Home  About us   Contact us

Copyright © www.snitna.com

Design: Yohannes Berhe

August 2019 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና

Search our site መድለዪ:
 




31/08/2019 12:32 PM

        ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

        ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

     ናይ Sunday 31 Aug 2019 መደብ

  7:00 - 8:30 am Ontario Canada Time

1ይ ይኣክል፡ ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ኣንጻር ባዕዳዊ መግዛእቲ። 2ይ ይኣክል፡ ሎሚ ኣንጻር ዘቤታዊ ውልቀ-ምልካዊ ጭቆና።

Our 1st Yiakil: the start of Eritrean Peoples Armed Struggle against foreign occupation;

 2nd Yiakil: now against the Domestic Dictatorial Oppression.

Mr Kidane Hagos & Mr Kibreab Tesfu

ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተዩ ዝቐርቡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኢዮም።  ተሳትፎ፡ ሕቶን ርእይቶን ተኻታተልቲ እናተባባዕና፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited panellist discussing the topic above are: Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu; You are all cordially invited.




31/08/2019 12:32 PM

ተመኩሮታት ህዝባዊ ምልዕዓል ንፍትሒ፥ ተበግሶና ንሰላማዊ ሰልፍን ኪኖኡን 2019፡ ገምጋምና ኣብ'ቲ መስርሕን ውጽኢቱን።

Experiences of Peoples' uprising for justice: The initiative and scope of 2019 DEMO, Assessment of its conduct and outcome.

ብ’ኣቶ መኮንን ኣብራሃም፥ ወ/ሮ ገነት ገብረ፥

 ኣቶ ጸጋይ ነጋሽ

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 31 Aug 2019

ሰዓት: 9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY

ናይ ቀዳም Saturday 31 August 2019፡ ዕዱማት ኣጋይሽና፥ ኣቶ መኮንን ኣብራሃም፥ ወ/ሮ ገነት ገብረ፥ ኣቶ ጸጋይ ነጋሽ ኢዮም። ሒዞሞ ዝመጹ ዘለዉ ናይ ዘተ ኣረስቲ፥- "ተመኩሮታት ህዝባዊ ምልዕዓል ንፍትሒ፥ ተበግሶና ንሰላማዊ ሰልፍን ኪኖኡን 2019፡ ገምጋምና ኣብ'ቲ መስርሕን ውጽኢቱን።" ብዝብል ኣርእስቲ ምሳና ክዝቲ ኢዩ። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday 31 August 2019, our invited guests are: Mr. Mekonen Abraham, Mrs. Genet Ghebre and Mr. Tsegay Negash. Their discussion topic is: "Experiences of Peoples' uprising for justice: The initiative and scope of 2019 DEMO, Assessment of its conduct and outcome " You are all cordially invited to participate.




31/08/2019 12:32 PM

መንግስቲ ኤርትራ 150 ክርስትያን እንክኣስር፡ ካቶሊካውያን ቤት ትምህርታት ከይህገር’ውን ይስጋእ!

[Vatican Radio ረዲዮ ቫቲካን 30 Aug 2019]

መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ 2 ኣዋርሕ ጥራሕ ብሰንኪ እምነቶም 150 ክርስትያን ከምዝኣሰአረ ክፍለጥ እንከሎ፡ ጎድን- ጎድኑ’ውን ኣብያተ ጥዕና ናይ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ከምዝሃገረን፡ ሕጅ’ውን ገና ምህጋር ኣብያተ ትምህርቲ ካቶሊከካዊት ቤተክርስትያን ከይቅጽል ስግኣት ከምዘሎ እሙናት ምንጭታት ካብ ኤርትራ ያየመልክቱ። Read more



See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-




30/08/2019 02:03 AM

ካብ ግዚያዊ ጽላል ይኣክል ካናዳ

ትርጉም ባሕቲ መስከረም!!  

ባሕታ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ንሓርነት ህዝቢ ኤርትራ ኣንጻር ጎበጣ ሓይሊ ኢትዮጵያ ዘበሰረት ዕለት፡  ምጅማር ነዊሕ ጉዑዞ ናጽነትን ሓርነትና። Read more

Yaikel Canada Wide Umbrella

In commemoration of Sept-1!!

Sept 1 1961 marks the beginning of the first shoot against occupation of Ethiopian forces in Eritrea, struggle for Liberation and freedom of our people. It reminds us heavy price paid, our determination to self governance, our rich history and civilization in the horn of Africa. Read more

مظلة كفاية كندا

في ذكرى  1سبتمبر

بيان صحفي حركة كفاية مظلة  كندا بمناسبة الفاتح من سبتمبر   

Read more





29/08/2019 23:55 PM

ሐደ መስከረም

ምጅማር ብረታዊ ሓርነታዊ ተጋድሎና፡-

ናይ ቀረባን ርሑቕን ዕላማታት እንታይ ነበረ? ሸቶኡ'ኸ ወቒዑ'ዶ?

الفانح من سبتمبر ماذا كانت اهدافه الحاضرة والمستقبلية؟ وهل حقق المطالب الشعبية ؟

September 1st, 1961 - The start of our Armed liberation struggle: Has it's Short and Long-term objectives been met?

ብ’ገዲም ተጋዳላይ ተስፋይ ተኽለ፥ ከምኡውን

ዶር ካራር ሓምድ እድሪስ ዓዋተ

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 29 Aug 2019

ሰዓት: 9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY

ናይ ሓሙስ Thursday 29 August 2019፡ ዕዱም ጋሻና ገዲም ተጋዳላይ ተስፋይ ተኽለ ኢዩ። ሓርበኛ ተስፋይ "ናይ ቀረባን ርሑቕን ዓላማታት ሐደ መስከረም እንታይ ነበረ፣ ሸቶኡ'ኸ ወቒዑ'ዶ" ብዝብል ኣርእስቲ ምሳና ክዝቲ ኢዩ። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Thursday 29 August 2019, our invited guest is veteran Tesfay Tekle. He will discuss with us on the a topic "September 1st, 1961 - The start of our Armed liberation struggle: Has it's Short and Long-term objectives been met?" You are all cordially invited to participate.




28/08/2019 04:13 AM

ሓጺር ታሪኽ ሂወት ጅግና ስውእ:

ተጋዳላይ ወልደትንሳኤ በርሀ (ወዲ በርሀ)

(1950 – 1975)

MARTYR WOLDETNSAE BERHE, BRIEF LIFE HISTORY

ጽሑፍ ብ'ሓርበኛ ግርማይ ቦኽረ ካሕሳይ

ታሪኽ ናይ ጀጋኑ ኣብ ጽሑፍ እንተ ዘይሰፊሩ፡ ናይ ኣፍ ዛንታ ወይ ዕላል ኰይኑ ጥርሕ'ዩ ዝተርፍ። ኣጋጣሚ ኮይኑ፡ ኣብ ባህሊ ሕብረተሰብና ብዛዕባ ጅግንነት ውልቀ ሰባት ምጽሓፍ ይትረፍ ብኣፍ ምዝንታው ብዙሕ ልሙድ ኣይኮነን። እዚ ስቕታ’ዚ ብኸምኡ እንተ ድኣ ቀጺሉ፡ ታሪኽ ጀጋኑ ስውኣትና ተረሲዑ ከይተርፍ ኣዝዩ ዘሰክፍ’ዩ። ታርኽ ጀጋኑ ከዘንትዉን ክምስክሩን ዝኽእሉ ገዳይም ሓርበኛታት ተጋደልቲ ውሑዳት ኣይኮኑን። ብሂወቶም ከለዉ ንመጻኢ ወለዶታት እንተ ዘየመሓላሊፎሞ ግን ከም ዘይተነበረ ኮይኑ ክተርፍ’ዩ። Read more



27/08/2019 11:34 AM

Eritrea: Human Rights Violations and their Pervasive Impact

[Eri-Platform Team]

“All human beings are born free and equal in dignity and rights”  Universal Declaration of Human Rights (1948)

The Universal Declaration of Human Rights (UDHR) is a seminal legal document that lays the groundwork for the basic principles of human rights and embodies the universal values shared by the international community. Although it imposes no legally binding obligations on State parties, the declaration has served as a foundation for the development of numerous treaties, national and international laws, and institutions promoting and protecting human rights. In a very real sense, it has profoundly influenced the evolution of international human rights law. Read more



27/08/2019 11:34 AM

ሓድነት ንደሞክራስያዊ ለውጢ

 (ሓ.ደ.ለ)

ጋዜጣዊ መግለጺ

ፍራንክፎርት፣ 25 ነሓሰ 2019

ንሕና፣ እዞም ቅድም ክብል ካብ ሰለስተ በበይኖም ውድባት - ማለት ካብ ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ EPDP፣ ካብ ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንፍትሒ EMJ፣ ካብ መድረኽ ሃገራዊ ዘተ FND - ዝመጻእና ሰለስተ ኤርትራዊ ኣካላት ብመስመሪ ጕባኤ አቢልና ሓደ ሰፊሕ ሰረት ዘሎዎ ሓደ ውድብ ክንምስርት ብምስምማዕ አቐዲምና ዚነበራ ውድባትና ብምሕቃቚ ሎሚ ከአ፣ ማለት ዕለት 23-25 ነሓሰ 2019፣ አብ ከተማ ፍራንክፎርት/ሃገረ-ጀርመን ከም ውልቀ-ዜጋታት ተራኺብና ብምግባእ እንሆ መስራቲ ጕባኤ አቃኒዕና። Read more

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-



27/08/2019 01:07 AM

ሓዳስ መጽሓፍ፡ New Book Launched

ተ.ሓ.ኤ. ኣብ ምድረ-ዓፋር

ጽንኩር ቃልሲ፡ ንሓርነትን ደሞክራስን

E.L.F. In the Afar Baro

Hard fight for Freedom & Democracy

ብተስፋሚካኤል ሓጎስ መጋቢት 2019 ዓ.ም.ፈ.

"ካብ ዝሓለፈ ጌጋና ንምሃር፡ ክሳብ ሕጂ ዝረአናዮ ታሪኽ ቃልስና ኣይደገም'ዩ ዘብል። ብድሕሪኡ ዝመጸ፡ ኣፈላላይን ምፍንጫልን ድማ፡ ሓድነትካ ባሕቊቑ ቃልስኻ የልምስ" ካብ ቃል ደራሲ።

ነዛ መጽሓፍ'ዚኣ ንምዕዳግን፡ ተወሳኺ ሓበሬታን፡ ኣብዚ ዝስዕብ ጠውቑ። Read more

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-



26/08/2019 22:55 PM

Unity for Democratic Change

 (UDC)

PRESS STATEMENT

25 August 2019

We, who were originally members of three different organizations, the EPDP, the EMJ and the FND; we decided to be dissolved in order to pave the way for the creation of a brand new broad-based national organization, held our founding congress between 23-25 August 2019 in Frankfurt, Germany. Read more


See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-




26/08/2019 22:55 PM

'ዋዕላ ንቕሎ ኤርትራውያን ኣዴታት

ንምድሓን ሃገርን ህዝብን'

[BBC ትግርኛ 25 August 2019]

ንቕሎ ኣዴታት ንምድሓን ሃገርን ህዝብን፡ ካብ 23-25 ነሓሰ ኣብ ፍራንክፈርት ጀርመን ህዝባዊ ዋዕላ ኣካይዱ።

እቲ ዋዕላ፡ ኩሉ ደላይ ፍትሒን ፖለቲካዊ ሓይልታትን፡ ኣብ ኤርትራ፡ ቅዋማዊ ህዝባዊ መንግስቲ ክህሉ፡ ኩሉ መዳያዊ ሰብኣዊ መሰላት ክኽበርን ክሕሎን፡ ልዕልናን ግዝኣተ ሕግን ክረጋገጽ፡ እቲ ብኩናትን ወጥሪ ዶባትን ተወንዚፉ ዝጸንሐ ሃገራዊ ቅዋም ክትግበር፡ እሱራት ክፍትሑን መኣዲ ዘተ አሕዋት ክስራዕን ዝጠልብ፡ ንትግባረኡ ከኣ፡ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ዓቕሙ ኣተሓባቢሩ ክዋሳእ ዝጽውዕ ምዃኑ ኣወሃሃዲት ንቕሎ ኣዴታት ነብያት ክፍላይ ሓቢራ። Read more

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-




26/08/2019 22:55 PM

ERITREAN PEOPLE’S DEMOCRATIC PARTY   (EPDP) EPDP in 2019: a Short Profile

The 3rd and Unity Congress of Eritrean People’s Democratic Party (EPDP) and the Eritrean National Salvation/Hidri, convened between 29 July and 1 August 2019 in Wiesbaden, Germany, adopted political documents which, inter alia, agreed to continue calling the unified party as EPDP. Read more



See Also Related ምስዚ ዝተአኣሳሰር፥-




25/08/2019 23:50 PM

እወታዊን ኣሉታዊን ትዕዝብትታተይ

ኣብ መዳያት ጉዳይ መስርሕ ባይቶ ሰሜን ኣመሪካ።

My observations on the conduct of

The Washington DC Meeting.

ብ’ኣቶ ክብሮም ወልደሚካኤል (ሳንቲም)

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 25 Aug 2019

ሰዓት: 9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY

ሰንበት Sunday, 25 August 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ኣቶ ክብሮም ወልደሚካኤል (ሳንቲም)፡ ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጻና ዘሎ ኣርእስቲ "እወታዊን ኣሉታዊን ትዕዝብትታተይ ኣብ መዳያት ጉዳይ መስርሕ ባይቶ ሰሜን ኣመሪካ።" ዝብል ኢዪ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday, 25 August 2019, our invited guest is Mr kibrom weldemichael ( Santim ). His discussion Topic is: "My observations on the conduct of The Washington DC Meeting" You are all cordially invited to participate.




25/08/2019 14:33 PM

      ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

      ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

    ናይ Sunday 25 Aug 2019 መደብ

ህዝባዊ ናዕቢ ብኸመይ ይዕወት?

How does peoples uprising Succeed?

Dr. Salah Ibrahim Jimie

ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተዩ ዝቐርቡ ዕዱም ጋሻና ዶ/ር ሰላሕ ኢብራሂም።  ተሳትፎ፡ ሕቶን ርእይቶን ተኻታተልቲ እናተባባዕና፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited guest discussing the topic above is: Dr. Salah Ibrahim Jimie; You are all cordially invited.






25/08/2019 12:50 PM

ጋዜጣዊ መግለጺ  Press Statement

 تصريح صحفي

ከም ውልቀ ዜጋታት ተራኺቦም ሰፊሕ ሰረት ዘለዎ ሓደ ውድብ ከቑሙ ኣቐዲሞም ውድባቶም ኣፍሪሶም ዝተራኸቡ ኣባላት ሰለስት ውድባት፣ ማለት ህዝቢ ዲሞከራሲ ሰልፊ ኤርትራ፣ ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንፍትሒ፣ መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ፣ ሎሚ ዓርቢ 23 ነሓሰ 2019 ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት/ሃገር ጀርመን መስራቲ ጉባኤ ኣካይዶም።

Press Statement For immediate release

Members of the three organisations, the Eritrea Peoples Democratic Party, the Eritrean Movement for Justice and the Forum for National Dialogue, that have previously been dissolved in order to establish a single membership and Broad based organisation have converged to Frankfurt, Germany today, Friday 23 August 2019 to hold their founding congress.

 تصريح صحفي

التقى اليوم أعضاء، حزب الشعب الديمقراطي الإرتري والحركة الإرترية للعدالة والمنتدى للحوار الوطني، وهي التنظيمات الثلاثة التي كانت قد حلت نفسها في وقت سابق، التقت لتعقد مؤتمرها التأسيس وذلك لغاية تشكيل عضوية واحدة  .داخل تنظيم واسع القاعدة

Read more




24/08/2019 23:50 PM

ኤርትራን ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃ ስልጣነን

ERITREA AND THE CIVILIZATION

OF THE HORN OF AFRICA.

ብ’ኣቶ ተኽለ ተመስገን

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 24 Aug 2019

ሰዓት: 9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY

ቀዳም Saturday, 24 August 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ኣቶ ተኽለ ተመስገን፡ ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጻና ዘሎ ናይ ሰሚናር ኣርእስቲ "ኤርትራን ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃ ስልጣነን" ዝብል ኢዪ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday, 24 August 2019, our invited guest is Mr. Tekle Temesgen. His Seminar Topic is: "Eritrea and the Civilization of the horn of Africa." You are all cordially invited to participate.


See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-



23/08/2019 11:48 AM

ነዊሕ ጉዕዞ ናብ ዓውደ ሓድነት

Long March towards arena of Unity

ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር!

ብ’ፍትዊ ክፍለ ከምኡውን ብዙ ቡቱኞሊ

ኩቡራት ተኻታተልት ውይብ-ሳይታት እዚ ሓጋያዊ ኣዋርሕ፣ብጻዕቂ ፖለቲካዊን ህዝባዊ ተቦግሶታት ዝካየደሉ ናብ ምድምድማቱ ገጹ ዝቃራረበሉ ዘሎ እዋን፡ቅድመ ገምጋምን ኩነታት-ጉዑዙኡን  ክትዛተየሉ ዝዕድም ኩነት/ ሃዋህው ምዃኑ ይርኣየና፡፡

ዓበይቲ ተረኽቲ(narrator)ከም ዝብልዎ ጽቡቕ ንኽትሪኦ ሕማቕ ኣብ ቕድሜኻ ምስ ዝህሉ እዩ ይብሉ። ስለዚ ህላውነት ድምበ ፍትሒ፣ንኸተለልዮ ሂወትን ናብራን ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ቅድሜኻ ኣቐሚጥካ ክኸዉን ይግባእ። …Read more



23/08/2019 11:48 AM

FREEDOMHOUSE IN THE WORLD

2019 Report: Eritrea

ጸብጻብ፡ ፍሪዶም ሃውስ፡ 2019፡

ብዛዕባ ኤርትራ

Overview:

Eritrea is a militarized authoritarian state that has not held a national election since independence from Ethiopia in 1993. The People’s Front for Democracy and Justice (PFDJ), headed by President Isaias Afwerki, is the sole political party. Arbitrary detention is commonplace, and citizens are required to perform national service, often for their entire working lives. The government shut down all independent media in 2001. ኣብዚ ብፍሪዶም ሃውስ ዝወጸ ጸብጻብ 2019፡ ኤርትራ፡ ብድምር ናይ ኩሎም መለኪዒታት ሓርነት፡ 2% (ክልተ ካብ ሚእቲ) ጥራይ ከምዘመዝገበትን ኣብ ኣዝዩ ትሑት ደረጃ ከምዘላን የመልክት። ዝርዝሩ ኣብዚ ጠውቑ፡-Read more




23/08/2019 11:48 AM

አሰናይከ ሸዐብ ሱዳን፡

Radio Saeyob راديو سأيوب

ራድዮ ሰእዮብ 23-August-2019

ኣብዚ ጠውቑ

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-



23/08/2019 02:35 AM

ንሃይማኖትና ንሕለ

(ካልኣይን መወዳእታን ክፋል)

ጽሑፍ ብ 'ደብረ

መእተዊ

ነፍስወከፍ ምእመን ይኹን መራሕቲ ሃይማኖት ብተነጽሎ ንዝወስዶ ውሳኔታት ንቤተ ክርስትያን ጎዳኢ ጥራሕ ዘይኮነ፥ ኣብ ሓደጋ ዘውድቕ፣ ንሕድሕድ ምጥርጣርን ዘይምርድዳን ዘንግስ፣ ምርሕሓቕ ዝፈጥር፣ ከጥቅዓካ ንዝደሊ ጸላኢ ምቹእ ባይታ ዘጣጥሕ ኢዩ። ኣብ ሊዕሊ ብጹዕ ወቅዱስ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ኣብ 2006 ካብ ዝተወሰደሎም ዘይምዕሩይ ውሳነ፥ ክሳብ ሕጂ መፍትሒ ዘይተረኽቦ ብሰንኪ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቕሰ ተነጽሎ ዝፈጠሮ ምፍልላይ እዩ። በሓደ ሸነክ፡ በቶም እቲ ስርዓት ኣቐሚጥዎም ዘሎ ሕልናኦም ንኸብዶም ዝሸጡ ሊቀ ጳጳሳት፣ ጳጳሳት፣ መነኮሳት፣ ካህናትን ድያቆናትን፡ ኣብ ሕብረት ቤተ ክርስትያን ዝወርድ ዘሎ ምብትታኽ፤ በቲ ካልእ፡ ኣብ ልዕሊ ብጹዕ ወቅዱስ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ዝወርድ ዘሎ ቀጻሊ ጸለመን ጠቐነን …Read more

 1ይ ክፋል (15-Aug-2019)፡   2ይ ክፋል (23-Aug-2019)




22/08/2019 21:11 PM

ዕድመ ንህዝባዊ ኣኼባ - PUBLIC MEETING

ኩልኹም ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ

ዋሺንግቶን ዲሲን ከባቢኡን፡

ERITREAN JUSTICE-SEEKERS IN WASHINGTON DC AND ITS ENVIRONS

Saturday August 24, 2019, 2:00 - 5:00 pm

ንቀዳም 24 ነሓሰ 2019፡ ኣብ ዝተጸውዔ ዓቢ ህዝባዊ ኣኼባ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። ኣብዚ ኣኼባ'ዚ፡ ንኹልና ከስራሓናን ክጥርንፈናን ዝኽእል ዓንዲ ሕጊ (By-Laws) ክንመያየጠሉን ኣድለይቲ ውሳኔታት እንሕልፈሉን ተባሂሉ እተጸውዔ ኣኼባ ስለዝኾነ፡ ኣብ ሰዓትኩም መጺእኩም ክትሳተፉ ሓደራ ንብል።

ቦታ (Venue)፥ 3310 Connecticut Ave. NW, Washington DC, 20008  ሰዓት (Time)፥ 2:00 ድ.ቀ. – 5:00 ድ.ቀ.

ብደሓን ምጹ፡

ወከልቲ ባይቶ ይኣክል ሰሜን ኣሜሪካ፡ ዋሺንግቶን ዲሲን ከባቢኡን። Thank you.

DMV North American Representatives  Read more




21/08/2019 14:26 PM

ኣተኩሮ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት

ኣብ ደምበ ደለይቲ ፍትሒ

ዝርአ ዘሎ ኣሉታዊ ተርእዮታት:

ከፋፋሊ ሜላታት ስርዓት ህግደፍን፡

ኣገዳስነት ምኽባር ግዝኣተ-ሕጊን።

(ብ’ኣቶ ክብሮም ዳፍላ)

[ራድዮ ኤረና 19 Aug 2019]

ገዲምን ምኩርን ተጋዳላይ ክብሮም ዳፍላ፡ ወትሩ ሰኑይ ሰኑይ፡ ብመደብ ራድዮ ኤረና ኣቢሉ፡ “ኣተኩሮ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት” ብዝብል ኣርእስቲ፡ ኣገዳሲ ኣነቓቓሒ መደባት ንዓመታት ከቕርበልና ዝጸንሐ ኤርትራዊ ተቓላሳይ ንፍትሒ ኢዩ። ኣብ ካልኦት መራኸቢ ብዙሓን እውን ብዙሕ ኣስተምህሮታት ዝሃበ ምሁር ኢዩ። ነዚ ሎሚ ኣብ ራድዮ ኤረና ዝተፈነወ ሙሉእ መደብ ንምስማዕ

 1ይ ክፋል (19-Aug-2019)፡  2ይ ክፋል (26-Aug-2019)

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-




20/08/2019 22:11 PM

ደገፍ ካብ ይኣክል ጽላል ካናዳ

ሰንሰለት ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ካብ መድረክ ናብ መድረክ እንዳተሰጋገረ። ኣብ ዓወት በጺሑ ምስ በልና ግና፡ ዲክታተራዊ ጉጅለ ስርዓት ህግደፍ ንናፍቆት ዲሞክራሲ ብፍቅሪ ሃገርና እንነድድ ዜጋታት ስለዝኾና  ኣብ ሃገርን ሃገራውነትና ተሓቢኡ ብቐጻሊ ኩናት እንዳሳሕተረ  ብወታደራዊ ዕንደራ ዜጋ ክሳዱ ከድንን ባኹሪ ጅግናና ኣሲሩ ሕሳስ ልደና ኣብ በረካታት ሲናይን ባሕሪ ሜዲተራንያን ክሃልቑ ፈሪዱና፡ መንእሰያትና ድማ ኣብ ክንዲ ካምፓተር ጠበንጃን መጽሓፍን። Read more

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-




18/08/2019 23:37 PM

 ፈጣሪ ናይ ይኣክል'ኳ እንተዘይኮንኩ

ቀንዲ ሰዓቢን ደጋፊን ይኣክል ግን ኢየ።

Although not Creator of #Yiakil Movement,

I am strong follower and Supporter of it.

ብ’ኣቶ ሃይለ ክፍላይ (ጎተና)

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 18 Aug 2019

ሰዓት: 9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY

ሰንበት Sunday, 18 August 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ኣቶ ሃይለ ክፍላይ (ጎተና)፡ ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጻና ዘሎ ኣርእስቲ "ፈጣሪ ናይ ይኣክል'ኳ እንተዘይኮንኩ ቀንዲ ሰዓቢን ደጋፊን ይኣክል ግን ኢየ" ዝብል ኢዪ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Friday, 16 August 2019, our invited guest is Mr Haile Kiflai (Gotena). His discussion Topic is: "Although not Creator of #Yiakil Movement, I am strong follower and Supporter of it." You are all cordially invited to participate.




18/08/2019 15:01 PM

“ውዓል ሕደር ዘይድልዮ ካልኣይ ቀብሪ”

By Mrs Abeba Tesfaghiorgis

ብ'ወ/ሮ ኣበባ ተስፋጊዮርጊስ

(Asmarino:15 Aug 2019)

ኣብዚ ጠውቑ

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-




18/08/2019 15:01 PM

ኤርትራውያን ነበርቲ ሲያትልን ከባቢኣን

TOMORROW IS

a Double election Day

This is to inform  all Deleyti Fethi  Eritreans of Seattle  that tomorrow, August 18th, 2019, is the awaited date, on which, we have to elect our Deleyti Fethi  leadership  for the  next year, and also  to elect three delegates to represent our city at a national level.   

In consideration of the present, volatile political situation in Eritrea, …. Read more

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-

ብኤርትራውያን ነበርቲ ሲያትልን ከባቢኣን ዝተኻየደ ኣኼባ ብድምጺ ዝተዳለወ ጸብጻብ (ራድዮ ኤረና) ፡- 1ይ ክፋል (22 Aug 2016)፡  2ይ ክፋል (29 Aug 2016)፡




17/08/2019 23:55 PM

 ኣብ ህሉው ምዕባለታት

ምንቅስቓስ #ይኣክል ዘተኮረ።

The Current Course of action of Eritrean peoples'

#Yiakil Movement

ብ’ሓርበኛታት ኪዳነ ሓጎስን፡ ኣስሄል ብጹኣምላክን

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 17 Aug 2019

ሰዓት: 9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY

ቀዳም Saturday, 17 August 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ሓርበኛታት ኪዳነ ሓጎስን፡ ኣስሄል ብጹኣምላክን ኢዮም። ሒዞሞ ዝመጹና ዘለዉ ኣርእስቲ ድማ፡ "ኣብ ህሉው ምዕባለታት ምንቅስቓስ ይኣክል" ዘተኮረ ኢዪ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday, 17 August 2019, our invited guests are: Veterans: Kidane Hagos and Asihel Betsuamlak. Our discussion Topic focuses on: "The Current Course action of Eritrean peoples' #Yiakil Movement." You are all cordially invited to participate.




16/08/2019 23:55 PM

 መበገስን መንጸብረቕታን "ይኣክል" ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገርን ህዝብን እንታይ ይመስል?

The Onset and Reflection of #Yiakil Movement, in the current situation of our country and its people.

ብ’ሓርበኛ ኣንቶንዮ ተስፋይ

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 16 Aug 2019

ሰዓት: 9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY

ዓርቢ Friday, 16 August 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ሓርበኛ ኣንቶንዮ ተስፋይ፡ ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጻና ዘሎ ኣርእስቲ "መበገስን መንጸብረቕታን "ይኣክል" ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገርን ህዝብን እንታይ ይመስል?" ዝብል ኢዪ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Friday, 16 August 2019, our invited guest is Veteran Antonio Tesfay. His discussion Topic is: "The Onset and Reflection of #Yiakil Movement, in the current situation of our country and its people." You are all cordially invited to participate.




16/08/2019 04:15 AM

”ኩሎም መንገድታት ናብ ሮማ የብጽሑ”

ኩሎም ተቓለስቲ ክኣ ናብ ይኣክል የምርሑ

ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) - ነሓሰ 15/2019

ALL ROADS LEAD TO ROME - TUTTE LE STRADE PORTANO A ROMA” ቀደም ብ 1100 ዓ/ም ኩሎም መንገድታት ናብ ሮማ የምርሑ ወይ የብጽሑ ዝብል ኣበሃህላ ነይሩ። ብግዜ ግዝኣት ሮማ ሮማውያን ኣብ መሃንድስነት ብልጫ ነይሩዎም። ንሱ ጥራይ ዘይኰነ፡ ዝሰርሕዎ መንገዲ ድልዱል ኣብ ርእሲ ምዃኑ፡ ንኹሉ መንገድታት ካብ ሮማ ከም ዝብገስ ብምግባር፡ ከተማ ሮማ መማእከሊት ከም እትኸውን ጌሮም ሰሪሖማ። ሮማ ሕምብርቲ ከተማታት ግዝኣት ሃጸያዊት ሮም (Roman Empire) ነይራን ኣላን። Read more




16/08/2019 01:37 AM

ቃለመሕትት ምስ: ኣቶ ከማል ዓብዱራሕማን ዓሊ፡

ከምኡውን: ኣቶ ተወልደ ስእለን።

ክልቲኦም፡ ኣፈኛታት ናይቲ ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ (ሕመኣ) ዝቖመ ባይቶ #ይኣክል ሰሜን ኣመሪካ ኢዮም። ብዙሕ ካብቲ ምስ ምቛም ናይቲ ባይቶ ዝተኣሳሰር ከዛርብ ዝወርሐ ጉዳያት፡ ኣገደስቲ ሕቶታት ብጋዜጠኛ ሓረጉ ቀለታ ቀሪቡሉም ኣሎ፡ ብወገኖም አውን ኣገደስቲ ዝርዝራዊ መብርሂታት ሂቦሙሉ ኣለዉ።

1ይ ክፋል (08 Aug 2019)፡  2ይ ክፋል (15 Aug 2019)

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-

Part-1, Part-2, Part-3, Part-4, Part-5, Part-6,




15/08/2019 02:46 AM


ዕድመ

ጽምብል መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ 2019

ኣብ ሎንዶን (ዓባይ ብሪጣንያ)

مرحباً بكم الى يوم القدماء المحاربين الارتريين في لندن - المملكة المتحدة

Invitation for:

ERITREAN VETERANS DAY’ 2019 EVENT,

London UK

Saturday, 17 August 2019 (1 - 6 pm)

Address: Initiatives of change,

24 Greencoat Place, London SW1P 1RD

Read more





15/08/2019 01:51 AM

ኤርትራ

ጸብጻብ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ

ብ' HUMAN RIGHTS WATCH

ድሕሪ ናይ ዓሰርተታት ዓመታት ዳርጋ ፍጹም ዝዀነ ዲፕሎማስያዊ ተነጽሎ፡ ንኤርትራ ዓመተ ምስ ጐረባብታ ዘለዋ ርክብ ኣብ ናይ ምምሕያሽ ለውጢ ኣገዳሲት ዓመት እያ። ኣብ ወርሒ ሓምለ፣ መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን በዓል ሓሙሽተ ነጥብታት ዝዀነ ስምምዕ ተፈራረሙ። እዚ ድማ፡ ሓድሽ ዘመነ ሰላምን ምሕዝነትን ኰይኑ፡ ነቲ ናይ ዓመት ናይ ዶባዊ ኵናት ወግዓዊ መደምደምታ እዪ። ድሕሪ ሓደ ወርሒ ናይቲ ናይ ሰላም ውዕል፡ ኤርትራን ሶማልን ድሕሪ ናይ ዓመት ምድስካል ዲፕሎማስያዊ ርክባት፡ ከምብሓድሽ ርክባት ጀሚረን ይርከባ።  Read more

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-



12/08/2019 18:17 PM

መቓልሕ ሓድነት

ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር!

ብ’ፍትዊ ክፍለ ከምኡውን ብዙ ቡቱኞሊ

ነዚ መቓልሕ ሓድነት ብዓውታ ዝነጉደሉ ዘሎ ኣዋርሕ፡ ብፍላይ ክኣ ኣብዚ ኣዋርሕ ሓምለን ነሓሰን፣ ዝተካየደን ዝካየድ ዘሎ በቢ-ዓይነቱ ጽንብላት፣ ጉባኤታት ይኣክል፣ ምትሕንፋጽ ውድባት፣ ሰሚናር ሙሁራት ኣካላት፣ ፈስቲቫላት፣ ብመሰረታዊ ጉባኤ አቢሉ ዝቐዉም ናዕባዊ ወይ ፍጹም ለውጢ ንምምጻእ፣ ምስ መድርኽ ስሚዒት ህዝቢ ተዋሃሂዱ፣ ሓዲሽ መስርሕ ሓድነት ምትእትታው ዝጽዕሩ ዘለዉ ሓይልታት ክትሪኢ ከለኻ፤ በቲ ሓደ ወገን ተስፋ በቲ ሓደ ውገን ስኽፍታት ክሓድረካ ግድን እዩ።

ነዚ ብሓደ ወገን ተስፋ፣ በቲ ሓደ ወገን ክኣ ስኽፍታት፣ ዝብል ሓሳብ ንምግላጹ ብዓቕምና ክንገልጾ ክንፍትን ኢና። Read more




12/08/2019 17:27 PM

መግለጺ ሓዘን

ብመስዋእቲ ሐርበኛ ተጋዳላይ መኰንን ተኽለ

[ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንፍትሒ]

ክቡር ገዲም ተጋዳላይ መኰንን ተኽለ፣ ብ14 ታሕሳስ 1953 አብ አስመራ ተወልደ። ብዝሓደሮ ሕማም ምኽንያት ከአ ንገለ እዋን ኣብ ሕክምና ክእለ ድሕሪ ምጽናሕ፣  ብዕለት 06 ነሐሰ 2019  ኣብቲ ክእለየሉ ዝጸንሓ ሕክምና ዓሪፉ። ዘይተጸበናዮ መስዋእቲ ናይ ክቡር መኰንን ተኽለ  አብ ዝሰማዕናሉ እዋን አዝዩ መሪር ሐዘን ተሰሚዑና። መኰነን ካብ ንእስነቱ አትሒዙ ትጉህን ሕዉስን፣  ክርዳእን ከረድእን ዝኽእል፣ ምስ ኩሉ ሰብ ከአ ምቕሉል ጠባይ ዝውንን፣ ብዝሐዞ ዕዮ ጻዕረኛ ዝኾነ ሐርበኛ ኤርትራዊ ኢዩ ኔሩ። አብ ግዜ ንእስነቱ ናይ ቀዳማይ ካልአይን ደረጃ ትምህርቱ አብ አስመራ ተማሂሩ። ካብ ብዓንተቦኡ አትሒዙ ብንእሽቶኡ ከሎ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጽልዋ ስለዝሐደሮ፣ … Read more




11/08/2019 18:26 PM

THE NEED FOR THE

“ENOUGH IS ENOUGH MOVEMENT”

TO PLAY A LEADING ROLE

IN THE ADVOCACY CAMPAIGN.

By Petros Tesfagiorgis

On 29 July The Catholic Herald reported, “Following what has been described as ‘the worst Mediterranean tragedy’ this year, Pope Francis appeals to the international community to ensure the safety and dignity’ of migrants.”

    There is a serious political, economic and social changes reshaping the Horn of Africa. The most significant is the rise of Prime Minister Abiy Ahmed (PMAA) of Ethiopia and the campaign for peace he initiated. Read more




11/08/2019 16:06 PM

መበል 25 ዓመት `ሃገራዊ ኣገልግሎት`-

ዘተ ምስ

ፕሮፌሰር ጋይም ክብረኣብን ዶር መብራህቱ ኣቶብርሃንን

(ATV: 10 Aug 2019)

ኣብዚ ጠውቑ

See also related ምስዚ ዝዛመድ፡-




11/08/2019 16:06 PM

 ቅዋም: መሰረት ህዝባዊ ስልጣን: ህላወን ፍትሒን ኢዩ።

CONSTITUTION IS: THE FOUNDATION FOR PEOPLE'S POWER, EXISTENCE AND JUSTICE.

ብ’ኣቶ ዮኤል ተወልደ

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 11 Aug 2019

ሰዓት: 9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY

ሰንበት Sunday, 11 August 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ኣቶ ዮኤል ተወልደ፡ ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጻና ዘሎ ኣርእስቲ "ቅዋም: መሰረት ህዝባዊ ስልጣንን: ህላወን ፍትሒን ኢዩ።" ዝብል ኢዪ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday, 11 August 2019, our invited guest is Mr Yoel Tewelde. His discussion Topic is: "Constitution is The Foundation for People's Power, Existence and Justice." You are all cordially invited to participate.




11/08/2019 16:06 PM

Dr. Abiy Ahmed,

Remembering Berhane and ALL Eritrean fathers murdered by Ethiopia

by Kiki Tzeggai

“Out of suffering have emerged the strongest souls; the most massive characters are seared with scars.” ― Kahlil Gibran

I would like to “talk” to you as a father of your own kids and at the same time address you as the leader of Ethiopia who carries responsibility for what your country has done to my country, Eritrea.

Even though I have had this conversation in my mind countless times for the last forty one (41) years with the many Ethiopian leaders before you, these are my first direct words to an Ethiopian leader. Read more



11/08/2019 15:07 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Sunday 11 Aug 2019 መደብ

"ይኣክል" ኣወዳድባኡን መዓርፎኡን።

"ENOUGH" - it's organization and destination.

Mr Kidane Hagos & Mr Kibreab Tesfu

(2ይ ክፋል ይቕጽል - P2 Continues)

ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተዩ ዝቐርቡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኢዮም።  ተሳትፎ፡ ሕቶን ርእይቶን ተኻታተልቲ እናተባባዕና፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited panellist discussing the topic above are: Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu; You are all cordially invited.

 1ይ ክፋል (04-Aug-2019)፡   2ይ ክፋል (11-Aug-2019)




10/08/2019 15:25 PM

 ግደ ብሰውራን ተመኩሮን ዝሓለፉ ኤርትራውያን፡

ኣብ ናይ ይኣክል ምንቅስቓስ

ከመይ እንተኾነ ይሓይሽ? ስለምንታይ?

What should be the role of veterans and the Experienced in the Yiakil movement? And Why?

ብ’ኣቶ ኪዳነ ሓጎስ፡

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 10 Aug 2019

ሰዓት: 9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY

ቀዳም Saturday, 10 August 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስ፡ ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጻና ዘሎ ኣርእስቲ "ግደ ብሰውራን ተመኩሮን ዝሓለፉ ኤርትራውያን፡ ኣብ ናይ ይኣክል ምንቅስቓስ ከመይ እንተኾነ ይሓይሽ? ስለምንታይ?" ዝብል ኢዪ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday, 10 August 2019, our invited guest is Mr Kidane Hagos. His discussion Topic is: "What should be the role of veterans and the Experienced in the Yiakil movement? And Why?" You are all cordially invited to participate..




