ኤርትራ ኣብ ዘይተገርሐ ዞባ፡ ጂኦ-ፖለቲካዊ ሃፈጽታን ጽልዋታቱን ንኣንፈት ጉዕዞ ቃልሲ ንምድሓን ኤርትራን ህዝባን

Search our site:
 

This free script provided by
JavaScript Kit

16/10/2020 22:11 PM

ኤርትራ ኣብ ዘይተገርሐ ዞባ፡
ጂኦ-ፖለቲካዊ ሃፈጽታን ጽልዋታቱን
ንኣንፈት ጉዕዞ ቃልሲ ንምድሓን ኤርትራን ህዝባን

Eritrea in a Turbulent Region:
Geopolitical Spillover and Its Implication to the Direction of the Struggle to Save Eritrea and its People.

ኣስተምህሮ ብ`ዶር. ገብረ ገብረማሪያም
Seminar by Dr. Gebre Gebremariam
ሰሚናር ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና Seminar at Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room.

ኤርትራ ኣብ ዘይተገርሐ ዞባ፡ Eritrea in a Turbulent Region

ኤርትራ ኣብ ዘይተገርሐ ዞባ፡ ጂኦ-ፖለቲካዊ ሃፈጽታን ጽልዋታቱን ንኣንፈት ጉዕዞ ቃልሲ ንምድሓን ኤርትራን ህዝባን።
Eritrea in a Turbulent Region: Geopolitical Spillover and Its Implication to the Direction of the Struggle to Save Eritrea and its People..
Seminar by Dr. Gebre Gebremariam. ኣስተምህሮ፡ ብ'ዶር ገብረ ገብረማሪያም።

ዶር. ገብረ ገብረማሪያም ብዛዕባ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሓፈሻ ኣብ ኢትዮጵያ ካኣ ብፍላይ ተፈጢሩ ዘሎ ሓዱሽ ኩነታትን ንኣንፈት ቃልሲ ንምድሓን ኤርትራን ህዝባን ዝህልዎ ሳዕቤናትን ሰፊሕ ትንታነ የቅርብ። ንሱ፡ ኣብ ትንተንኡ፡ እዚ ኣብ ኢትዮጵያ ተፈጢሩ ዘሎ ኩነታት፡ ብመንጽር ቃልሲ ንምድሓን ኤርትራን ህዝባን ክረኣ ከሎ፡ ኣዝዩ ሓጋዚ ከምዝኾነን ኤርትራውያን ተቃለስቲ ንረብሓ ኤርትራን ህዝባን ጊዜ ከይወሰዱ ክምዝምዝዎ ከምዝግባእ ይመክር። ብተወሳኪ፡ ከምዚኣቶም ዝኣመሰሉ ፍሉያት ኣጋጥሚታት፡ ሳሕት ሳሕቲ ዝፍጠሩ ጥርሕ ዘይኮኑስ፡ ተቓላጢፍካ እንተዘይተጠቒምካሎም፡ ቀልጢፎም ዝጠፍኡ ኢዮም። ስለዝኾነ፡ ነዚ ተፈጢሩ ዘሎ ፍሉይ ህሞት፡ ዋዓል ሕደር ከይበሉ ዓቅሞም ኣዋሃሂዶም ንኽጥቀምሉ፡ ንኹሎም ኣገደስቲ ሓይልታትን ክፋላት ሕብረተ-ሰብን ኤርትራ ዶር. ገብረ ጸዊዒቱ የቕርብ።


መሰረታዊ ሓቅታት ብዛዕባ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ: 1ይ ክፋል
Part 1 of 10:


ዘይተገርሐ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ እንታይ ይመስል: 2ይ ክፋል
Part 2 of 10:


ዘይተገርሐ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ጂኦ ፖለቲካዊ ሃፈጽታትታትን ጽልዋታቱን: 3ይ ክፋል
Part 3 of 10:


ዘይተገርሐ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ከም ናይ ረብሓታት መራጸሚ ዓውደ ውግእ፡ 4ይ ክፋል
Part 4 of 10:


ዘይቀሰነ ዓማጺ ጎርቤት ኣብ ዘይተገርሐ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ: 5ይ ክፋል
Part 5 of 10:


ዘይተገርሐ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣንፈት ጉዕዞ ቃልሲ ንምድሓን ኤርትራን ህዝባን፡ 6ይ ክፋል
Part 6 of 10:


ዝባኾኑ ፍሉያት ኣጋጣሚታት ኣብ ጉዕዞ ቃልሲ ንምድሓን ኤርትራን ህዝባን: 7ይ ክፋል
Part 7 of 10:


ጸዋዒት ንኹሎም ኣገደስቲ ሓይልታት ኤርትራ ንምድሓን ኤርትራን ህዝባን፡ 8ይ ክፋል
Part 8 of 10:


ኣንፈት ቃልሲ ንምድሓን ኤርትራን ህዝባን ቀዳማይ መድረኽ ሕቶን መልስን፡ 9ይ ክፋል
Part 9 of 10:


ኣንፈት ቃልሲ ንምድሓን ኤርትራን ህዝባን ካላኣይ መድረኽ ሕቶን መልስን፡ 10ይ ክፋል
Part 10 of 10:


Share with friends: 



See also recent articles and Seminars by Dr. Gebre Gebremariam
ካልኦት ብ'ዶር ገብረ ገብረማሪያም ዝተጻሕፉ ጽሑፋት ሰሚናራትን ኣብ ታሕቲ ተወከሱ :-


See also Related ምስዚ ዝዛመድ:-



Share with friends: