Placeholder Picture
Placeholder Picture

February 2022 - Archive << Back

ውደባ መንግስቲ ኣብ ስደት
Organization of the Diaspora for Government in Exile

ስልቲ ኣወዳድባ መንግስቲ ኣብ ስደት፦

ኣብ ልዕሊ ዓሰርተ ኤርትራውያን ዝርከብሉ ከተማታት ስደት ብጨንፈርን (branch) ምዕራፍን (chapter) መዝገብን (register) ይሰርዑ።

  • ጨንፈር፦ እቲ ታሕተዋይን መሰረታውን ጸፍሒ እዩ
  • ምዕራፍ፦ ማእከላይ ጸፍሒ ኰይኑ፡ ንጨንፈራት ብደረጃ ሃገረ-ስደት ይጥርንፍ
  • መዝገብ፦ እቲ ዝለዓለ ጸፍሒ እዩ... Read more

MINING REPRESSION IN ERITREA:
CORPORATE COMPLICITY IN HUMAN RIGHTS ABUSES
ዕደናን መጽቀጥቲን ኣብ ኤርትራ፡
ዋኒነ-ትካላዊ ሽርክነት ኣብ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት

by Eritrea Focus to the ALL-Party Parliamentary Group on Eritrea, June 2018
(ብ`Eritrea Focus ተዳልዩ ናብ ALL-Party Parliamentary Group on Eritrea ዝቐረበ ዓሙቕ ዝርዝራዊ ጸብጻብ)

Mining Repression in Eritrea Report Cover Image 1. About Eritrea Focus
Founded in 2014, Eritrea Focus is an association of Non-Governmental Organisations (NGOs), human rights organisations, exile and refugee groups and individuals concerned with the gross abuses of human rights in Eritrea. The objective of Eritrea Focus is to draw attention to the horrific abuses and suffering of Eritreans, both within the country and as refugees living abroad. We campaign for democratic accountability in Eritrea and the establishment of the rule of law, and actively engage with the international community in our efforts to achieve this. Read more

ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO — ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ (By Membr Zeru Gebreyesus) - Saturday, 12 February 2022

"እቲ መሰረታዊ ኣንጻር ኣይተ ኢሳያስን ጉጅለኡ ህ.ግ.ደ.ፍን ዘቃውመናን ዘቃልሰናን እንታይ ኢዩ"
What is the main cause to opposing Isaias and his regime PFDJ?
ሓርበኛ መምህር ዘርኡ ገብረየሱስ

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

እንሆ በረኸት ! እንሆ ሽሻይ ! መጽሓፍ 'ኮኾብ ሰሜን'
ታሪኽ ህይወት ዶክተር ፍጹም ገብረስላሴ
(by Mekonnen Tesfay)

Kokob Semien Book Cover Image ዝሓለፈ ዓመታት ዝበዝሐ ግዜ ናይ ሓያሎ ደረስቲ መጻሕፍቲ ከከፋፍል፡ ከንብብን ካልእ ምስ ኡ ዝኸይድ ንጥፈታትን ከካየድየ ጸኒሐ። እንሆ ሕጂ ኸኣ ብዛዕባ ሕትመት መጽሓፈይ ዘበስረሉ ሪጋ በጺሑ እዛ ንመጽሓፈይ እዝኒ መሰታ ቀዳሞት ካላኣይቲ ሓፍቲ እትኾና ብዓይነታ ፍልይቲ ዝኾነት ናይ ታሪኽ መጽሓፍ ናባኹም የብላ ኣለኹ። እዛ መጽሓፍ ምስ ዕጽዋ ሕማም ኮቪድ 19 ማለት ኣብ መጋቢት 2020 ክትጸሓፍ ዝጀመረት ንኽዛዝማ ኣስታት 23 ኣዋርሕ ማለት ኣስታት ክልተ ዓመት ኢያ ወሲዳትለይ። Read more

ጋዜጣዊ መግለጺ፦
ምቛምን ምጅማርን ፋውንዴሽን ኣድሓኖም ገብረማርያም ንማሕበራዊ ፍትሒ
Adhanom Ghebremariam Foundation for Social Justice (AGFFSJ)
مؤسسة أدهانوم جبريماريام للعدالة الاجتماعية
(19 የካቲት 2022)

Adhanom Ghebremariam Foundation Graphic ምእንቲ ናጽነትን፡ ፍትሕን፡ ዲሞክራስን ሙሉእ ሂወቱ ዘወፈየ ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም ንሓዋሩ ካብ ዝፍለየና ድሮ ሓደ ዓመት ኮይኑ ኣሎ። It has been exactly one year since the noted Eritrean fighter for freedom and justice, Ambassador Adhanom Ghebremariam passed away. لقد مر عام واحد بالضبط منذ وفاة المقاتل الإريتري الشهير من أجل الحرية والعدالة، السفير أدهانوم جبريماريام. وفي هذا اليوم من الذكرى الحزينة، يسعدنا أن نعلن عن إطلاق مؤسسة أدهانوم جبريماريام للعدالة الاجتماعية. (AGFFSJ)! Read more

ዓለም-ለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያንን ፖለቲካውያን ሓይልታት ኤርትራን፡
ንሓባራዊ ስራሕ ተራዳዲኦም።

See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

ዝኽሪ መበል 32 ዓመት፡ ስርሒት ፈንቅል፡ ሓርነት ከተማ ምጽዋዕ
32nd Anniversary of Operation Fenkil, The Liberation of Massawa on 10th Feb. 1990

ሎሚ፡ ዕለት 10 ለካቲት 2022፡ መበል 32 ዓመት ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል ኢዩ።

ስርሒት ፈንቅል፡ ነታ ሉል ቀይሕ-ባሕርና ዝኾነት ከተማና ምጽዋዕ፡ ካብ መግዛእታዊ ሰራዊት ኢትዮጵያ ሓራ ዝገበረ፡ ጅግንነትን ቅያን ኤርትራውያን ዝተፈጸመሉ፡ ዛዛሚ ዓወት መላእ ኤርትራ ኸኣ ክዉን ምዃኑ ብዘተኣማምን ዝተራጋገጸሉ ስርሒት ኢዩ ነይሩ። መግዛእታዊ ስርዓት ደርግ (ኢትዮጵያ)፡ ከይፈተወ ብስዕረቱ ዝተኣመነሉ፡ ምስ ህዝባዊ ግምባር ሓርነት ኤርትራ ናብ ናይ ዘተ ድርድር ክኣቱ ዝተቐሰበሉ መድርኽ እውን ኢዩ ነይሩ። Read more

ዜና ዕረፍቲን ዝኽሪን፡ ብጹእ ወቅዱስ ኣቦና፡ ኣቡነ ኣንጦንዮስ 3ይ ፓትሪያሪክ ዘሃገረ ኤርትራ
In memory of his holiness Abune Antonios, 3rd Patriarch of the State of Eritrea
(July 1927 - 09 Feb. 2022)

ብጹእ ወቅዱስ ኣቦና፡ ኣቡነ ኣንጦንዮስ፡ 3ይ ፓትሪያሪክ ዘሃገረ ኤርትራ፡ ንልዕሊ 15 ዓመታት ኣብ ናይ ቤት ማእሰርቲ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ሎሚ ሮቡዕ ዕለት 9 ለካቲት 2022 ዓሪፎም። ኣቡነ ኣንጦንዮስ፡ ንምትእትታው መንግስቲ ኣብ ጉዳይ ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ስለ እተቓወሙ፡ ከምኡ`ውን ንፕረሲደንት ሃገረ-ኤርትራ፡ ሰባት ብዘይ ፍትሒ ምእሳር እግዚኣብሔር ዘይፈትዎ ስራሕ ስለዝኾነ፡ ክቋረጽን፡ ዝበደለ እንተልዩ ኣብ ፍትሒ ቀሪቡ ፍርዱ ክወሃብ ኣለዎ ብምባል፡ ብኣካል ስለዝተዛረቡን ኢዩ። Read more

ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ) Voice of Eritrea at CKDU — Sunday 06 Feb. 2022

ገምጋምን ዝኽሪን፡ ናይ ዝሓለፈ ጉዕዞ 22 ዓመት ኣገልግሎት (Sep. 1999 - Jan. 2022) / A 22-Years' of service recollections (Sep. 1999 - Jan. 2022) — ክፉት ዘተ (Open Mic)

Voice of Eritrea 22 Years Farewell Broadcast Frame ድሕሪ ናይ 22 ዓመታት ናጻ ኣገልግሎት (Sep. 1999 - Jan. 2022)፡ ናዝ የማነ፡ ኣብ ዕለት 06 February 2022 ናይ መወዳእታ ፈነዋኡ ብምፍናው ክዛዝም ኢዩ። ኩልኹም ናይዚ ዝሓለፈ ዓመታት ተኻታተልቲን ተሳተፍቲን፡ ከምኡ`ውን ኩልኹም ግዱሳት፡ ኣብ 902-494-2487 ብምድዋል ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም።

After 22 years of free service (Sep. 1999 - Jan. 2022) Naz Yemane is dropping his Microphone, on Sunday the 6th of February 2022. All are cordially invited to call 902-494-2487 to share their opinion of the past 22 years. Thank you Naz Yemane.

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

መግለጺ ፍሉይ ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ ሰ.ዲ.ህ.ኤ (29 ጥሪ 2022)

ማእከላይ ባይቶ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ)፡ በ29 ጥሪ 2022 ፍሉይ ኣኼባ ኣካይዱ። ኣብዚ ኣኼባኡ ብዛዕባቲ ብሰንኪ ካብ ትግራይ ጀሚሩ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ሓደገኛ ውግእን፣ ናይ ኤርትራ ሓይልታት ለውጢ ናይ ሓባር ጽላል ንምፍጣር ዘካይድዎ ዘለዉ ቃልሲ በጺሕዎ ዘሎ ደረጃን፣ ግደ ሰዲህኤ እንታይ ክኸውን ከም ዝግበኦን ብሰፊሑ ተመያይጡ ኣብቲ ቅድሚ ሕጂ ነዚ ዛዕባታት ብዝምልከት ሒዝዎ ዝጸንሐ መርገጻትን ዝምረሓሉ ፖሊሲታትን ተመስሪቱ ውሳነታት ኣሕሊፉ። Read more

See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

“ዓሻ ዝተኸሎ ለባም ነይነቕሎ"
(ዶ/ር ብርሃነ ወልደሚካኤል - 03/02/2022)

Dr Berhane Woldemichael Profile Image ካብ ገለ ተጋሩ ዘይሓላፍነታዊ ጽሑፋት ይወጹን መደረታት ይቃልሑን ኣሎዉ። ትግራይ ናይ ግድን ናብ ባሕሪ ዘእቱ ምስመር ክህልዋ ኣሎዎ ብሃልቲ ኢዮም። ካብ ሕጂ ዝነቆወ ዝብእስ ኣየሕድረንን! ህዝቦም ኣብ ገምገም ህልቂት ከሎ እኳ ከምዚ ዝብሉስ ቍሩብ ትርንዕ እንትዝብሉ ድኣ እንታይኮን ምበሉ? ነዚ ሓደገኛ ሳዕቤን ክምጽእ ዝኽእል ሓሽወየ ምምካት ኣድላዪ ኢዩ። ዘቕርብዎ ዘሎዉ ስነ-ሞጎተ ዘሕፍርን ማይስ ይትረፍ ጸጸር ዝቛጽር ኣይኰነን። Read more




Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: