Placeholder Picture
Placeholder Picture
Building Democracy in Eritrea Conference

11/05/2019 03:43 AM

ዋዕላ ህንጸት ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ
Building Democracy in Eritrea Conference

24-25 April 2019 - London, UK

Building Democracy in Eritrea

Building Democracy in Eritrea Conference (ዋዕላ ህንጸት ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ) 24-25 April 2019 - London

Building Democracy in Eritrea - Conference ማለት "ህንጸት ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ" ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ፡ ካብ ዕለት 24-25 April 2019፡ ኣብ ከተማ ሎንዶን ዓባይ ብሪጣንያ ዋዕላ ክካየድ ቀንዩ። እዚ ዋዕላ'ዚ ብ ERITREA FOCUS ከምኡውን ብ Institute of Commonwealth Studies ዝተወደበ ኢዩ ነይሩ።

ኣብዚ ዋዕላ'ዚ፡ ካብ ዝተፋላለየ ክፍላተ-ዓለም ዝመጹ ብርክት ዝበሉ ኤርትራውያንን ዘይኤርትራውያንን ፈላጣት፡ ተሳቲፎም። ኣቶ ሃብተ ሓጎስ (ኣብ ሰእሊ ዘሎ)፡ መስራቲ ኣባልን ኣቦ ወንበር ERITREA FOCUS’ን፡ ነቲ ዋዕላ ኣብ ዝኸፈተሉ እዋን፡ ብዛዕባ ማሕበሩን ዕላማ ናይቲ ዋዕላን ድሕሪ ምግላጽ፡ ኩሉ ኣብዚ ዋዕላ ዝቐርብ ጽሑፋት፡ ተጻፊፉ ኩሉ ህዝቢ ከምዝርእዮን ከምዝጥቀመሉን ክግበር ምዃኑ ሓቢሩ። ኣብቲ ዋዕላ፡ ንእዋናዊ ኩነታት ኤርትራ ዝድህስሱን፡ ኪኖ'ዚ ህሉው ኩነታት ኤርትራ፡ ብኸመይ ህንጸት ዲሞክራሲ ክራጋገጽ ከምዝኽእልን፡ ኣብ ዝብሉ ኣርእስትታት፡ ብርክት ዝበሉ ጽሑፋት ቀሪቦም (ዝርዝር ኣብዚ ርአ)።

ካብዚ ቀጺሉ እምበኣር፡ ኣብቲ ዋዕላ ብተሳተፍቲ ዝቐረበ ወረቓቕቲ፡ ብሙሉኡ ንምንባብ፡ ኣብ ታሕቲ ዘሎ መላግቦ (ሊንክ) ጠውቑ፡-
Building Democracy in Eritrea - Conference Output Record
ከምኡ'ውን ኣብዚ ዝስዕብ ክትረኽቡዎ ትኽእሉ፡-
Building Democracy in Eritrea - Conference Output Record


Keynote Speakers:

ATV: Building Democracy in Eritrea - Opening Remarks: Habte Hagos, Chair of Eritrea Focus

ATV: Building Democracy in Eritrea, Thangam Debbonaire MP, Co-Chair, APPGE

ATV: Keynote Message from Haile Menkerios, - by Paulos Tesfagiorgios

ATV: Keynote: The Rapprochement Between Ethiopia and Eritrea - Dan Connell

ATV: Keynote: The Rule of Law and Administration of Justice Dr Bereket Habte Selassie,



Building Democracy in Eritrea--a collection of references, conferences and symposiums:
ኣብ ህንጸት ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ ዘተኮሩ መወከሲታት፡- ጽሑፋት፡ ዋዕላታት/ኮንፈረንሳትን ሲምፖዝዩማትን፡-


ERISAT: April 20 2019 #Fitsum Beraki song #Mestyat Betna # Fanus #Falfassa






Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: