Placeholder Picture
Placeholder Picture

April 2023 - Archive << Back

ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ) / Voice of Eritrea at CKDU — ናይ Sunday 30 April 2023 show መደብ (2-5 PM Halifax Canada Time)

ተቓወምቲ ጉጅለታት ኤርትራ ካብ ዝህልዉ ኣርብዓ ዓመት ሓሊፉ።
ናብ ዓወት ዝወስድ ሓጺር መንገዲ ኣሎ’ዶ?
Forty years have elapsed since the Eritrean opposition groups existed.
Is there a short way to success?

With our Guest: Veteran Abede Tesfay. ምስ ናይ ክብሪ ጋሻና፡ ገዲም ተ/ጋ ኣበድ ተስፋይ።

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

  • መደወሊ ቴለፎን (Tel): +(902) 494-2487
  • ንምስታፍን ኣብ ወብሳይት ንምስማዕን፦ ኣብዚ ጠውቑ
  • ዝሓለፈኩም ኣብ ዩቱብ ንምስማዕ፦ ኣብዚ ጠውቑ

5 ደቓይቕ ምስ ባባ ተስፋይ: ቁ 1 — "ህጹጽ ዘራጊቶ ዘመን”

"ዓበይቲ ንናእሽቱ ተሞኩሮናን: ኣፍልጦና: ህይወት ዝዓደለና ልቦናን ከነሰጋግር: ሓላልን ግቡእን'ዩ። ምኽንያቱ ንሕና'ውን እቲ ንፈልጦ ኹሉ: ካብቶም ቅድሜና ዝነበሩ ዝተለቃሕናዮ ስለ ዝኾነ። ብተወሳኺ: ዝኸኣለ ንዘይከኣለ: ዘለዎ ንዘይብሉ: ዝተዓደለ ንዘይተዓደለ እናኣካፋልካ ምሕላፍ ሰብን እግዚኣቢሄርን ዝፈትዎ ጽቡቅ ግብሪ ስለ ዝኾነ: ሃየ አእጃምና ነበርክት። እምበኣር ዒላማ ናይዚ ቻነል (መርበብ): ነቲ ብናይ ፍርቂ ዘበን ዘኻዕበትኩዎ ሞያን ተሞኩሮን: ብዓቅመይ ናብቲ ዝቅጽል ወለዶ ንኸካፍል ካብ ዝብል ኒሕን ሕልናን ዝተበገሰ ምኻኑ ብትሕትና እሕብር።” ተስፋይ መንግስ። Read more

PRESS RELEASE
Eritrean Political Forces’ Concerns on the Military Conflict in Sudan
(April 20, 2023)

We Eritrean Political Forces (EPF) are deeply saddened and gravely concerned by the start of an armed conflict in Sudan between the Sudanese Armed Forces and the Rapid Support Force (RSF). Since the start of the conflict five days ago, the heavy fighting in Khartoum and the surrounding areas has already inflicted heavy damage on the people of Sudan, including the death of over 300 people with over 3000 wounded. Read more

ወተሃደራዊ ዑደት ልኡኽ ኤርትራን መልእኽቱን
ብ'ዓሊ መሓመድ ሳልሕ ሹም: ሎንዶን

ኣብ ዝሓለፈ ምዓልታት ኣብ መራኸቢ ብዙሃን ከምዝተኸታተልናዮ ብመሪሕነት ብ/ጄ ኣብርሃ ካሳ (ኣዛዚ ሃገራዊ ድሕነት) ዝተመርሔ ዑደት ትዓዚብና። ኣብርሃ ካሳን ኣባላት እቲ ዑደት ዝኾኑ ሞኮንናት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ብዘውረዱዎ ስቃይን ውርደትን ስሞም ኣሸባሪ ሙኻኑ ንኹሉ ኤርትራዊ ፍሉጥ ኮይኑ ማሕበረ ሰብ ዓለም እውን ከም ገበነኛታት ቆጺሩ ኣብ ምክትታሎም ይርከብ። Read more

ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO — ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ (By Membr Zeru Gebreyesus) - ቀዳም Saturday, 08 Apr 2023

ቃለ-መሕተት ምስ ኣካየድቲ ማሕበር ረዲኤትን ልምዓትን (ERDA)፦ ኣቶ ክፍለማሪኣም ሰቛር (ኣቦ መንበር)፡ ኣቶ ብርሃነ እምባየ (ምክትል ኣቦ መንበር)፡ ኣቶ ካሕሳይ ይሕደጎ (ህዝባዊ ዝምድናታት)።

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ) / Voice of Eritrea at CKDU — ናይ Sunday 02 April 2023 show መደብ (2-5 PM Halifax Canada Time)

ተቓወምቲ ጉጅለታት ኤርትራ ካብ ዝህልዉ ኣርብዓ ዓመት ሓሊፉ። ናብ ዓወት ዝወስድ ሓጺር መንገዲ ኣሎ’ዶ?
Forty years have elapsed since the Eritrean opposition groups existed. Is there a short way to success?

With our Guest: Veteran Abede Tesfay. ምስ ናይ ክብሪ ጋሻና፡ ገዲም ተ/ጋ ኣበድ ተስፋይ።

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

  • መደወሊ ቴለፎን (Tel): +(902) 494-2487
  • ንምስታፍን ኣብ ወብሳይት ንምስማዕን፦ ኣብዚ ጠውቑ
  • ዝሓለፈኩም ኣብ ዩቱብ ንምስማዕ፦ ኣብዚ ጠውቑ

Snitna Network Seminar (ቀዳም Saturday, 01 Apr 2023)
Public meeting with Members of Association of Disabled Eritreans.
ህዝባዊ ኣኼባ ምስ ኣባላት፡ ማሕበር ኣካለ-ጽጉማን ኤርትራ፡
لقاء عام مع أعضاء جمعية المعاقين الإريتريين፡




Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: