Placeholder Picture
Placeholder Picture
ርሑስ በዓለ ትንሳኤን ፋሲካን ይግበረልና! Happy Easter to All!

15/04/2023 11:06 AM

Happy Easter to All!
ርሑስ በዓለ ትንሳኤን ፋሲካን ይግበረልና!
عيد فصح سعيد للجميع!

ሙሉእ ምሕረት፡ ሰላምን ቅሳነትን፡ ንህዝቢ ኤርትራ፡ ንከባቢናን ዓለምን፡ የውርደልና ፈጣሪ!

Happy Easter to All! from snitna.com.


diav m media ፍቑር ኢየሱስ
`መልእኽቲ በዓል ትንሳኤ` ሊቀጳጳሳት ኣቡነ መንግስትኣብ ተስፋማርያም


TV.Tewahdo
"መልእኽቲ ዓርቢ ስቕለት" ብፁዕ ኣቡነ መቃርዮስ


Intouch Ministries:
The Message of the Resurrection – Dr. Charles Stanley
The defining event of our faith and church is the resurrection of Christ. Calvary not only demonstrated His power over death, but also God’s capacity to keep His word. Dr. Stanley reminds us that without this event, Christianity would lose its message that Christ came to earth to die for our sins and triumph over death.


Bethel Eritrean Church London:
ደጊም ምስ ክርስቶስ ተንሲእኩም እንተ ዄንኩምሲ፡ ነቲ ክርስቶስ ኣብ የማን ኣምላኽ ተቐሚጥዎ ዘሎ፡ ነቲ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ድለዩ። ኣገልጋሊ ኣሸብር ጠዓመ


ATV: ኣብ መሪር ስቓይ፤ ዝተዓወተ ኣፍቃሪ፤
መልእኽቲ ትንሣኤ


Vatican Radio: መልእኽቲ ፋሲካ
ብፁዕ አቡነ መንግሥተኣብ ሊቀ ጳጳሳት ዘበኣሥመራ


In Touch Ministries: Risen – Mission Accomplished –
Dr. Charles Stanley.


Bethel Eritrean Church London:
ንምንታይ ትደልይዎ ኣብ ማእከል ምውታት - ኣምልኾ፡ ጠዓመ ኣተወብርሃን - 24/04/2022


ERI-TV: ጽምብላት በዓል ፋሲካ።




Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: