Home  About us   Contact us

Copyright © www.snitna.com

Design: Yohannes Berhe

June 2019 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና

Search our site መድለዪ:
 





ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ

OPEN LETTER TO ALL PFDJ MEMBERS

(24 March 2001)

እዚ "ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ" ዘርእስቱ ጽሑፍ፡ በቶም ንቅዋማዊ ምሕደራ ዝጠለቡ፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ኣባላት ባይቶን፡ (ብጉጅለ-15 (G-15)ዝፍለጡ)፡ ኣብ 2001 ዘውጽኡዎ ቅሉዕ ጠለባትን መልእኽትታትን ዝሓዘ ታሪኻዊ ሰነድ ኢዩ። እዚ ቅኑዕ ህዝባዊን እዋኑ ዝጠልቦ ዝነበረን ጠለቦም፡ ከም ገበን ተቖጺሩ ኸኣ፡ ካብ 18 መስከረም 2001 ኣትሒዞም፡ ኣብ ማሕዩር ክበልዩን ሃለዋቶም ተሸሪቡን ይርከብ። ብዙሓት ካብኣቶም ህይወቶም ከምዝሓለፈ ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት እኳ እንተፍለጡ፡ ብወገን መንግስቲ ኤርትራ ግን ዝኾነ ወግዓዊ መልሲ ኣይተዋህበን።. Read more



30/06/2019 22:30 PM

ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)

ናይ Sunday 30 June 2019 show መደብ

ኣብ 30 ዓመታት ዘጋጠመ ማሕበረ-ቁጠባዊን ፖለቲካዊን ዕንወት ብኸመይ ኢና ክንፍውሶ?

ዕላል ምስ ፕሮፈ. መንግስትኣብ ተስፋዮውሃንስ።

ኣብ 30 ዓመታት ዘጋጠመ ማሕበረ-ቁጠባዊን ፖለቲካዊን ዕንወት ብኸመይ ኢና ክንፍውሶ? ዕላል ምስ ፕሮፈ. መንግስትኣብ ዮውሃንስ። How are we going to repair the damage of 30 years of socio-economy- cultural and political that was cause by the present regime of Eritrea. What role do Eritreans in Diaspora have to play to repair it. Let us hear from our learned Brother, Prof. Mengisteab Tesfayohannes.

 1ይ ክፋል (30-June-2019)፡  2ይ ክፋል (30-June-2019):




30/06/2019 20:36 PM

 ነቐፌታዊ (ህየሳዊ) ገምጋምን ርእይቶን

ኣብ ልዕሊ ቅዋም ኤርትራ 1997፡

Some Critical Remarks on Eritrea Constitution 1997

By Drs Tsegezab Gebregergis

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 30 June 2019

ሰዓት: 9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY

ሰንበት Sunday, 30 June 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ዶ/ርስ ጸጋዘኣብ ገብረጊዮርጊስ ኢዩ። መዛተዪ ኣርእስትና "ነቐፌታዊ (ህየሳዊ) ገምጋምን ርእይቶን ኣብ ልዕሊ ቅዋም ኤርትራ 1997" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday, 30 June 2019, our invited guest is: Drs Tsegezab Gebregergis. Our topic is "Some Critical Remarks on the Legitimacy and Applicability of the 1997 PFDJ-Sponsored and Ratified Eritrean constitution in Post-Dictatorship Eritrea!" You are all cordially invited to participate. Read more



30/06/2019 16:55 PM

ሃገራዊ ምንቅስቃስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር

ኣብ ሂዩስተንን ከባቢኣን

መቕድም

ኤርትራ ከም ሃገር ካብ እትምስረት፡ ህዝባ ግዳይ ብዙሕ ጸገማት ኮይኑ ጸኒሑ እዩ፡፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣንጻር ባዕዳዊ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ንኣስታት ሰላሳ ዓመታት መሪር ቃልሲ ንናጽነትን ፍትሕን ከም ዘካየደ ዝዝከር እዩ፡፡ ድሕሪ ምርግጋጽ ናጽነትን ሉኣላውነትን ሃገረ ኤርትራ ግን እቲ ኩሉ ዝተጸበዮ ምሉእ ሓርነት ህዝባ ኣይተረጋገጸን፡፡ ምስ ኢትዮጵያ ድሕሪ ዝተኻየደ፡ ዘየድልን ኣዕናውን ኲናት ከኣ ኤርትራ ኣብ ሕማቕ ፖለቲካዊን ቁጠባውን ማሕበራውን ቁልውላው ትርከብ ኣላ፡፡ ህዝቢ ኤርትራ ብሰንኪ ዘይፍትሓውን ዘይሕጋውን ምሕደራ: ግዳይ ብዙሕ ማሕበራዊውን ሰብኣውን ጥሕሰት ፍትሒ ኮይኑ ኣሎ፡፡ … Read more




29/06/2019 17:35 PM

 ተደላይነት ትኩር፡ ውዱብ ተቓውሞ፡

THE IMPERATIVES OF A VIGILANT ORGANIZED RESISTANCE

By Dr Gebre Gebremariam

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 29 June 2019

ሰዓት: 9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY

ቀዳም Saturday, 29 June 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ዶ/ር ገብረመስቀል ገብረማሪያም ኢዩ። መዛተዪ ኣርእስትና "ተደላይነት ትኩር፡ ውዱብ ተቓውሞ፡ ምስ መላኺ ስርዓት ብምዝርራብ፡ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ምስግጋር ከረጋግጽ ይካኣል ዶ? ብኸመይ?" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday, 29 June 2019, our invited guest is: Dr. Gebre Gebremariam. Our topic is "The Imperatives of a Vigilant Organized Resistance: Can Negotiations with the Dictatorial Regime Achieve a Democratic Transition in Eritrea? How?" You are all cordially invited to participate. … Read more




29/06/2019 13:45 PM

ABORTING THE POLITICAL ASPIRATION

OF THE PFDJ LEADERSHIP

By Dr. Tesfa G. Gebremedhin

West Virginia University.

When a house is destined for sale, the owner of the house makes the necessary preparation on the house before it is put on the market. The owner removes all the furniture out of the house. The house must be clean and painted both the inside and outside to make it attractive to potential buyers. If it is prepared well, it would appeal to buyers and it should also sell fast and at a reasonable price. In view of what could happen in the preparation of a house for sale in the market, a similar situation has been taking place in the preparation of giving away Eritrea to Ethiopia by the PFDJ leadership. It seems obvious that the PFDJ leader has been in a mission Read more



29/06/2019 13:45 PM

ንሓይሊ ባሕርና ንምድኻም

ዝተወጠነ ሜላ - (2ይ መወዳእታ ክፋል)

ብ'ሰሎሞን ዮውሃንስ

ኣብ ቀዳማይ ክፋል በዚ ናይ ኣዴና ኣደይ ለተየሱስዘረባ እየ ተፈንየኩም “እንተኾነ እቲ ምግዳልሲ ንዓኹም`ውን ኣይገደፈን ብኣኹም ድኣ ይወዳእ እንበር በላና” ኣደይ ለተየሱስ። ከም ቃለን እንተዝወዳእ ክንደይ ኮን ምጥዓመ ነይሩ፧ ኣበይ እሞ ምስ ሕልሚ ልጅ ሃጸይ ኢሳይያስ።እትብል እየ ተፋንየኩም ነይረ፡ ሕጂ ድማ ናይ መወዳእታ ክፋል የቅርበልኩም፤

ብወገን ማማ ሰውራ ብመደበር ዑቁባት ኣቢላ ኣብ መሰርዕ ህዝባዊ ሰራዊት ተሰሊፋ ኣብ ጨንፈር መጓዓዝያ ሙዉፋር ተመዲባ ክሳብ ዕለተ መስዋእታ ብተወፋይነት ነብሳን ደቃን ተቃሊሳ። እቶም ተሓዚሎምን ተሓንጊሮም ዝወጹ ደቃ ድማ … Read more

1ይ ክፋል (27-June-2019)፡  2ይ ክፋል (29-June-2019):




28/06/2019 23:22 PM

SOME CRITICAL REMARKS

on the Legitimacy and Applicability of the 1997 PFDJ-Sponsored and Ratified Eritrean constitution in Post-Dictatorship Eritrea!

By: Drs Tsegezab Gebregergis

[www.mdrebahri.com]

Introduction

At a time when the World Wide Yiakil (Enough Is Enough) Movement, led by the Eritrean youth, has reached its apex and is getting valuable attention and support from the international community, there are some Eritrean groups and individuals in the Diaspora leading idle discussions and debates on whether or not to use the 1997 constitution in its present or amended form for the transition period from dictatorship to democracy and after.  Read more




28/06/2019 23:22 PM

Seminar by Dr. Salah Nur and

Stuz Zen'lAbdin Shokay

members of Eritrean Sinit Study Group (ESSG)

AT PALTALK ERITREAN DILALET HALLENA 2018

Friday, 28 June 2019

Seminar by Dr. Salah Nur and Stuz Zen'lAbdin Shokay members of Eritrean Sinit Study Group (ESSG), ኣባላት ኤርትራዊ ስኒት መጽናዕታዊ ጉጅለ, at Paltalk Eritrean Dilalet Hallena 2018, Friday, 28 June 2019.

ضيوفنا ليوم الجمعة الموافق 28/6/2019 اعضاء جماعة الوفاق الاريترية

حول عملية الانتقال الدبمقراطي في ارتريا كل من ESSG للدراسات

الدكتور صلاح نور والاستاذ زين العابدبن شوكاي، التاسعة م/ بتوقيت برلين.   Read more



28/06/2019 23:22 PM

IN SOLIDARITY WITH THE ERITREAN BISHOPS PROTEST LETTER

AND WITNESS THE TRUTH IN CHARITY

ነቲ ደላይ ሓቂ ከነብርሃሉ ትሑዛት ኮይንና

ነታ ሓቂ ድማ ብፍቕሪ ክንምስክር ድሉዋት ኢና!

To show our solidarity with and in support of the Eritrean Catholic Bishops protest letter and to witness the truth in Charity, we concerned Eritreans in the UK are cordially invitind a public meeting on Sunday 30 June 2019 from 4:00 - 7:00 pm at the venue below:

ንሕና ግዱሳት ኤርትራውያን ተቐማጦ ዓዲ-እንግሊዝ፡ ነቲ ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ ዝጸሓፍዎ ናይ ተቓውሞ ደብዳበ ምሕዝነትናን ደገፍናን ንምርኣይን ሓቂ ንምምስካርን ንሰንበት ዕለት 30 ሰነ 2019 ካብ ሰዓት 4፡00 ክሳብ 7፡00 ናይ ምሸት ህዝባዊ ኣኼባ ኣዳሊና ስለዘለና፡ ኣብዚ ዝስዕብ ቦታ ብኽብሪ ንዕድመኩም ኣሎና።

Venue and Time (ቦታን ሰዓትን) ፡-

The Rugby Portobello Trust, 221 Walmer Road, London W11 4EY .  Sunday, 30 June 2019, from 4:00 - 7:00 PM Read more



28/06/2019 05:09 AM

ርስቲ ጉጅለ 15

ደራሲ መጽሓፍ፡ ሳምሶን ሰለሙን

ኣባላት ጉጅለ 15 ብጥንቃቐ ዝተታሕዘን ጣልቃ ሰራዊት ዘይብሉን ዓይነት ምንቅስቓስ ክኸውን ኣለዎ ተባሃሂሎም

መንእሰይ ሳምሶን ሰሎሞን ደራስን ተጣባቒ መሰልን'ዩ።፡ አብ ዝተፈላለየ ቦታታት እናኸደ ንመንእሰያት ሰሚናራት ዝህብ፡ ብዛዕባ ኤርትራ ዘሎ ፖለቲካዊ ኩነታት እናተኸታተለ መጻኢን አብ’ዚ ዘሎ እዋንን ከመይ ክመስል ከምዝግብኦን አስተምህሮታት ዝህብ ዘሎ ንጡፍ መንእሰይ’ዩ፡፡ ናይ ሎሚ ዘተና፡ ብዛዕባ ‘ርስቲ ጉጅለ 15’ መጽሓፉ’ዩ። ሙሉእ ዕላል (ቃለመጠይቕ ምስ SBS Radio: 04-June-2019) ተኻታተሉ። ገለ ካብ ጥቅስታት።  

ንምዕዳግ፡ ኣብ (USA) ኣብዚ ጠውቑ

ኣብ (Europe) ኣብዚ ጠውቑ

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-



28/06/2019 05:09 AM

DESTINATION UNKNOWN

A dangerous journey across the desert

driven by fear of death.

BY BERHANE FESSAHAYE

ABOUT THE AUTHOR:

I came to the UK as a refugee following a harrowing journey across the desert. My story tells of the dangers I encountered and lessons I learnt along the way. It tells of survival in the desert and mountains.

I successfully travelled the Sahara desert to eventually live my life in the UK where today I live with my family.

ABOUT THE BOOK

My true story reveals the difficult journey that refugees are making every single day. This book gives an insight into my personal experience escaping from Eritrea to Sudan on to Libya and from there to the UK.  Buy here

More information, Email:  berhane1234@hotmail.co.uk



27/06/2019 02:10 AM

ንሓይሊ ባሕርና ንምድኻም

ዝተወጠነ ሜላ - (1ይ ክፋል)

ብ'ሰሎሞን ዮውሃንስ

እታ መጋዊሒት ጡሩንባ ሓሶት ናይ ስርዓት ውልቀ መላኺ ኢሳይያስ፡ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ፡ ኣብ መበል 28 ዓመት ቊጽሪ 192 ብዓርቢ 12 ሚያዝያ 2019 ኣብ 1ይ ዓምዲ ገጻ ዘስፈረቶ፡ 31 ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ብድሕነት ባሕሪ ኣሰልጢኑ ዝብል ጽሑፍን ስእልን ዝሓዘ ምስ ረኣኹ፡ ተሌፎነይ ሲሒበ ናይቲ ጋዜጣ ዋና ኣሳናዳኢ ዝኾነ ተጋዳላይ ኣስፍሃ ተኽለማርያም ቊ.ተ 116266 ኣብታ ጋዜጣ ሰፊሩ ዝረኸብኩዎ ብተደጋጋሚ ደዊለ። እንተኾነ ግን፡ ኣይኮነን ክላዓል እታ ኤሪ-ቴል ብኽብረትኹም ጸንሒኹም ደውሉ ትብል፡ ሓሶት ግዲ በዚሑዋስ እሳውን ንባዕላ ኣይተረኸበትን። Read more



26/06/2019 18:17 PM

Meadi-Zete / TempoAfricTv

MINNESOTA RECONCILIATION CONFERENCE

Resolution and Press Release June 23, 2019

We, the undersigned Eritrean Justice-seeking (opposition) political parties, civic organizations, and study groups, met in Minneapolis, Minnesota, on June 22-23, 2019, under the auspices of Meadi-Zete/TempoAfricTv, to discuss the need to work together to advance our common political activities in pursuit of bringing democratic change in Eritrea. After meeting for two days discussing the various fundamental issues that are affecting the Eritrean political landscape, and enhancing our common understanding in addressing critical Eritrean political issues, we resolve that: Read more



26/06/2019 18:17 PM Updated

ርክብ ሃይማኖትን መንግሥትን ኣብ ኤርትራ

ኣቕዋም ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን

[VATICAN News 15-June 2019]

ርክብ ሃይማኖትን መንግሥትን ኣብ ኤርትራ ኣቕዋም ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ብዛዕባ ንሃይማኖታትን ሃይማኖታዊ ትካላትን ዝምልከት ኣዋጅ ቍ. 73/1995 - ነሓሰ 1995 ዓ.ም.ፈ.


መእተዊ

ካብ ጽባሕ ናጽነት ጀሚሩ ኣብ ኤርትራ ዘላ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ብመንጽር መንግሥቲ ዘለዋ ርክብ ኣብ ቅንዕናን ግልጽነትን ዝተመሥረተ ኮይኑ፤ ምስ ኵሉ መንግሥታዊ ትካላት’ውን ንጹርን ርሑውን፣ ኣብ ናይ ምትሕግጋዝ ኣተና ዝዘንበለ ነበረ። …Read more

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-



23/06/2019 23:29 PM

 ይኣክል ኢልና። ሕጂ'ኸ ናበይ?

We said: ENOUGH! And Now: WHAT?

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 23 June 2019

ሰዓት: 9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY

ሰንበት Sunday, 23 June 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ መንእሰይ ኣማኑኤል ክፍሉ ዳዋ ኢዩ። መዛተዪ ኣርእስትና "ይኣክል ኢልና። ሕጂ'ኸ ናበይ?" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday, 23 June 2019, our invited guest is: Mr Amanuel Kiflu Dawa. Our topic is "We said: ENOUGH! And Now: WHAT?" You are all cordially invited to participate..

TME (ሰዓት): 9PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY




22/06/2019 22:30 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Sunday 23 June 2019 መደብ

ሚዛንና ኣብ ተረኽቦ ዋዕላ ዋስንግቶን ዲሲ

Our Evaluation on the convention of Washington DC

Mr Kidane Hagos & Mr Kibreab Tesfu

ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተዩ ዝቐርቡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኢዮም።  ተሳትፎ፡ ሕቶን ርእይቶን ተኻታተልቲ እናተባባዕና፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited panellist discussing the topic above are: Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu; You are all cordially invited.

 1ይ ክፋል (19-June-2019)፡  2ይ ክፋል (23-June-2019):

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-



22/06/2019 23:52 PM

 እዚ ተላዒሉ ዘሎ ናይ ይአክል ማዕበል ዕላምኡ ክወቅዕ እንታይ ክግበር ኣለዎ?

What should be done to achieve

the aims of Yaakil?

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 22 June 2019

ሰዓት: 9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY

ቀዳም Saturday, 22 June 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ፕሮፈሶር ኣርኣያ ደበሳይ ኢዩ። መዛተዪ ኣርእስትና "እዚ ተላዒሉ ዘሎ ናይ ይአክል ማዕበል ዕላምኡ ክወቅዕ እንታይ ክግበር ኣለዎ?" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday, 22 June 2019, our invited guest is: Professor Araya Debessay. Our topic is "What should be done to achieve the aims of Yaakil?" You are all cordially invited to participate.

TME (ሰዓት): 9PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY




22/06/2019 15:52 PM

ኣከባብራ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ

ኣብ ሎንዶን ዓባይ ብሪጣንያ

ERITREA MARTYRS DAY EVENT

IN LONDON, UK. 20 JUNE 2019

ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፡ ኣብ ሎንዶን ዓባይ ብሪጣንያ፡ ብድሙቕን ሓያል እዋናዊ መልእኽቲን ዝዓዘዞ ኣገባብ፡ ንመዓልቲ ሰማእታትና ዘኪሮም። እቲ ባወሃሃዲት ሽማግለ ተወዲቡ፡ ብጸሎትን መግለጺን መራሕቲ ሃይማኖታትና ዝተኸፍተ በዓል፡ ስዒቡ፡ ኣገደስቲ ጽሑፋት ብኤርትራውያን ቀሪቦም። ክቡራት ተኻታተልቲ፡ ኣብቲ መዓል ተረኺቡ፡ ቲቪ ኣሰና ዝሰነዶ ናይ ቪድዮ ጸብጻብ፡ ኣብዚ ሊንክ ጠዊቕኩም ክትሰምዑዎ ትኽእሉ። …Read more




21/06/2019 23:55 PM

ህልቂት ህዝቢ ድግሳን ዕዱማትናን፡

ሰንበት 9 ሓምለ 1978 ዓ.ም።

ብኣጋጣሚ 20 ሰነ 2019።  (1ይ - 2ይ ክፋል)

ጽሑፍ ብ'ታደሰ ኪዳነ (በርሚንግሃም)

ሎሚ ኩሉ ሓሊፉ፡ ጸላእትና ተሳዒሮም ድምጺ ተኹሲ ካብ ምድሪ፡ ኣየርን ባሕርን ኤርትራ ምስ ተኣልየ፡ ብዛዕባ ሓድነትን ሕውነትን ህዝቢ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዙሕ ክበሃል ንሰምዕ ኣለና። ጽልእን ምቅትታልን ታሪኽ ኮይኑ; እዋኑ ምስ ኣኸለ ከኣ ብፍቕርን ሰናይ ጉርብትናን ክትካእ ግቡእ ጥራይ ዘይኮነ ተመራጺ’ውን ኢዩ። ዝሓለፍካዮ ረሲዕካ ናብ መጻኢ ጥራይ ምጥማት ግን ብማዕሪኡ ጌጋ ኢዩ። ቀደም ዘሕለፍካዮ ጸገም መልክዑን ሕብሩን ቀይሩ ግዜ ዓዲጉ ከይምለሰካ ምጥንቃቕ ስለ ዘድሊ። ጽባሕ - ናይ ትማልን ሎምን ውላድ ኢያ’ሞ፡ መጻኢ ታሪኽና ንህሉውን ሕሉፍን ህይወትና መሰረት ገይሩ፡ ኣምኒ ምስ እምኒ ደሪቡ ብውሕልነትን ትዕግስትን ኢዩ ክንደቕ ዘለዎ። …Read more

1ይ ክፋል (19-June-2019)2ይ ክፋል (21-June-2019):




21/06/2019 16:07 PM

ኤርትራዊ ስኒት ናይ መጽናዕቲ ጉጅለ

መን ኢዩ?

ERITREAN SINIT STUDY GROUP (ESSG)

WHO WE ARE?

By Dr. Gebre Gebremariam

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-



21/06/2019 16:07 PM Updated

አየ ህሌት ሕርየት?!!!

WHERE IS LIBERTY? ሓርነት ኣበይ ኣላ!!!

[ራድዮ ሰእዮብ Radio Saeob, 24 May 2019]

1ይ ክፋል (24-May-2019)2ይ ክፋል (31-May-2019):

3ይ ክፋል (21-June-2019)

See also ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-


20/06/2019 16:20 PM

ERITREA MARTYRS DAY

መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ

20 June 2019

Events highlighting the remembrance day.




19/06/2019 21:35 PM

             20 ሰነ

   መዓልቲ ስዉኣት

 ብ ተሸመ ወልደሚካኤል፡ ሲያትል

20 ሰነ ክብርቲ ዕለት፡

ስውኣትና ንምዝካር ዝተገብረት፡

ዕላማ መስዋእቶም፡ ንክወሃቦ ክብረት፡

ተኣኪብና ነብዕላ፡ ዓመት መጸት።

…Read more




19/06/2019 21:35 PM

    ዝኽሪ እቶም ክልተ

   ስውኣት የዕሩኽተይ

         ብ ዶ/ር ሞጎስ ያቆብ

ናይ ሎሚ ጽሑፈይ ብምኽንያት 20 ሰነ ማዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ኢዩ። እቶም ቅድሚ ናጽነት ዝተሰውኡ ውፉያት፡ ሃገር ኣረኪቦሙና ሓሊፎም። ግና፡ ብድሕሪ ናጽነት ብሰበብ ዶብ ኣምሲሎም፡ ንምጽናትና ዝተፈረድና ሙዃኑ ምስ ተሰወጠካ፡ ኣብቲ ዝሓለፈ 20 ዓመታት ፍጻሜታት፡ ማዓንጣ ከብድካ ዝቐርጽ ይቕረ ዘይባሃሎ በደል ኢዩ ኣብ ልዕሊ እዚ ናይ ዘመንና መንእሰይ ተፈጺሙ። ብርግጽ ኣብ ሂር ዘለ ዘዓመረ ጓይላ ናጽነት ተጸሚድና፡ ንተጋዳላይን መሪሕነቱን ከም መልኣኽቲ ተቐቢልና ንዝሓለፍዎ ከርተት ገድሊ ኣድናቆትና እንዳገለጽና፡ ንመስዋእቲ ከም መርዓ፡ ንስንክልና ከም ስልማት፡ ንዘይኑቡር ከም ቑቡል ዝወሰደ ወዲ ኣዳም ቅያ ናይ ዘመንና ተሰሪሑ ኢልና ብዓይንና ሪኢና ኣድኒቕናሎም፡ ብኣፍና መስኪርናሎም። ነዚ ኩቡር መተካእታ ዘይብላ ህያብ ዝሃበ ተጋዳላይ፡ ዓቢ ክብሪን ኣድናቖትን፡ ዝዓበየ ማዕረግን ይግበኦ። …Read more



19/06/2019 16:59 PM

ኣብ መዓልቲ ሰማእታት

ብጅግንነት ዝሓለፉ ብጾተይ እዝክር፡

ብ'ሓርበኛ ኢዮብ በይን ኣስፍሃ (ጎጀላ)

(1ይ - 4ይ ክፋል)

ሎሚ ንግሆ ኣብ YouTube ብዛዕባ ብዓላት ምዓልቲ ናጽነት 24 ጉንበት ይርኢ ነይረ ኣኼባ ክጅምርዎ ከለው ወይ ክውድኡ ከለው ዝክረ ሰማእታት ይገብሩ። ኣብ እንዳ ህግደፍን ዘሎ ምስሉይነት ዘስደምም ኢዩ!! ንምፍልላይን ንረብሓ ናይ ውሱናት ጉጅለ ኢሉ ዝተሰውኤ ስውእ ኣሎ ድዩ??? ድሕሪ ናጽነት ዝተሰደደ ናብ ሃገሩ ክምለስ እንበር ካብ ሃገሩ ክስደድ ኢሉ ዝተሰውኤ ስውእ ኣሎ ድዩ?

ባይቶና ተመሊሱ ገበላና ብጥሪት ክመልእን ጸባን ጠስምን ሽሻይን ክፈስስ ቆፎታትና ብእኽሊ ክመልእን እንበር ካብ ፎርኖ ዓዲ ግራት ዝተሰንከተ ባኒ ክንበልዕ ኢሉ ዝተሰውኤ ስውእ ኣሎ ድዩ??

ንሕና ካብን ናብን ብናጻ ክንንቀሳቀስ ክንነብር እንበር ብኼላታት ክንሕጸርን መንቀሳቀሲ ወረቀት እንዳተብሃልና ካብ ኣፍ ደገ ገዛና ምንቅስቃስ ክንክላእን ኢሉ ዝተሰውኤ ስውእ ኣሎ ድዩ?? …Read more



19/06/2019 03:31 AM

ስዉኣት ኣብ ልብና ኢዮም!

ኣይረሳዕናኩምን።

ብ'ሃብተማርያም ዑቑባይ (ወዲ ልጃም) ሚላኖ

መተዓበይትን ኣዕሩኹን መማህርቲን ኮይና ንነዊሕ ዓመታት ክይተፋላለና ብሓደ ተጓዒዝና። ኣብ 1972 ዓም ሃገራዊ ስሚዒትና ምስ ግዜ እናዓበየ ምስ ከደ ዕላልናን ስሚዕትናን ኣብ ጉዳይ ሃገርናን፡ ቅያ ተጋደልቲ'ዩ ነይሩ። ኣብ መፋርቕ 1974 ብዋህዮ ደረጃ ኣብ ህ ግ ሓ ኤ (ህ ሓ ሓ ኤ) ተወዲብና ሚስጢራዊ ስርሓት ከነካይድ ጀሚርና። ከም መድብ ዝሓዝናዮ ጽሑፋት ምዝርጋሕን፡ ምዉዳብ፡ ገንዘብ ምዉጻእ፡ ንሜዳ ዘድልዩ ንደቂ ኣንስትዮ ዝኸዉን መንዲል ንጽህና (ሞደስ)፡ ንረድዮ ርኽብ ዝኸዉን ባተሪ፡ መድሃኔ ጸረ ረኽሲን ወዘተ ተሰኪምና ንድርፎን ማይ ድምነት ዳርጋ መዓልታዊ መገዲ ማይ ገርናያ ነርና። ርኽብና ምስ እባላት 06 ዝነበሩ ተጋደልቲ ፍስሃየ ኣፍሮ፡ ወልደንኬል ኣብርሃ ነይሩ፡፡ …Read more



19/06/2019 01:15 AM

ዋዕሮ ኤርትራ፡ ወ/ሮ ጉዐይ

3ይ መወዳእታ ክፋል

ማሕዘል፡ ቅድመይ ተደፋእ!!

ጽሑፍ ብ 'ደብረ

ምልኩዕ ባህላዊ ማሕዘል ኤርትራ ካብ ቆርበት በጊዕ ወይ ጤል ዝስራሕ ይመስለኒ። ብዛዕጎል ከኣ ይመላኻዕ። ኣዴታት ኤርትራ ኣብ ሕቖአን እየን ንደቀን ዝሓዝላ። ትርጉሙ ‘‘ቅድሜኻ ይድፋኣኒ።” ዝብል ኢለ ትርጉም ክህባ ይደሊ። እቲ ዘመኑ ዘምጽኦ ማሕዘል ግን ካብ ቴንዳ ወይ ጨርቂ ዝስራሕ ኮይኑ ብቕድሚት ኢዩ ዝሕዘል። “ቅድመይ ተደፋእ።” ዝብል ትርጉም ክህቦ ይደሊ። ምኽንያቱ ድንገት ነታ ዝሓዘለት ኣደ ተዓንቂፋ ንቅድሚት እንተወዲቓ፡ እቲ ኣብ ቅድሚኣ ዘሎ ማሕዘልን ህጻንን ኢዮም ብቐዳምነት ዝህሰዩ።…Read more



17/06/2019 17:19 PM

ኣቶ ተስፋ-ጊዮርጊስ በዓታይ

ታሪኽ ቤተ-ክርስቲያን ካብ ዝዝክሮም ኣቦታት

ካህን ተክለ-ማርያም ምርካ-ዮን

ሃገረ-ስብከት ኤውሮጳ

[www.assenna.com]

ብሞት ዘይሓልፍ ሰብ የልቦን። ታሪኽ ግና ነባሪ’ዩ። እቶም ቅድሜና ዝነበሩ ወሎዶታት ኩሎም ድማ፥ ብታሪኽ እምበር ብኣካል ኣይረኣናዮምን። ብታሪኽ ግና ንፈልጦም ኢና። እቲ 1983 ዓ/ም (1991) ዝጅምር ታሪኽ ቤተ-ክርስቲያን ተዋሕዶ’ውን፥ ርእሱ ዝኸኣለ ናቱ ታሪኽ ኣለዎ። እቶም ታሪኽ ዝሠርሑ ግና ሰባት’ዮም።

ኣብቲ ቅድሚ 28-ዓመት ዝጅምር ታሪኽ ቤተ-ክርስቲያንና፥ ካብ ዝተዋስኡ ኣቦታት ሓደ’ውን፥ ኣቶ ተስፋ-ጊዮርጊስ በዓታይ እዮም። ኣብቲ ሽዕኡ እዋን ብጀካ ሓደ ጳጳስ ካልእ ስለ-ዘይነበረ። ሲኖዶስ ንምቛም ዘኽእል ባይታ ነይሩ ዝበሃለሉ ግዜ ኣይኮነን። በዚ ምኽንያት’ዚ ድማ፥ ከም መሰጋገሪ ተባሂሉ ሓደ “-ግዚያዊ-ሲኖዶስ-” ዝተባህለ ጉባኤ ክቐውም ከም-ዝተገብረ ይፍለጥ። Read more



17/06/2019 02:29 AM

“ሓንሳእ ሓንሳእ፡

እቶም ዝተሰውኡ ይሕሹ እብል”

ገዲም ተጋዳሊት ማና ሙሴ

Veteran Ms. Mana Mussie’s message

ኣብ ዋዕላ ዋሽንግቶን ዲሲ፡ 25 ግንቦት 2019፡ ዘስማዓቶ ልቢ ኩሉ ሰማዒ ዝተንከፈ ኣገዳሲ መልእኽቲ።

Veteran Ms. Mana Mussie, gave a very touchng speech at Washington DC Eritrean Conference, on 25 May 2019. She remembered her fallen heroes and heroines. Read more




16/06/2019 23:55 PM

ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)

ናይ Sunday 16 June 2019 መደብ Show

ክፉት ዘተ፡ ኣብ ህሉው ምዕባለታት

ምንቅስቓስ ኤርትራውያን ንፍትሒ

Open MiC: on Current Eritrean Movement for Justice

On Sunday, 16 June 2019 voice of Eritrea is having An Open MiC, to discuss on Current Eritrean Movement for Justice. We may have some special guests as well. You are all cordially invited to join.

ኣብ ሰንበት Sunday, 16 June 2019 ምስ ኩልኹም ኤርትራውያን፡ ክፉት ዘተ፡ ኣብ ህሉው ምዕባለታት ምንቅስቓስ ኤርትራውያን ንፍትሒ፡ ክህልወና ኢዩ። ገለ ዝመጹ ዕዱማት እውን ኣይሰኣኑን። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ።

1ይ ክፋል (16-June-2019)2ይ ክፋል (16-June-2019):

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-




16/06/2019 23:04 PM

 ግደ ኣያታትን መንእሰያትን

ኣብ ናይ ይኣክል ሰዓት።

The Role of our Elders and The Youth, at this Period of Enough-is-Enough!

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 16 June 2019

ሰዓት: 9PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ሰንበት Sunday, 16 June 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ኢሳያስ ኣስመላሽ (ወዲሽሜ) ኢዩ። መዛተዪ ኣርእስትና "ግደ ኣያታትን መንእሰያትን፡ ኣብ ናይ ይኣክል ሰዓት።" ክኸውን ኢዩ። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday, 16 June 2019, our invited guest is: Mr. Isaias Asmelash (Wedi Shmie). Our topic is "The Role of our Elders and The Youth, at this Period of Enough-is-Enough!" You are all cordially invited to participate.




16/06/2019 03:50 AM

ርክብ ሃይማኖትን መንግሥትን ኣብ ኤርትራ

ኣቕዋም ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን

[VATICAN Radio]

ርክብ ሃይማኖትን መንግሥትን ኣብ ኤርትራ ኣቕዋም ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ብዛዕባ ንሃይማኖታትን ሃይማኖታዊ ትካላትን ዝምልከት ኣዋጅ ቍ. 73/1995 - ነሓሰ 1995 ዓ.ም.ፈ.

መእተዊ

ካብ ጽባሕ ናጽነት ጀሚሩ ኣብ ኤርትራ ዘላ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ብመንጽር መንግሥቲ ዘለዋ ርክብ ኣብ ቅንዕናን ግልጽነትን ዝተመሥረተ ኮይኑ፤ ምስ ኵሉ መንግሥታዊ ትካላት’ውን ንጹርን ርሑውን፣ ኣብ ናይ ምትሕግጋዝ ኣተና ዝዘንበለ ነበረ። …Read more

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-



15/06/2019 23:59 PM

 ምንቅስቓስ ናይ ይኣክል! ፖለቲካዊ ባህልናን

"ENOUGH!" MOVEMENT

AND OUR POLITICAL CULTURE.

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 15 June 2019

ሰዓት: 9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY

ናይ ቀዳም Saturday 15 June 2019፡ ዕዱም ጋሻና ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ኣል ቀይሲ ኢዩ። "ምንቅስቓስ ናይ ይኣክል! ፖለቲካዊ ባህልናን " ብዝብል ኣርእስቲ ምሳና ክዝቲ ስለዝኾነ፡ክሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday 15 June 2019, our invited guest is Veteran Ahmed Al-Kaissi. His discussion topic is: ""Enough!" Movement and our Political Culture" You are all welcome to participate.




15/06/2019 13:20 PM

ዋዕሮ ኤርትራ፡ ወ/ሮ ጉዐይ

(2ይ ክፋል)

ጽሑፍ ብ 'ደብረ

“ገዛይ፡ ሰበይ ኣብዘይብሉ ምስ መን እየ ክስሕቀሉ፧ --- መንደቅ ዝውሰድ እንተዝኸውን ኔይሩ፡ ጥልያን ንኣስመራ ሕዚዋ ምኸደ ኔሩ።”” ወ/ሮ ጉዐይ።

ወ/ሮ ጉዐይ፡ ኣብ ኣስመራ ንዘሎ ገዛን ንብረትን ኣነኣኢሳ ንሰባ ዘለዋ ክብሪ ከኣ ላዕሊ ሰቒላ ኢያ ገሊጻቶ። ገዛ ይኹን ንብረት ብዘይ ሰብካ፡ ኣይትስሕቀሉ ኣይትድሰተሉ ባዶ ዑና ከምዝኾነ እያ ገሊጻቶ። ብዙሓት ዲያስፖራ፡ ኣብ ኣስመራ ሓንቲ ከም ንብረት ክትህልዎም ትኽእል ኣብ ልዕሊ መሬት ዘላ ገዛ እያ። ነታ ኣብ ትሕቲ ገዛ ዘላ መሬት ከማን ኣይውንኑዋን እዮም። ምኽንያቱ መሬት፡ መሬት መንግስቲ ተባሂሉ ድሮ፡ ድሮ ብመንግስቲ ተሃጊሩ ‘ዩ። ምውናን ፋብሪካ፣ ኢንዱስትሪ፣ መሬት፣ ሕርሻ፣ ከምኡ እውን ንግዳዊ ትካል ዝበሃል ፈጺምካ ዝሕሰብ ኣይኮነን። እሞ ኸኣ ነዛ ተሃኒጻትላ ዘላ መሬት እኳ ዘይትውንናስ ንገዛ ክበሃል ካብቲ ዘሎ ሓቂ ምህዳም ቅኑዕ ከምዘይኮነ እያ ሓቢራ። …Read more




15/06/2019 00:50 PM

TIME TO CHANGE ALL OF THAT

by Kiki Tzeggai

During the Italian colonization of Eritrea, Eritreans like my father were not allowed to enter the center of Asmara because ….. they were Eritreans!!

My father – a lawyer - was not allowed to reach the neighborhood of “Casa degli Italiani” a beautiful sort of private club, with entrance made of pillars holding the Italian fascist emblem (not sure if it has been removed now) but until our independence it was still there.  …Read more




14/06/2019 17:53 PM

ካብ ጽምብል በዓል ነጻነት

ናብ ጽምብል በዓል ሓርነት ንስገር

ንቕሎ ኣዴታት ንምድሓን ህዝብን ሃገርን

ዕላምኡ መተካእታ ይኣክል'ዩ፡

ብ' ደስበለ መሓሪ

ኣብዚ ዓመት'ዚ ዝተራእየ ኣበዓዕላ መበል 28 ጽምብል በዓል ነጻነት ብዓቐኑን ዓይነቱን ፍሉይ ምንባሩ ኩሉ ኤርትራዊ ዜጋ፣ደጋፊ ይኩን ተቓዋሚ ዝተገንዘቦ ተርእዮ ምኳኑ ዘይከሓድ ሓቂ ኢዩ። ገለ ክሕጎሰሉን ክዓግበሉን ከሎ ገለ ድማ ክስንብደሉን ክሰግኣሉን ከምዝተራእየ እዉን ባህርያውን ርዱእን ሓቂ ምኳኑ ሓተታ ዘድልዮ ኣይኮነን።

እዚ ዕለትዚ ኣዝዩ ድሙቕ ኮይኑ ክበዓል ዘክኣሎ ምክንያት ናይቲ ዕለት ብልጭታ ዘይኮነስ ፣ ቅድሚኡ ካብ ሓይሎ እዋን ኣትሒዙ ብዝተፈላልየ ወገናት ደለይቲ ፍትሒ ክውሰድ ዝጸንሐ ተበግሶታት ውህሉል ውጽኢት ምኳኑ ብሩህ ኢዩ።  …Read more



14/06/2019 04:48 AM

መጀመርያ ዶብና ድዩ ክሕንጸጽ ዘለዎ

ወይስ ሕልሚ ልጅ ሃፀይ ኢሱ ክጕዕጸጽ?

ብ'ሰሎሞን ዮውሃንስ

ሎሚ ኣብ ሓድሽ ዓመት ተስፋና ዝዓዘዘሉ መግዛእቲ ዘስዓረሉ ንትግብረሉ ድማ ብዕራይ ናብ ዘበለ እንተ ኣበለ ዕርፍኻ ኣጽንዒኻ ምሓዝ ኢለ ብድብድቡ ምቅማጥ ምርጫይ ብዘይ ምኻኑ ድማ፡ ንዶብ ኣርእስቲ ገይረ ሓሳበይ ኣብ ዘቅምጠሉ ካብ ገለ ወገናት ዝመጻኒ መልሲ ኩቱር ጸርፍን ዘለፋን ምጉንዳብን ካብ ኮምፒተረይ ኢዩ ዝጀመረ ንተጻብኦ ዓቅሊ ንዝሃበኒ ፈጣሪ እናኣመስገንኩ፤ ክሳብ ንዕላማ ተግባር ሕድሪ መስዋእቲ ጀጋኑና፡ ስቓይ ህዝብና ከብቅዕ ስለዝኸነ፡ ከም ወትሩ ድማ ክንቅበሎ ኢና። ምኽንያቱ ናይቲ ንመሰሉ ተቓሊሱ ሎሚ ን28 ዓመት ብሃጸይ ልጂ ኢሰያስ መሰሉ ተረጊጹ ኣብ ገዛእ ሃገሩ ምንባር ተሓሪሙ ልሳኑ ተሎጊሙ እንከሎ፡ ገሌና ድማ ኣብ ጸጋ ሓርነት ዝርከባ ሃገራት እናነበርካ ድሓን እንቋዕ ሰላም ኮነ፡ ወያነ ድማ እንቋዕ ናይ ኢዶም ረኸቡ፡ እንበር ዶብና ኣበይ ከይከደና ክብሉ ክትሰምዕ እንከለኻ ግን …Read more




12/06/2019 19:56 PM

ዕድመ ንኮንፈረንስ

ኤርትራዊ ስኒት መጽናዕቲ ጉጅለ

ERITREAN SINIT STUDY GROUP (ESSG)

CONFERENCE INVITATION

July 5-6, 2019

Dear Eritrean Compatriots:

The Eritrean Sinit Study Group (ESSG) is happy to announce the completion of its Eritrean Democratic Transition Studies and would like to invite all Eritreans and friends of Eritrea to the First Sinit International Conference, July 5-6, Bay Area, California.  …Read more






11/06/2019 15:46 PM

ቀንዲ ዕማማት መሰጋገሪ እዋን

Main Tasks of the Transitional Period

ኣምባ. ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ

Amba. Andebrhan Welde Giorgis

ኣብ ዋዕላ ‘ሓንቲ ሃገር’ (One Nation)

ፍራንክፉርት፡ ጀርመን 1 ሰነ 2019

[Eri-Platform.org]

ኣቐዲመ፡ ስለ’ቲ ኣብዚ ዋዕላ’ዚ ንምስታፍ ዝተገብረለይ ዕድመ ብልቢ አመስግን። ኣስዒበ፡ ምስ ሃገራዊ ዕላማታት ‘ሓንቲ ሃገር’ (One Nation) ዘለኒ ናይ ቃልሲ ምሕዝነት ብምርግጋጽ፣ እዚ ኣገዳሲ እዋናዊ ዋዕላ’ዚ ብዓወት ንኪዛዘም ሰናይ ትምኒተይ እገልጽ።

ብዛዕባ ዕማማት መሰጋገሪ እዋን ክንዛረብ እንከሎና፡ ንለውጢ ከም ውሁብ ወሲድና ኢና። ኣብ ሃገርና ግን ለውጢ ጌና ብሕጂ ዚመጽእ ኢዩ። ስለዚ፡ ብዛዕባ ዕማማት ጽባሕ ለውጢ ቅድሚ ምዝራብ፡ ብዛዕባ ሰብኣዊ ኵነት ህዝብና፡ ብዛዕባ ኣመጻጽኣን ምድራኽን ለውጢ ኣብ ሃገርና፡ ዘለኒ ኣረኣእያ፡ ኣሕጽር ኣቢለ ከቕርብ እየ። Read more

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-



11/06/2019 14:42 PM

OPEN LETTER

TO THE ERITREAN HEAD OF STATE

ቅሉዕ ደብዳቤ ናብ ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ።

ብኣፍሪቃውያን ኣሕዋትና፡ ኣብ ክንዲ ኤርትራውያን!

[www.makaangola.org 10 June 2019]

Your Excellency, President Isaias Aferwerki:

We write to convey our most sincere congratulations upon your country’s normalization of diplomatic relations with Ethiopia. This is a development much appreciated by all Africans of goodwill.

We write to you in our capacity as citizens of Africa to pledge our unequivocal solidarity with all the people of Eritrea. This includes the many Eritreans we see enduring all manner of risk and suffering in search of a better life outside their homeland. Read more

ልዕሊ 100 ኣፍሪቃውያን፡ ካብ መላእ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ዓውድታት ብክብ ዝበለ ሞያዊ ብቕዓት ዝነጥፉ፡ ኣፍሪቃዊ ዜጋዊ ሓላፍነቶም ተሰሚዑዎም፡ ናብ መራሒ ኤርትራ (ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ) ብዕለት 10 ሰነ 2019 ቅሉዕ ጻውዒት፡ ኣቕሪቦም ኣለዉ። Read more

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-



10/06/2019 15:06 PM

On Eritrea’s 1997 Constitution

[Eritrea Digest]

This interview was originally published by awate.com on February 28, 2001. It was continuously updated to include follow-up questions by the interviewer and in response to readers’ questions, posed directly to the interviewee, until May 17, 2001. This will be first in a series of research documents on Eritrea which will be published in this “Pulse” column. Read more




09/06/2019 22:23 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Sunday 09 June 2019 መደብ

ሓቂ፣ ፍትሕን ሃገራዊ ዕርቅን

ኣብ ህልዊ ኩነታት ሃገርና እንታይ ማለት እዩ?

What does truth, justice, and national reconciliation mean in the current condition of our country?

Dr. Fessahaye Woldeyesus & Dr. Salah Ibrahim

ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተዩ ዝቐርቡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ዶር. ፍስሃየ ወልደየሱስ፡ ዶር. ሰላሕ ኢብራሂም፡ ኢዮም። ተሳትፎ፡ ሕቶን ርእይቶን ተኻታተልቲ እናተባባዕና፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited panellist discussing the topic above are: Dr. Fessahaye Woldeyesus and Dr. Salah Ibrahim; You are all cordially invited.

1ይ ክፋል (26-May-2019)2ይ ክፋል (02-June-2019):

3ይ ክፋል (09-June-2019)




09/06/2019 22:23 PM

ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)

ናይ Sunday 09 June 2019 መደብ Show

ምስ ፕሮፈሶር ኣርኣያ ደበሳይ

On Sunday, 9 June 2019 voice of Eritrea is having a chat with Professor Araya Debesay, the founder of Global Initiative (GI), will discus on his prospects on the YIAKIL Demonstration and the panel discussions of Washington DC. You are all cordially invited to join.

ኣብ ሰንበት Sunday, 9 June 2019 ዕዱም ጋሻና፡ ፕሮፈሶር ኣርኣያ ደበሳይ (መስራቲ ዓለምለኻዊ ተበግሶ (GI) ኮይኑ፡ ኣብ ምንቅስቓስ ይኣክል ዘለዎ ትጽቢትን ገምጋሙ ብዛዕባቲ ናይ ዋሽንግቶን ዲሲን ኣኼባን ዕላል ክህልወና ኢዩ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ።

1ይ ክፋል (09-June-2019)2ይ ክፋል (09-June-2019):

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-




09/06/2019 22:23 PM

ኣድላይነት ሕብረት: ኣብ ቃልሲ ንሓርነት!

The Importance of Unity,

in the Struggle for Justice.

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 09 June 2019

ሰዓት: 9PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ሰንበት Sunday, 09 June 2019 ዕዱም ጋሻና ኣቶ ሚኪኤል ዓንዳይ ኪዳነ ኢዩ። እርእስቲ ዘተና፡- "ኣድላይነት ሕብረት ኣብ ቃልሲ ንሓርነት !" ብዝብል ኢዩ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday, 09 June 2019, our invited guest is Mr. Michael Anday Kidane. Our discussion topic is "The Importance of Unity, in the Struggle for Justice. " You are all welcome to participate.




09/06/2019 09:47 AM

"Bdihriu da'a" (ብድሕሪኡ ድኣ)

Song by ANDIT OKBAY

ሓዳስ ዜማ ብ’ድምጻዊ ዓንዲት ዑቕባይ

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-




08/06/2019 12:55 PM

ኣብ ሎንዶን ኣብ ዝተኸብረ መበል 28 ዓመት በዓል ናጽነት ብኣሰፋው በርሀ ዝቐረበ መግለጺ

[www.harnnet.org]

ብመጀመርያ ኣብዚ ክቡር መዓልቲ’ዚ ኣብ ቅድሚ ደቂ ሃገረይ ጠጠው ኢለ ቃል ክስምዕ ዝዓደምኩምኒ ምስጋና አቕርብ።

ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ዕዙዝ ሃገራዉን ህዝባውን ሓላፍነት ተሰኪምኩም፡ ካብ እትምስረቱ ጀሚርኩም ከይተሓለልኩም ብዝተቓለኩሞ፡ ነዚ ዝመስል ሰፊሕ በዓል ከተዳልዉ ምኽኣልኩም ንኹላትና ዘሐብን ኢዩሞ እንቁዋዕ ደስ በለኩም።

ክቡራትን ክቡራንን ደቂ ሃገር፡ ነዚ ክቡር ሃገራዊ በዓል'ዚ ክልተ ዝተሓዋወሰ ስምዒታት እናተሰምዓና ኢና ነብዕሎ ዘሎና። በቲ ሓደ ሸነኽ፡ ብመስዋእትን ጀግንነትን ናይ ደቃ፡ ሃገርና ኤርትራ ንመጀመርታ ግዜ ኣብ ታሪኽ ናጻ ሃገር ዝኾነትሉን፡ ኣህጉራዊ ተፈላጥነት ዝረኸበትሉን መዓልቲ ስለ ዝኾነ ክብርን ሓጎስን ይስመዓና። በቲ ካልእ ሸነኽ ግን፡ Read more



07/06/2019 22:14 PM

ሓባራዊ መግለጺ

ሓይሊ ዕማም ሲቪክ ህዛብዊ ምንቅስቓስ ምስ ህዝባዊ ሓይሊ ዕማም ጀነቫ

CIVIC HZBAWI TASKFORCE AND GENEVA TASKFORCE, JOINT STATEMENT

(31-May-2019)

ድሕሪ ነዊሕን መሪርን ተጋድሎ ዝተረጋገጸ - 28 ናይ ነጻነት ዓመታት  ኣብ ክንድ ናብ ፍትሕን ሓርነት ሕውየትን ዝሰጋገር፣ ብሰንኪ ምልካዊ ጉጅለ ህግደ ፍ ናብ ምልካዊ መግዛእትን ጭቆናን ተቐይሩ። መላእ ሕብረተሰብ ኤርትራ፣ ኣብ ውሽጡ ካብ ዝተሾገጠ  ሕሱም ምልኪ ንኽላቐቕ ዳግም ሰፍ ዘይብል ክሳራ ክሽከም ተገዲዱ። መንእሰያት ኤርትራ ንዓሰርተታት ዓመታት ኣብ ባርነታዊ ኣገልግሎት ተጸሚዶም። ድሕሪ ነዊሕ ህልከት እግሮም ናብ ዝመረሖም ሃጽ ኢሎም ክሰደዱን ኣብ ፈቐዶ በረኻታትን ባሕርታትን ክሃልቁ ተገዲዶም። እታ ቅድስቲ ኣሃዱ ናይ ሕብረተሰብ ኤርትራ ዝኾነት - ስድራ ቤት - ኣፍረይቲ ደቃ ስኢና፣

 …Read more



06/06/2019 15:38 PM

ዋዕሮ ኤርትራ፡ ወ/ሮ ጉዐይ

(1ይ ክፋል)

ጽሑፍ ብ 'ደብረ

ኣብ ፍራንክፈርት ጀርመን፡ ሓደ ኣገዳሲ ዝኾነ ናይ ደለይቲ ፍትሒ ናይ ይኣክል ኣኼባ ነይሩ። ኣብ’ዚ ኣኼባ እዚ ሓንቲ ወ/ሮ ጉዐይ ትበሃል ኤርትራዊት ኣደ ተሳቲፋ ነይራ። ወይዘሮ ጉዐይ፡ ምዕሩግ ክዳን ሃገር ሽፎን ምስ ነጸልኡ ተኸዲና፡ ርእሳ ብወርቂ ተሰላሊማ ነበረት። ኣብቲ ዘለዋ ግርማ ሞጎስ፡ ተወሳኺ ግርማ ከኣ ኣልበሳ። ኣብ መድረኽ ወጺኣ ናይ ይኣክል መልእኽቲ ኣብ ዘመሓላለፈትሉ እዋን፡ እቶም ካብ ኣፏ ዝወጹ ዝነበሩ ቃላት፡ ሓሲባ ተዳልያ ዘይኮነስ ትዛረቦም ዝነበሩ ቃላት ካብ ማዕሙቕ ልባ ዝፈልፊሉ፡ ፈንጢሶም ዝወጹ ‘ዮም ነይሮም። እቶም ቃላት፡ ቅንዕነኣን፣ ሓይላን፣ ግርህነታን የንጸባርቑ ነበሩ። ከምኡ ስለዝነበሩ ከኣ ይመስለኒ ናይ ብዙሓት …Read more




04/06/2019 01:31 AM

ህዝባዊ ኣኼባ ኤርትራውያን ነበርቲ ቶሮንቶ።

اجتماع عام للأرترین المقمين في مدينة تورونتو

Eritrean Community Meeting in Toronto

Sunday, 09 June 2019 3 pm - 5:30 pm

Address: 847 Dovercourt RD, Toronto.

"Injustice Anywhere is a Threat to Justice Everywhere" MLK    Read more




03/06/2019 21:29 PM

The Concept of

the Eritrean Mass Movement

& Its Advantages

Berhe Desta / Seattle, Washington, USA

At a time when the political situation inside Eritrea was one of great concern, the Eritrean people, inside the country and in the Diaspora, could not exactly know how to challenge the criminal acts of the unconstitutional government in Asmara which had committed horrendous crimes, with extreme cruelty, against its own people.  The socio-economic and political situation in Eritrea reached un-imaginable proportions. The Eritrean people have been denied of their Rights for free Speech, free movement, freedom to assemble and to run a normal day-to-day life, since their national independence of 1991. Read more



03/06/2019 12:33 PM

ATV: ገድልን ተጋደልቲን

ዕላል ምስ ክልተ-ጽምዲ ተጋደልቲ፡ ካብ ክልተ ዝተፋላለያ ውድባት (ተሓኤ፡ ህግሓኤ)

Discussion with two couples, ELF and EPLF veterans, sharing their stories

ኣብዚ ጠውቑ



02/06/2019 23:59 PM

 መብሕድሪ ጀጋኑና ክካየድ ዝጸንሐ ንጥፈታት፡ ዛዛሚ ጸብጻብ

TASK FORCE HDRI JEGANUNA TEAM: Final Report

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 02 June 2019

ሰዓት: 9PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ሰንበት Sunday, 02 June 2019 ዕዱማት ኣጋይሽና፡-

(1) ኣቶ ሃይለ ክፍላይ (ጎተና)  (2)ኣቶ ይካኣሎ ስልጣን (ማይበላ)  (3) ጳውሎስ ስዩም ተስፋሚካኤል (ኣቦይ ንኡስ)፡ ሰለስቲኦም ኣባላት ሓይሊ ዕማም ሕድሪ ጀጋኑና ኢዮም። ነቲ መበል 28 ዓመተ-ናጽነት ሃገረ-ኤርትራ ንምብዓል፡ ብሕድሪ ጀጋኑና ክካየድ ዝጸንሐ ንጥፈታት፡ ዛዛሚ ጸብጻብ ሒዞሙልና ክቐርቡ ኢዮም። ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday, 02 June 2019, our invited guests are: Task Force Team of Hdri Jeganuna Paltalk Room, Mr Haile Kiflai (Gotena), Mr Yikaalo Sltan (Maibela) and Mr Paulos Seyoum (Aboy Nuus). They will deliver their Final Report on the activities that have been going on to Celebrate 28th Eritrea Independence Day. You are all welcome to participate.

1ይ ክፋል (02-June-2019)፡  2ይ ክፋል (02-June-2019)፡ 

3ይ ክፋል (02-June-2019)፡  4ይ ክፋል (02-June-2019)፡ 

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-



02/06/2019 14:33 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Sunday 02 June 2019 መደብ

ህዝቢ ኤርትራ ምእንቲ ናጽነቱ ዘካየዶ ቃልሲን

ሎሚ ኣንጻር ምልኪ ምትንስኡን

P-2 Continues (2ይ ክፋል ይቕጽል)

ERITREAN PEOPLES STRUGGLE FOR INDEPENDENCE vs. CURRENT RISING AGAINST DICTATORSHIP.

Dr. Fessahaye Woldeyesus & Dr. Salah Ibrahim

ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተዩ ዝቐርቡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ዶር. ፍስሃየ ወልደየሱስ፡ ዶር. ሰላሕ ኢብራሂም፡ ኢዮም። ተሳትፎ፡ ሕቶን ርእይቶን ተኻታተልቲ እናተባባዕና፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited panellist discussing the topic above are: Dr. Fessahaye Woldeyesus and Dr. Salah Ibrahim; You are all cordially invited.


1ይ ክፋል (26-May-2019)2ይ ክፋል (02-June-2019):




01/06/2019 23:55 PM

 መንገዲ ሓርነት: ብመንገዲ ሓድነት

THE ROAD FOR LIBERTY Through ROAD OF UNITY

ኣቶ ሑሴን ዓብደልዋስዕ ማሓመድ

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 01 June 2019

ሰዓት: 9PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ቀዳም Saturday, 01 June 2019 ዕዱም ጋሻና ኣቶ ሑሴን ዓብደልዋስዕ ማሓመድ ኢዩ። "መንገዲ ሓርነት: ብመንገዲ ሓድነት" ብዝብል ኣርእስቲ ሰሚናር ክህበና ስለዝኾነ፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday, 01 June 2019, our invited guest is Mr. Hussein Abdelwasie Mohammed. He will deliver seminar with the title "THE ROAD FOR LIBERTY Through ROAD OF UNITY". You are all welcome to participate.

 1ይ ክፋል (01-June-2019)፡  2ይ ክፋል (01-June-2019)፡ 




01/06/2019 11:55 AM

ራድዮ ኤርትራ - ስቱትጋርት

ብተኸስተ ተስፋማርያም (ሓረስታይ) ተስፋይ ተኽለን

(1) ኣብ ጉዳይ መደረ ፕረሲደንት ኢሳይያስ፡

ናይ 24 ግንቦት 2019

(2) ካብ ይኣክል ከ ናበይ?

[Shekortet.com  Radio Eritrea Stuttgart]

ኣብዚ ጠውቑ















Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print