Placeholder Picture
Placeholder Picture
ምልምማድ - ምውጋድ ኣሉታዊ ኣተሓሳስባን ስምዒትን፡ ሓዳስ መጽሓፍ።

18/12/2021 23:52 PM

መመረቕታ ሓዳስ መጽሓፍ፡
"ምልምማድ"
ምውጋድ ኣሉታዊ ኣተሓሳስባን ስምዒትን።
ብ`ክፍለዮሃንስ ተወልደብርሃን (ጎርደን)፡

A New Book Release by Mr. Kifleyohanes Tewoldebrhan Yeibio


ምልምማድ - ምውጋድ ኣሉታዊ ኣተሓሳስባን ስምዒትን - ሓዳስ መጽሓፍ




መመረቕታ ሓዳስ መጽሓፍ፡
"ምልምማድ"
ምውጋድ ኣሉታዊ ኣተሓሳስባን ስምዒትን።
ብ`ክፍለዮሃንስ ተወልደብርሃን (ጎርደን)፡
A New Book Release ብ`Kifleyohanes Tewoldebrhan Yeibio

መጽሓፍ ንምእዛዝ To order the Book:
Tel. +447956548581
ኢማይል፦ kiflu23@yahoo.com


ደራሲ፦ ክፍለዮሃንስ ተወልደብርሃን (ጎርደን)፡ መን`ዩ?

ደራሲ፦ ክፍለዮሃንስ ተወልደብርሃን (ጎርደን)፡ ቅድሚ ሕጂ`ውን፡ ክልተ ማጻሕፍቲ ደሪሱ ንኣንበብቲ ዝቐረበ ኢዩ። ንሳተን፦ (1) ምምልላእ (2) ምክእኣል ዝብል ኣርእስቲ ዘለወን ኮይነን፡ ብዛዕባ ምምስራት ዕዉት ሓዳር ብኸመይ? ከምኡ`ውን ኣብ ሓዳር ንዘጋጥም ጸገማት ብኸመይ ትከናኸኖን ተዐርዮን የስተምህራ። ኣብዚ ሊንክ ዚ ብምጥዋቕ ተወሳኺ ሓበሬታ ኣሎኩም ( http://snitna.com/articles/Lella-Ms-Manatu-Metsahfti-MiMililae-MiKiEal.php )። እዛ ናይ ሕጂ ሳልሰይቲ "ምልምማድ" ዘርእስታ መጽሓፉ፡ ኣብ ምውጋድ ኣሉታዊ ኣተሓሳስባን ስምዒትን ዘተኮረት ኮይና፡ ኣብ ሕብረተሰብና ዘሎ ኣሉታዊ ጸገማት ናይ ስምዒትን ካብ ቂምን ቅርሕንቲን ዝነቅል ምፍልላይን ፡ ከመይ ጌርና ካብ ነብስና፡ ስድራቤትና ኾነ ሕብረተሰብና ክንኣልዮ ከምእንኽእልን፡ ጥዑይ ዝኾነ ፍቕሪን ስኒትን ዝመልኦ ዝምድናታት ከነጥሪ ከምእንኽእልን እተስተምህር ስነ-ልቦናዊት መጽሓፍ ኢያ። ምስተን ቀዳሞት ክልተ ማናቱ መጻሕፍቱ፡ እትዛመድን ከም መቐጸልታን ጌርካ እውን ክትውሰድ ይከኣል፡








Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: