Home  About us   Contact us

Copyright © www.snitna.com

Design: Yohannes Berhe

November 2019 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና

Search our site መድለዪ:
 




30/11/2019 23:59 PM

ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ (ይኣክል) ንክዕወት እንታይ የድሊ (ካብ’ዚ ናበይ)?

What is required for the Eritrean Grassroots’ Movement to achieve its’ objectives (Roadmap – From Here to Where)?

ብ`ገዲም ተጋዳላይ ጎይትኦም ኢማም

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 30 Nov 2019

ናይ ቀዳም 30 ሕዳር 2019 (November 30, 2019) ዕዱም ጋሻና ገዲም ተጋዳላይ ጎይትኦም ኢማም ካብ ሕ/መ/ኣመሪካ ኢዩ። ኣቶ ጎይትኦም፡ ከከም ኣድላይነቱ ተሓቲማ እትወጽእ ኣዳላዊ መጽሔት “ፍትሒ” ኢዩ። ሎሚ ሒዙዎ ዝመጸና መድረኻዊ ኣስተምህሮኣዊ ሰሚናር ከኣ "ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ (ይኣክል) ንክዕወት እንታይ የድሊ (ካብ’ዚ ናበይ)?" ዝብል ኢዩ። ኩሉ ኤርትራዊ ንክሳተፍ ብኽብሪ ንዕድም።

ምስዚ ሰሚናር ዝተእሳሰር ዝተዳለወ ጽሑፍ፡ ንምክትታል ሰሚናር ዝሕግዝ፥ ንምርኣይ፡ ኣብዚ ጠውቑ

On Saturday, November 30, 2019, our invited guest is Eritrean veteran Goitom Emam, Editor of “Justice” Magazine. He is going to present a timely topic titled - "What is required for the Eritrean Grassroots’ Movement to achieve its’ objectives (Roadmap – From Here to Where)?" You are all cordially invited to participate.



30/11/2019 21:11 PM  Updated

ሲምፖዝዩም ኤርትራ 2019፡

ለውጥን ደሞክራስያዊ ስግግርን ኣብ ኤርትራ

Eritrea Symposium 2019:

Change and Democratic Transition in Eritrea

Organised by Eri-Platform,

Frankfurt, 25-27 October 2019.

ካብ ዕለት 25-27 October 2019 ዝተሳላሰለ፡ ብ Eri-plaform ዝተወደበ፡ ዕዉት፥ ሲምፖዝዩም ኤርትራ 2019: ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት (ሃገረ-ጀርመን)፡ተኻይዱ። ኣብዚ ሲምፖዝዩም'ዚ፡ ካብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዝመጹ፡ ዝተፋላለያ ውድባትን ሲቪካዊ ማሕበራትን ዝነጥፉ ሓያሎ ኤርትራውያን ተሳቲፎም። ሲምፖሲዩም 2019፡ "ለውጥን ደሞክራስያዊ ስግግርን ኣብ ኤርትራ" ብዝብል ኣርእስቲ ብ`ኣምባሳዶር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ ዝቐረበ ጽሑፍ ተኸፊቱ። ስዒቡ፡ ንክልተ መዓልታት ዝቐጸለ ዓበይቲ ናይ ፓነል ኣርእስትታትን ዘተን ተኻይዱ። እቲ ዝቐረበ ናይ ፓነል ኣርእስትታት፡- Read more

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-



29/11/2019 21:59 PM

ኩሎም ተቓወምቲ ፖለቲካዊ ውድባት ኤርትራ፣

ብደገፍቲ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ከተማ ለንደን

ኣብ ልዕሊ ተቓላሳይ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል እያሱ (ኣሰና) ዝተፈጸመ

ግብረ-ሽበራዊ መጥቃዕቲ

ብሓባር ይኹንኑ!!

All Eritrean Political Organizations Condemn

the Act of Terrorism

By PFDJ Supporters on Amanuel Eyasu (Assena)

እቲ ብዕለት 26 ሕዳር 2019 ሰሉስ መዓልቲ፣ ኣብ ከተማ ለንደን ብደገፍቲ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ብጻይና ጋዜጠኛ ኣማኑኤል እያሱ ሓላፊ ረድዮን ሳተላይት ቲቪን ኣሰና ተጌሩ ዘሎ ግብረሽባራዊ መጥቃዕቲ ኣጥቢቕና ንዅንን። እዚ ንሓው እማኑኤል ኣጋጢሙ ዘሎ ሓደጋ፣ ቅድሚ ሓደ ዓመትው’ን እንተኾነ ኣብ ልዕሊ ዓርኪ ኤርትራውያን ዝኾነ እንግሊዛዊ ጋዜጠኛ ማርትን ፕላውት ተፈጺሙ ነይሩ’ዩ።

 Read more




See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-



28/11/2019 16:46 PM

ኤርትራዊ ስብእነት

ዶ/ር ብርሃነ ወልደሚካኤል (28 ሕዳር 2019)

ቀደምሲ መፈለጥታ ኤርትራዊ ስብእነት ኢዩ ነይሩ።  ዘርኣይ ደረስ ጠላይን ኣብ ኣደባባይ ሮማ ንባንዴራ ኢትዮጵያ ክረግጽዋ ምስ ርኣየ ኢዩ (በቲ ናይ ሽዑ ኣተሓሳስባ ኢዩ ክምዘን ዘሎዎ)  ጉራዴ መዚዙ ንጠላይን ዝመልዓሰ። ኣብራሃ ደቦጭን ሞጎስ ኣስገዶምን ዝብሃሉ ጀጋኑ ከኣ ጥልያን ንኢትዮጵያ ወሪሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ `ፌስታ` ኣብዝግበረሉ ዝነበረ ቦታ ተረኺቦም ነቲ ጀነራል ግራስያኒ ዝተባህለ ኣዛዚ ሰራዊት ነታጕ ደርብዮም ናይ ቅትለት ፈተነ ብምግባር ኤርትራዊ ጅግንነቶም ዘመስከሩ። ቅድሚኡውን እንተዀነ ንውግእ ዓድዋ ዘዐወተ ኣውዓሎም ዝተባህለ ኤርትራዊ ከምዝነበረ ይእመነሉ ኢዩ። ስለዚ ኣብ ታሪኽ ኢትዮጵያ እቶም ብልዑል ጅግንነቶም ዝፍለጡ ኤርትራውያን ብምንባሮም ንኹሉ ኤርትራዊ ልዑል ፍናን ኢዩ ዝህብ ነይሩ። ብናቶም ጅግንነትን ብህርኩትንኡን ከኣ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርትራዊ ተኸቢሩን ተሓፊሩን ኢዩ ዝነብር ነይሩ። Read more

More articles ካልኦት ጽሑፋት ብ`ዶ/ር ብርሃነ፡-



28/11/2019 16:46 PM

ህዝባዊ ደሞክራሲ

ኣብ ከክልተ ወርሒ ዝሕተም ወግዓዊ ልሳን፡

ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ)

DEMOCRATIC FRONT FOR ERITREAN UNITY

ቅጺ-05 ቁ፡24 ሕዳር 2019

ኣብዚ መጽሔት ዚ፡ (1) ተወሃሂዱ ክቃለስ ዘይበቕዐ ሓይሊ፡ ክዕወት ኣይክእልን ኢዩ፡ (2) ሓርበኛዊ ተራ ሃይማኖታውያን መራሕቲ ኤርትራ (ካልኣይ ክፋል)፥ (3) ሕቶ ዲሞክራስን ዘይምእኩል ስርዓተ-ምሕደራን፡ (4) ካብ ህዝባዊ ተቓውሞ ተሞኩሮ ሱዳንን ኣልጀርያን... ካልኣይ ክፋል፡ (5) ናይ ኣንበብቲ ዓምዲ፥- ካብ ኩናትን ወረ ኩናትን ዘይዓርፍ ስርዓት፡ ይኣክል ካበይ ናበይ? ዝብሉ ዓንቀጻት ሰፊሮም ኣለዉ። Read more

See also Related ምስዚ ዝተአኣሳሰር፥-



28/11/2019 16:46 PM

ታሪኽ ሂወት

ጅግና ስውእ ተጋዳላይ፡ መልኣከ ተኽለ

(5ይ ክፋል)

ብ`ግርማይ ቦኽረ

መልኣከ ተኽለ ተማሃራይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ

ኣብ’ቲ ዝሓለፈ ኣርባዕተ ክፋላት፡ ታሪኽ ሂወት ጅግና ስዉእ ተጋዳላይ መልኣከ ተኽለ ካብ’ታ ዝተወልደላ ዓዲ ጀሚርና፡ ናይ ተማሃራይ ታሪኽ ሂወቱ ኣብ ኣስመራን ኣብ ከረንን ኢና ተዓዚብና። ኣብ’ዚ ክፋል እዚ ድማ ቅድሚ ንሜዳ ምኻዱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ ዘሕለፎ ናይ ተማሃራይ ታሪኽ ሂወቱ ክንርኢ ኢና።

መልኣከ መበል 11 ክፍሊ ኣብ ልዑል መኮንን ምስ ወድአ፡ 12 ክፍሊ ኣብ ውሽጢ ቀዳማዊ ሃይለ ስላሰ ዩኒቨርሲቲ እትርከብ “ልዑል በእደማርያም - Prince Beademariam Laboratory School” ተባሂላ እትጽዋዕ ቤት ትምህርቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ’ዩ ትምህርቱ ቀጺሉ። …. Read more

1ይ ክፋል (18 Oct 2019)፡  2ይ ክፋል (29 Oct 2019)

3ይ ክፋል (10 Nov 2019)፡  4ይ ክፋል (19 Nov 2019)

5ይ ክፋል (28 Nov 2019)



27/11/2019 17:48 PM

Eritrean “pro-government activist” carries out another London attack

[Eritrea Hub - Nov 27, 2019]

ዕለት 26 November 2019፡ ኣብ ልዕሊ ኣቶ ኣማኑኤል ኢያሱ፡ ኣካያዲ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና፡ መጥቃዕቲ ተኻይዱ።

On Tuesday afternoon there was another attack on a journalist in the London area. This time the target was Amanuel Eyasu, the founder and editor of Assena TV.

The incident bore a striking resemblance to the attack on the journalist Martin Plaut in November 2018. Then a man who called himself Jacob Ghebremeohin posed as an Eritrean with information from home, arranged a meeting at the British Library before flinging a basin of milk, flour and eggs over Martin. Jacob Ghebremeohin was found …Read more

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-



26/11/2019 23:33 PM

SINIT (Eritrean Sinit Study Group)

SPECIAL NEWSLETTER.

Monday Nov 25th, 2019

[ Sinit - ESSG ]

SINIT (Eritrean Sinit Study Group) is happy to announce completion of four documents. The documents was discussed with public at Berkeley California, USA during July 5th and 6th, 2019. The conference also internationally attended live on Facebook & YouTube and for those of you who miss the event, we have a better audio quality at the links below. Read more

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-



24/11/2019 23:35 PM

ምምልላእ መጻምድቲ (ሰብ ሓዳር)፡

THE COMPLIMENTARITY OF PARTNERS,

 IN MARRIED LIFE

ብ`ደራሲን በዓል ሞያ ሕግን፡

ኣቶ ክፍለሃንስ ተወልደብርሃን

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 24 Nov 2019

ናይ ሰንበት Sunday, 24 November 2019፡ ዕዱም ጋሻና፥ ደራሲን በዓል ሞያ ሕግን፡ ኣቶ ክፍለሃንስ ተወልደብርሃን ኢዩ። ንሱ፡ 'ምምልላእን ምክእኣልን' ዝተሰምያ ማናቱ መጻሕፍቲ ዝደረሰ ኢዩ። ሎሚ ሒዙዎ ዝመጸና ዘሎ ኣስተምህሮኣዊ ሰሚናር፡- "ምምልላእ መጻምድቲ (ሰብ ሓዳር)፡" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday, 24 November 2019, our invited guest is: Author of two books and Law professional, Mr Kiflehans Teweldebrhan. His Educational seminar topic is tittled: "The Complimentarity of partners, in married life." You are all cordially invited to participate.



24/11/2019 23:35 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Sunday 24 Nov 2019 መደብ

ሃገራዊ ጉዳይን ከባቢኣን

ካብ ተኸታተልቲ ካብ ዝቐረቡ ሕቶታት

Questions Concerning Internal National and Regional issues from our listeners.

Mr Kidane Hagos & Mr Kibreab Tesfu

ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተዩ ዝቐርቡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስ፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉ (ካብ ካናዳ አኦታዋ) ኢዮም። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited panellist discussing the topic above are: Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu (From Ottawa Canada). You are all cordially invited to participate.

ዝሓለፈኩም ኣብ ዩቱብ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ



23/11/2019 23:29 PM

ሓድነታዊ ጉዕዞ ደምበ ተቓውሞን ብድሆታቱን፡

The Oposition Camp:

The road to Unity and its Challenges.

ብ’ተጋ ዮውሃንስ ኣስመላሽ

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 23 Nov 2019

ናይ ቀዳም Saturday, 23 November 2019፡ ዕዱም ጋሻና፥ ገዲም ተጋዳላይ ዮውሃንስ ኣስመላሽ ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጸና ዘሎ ናይ ዘተ ኣርእስቲ፥- "ሓድነታዊ ጉዕዞ ደምበ ተቓውሞን ብድሆታቱን፡" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም።  On Saturday, 23 November 2019, our invited guest is: Veteran Yohannes Asmelash. His discussion topic is tittled: "The Oposition Camp: The road to Unity and its Challenges" You are all cordially invited to participate.



23/11/2019 23:29 PM

Yiakil Seminar Frankfurt -

By Samson Solomon, 03 Nov 2019

[ Samson Solomon ]

 1ይ ክፋል(03 Nov 2019)፡  2ይ ክፋል(02 Dec 2019)

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-



23/11/2019 23:29 PM

ዝርርብ ምስ ሓው ዓብደልከሪም ምስጦፋ

ወኪል ካብ እስላማዊ ሰልፊ ልምዓትን ምዕባለን

ናብ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ሰልፊ ሃገር ዝተሰጋገረ ውድብ

[ ATV: 18 Nov 2019 ]

 ATV (18 Nov 2019)

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-



23/11/2019 01:35 AM

ስድራቤት ኣሕመድ ብትሪ እንጠልቦ፡

 Ahmed’s family insists

عائلة احمد تصر

كتاب الشهيد أحمد محمد ناصر  ملك للشعب الإريتري

ጌጋ ተርድኦ ንምውጋድ ብዝያድ መግለጺ ክነቕርብ  ንደሊ. 1) ብዘይ ናትና ፍቃድ: አቲ መጽሓፍ  ንማሕበራት፡ ትካላት ወይ ውልቀ-ሰባት ክሽየጥ: ብልቓሕ መልክዕ  ወይ ህያብ ክዕደል የብሉን። ብርክት ዝበሉ ሰባት ኣቲ መጽሓፍ ንወልቀ ሰባት በዘይ ኣፍልጦና ከምዝተዘርገሐ ኣረጋጊጾምላና ኣለዉ።

Again, to avoid any misunderstandings, we want to be extra clear. 1) No book may be sold, donated, lent, or given to any company, organization or private individual WITHOUT OUR APPROVAL Read more





23/11/2019 00:23 AM

መስኡል መንቱ?!!!

“መትከል አቤት እኽትጣፋት፡ ተህጂር ወእስቲጣን” ሙቃበለት

[Radio Saeyob ራድዮ ሰእዮብ]

 1ይ ክፋል(15 Nov 2019)፡  2ይ ክፋል(22 Nov 2019)

 3ይ ክፋል(29 Nov 2019)፡  



19/11/2018 17:58 PM

ታሪኽ ቃልሲ፡ ጅግና ኣሕመድ ናስር፡

መጽሓፍ ወጺኣ።

The history of: Martyr Veteran Ahmed Nasser, Book is published

ብ`ግርማይ ገብረኣምላኽ (ጠበቓ)

መጽሓፍ ብዙሕ እዩ ዝጽሕፎ፡ ገለ ንዝና፡ ገለ ንገንዘባዊ ረብሓ፡ ገለ ክኣ ታሪኽ ክጠማዝዝን/ከቀናጁን ይጽሓፍ እዩ። ናይ ክቡር ኣቦ መንበረይ መራሕየይ ብጻየይን ስዉእ ሓርበኛ ኣሕመድ መሓመድ ናስር መጽሓፍ፡ ተስፋ እገብር፡ ተመክሮኡ ጅግንነቱ ለዉሃቱ ቆራጽነቱ ኣብ ህዝቡ ዝነበሮ ዘይዕጸፍ ፍቕርን፡ ሃገርና ሓራ ንምዉጻእ፡ ሕልሙ ነታ ነጻ ከዉጽኣ እሞ ፍትሕን ሰላምን ዲሞክራስን ክዕምብበላ ዝተጸበያን ዝተቓለሰላን ሃገሩ፡ ምንዮቱ ከም ቃልሱ ከይተፈጸመሉ ምስዉኡ፡ ክመርረና ከሎ፡ ግን መስዋእቲ ኣብ ስደት ይኹን ኣብ ሜዳ ቃልሲ ዘይተርፍ ብምዃኑ፡ እንሆ እዚ ዘይርከብ ዕንቊ ባሕሪ፡ ብመስዋእቲ ሓሊፉ።  Read more

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-

عائلة احمد تصر



19/11/2019 14:20 PM

ፖለቲካዊ ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪቃ፡

ዘተ ምስ ሰለስተ ኤርትራውያን ምሁራት

(1) ኣቶ ደስበለ መሓሪ (2) ኣቶ ዓብዱራሕማን ሰይድ ኣቡሓሽምን (3) ዶ/ር ዳኒኤል ረዘነን

(BBC ትግርኛ 10 Nov 2019)

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-



17/11/2019 23:56 PM

ምምልላእ ዶ ወይስ ምትሕንዃል፡

ትንታነን ትዕዝብታዊ ሚዛንን

Synergy or Discord: An Analysis and a critical Evaluation.

ብ’ዶ/ር ገብረ ገብረማሪያም

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 17 Nov 2019

ናይ ሰንበት Sunday 17 November 2019፡ ዕዱም ጋሻና፥ ገዲም ተጋዳላይ ዶ/ር ገብረ ገብረማሪያም ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጸና ዘሎ ኣስተምህሮኣዊ ሰሚናር፥- "ምምልላእ ዶ ወይስ ምትሕንዃል፡ ትንታነን ትዕዝብታዊ ሚዛንን ኣብ መንጎ ናይ “ይኣክል” ህዝባዊ ምንቕስቓሳትን ኤርትራውያን ፖለቲካውን ሲቪካውን ውድባትን ዘሎ ዝምድናታት" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም።  On Sunday 17 November 2019, our invited guest is: Veteran Dr. Gebre Gebremariam. His Seminar topic is tittled: "Synergy or Discord:  An Analysis and a critical Evaluation of the Relationships between/among the “Yi’akil” Mass Movements and the Eritrean Political and Civic Organizations" You are all cordially invited to participate.



17/11/2019 23:36 PM

ህዝባዊ ኣኼባ

ባይቶ ህዝባዊ ኤርትራዊ ምንቅስቓስ፡ ሎንዶን

لندن - الارتري الجماهيري الحراك

PUBLIC MEETING

by Eritrean Mass Movement - London

Date: 17 Nov 2019 Time: 14:00 - 18:00

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥

1. ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኤርትራውያን ከተማ ሎንዶን ኣብ ዝሓለፈ 5 ወርሒ ዝዓመሞም ንጥፈታትን ዝገጠምዎ ብድሆታትን ምስ ህዝቢ ክመያየጠሎም ኢዩ። 2. ተሳታፍነት ናይ ህዝቢ ንምዕዛዝ ሓሳብ ንሓሳብ ንለዋወጠሉ ናይ ዘተ መኣዲ ክህልወና ኢዩ። 3. ሕቶን መልሲን፣ ሪእይቶታትን ለቦዋን። ንኩልኹም ኤርትራውያን ብትሕትና ንዕድም። We will discus on current Eritrea situation, assess the past Five-month activities of our Bayto and will be open for Questions and comments. All Eritreans in London are cordially invited.

ጸብጻብ ኣኼባ (ቪድዮ) LIVE VIDEO REPORT:

Part-1,   Part-2,



17/11/2019 23:56 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Sunday 17 Nov 2019 መደብ

ምብዕላግ ፖለቲካ ኤርትራ

Lumpenization of Eritrean Politics

Mr Kidane Hagos & Mr Kibreab Tesfu

ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተዩ ዝቐርቡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስ፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉ (ካብ ካናዳ አኦታዋ) ኢዮም። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited panellist discussing the topic above are: Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu (From Ottawa Canada). You are all cordially invited to participate.

ዝሓለፈኩም ኣብ ዩቱብ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ




17/11/2019 04:18 AM

ሰሚናር ኤርትራውያን ባይቶ ይኣክል

ማእከላይ ምዕራብ ሕ/መ/ኣመሪካ ኢንዲያናፖሊስ ኢንድያና

(ሕዳር 16-17, 2019)

Eritreans Seminar of Bayto Yiakel, Midwest USA

Indianapolis, Indiana (November 16-17, 2019)

ዓላማ መኣከቢና - Objective of the Seminar

ገዛ ብዘይ ስእላዊ ካርታ (Blue Print) ከምዘይስራሕ፥ ጉዕዞ መገሻ (Journey) ብዘይ ኣፍልጦ እትኸደሉ መንገዲ፥ እትሓድረሉ ዓዲ፥ እትምሳሓሉን እትደረረሉን ቦታን፥ ዘድሊ ስንቅን ኣቐዲምካ ክሕሰበሉ ዘሎዎ ጉዳይ ስለዝኾነ፡ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ከኣ ዕላምኡን ራኢኡን ( Vision & Goals) ተግባራዊ ንክኸውን፡ ስእሊ ካርታ ናይ ቃልሲ (RoadMap ) ንኹላትና እተዋስእን እትጥርንፍን ኣብ መንጎ ዲያስፖራን ዓድን ድልድል መሰጋገሪ (Bridge) ገይራ፡ ሃገር ካብ ሓደጋ፡ ህዝባ ከኣ ካብ ደልሃመት እተውጽእ … Read more

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-




16/11/2019 23:55 PM

ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ (ሓ.ዲ.ለ.)፡

መንዩ? ዕላምኡን መጻኢ መደባቱን ከ እንታይ ኢዩ?

ORGANISATION OF UNITY FOR DEMOCRATIC CHANGE (U.D.C.)

Who it is? and its Mission?

ኣቶ ኣንቶንዮ ተስፋይ

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 16 Nov 2019

ሰዓት: 10PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY

ቀዳም Saturday, 16 November 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ኣባል ፈጻሚት ሽማግለ ዜና ቤ/ጽ፡ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ (ሓ.ዲ.ለ.) ኣቶንዮ ተስፋይ፡ ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጻና ዘሎ ናይ ሰሚናር ኣርእስቲ "ሓውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ (ሓ.ዲ.ለ.)፡ መንዩ? ዕላምኡን መጻኢ መደባቱን ከ እንታይ ኢዩ?" ዝብል ኢዪ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday, 16 November 2019, our invited guest is UDC Member of Executive committee and head of Information office Mr. Antonio Tesfay. His Seminar Topic is: "ORGANISATION OF UNITY FOR DEMOCRATIC CHANGE (U.D.C.), Who it is? and its Mission?" You are all cordially invited to participate.

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-



14/11/2019 23:39 PM

እንዳ ዕኮት ኣይትተንክፍ

BEWARE OF WASP NEST

ብ’ረድኢ ክፍለ (ባሻይ)

ኣብዚ ጠውቑ (14 Nov 2019)፡  

ብጽሑፍ ንምንባብ፡ ኣብዚ ጠውቑ



13/11/2019 20:23 PM

ይኣክል ሕጂ ኸ ናበይ?

ዘተ ምስ፦ ኣቶ ተወልደ ስእለን ኣቶ ናኦድ በላይን (ካብ ሕመኣ)፡ ኣቶ ተስፋጋብር ገብረእግዚኣብሄር ድማ (ካብ ደቡብ ኣፍሪቃ)።

[Kabod TV]

This is a discussion about finding solutions to Yiakl North America's challenges and way to go forward.

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-



13/11/2019 20:23 PM

ንኣጠቓቕማ ሚድያ ዝምልከት ዓውደ-ዘተ

Media Use Workshop discussion

ብ`ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኤርትራውያን (ህምኤ) ከተማ ሎንዶን ዓባይ ብሪጣንያ ዝተወደበ። Organised by Eritrean Mass Movement (EMM) London UK. (10 November 2019)

[EMM London]

1ይ ክፋል (10-Nov-2019)፡   2ይ ክፋል (10-Nov-2019):

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-



11/11/2019 21:43 PM

ብ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ተጸዊዑ ኣብ ዋሺንግተን ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ

Demonstration by Eritrean Orthodox Church, in Washington DC on (08 November 2019).

ዕላማ ናይዚ ሰላማዊ ሰልፊ ዚ፡ ኣብ ቤትማእሰርቲ ዝርከቡ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ኣንጦንዮስ፡ ከምኡውን ኩሎም ናይ ሃይማኖትን ሕልናን እሱራት ንክፍትሑ ንህዝቢ ማሕበረሰብ ዓለምን ንምጽዋዕ ኢዩ። The Demonstration calls for the release of Patriarch Anthonios and all other Eritrean prisoners of conscience. Read more

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-



10/11/2019 23:59 PM

THE URGENT NEED

for Participation in the Eritrean North American Bayto Activism

Berhe Desta / Seattle, Washington, USA

The North American Mass (Yeakle) Movement is a Task Force for identifying, motivating, mobilizing and organizing the more than 90% of Eritreans in the Diaspora, who are not yet organized, and bringing them to join the opposition camps. In other words, this noble action is not to oppose or compete with, but rather, to energize and empower any and all existing Eritrean political organizations. Read more



10/11/2019 22:56 PM

መንእሰይን ተራኡን፡

ኣብ ምቕያር ምልካዊ ስርዓትን፡ ኪኖኡን።

THE ROLE OF YOUTH IN THE PROCESS OF REGIME CHANGE AND BEYOND.

ኣቶ ሞራል ተኽለሃይማኖት

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 10 Nov 2019

ሰዓት: 10PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY

ሰንበት Sunday, 10 November 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ኣቶ ሞራል ተኽለሃይማኖት ኢዩ። ሒዙዎ ዝቐርብ ዘሎ ናይ ዘተ ኣርእስቲ፥- "መንእሰይን ተራኡን፡ ኣብ ምቕያር ምልካዊ ስርዓትን፡ ኪኖኡን" ዝብል ኢዪ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday, 10 November 2019, our invited guest is Mr. Moral Tecklehaymanot. His discussion Topic tittle is: "The role of youth in the process of regime change and beyond." You are all cordially invited to participate.

ዝሓለፈ መደባት ሕድሪ ጀጋኑና ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ



10/11/2019 22:56 PM

ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)

ናይ Sunday 10 Nov 2019 show መደብ

THE PROSPECTIVE OF PRESENT AND FUTURE OF CANADA WIDE #Yiakil MOVEMENT

ህሉው ምዕባለታትን መጻኢ ተስፋታትን፡ ካናዳ-ለኸ ናይ #ይኣክል ምንቅስቓስ፡

(Part-2 Continues)

On Sunday, 10 November 2019 voice of Eritrea presenting a show on: The prospective, of present and future by the eyes of Canada Wide movement of yiakil, with Ms Rahel Sium and Mr Samuel Habtom from Vancuber, Mr. Abrham Tekie from Manitoba and Mr Ghebrehiwet Gherezghiher from Saskatoon. The panel discussion will also focuses to the current issue in Eritrea and Ethiopia. You are all cordially invited to participate.

1ይ ክፋል A (03-Nov-2019)፡  2ይ ክፋል B (03-Nov-2019):

2ይ ክፋል A  (10-Nov-2019)፡  2ይ ክፋል B (10-Nov-2019):



10/11/2019 22:56 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Sunday 10 Nov 2019 መደብ

ህልዊ ኩነታት ኤርትራን ከባቢኣን

CURRENT CONDITION IN ERITREA AND ITS SURROUNDINGS

Mr Kidane Hagos & Mr Kibreab Tesfu

ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተዩ ዝቐርቡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስ፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉ (ካብ ካናዳ አኦታዋ) ኢዮም። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited panellist discussing the topic above are: Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu (From Ottawa Canada). You are all cordially invited to participate.

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-

 (Part I)  (Part II)




09/11/2019 21:43 PM

ዘተ ኣብ መንጎ፦

ወከልቲ ዝተፈላለያ ውድባት፡ ደምበ ተቓውሞ፡

ኣብ ፓልቶክ፥ Eritrean Smerr For Justice and Democracy Room - Live



08/10/2019 16:45 PM

AN OPEN LETTER

TO THE NORWEGIAN NOBEL COMMITTEE

From: The Canada Wide ‘Yiakl’ (Enough) Movement

We are members of a Canada Wide Yiakl (Enough) Movement, a grassroot movement formed after the recent peace accord between Ethiopia and Eritrea, with the aim of ending tyranny and human rights violations in Eritrea.

As representatives of Eritrean Canadian voices, we are writing to express our shared assessment regarding the Nobel Peace Prize for 2019, which was awarded to current Ethiopian Prime Minister – Dr. Abiy Ahmed Ali. Read more



06/11/2019 21:10 PM

ኣብ ክንዲ ዓባሳት ኣፍና ንኽፈት

Rev Fr Solomon Tesfamichael Ghebray Sunday 03.11.2019 Speech

[ ABC CHURCH BIRMINGHAM ]

 See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-



03/11/2019 20:28 PM

State: national identity & citizenship

vis-à-vis group identities

ሃገረ መንግስቲ: ሃገራዊ መንነትን ዜግነትን

 ጉጅለኣዊ መንነታትን

العنوان: الدولة - الهوية الوطنية والمواطنة والهويات الاخرى

Mr. Suleiman Adem Hussein

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 03 Nov 2019

ሰዓት: 10PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY

ሰንበት Sunday, 03 November 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ኣቶ ሱሌማን ኣድም ሑሴን ኢዩ። ሒዙዎ ዝቐርብ ዘሎ ናይ ዘተ ኣርእስቲ፥- "ሃገረ መንግስቲ: ሃገራዊ መንነትን ዜግነትን ጉጅለኣዊ መንነታትን" ዝብል ኢዪ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday, 03 November 2019, our invited guest is Mr. Suleiman Adem Hussein. His discussion Topic is on: "State: national identity & citizenship vis-à-vis group identities." You are all cordially invited to participate.

العنوان: الدولة - الهوية الوطنية والمواطنة والهويات الاخرى You are all cordially invited to participate.



03/11/2019 17:40 PM

Tv Sened: መስራቲ ጉባኤ ባይቶ ይኣክል ሽወደን

YIAKL FOUNDING CONGRESS SWEDEN

መስራቲ ጉባኤ ይኣክል ሽወደን ቀዳማይ መዓልቲ ቅድሚ ቀትሪ ካብ ኩለን ከተማታት ሽወደን ዝተወከሉ ተሳተፍቲ ጉባኤ መደባቶም ሰሪዖም ስርሓቶም ፈጺሞም። ድሕሪ ቀትሪ ከኣ ምስ ዕዱማትን ህዝብን ብዛዕባ ተደላይነት ጥርናፈን መኸተን መሰልን፡ ነፍስኻ ምኽኣልን ዝተፈላልየ ኣስተምህሮታት ተዋሂቡ። ቃል መሕተት ምስ ደረስቲ:- ይርጋኣለም ፍስሃ፡ ሺሻይ ገብረሃንስ ቲቪ ሰነድ (ኣንቶንዮ ተስፋይ):- Part-1 (26 Oct 2019):  Part-2 (26 Oct 2019):



02/11/2019 23:37 PM

ዕደላ ስልማት ሰላም ኖቤል 2019፡

ብመንጽር ