክረክብ ኣይክኣልኩን። ምናልባት እታ ዝቐረበት ቃል ኣረሚን ኢያ ትኸውን። መለክዒ ዘይብሉ ጭካኔ ዝገብር ኣረሚን ወይ ውን ኣረመኔ ኢዩ ዝብሃል። ኣረሚን ግና ምስ ናይ ሃይማኖት እምነት ዘይብሉ ኣተሓሒዝካ ኢዩ ኣብ ህዝብና ዝግለጽ።   Read more

See also ካልእ ጽሑፋት፦




10/05/2020 21:46 PM

ዕላል ምስ ስነጥበባዊ ተጋ/ኢሳይያስ ኣስፋሃ

Interview with Artist veteran Isaias Asfaha

[Fanus Network ፋኑስ]

Part 1: ገድሊ ገደል፡ ዘይምግዳል በደል!

Part 2: እዚ ኹሉ ተጋዲልካ፡ ከምዚ ዶ ትፍደ?

Part 3: "ሕብእቲ ስልፊ፡ ንዓይ ውን ተሓቢኣትኒ እያ ነራ"

Part 4: "ተጋዳላይ፡ ቐዳማይ ግዳይ ናይቲ ስርዓት እዩ"

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




10/05/2020 21:46 PM

ሕማም ለበዳ ኮሮና ቫይረስ

በጺሑዎ ዘሎ ደረጃ፡ ምዕባለታቱ፡ ስምብራቱን።

Update coronavirus. Progress, challenges, development, impact on political,  economical and diplomacy. Impact on family dynamic and mental health.

ነርስ ወ/ሮ ገነት ገብረ

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 09 May 2020

10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ቀዳም Saturday, 09 May 2020፡ ዕድምቲ ጋሻና፥ነርስ ወ/ሮ ገነት ገብረ ኢያ። ሒዛቶ ትመጽኣና ዘላ ኣስተምህሮኣዊ ሰሚናር፥- "ሕማም ለበዳ ኮሮና ቫይረስ በጺሑዎ ዘሎ ደረጃ፡ ምዕባለታቱ፡ ኣብ  ፖለቲካዊ፡ ቁጠባዊን ዲፕሎማሲን ከምኡውን ስድራቤትን ስነኣሙሮእዊ ኩነታትናን ዝፈጥሮ ስምብራት።" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም።  On Saturday, 09 May 2020, our invited guest is: Nurse practitioner Mrs Genet Gebre. Her Educational Seminar topic will be: "Update coronavirus. Progress, challenges, development, impact on political,  economical and diplomacy. Impact on family dynamic and mental health." You are all cordially invited to participate.




10/05/2020 21:46 PM

الاول من مايو يوم العمال العالمي ودور الحركة العمالية الارترية منذ خمسينات القرن الماضي

بقلم المناضل الأستاذ: علي محمد صالح شوم - دبلوماسى أرترى سابق، لندن

May 1 World Labor Day and the role of the Eritrean labor movement since the 1950s

Written by Fighter Professor: Ali Muhammad Salih Shoom - Former Eritrean diplomat, London.  Read more




08/05/2020 14:48 PM

እዋናዊ መግለጺ፡

ዓለምለኻዊ ተበግሶታት ባይቶታት ይኣክል

من قبل الحركة العالمية الإريترية ، كفى.

Press statement by Eritrean Global Bayto Yiakl 07 May 2020

ትግርኛ፡     عربى፡

See also Related ምስዚ ዝተአኣሳሰር፥-




08/05/2020 14:48 PM

ኣብ መንጎ፦ ብነጻ ሓሳብካ ምግላጽን፡

ጸለመን ጽልኢ-ምልዕዓልን ዘሎ ፍልልይ፡

ጋዜጠኛ፥ ሓረጉ ቀለታ ምስ ዶ/ር ዳንኤል ረዘነ፡

[Radio Erena; 02 May 2020]

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦





06/05/2020 23:45 PM

ግብራዊ (pragmatic)

ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር!

ብ’ፍትዊ ክፍለ ከምኡውን ብዙ ቡቱኞሊ

ኩቡራት ተኻታተልቲ ወይብ-ሳይታት ከመይ ቀኒኹም፣እዋኑ ግብራውያን/ፕራግማዊያን ክኾነሉ ዝግባእ እዋን ክነሱ፣ኣብ ሕልምና/ትምኒትና/ባህግና ዝተሞርኮሰ፣ናይዚ ማፍያዊ-ዱስቡጣዊ ዝኾነ ኢሳያስ ሞትን ሂወትን፣ ዓቐን ዘይብሉ ወረ ወዲ ወረ ኣድሂብና፣ስጋብ ግዝያዊ መንግስቲ፣ተካኢ ኣብ ቦታ፣ስርዓተ ማፍያዊ-ዱስብጣዊ ተተኺሉ ከም ዘሎ ዝሕብሩ’ውን ኣለዉ፤ዘገርም ዘይተራጋገጸን ሕልምታትካ ትምኒታትካ ወረ ካብ ምዝርጋሕ ምቑጣብ ለባም እዩ ዘቑጽረካ።  Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




06/05/2020 23:45 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Thursday 07 May 2020 መደብ

"ህልዊ ፖለቲካዊ ኩነታት ኣብ ኤርትራ።"

“Current Political Situation in Eritrea.”

Our guests (ኣጋይሽና) are: Kidane Hagos, Kibreab Tesfu, Aamer Abumuhamed and Mahmoud Nur.

ክቡራት ተኻታተልትና፡ ናይ ሰንበት መዛተዪ ኣርእስትና፥ "ህልዊ ፖለቲካዊ ኩነታት ኣብ ኤርትራ።" ዝብል ኢዩ ክኸውን። እዚ ሙድረኽ ኩሉ ተኸታታሊ ንኪሳተፍ ክፋት ኢዪ። ኣብ ኩሉ መድረኻትና ንጉዳይ ሃገርና ኤርትራ ብዚምልከት ዘይነአንግዶ ናጻ ርእይቶ የልቦን። ኣብ ፌስቡክ ብቀጥታ ክመሓላለፍ ኢዩ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our discussion topic is “Current Political Situation in Eritrea.” Our guests are: Kidane Hagos, Kibreab Tesfu, Aamer Abumuhamed and Mahmoud Nur from Perth, Australia. You are all cordially invited to participate. Follow us LIVE on Facebook: Ngabae-Eritrea.




05/05/2020 23:55 PM

THE ERITREAN STATE:

A VEHICLE THAT NEEDS A GOOD DRIVER

TO TAKE IT TO THE RIGHT DIRECTION

By: Mr Abdu Habib

Though Atse Isias is the latest African leader publicly accused of disappearing without a word to his people, it is neither the first time we see speculations mounting over the alleged or real illness or death of the brutal dictator, nor he is the only in Africa whose supposed ailments believed to have been kept secret from the people, leaving the door open to wild speculations, as his aides and state media provided no specific information. Read more




04/05/2020 23:55 PM

ኣብ ልብና እዩ ሰፈረን፡

መስዋእቲ ዋጋ ሓርነት እዩ

You always remain in our hearts

Sacrifice is the price of Liberty.

ብ'ሰሎሞን ዮውሃንስ by Solomon Yohannes

እቲ 1961 ዝጀመረ ሰውራ ኤርትራ ኣብ እግሪ ተኽሉ እንከሎ ሰውራና ንኽዕወት ደቅንስትዮ ክሳተፍኦ ኣለወን ዝብል ናይ መጀመሪያ ሓሳብ ኣብ መፋርቅ 60ታት ዘቅረበ ተጋዳላይ ተኽለ ዓንዶም እዩ እንተ ኾነ ተተሪኹልና ኣይፈልጥን እዩ። ድሕሪ እዚ ሓሳብ ድማ እታ ናይ ፈለማ ጓለ ኣንስተይቲ ኣብ ሰውራ ኤርትራ ዝተሰለፈት ራሕማ ሳልሕ ካብ ከባቢ ሰንዓፈ ተወሊዳ ዝዓበየት እያ ነይራ። ኣብ መፋርቕ 1967 ካልኦት ክልተ ደቅንስትዮ ጅምዓ ዑመርን ረውዳ ሳልሕን ዝተባህላ ናብቲ ሰውራ ተጸንቢረን። Read more



04/05/2020 22:25 PM

እክካ-እክባ (COMMINITY) ልግዲ ዳበርነዲ ውረድ ዓቐንሳዂን?

ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊናዂ /ሆደ/

ልግድ እክካ-እክባ ዒል ቛሕ ሰምድ ገበርሳዂ አኽላ። ሺራዂ ወክትዲ ደባነትዲ (ሰላምድ) ይማም ጣፍሕዲ ፋሃም እክካ-እክባዲ ጀረባዂ ግን። መሱን ጃቢተዉል ደዉ ይሮ ወክትዲ ፈረገዉሲ ባርዱ ትከየዉስኻ ዳበርድሩ ገበርሳዂ ዳበርና (CIVILISATION) ግን። እክካ-እክባ ዳብርዶ ሰልፈድ ጀረብዳዂሉ ደባነት (PACIFICATION) ኮሊሩዂ ግን። ደባነት ሓቕ ግን፣ ደባነት ኣዳምዲ ፈጠርስረሪ ግን ደኣም ልግድል ብሕቶትል ጓኽ መግሃፍድ ብሪልድ ድደቲ። ኣዳም ገሀፍሳዂ ኮድሮ ዩ ኤሪዉሲ ዓመጨኩ። ንድኻ መግ(ጥረር) ብሪል ነገሰኩ። ወረቢል እንሽኽዲ ዕግርግዲ ቱዎክ።  Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




04/05/2020 22:25 PM

LIBERTY

Bi-Monthly English Organ of the Eritrean People’s Democratic Party - EPDP

March–April 2020  Issue #62

AMNESTY’S REPORT ON ARBITRARY ARRESTS, DISAPPEARANCE IN ERITREA.

For decades at end, the political and human rights situation in Eritrea continues to be bad and unchanged. Take any report of any year by any human rights body during the last quarter of a century, and the language is same: telling a dim story of political and human rights condition. Kidnappings, arbitrary arrests, disappearances run unabated for decades. Read more

   See Also ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




04/05/2020 22:25 PM

መግለጺ ካብ ንቕሎ ኣዴታት ንድሕነት ህዝብን፡ ሃገርን ዞባ ኤውሮጳ

02 May 2020

ክቡራት ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን!!

እዚ መግለጺ እዚ ናይቲ ብዕለት 25/01/2020 ዝሃብናዮ መግለጺ መቐጸልታ ኢዩ።

ኩላትና ከም እንዝክሮ እቲ ሽዑ ኣብ ንቕሎና ኣጋጢሙና ዝነበረ ብድሆ፣ ተቓሊስናን ሰጊርናን ብሓድሽ

መንፈስን ዳግመ ስርርዓትና ጌርና ክንምለሰኩም ከም ዝኾና ሓቢርናኩም ኔርና። እንተኽነ ግን በቲ ንምሉእ ዓለምና ኣጋጢምዋ ዘሎ ናይ ለበዳ ሕማም ኮቪክ 19 ኣብ ገለ ኣዋርሕ ይውዳእ ይከውን ብዝብል እምነት ከምቲ ዝተላበናዮ ካብ ምቅራብ ተዓናቂፍና ጸኒሕና። ሕጂ ግን ነቲ ክስገር ዝካኣል ብድሆ ሰጊርና፣ ነቲ ናይ ኮቪክ 19 ኣብ ቃልስና ኣሕዲርዎ ዘሎ ጽልዋን ዕንቅፋትን ካኣ፣ ምሳኹም ዋናታት ቃልሲ ኮይና ክንብድሆ ዕጥቅና ኣደልዲልና መጺእና ኣሎና።

ክቡራንን ክቡራትን ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን!! Read more

See related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




02/05/2020 22:23 PM

ንቑሕ ሓፋሽ ዋሕስ ለውጢ

A CONSCIOUS PEOPLE – A GUARANTEE OF CHANGE

ሰሚናር ብ`ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ሰልፊ ሃገር

Seminar by Eritrean Democratic Homeland Party (EDHP)

[Radio Saeyob ራድዮ ሰእዮብ]

ዕዱማት ኣጋይሽ (panellist)፥- (1) • ኣቶ ፈትሒ ዑስማን (Fethi Osman) ዲፕሎማስያውን ኣብ መድያ ዝነጥፍን “ኤርትራዊ ተቓውሞ፡ ጸገማትን መፍትሕን(2) • ኣቶ ሰንጋል ወልደትንሳኤ (Sengal Woldetnsae) ፖለቲካዊ ተመራማሪ  “ዝምድና ምስ ኢትዮጵያ፡ ጠቕሙን ሓደጋታቱን”  ዝብል ኣርእስቲታት ኣቕሪቦም።

See related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




02/05/2020 22:23 PM

ዕላል ምስ ማኒፈስቶ 2020 ዝፈረሙ ምሁራን

Discussion with Signatories of

THE 2020 MANIFESTO

[Bayto Yiakl USA]

Read more

See also Related ምስዚ ዝተአኣሳሰር፥-




02/05/2020 22:23 PM

ምስተቅበል ኤረትርየ ሚ-መስል ህለ?

1ይ ክ/ ምቃበለት ምስል ኡስታዝ ዓሊ ህንዲ

"مستقبل ارتريا مي مسل، هلا؟"

1ي كفال مقابلت، مسل، استاذ علي هندي

[Radio Saeyob ራድዮ ሰእዮብ]

 Part-1 (01 May 2020)፡    Part-2 (08 May 2020)

See related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-

Part-1 (12 Jan 2020)፡  Part-2 (12 Jan 2020)





02/05/2020 23:23 PM

ምክልኻል ልዑላውነት ህዝብን ሃገርን፡

ተራ ኤርትራውያን

ኣብ ዘቤታውን ግዳማውን ተጻብኦታት

Defending Peoples' and National Sovereignty; the role of Eritreans on internal and foreign hostilities.

ኣቶ ሰለሙን ገብረየሱስ

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 02 May 2020

10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ቀዳም Saturday, 02 May 2020፡ ዕዱም ጋሻና፥ ኣቶ ሰለሙን ገብረየሱስ ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጸና ዘሎ ናይ ሰሚናር ኣርእስቲ፡ "ምክልኻል ልዑላውነት ህዝብን ሃገርን፡ ተራ ኤርትራውያን ኣብ ዘቤታውን ግዳማውን ተጻብኦታት" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም።  On Saturday, 02 May 2020, our invited guest is: Mr Solomon Ghebreyesus. His Seminar topic is tittled: "Defending Peoples' and National Sovereignty; the role of Eritreans on internal and foreign hostilities." You are all cordially invited to participate.

See related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-






Snitna: Code of Conduct

መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

[Snitna.com  ስኒትና]

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more


























Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print