08/08/2019 22:32 PM

መልእክቲ "ጉያይ ወዲአ ኣለኹ"

ሃገራዊ መልእክቲ፡ ኣቡነ መቃርዮስ

ጽሑፍ ብ 'ደብረ

እዚ ጽሑፍ ኣቦና ኣቦና መቃርዮስ ንህዝቢ ኤርትራ ብዛዕባ ጉጉይ ካልኣይ ውግዘት ውጉዝ ሲዶኖስ ኤርትራ፡ ብዕለት 17 ሓምለ 2019 ኣብ ሊዕሊ ብጹዕ ወቅዱስ ሳልሳይ ፓትሪያርኽ ኤርትራ ኣቡነ ኣንጠንዮስ፡ ካብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ዝተቆንጨበ እዩ። ኣቡነ መቃርዮስ መልእኽቶም ከመሓላልፉ ከለዉ “ስማዕ”፣ “እነግረካ ኣለኹ” ዝብሉ ሓያለ ቃል ተጠቒሞም፡ እቲ ዝደቀሰ ክበራበር፣ እቲ ሸለል ዝበለ ክግደስ፣ እቲ ዝፈዘዘ ክነቅሕ ዝሕግዛ፥ ስሚዒት ዘበራብራ ሓረጋት ተጠቂሞም እዮም። መልእክቶም ከም ሃዋርያ ጳውሎስ ኣብ መወዳእታ ሰዓት መልእኽቲ ዘመሓላለፎ “ጉያይ ወዲአ ኣለኹ” እዩ ዝመሳሰል። ካብ እዚ ሓሳብ ተበጊሰ ንጽሑፈይ፡ መልእክቲ “ጉያይ ወዲአ ኣለኹ” ዝብል ኣርእስቲ ሂበያ ኣለኹ። Read more




08/08/2019 22:32 PM

ሳዋ፡

“ሃገራዊት መሰልጠኒት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ”

ጽሑፍ ብ'መሲናስ

“ሳዋ እንተዘይትህሉ ነይራ፡ ንወራር ወያነ ኣይምተኸላኸልናዮን ኔርና!” ቃል ተመለኽቲ።

“ሳዋ እንተዘይትህሉ ነይራ፡ ወራር ወያነ ኣይመጋጠመን ነይሩ!” ቃል ኣይንምለኽን በሃልቲ።

ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ፡ ማለት ተመላኺ ይኹን ኣይምለኽን በሃሊ፡ ብልቢ ከስተውዕለሉ ዘሎዎ ዓቢ ነገር ኣሎ። እዚ ንገሌና ሰብ መሲሉ ዝረኣየና፡ ንገሌና ከኣ ድብያብሎስ ምዃኑ እንፈልጦ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዚተባህለ ውልቀ ሰብ፡ ኩሉ ግዜ ካብታ ብኤርትራውያን ዝተማህዘት ሰናይ ነገር፡ 1% ተጠቒሙ’ዩ እቲ 99% እከይ ግብሩ ዚፍጽም። ካብቲ ብዙሕ ሓንቲ ኣብነት ድማ “ሳዋ” እያ። Read more



06/08/2019 21:41 PM

ህሉው ኵነታትን መጻኢ ብድሆታትን ሃገርና፡

መደረ ኣምባ. ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ

3 ነሓሰ 2019

ኣብ ፈስቲቫል ኤርትራ፡ ፍራንክፉርት፡ ጀርመን

ብጽሑፍ ንምንባብ ኣብዚ ጠውቑ




06/08/2019 21:41 PM

ንቕሎ ኣዴታት ንድሕነት ህዝብን ሃገርን

 مبادرة الأمهات لإنقاذ الوطن والشعب

Mothers Initiative to Safe the People & the Nation

Invitation to all Eritrean in Europe

ዕድመ ንኩሉ ኤርትራዊ ካብ ንቅሎ ኣዴታት!!

دعوة لجميع الإريتريين في أوروبا

 Frankfurt Germany

23-25/08/2019

Listen Full Message:   ትግርኛ   Arabic (عربى)




04/08/2019 23:55 PM

ደምዳሚ ጋዘጣዊ መግለጺ ጽላል፡ ካናዳ

ኣብ ትሕቲ ብሓድነት ንሓርነት ዝተገብረ ጉባኤ

ብዕለት፡ 3/08/2019 ዕውት ጉባኤኡ ዛዚሙ ወጺኡ

See Related ምስዚ ዝዛመድ፡-




04/08/2019 23:55 PM

 ዋና ዘይብሉ ምትእኽኻባት ዓዲ የእትወና‘ዶ?

A GROUPING WHOSE OWNERSHIP UNKNOWN; DOES IT HELP ACHIEVE OUR GOALS?

ብ’ኣቶ ሲዒድ ዑስማን (ተወከል)

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 04 Aug 2019

ሰዓት: 9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY

ሰንበት Sunday, 04 August 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ኣቶ ሲዒድ ዑስማን (ተወከል)፡ ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጻና ዘሎ ኣርእስቲ "ዋና ዘይብሉ ምትእኽኻባት ዓዲ የእትወና‘ዶ?" ዝብል ኢዪ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday, 04 August 2019, our invited guest is Mr Sayed Osman (Tewekel). His discussion Topic is: "A Grouping whose ownership unknown; does it help achieve our Goals?" You are all cordially invited to participate.




03/08/2019 23:36 PM

 WHAT THE YIAKIL MOVEMENT IS

AND WHAT IT IS NOT?

"ይኣክል እንታይ ማለት'ዩ? እንታይ'ከ ማለት ኣይኮነን?"

ብ’ኣቶ ዳዊት ገብረመስቀል

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 03 Aug 2019

ሰዓት: 9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY

ቀዳም Saturday, 03 August 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ኣቶ ዳዊት ገብረመስቀል፡ ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጻና ዘሎ ኣርእስቲ "ይኣክል እንታይ ማለት'ዩ? እንታይ'ከ ማለት ኣይኮነን?" ዝብል ኢዪ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday, 03 August 2019, our invited guest is Mr Dawit Gebremeskel. His discussion Topic is: “What the Yiakil Movement is and What it is not” You are all cordially invited to participate.




03/08/2019 20:49 PM

ደምዳሚ መግለጺ:

3ይን ሓድነታውን ጉባኤ ሰዲህኤ

Final Statement of

3rd &  Unity Congress of EPDP

ሳልሳይን ሓድነታውን ጉባኤና፡ “ንዲሞክራስያዊ ቅዋማዊ ምሕደራ፡ ንሰላም ንፍትሒ ንብልጽግናን ምዕባለን ንቃለስ”  ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ጭርሖ፡ ካብ 29 ሓምለ ክሳብ 1 ነሓሰ 2019 ኣብ ሃገረ ጀርመን ከተማ ቪዝባደን ተኻይዱ።

Convened under the slogan: “We Struggle for Constitutional Governance, Peace, Justice and Prosperity,” the 3rd and Unity Congress of the Eritrean People’s Democratic Party (EPDP) and the Eritrean National Salvation/Hidri was held between 29 and 1 August 2019 in Wiesbaden, Germany.

EPDP Central Council Elects Tesfai Degiga as its New Party Chairman EPDP Information Office.  Read more

See Also Related ምስዚ ዝተአኣሳሰር፥-



03/08/2019 13:36 PM

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ

جبهة الإنقاذ الوطني الإرترية

ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT

ቅሉዕ መልእክቲ ናብ ኣሰናዳእቲ

መበል 34 ዓመት ፈስቲቫል ካሰል ፍራንክፈርት

رسالة مفتوحه الي منظمي مهرجان كاسل فرنكفورت

አብ ውሽጢ እዚ ዝሐለፈ ሰሙናት  ኩሉ ዓቕሚ ረኺቡ ንመራኸቢ ብዙሐን  ይኹን ንመርበብ ሐበሬታታት ዝከታተል  ፡ መበል 34 ዓመት ፈስቲቫል ካሰል ብሐልዮት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውሒ አብ ከተማ ፍራንክፈርት ክካየድ ምኳኑ ዝሕብር ስእላዊ መልእኽቲ ተመልኪትና።  Read more

في هذه الاسابيع التي مضت عدد كبير من الناس الذين يتابعون الاخبار في بعض المواقع وجدو معلومات مفاده ان مهرجان لعام34سيقام برعايهفي هذه الاسابيع التي مضت عدد كبير من الناس الذين يتابعون الاخبار في بعض المواقع وجدو معلومات مفاده ان مهرجان لعام34سيقام برعايه المجلس الوطني الارتري للديمقراطيه والتغير وذلك في مدينه فرانكفورت وهذه الدعوه التي دعا لها المجلس الوطني الارتري للديمقراطيه والتغير لاقامه المهرجان في فرانكفورد كانت صدمه بالنسبه لنا وان كنا قد اتفقنا سابقا بحضور اعضاء جبهه الانقاذ الوطني الارتري الا يحدث مثل هذا الاختراق ولكن القياده تجاوزت هذا الاتفاق متناسيا خطوره ما سيترتب عنه وكان لزاما علينا ان نوضح الحقائق وندعها في متناول ايدي كل   من اعضاء جبهه

Read more




03/08/2019 11:51 AM

President Isaias Afwerki interview on the occasion of the 25th anniversary of Sawa ቃለመሕትት ፕረሲደንት ኢሳይያስ ብኣጋጣሚ ብሩራዊ ኢዮቤልዩ ምጅማር ሃገራዊ ኣገልግሎት ሳዋ፡

[ERi-TV ]

            (1ይ ክፋል)  (2ይ ክፋል)

See Related ምስዚ ዝዛመድ፡-




02/08/2019 01:26 AM

ፕሮ/ ጋይም ክብረኣብ፡ "ሃገራዊ ኣገልግሎት

ማሕበራዊ ውህደት ዝፈጥር ባይታ'ዩ"

[BBC ትግርኛ 30-July-2019]

ኣብ ዙርያ ስደትን ሃገራዊ ኣገልግሎትን ንነዊሕ ዓመታት ዓሚቚ መጽናዕትን ምርምርን ዘካየደ፡ ኣብ ዓዲ ኢንግሊዝ ኣብ ሳውዝ ባንክ ዩኒቨርስቲ ዝምህር ፕሮፌሰር ጋይም ክብረኣብ፡ መንግስቲ ኤርትራ ስልጣን ምስ ሓዘ ካብተን ቀዳሞት ዘርቀቐን ሕግታት፡ ሕጊ ሃገራዊ ኣገልግሎት እያ ይብል።

ኤርትራ ናጻ ሃገር ምስ ኮነት ድሕሪ ሽዱሽተ ኣዋርሕ፡ እቲ ናይ መጀመርታ ዝበሃል ሕጊ ሃገራዊ ኣገልግሎት፡ ኣብ ሕዳር 1991 ከም ዝተኣወጀ'ውን ይገልጽ። Read more

See also related ምስዚ ዝዛመድ፡-




02/08/2019 01:26 AM

ብምኽንያት ሞት ሓጃ ኣይሻ ዑስማን

ባዓልቲ ቤቱ ንጅግና ጀማሪ ሰውራ፡

ሓሚድ ኢድሪስ ዓዋተ፡ ዝተኻየደ ናይ ዝኽሪ ስነስርዓት

تأبنٌة لأرملة الشهٌد البطل القائد حامد إدرٌس عواتى السٌدة عاءىشة عثمان إدرٌس (ام كرار) التً

A memorial for the widow of the Shahad, the hero, the leader, Hamed Idris Awati, Sada Aisha, Osman Idris (Umm Karrar)

ብምኽንያት ሞት ባዓልቲ ቤቱ ንጅግና ጀማሪ ሰውራ፡ ሓሚድ ኢድሪስ ዓዋተ፡ ሓጃ ኣይሻ ዑስማን፡ ንምዝካር፡ ብምትሕብባር ምስ ክሎም ፖለቲካውያን ውድባትን፡ ገዳይም ተጋደልትን፡ በርገሳውያን ማሕበራትን፡ ዕለት 28 ሓምለ 2019፡ ኣብ ሎንዶን ዓባይ ብሪጣንያ (45 Abrar house, Crawford Place, London W1H 4LP) ዝተኻየደ ኣኼባ።

بالمملكة المتحدة بالتعاون مع المنظمات المدنٌة والسٌاسة خارجه والمناضلٌن القدام .  ٌقٌم أمسٌة تأبنٌة لأرملة الشهٌد البطل القائد حامد إدرٌس عواتى السٌدة عاءىشة عثمان إدرٌس (ام كرار) التً ٣ انتقلت الى الرفٌق الأعلى فً  ٌونٌو الماضً بأرض الوطن ٠ .

Read more




01/08/2019 09:11 AM Updated

Snitna: Code of Conduct

መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

[Snitna.com  ስኒትና]

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more





ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ

OPEN LETTER TO ALL PFDJ MEMBERS

(24 March 2001)

እዚ "ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ" ዘርእስቱ ጽሑፍ፡ በቶም ንቅዋማዊ ምሕደራ ዝጠለቡ፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ኣባላት ባይቶን፡ (ብጉጅለ-15 (G-15)ዝፍለጡ)፡ ኣብ 2001 ዘውጽኡዎ ቅሉዕ ጠለባትን መልእኽትታትን ዝሓዘ ታሪኻዊ ሰነድ ኢዩ። እዚ ቅኑዕ ህዝባዊን እዋኑ ዝጠልቦ ዝነበረን ጠለቦም፡ ከም ገበን ተቖጺሩ ኸኣ፡ ካብ 18 መስከረም 2001 ኣትሒዞም፡ ኣብ ማሕዩር ክበልዩን ሃለዋቶም ተሸሪቡን ይርከብ። ብዙሓት ካብኣቶም ህይወቶም ከምዝሓለፈ ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት እኳ እንተፍለጡ፡ ብወገን መንግስቲ ኤርትራ ግን ዝኾነ ወግዓዊ መልሲ ኣይተዋህበን።. Read more






























Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print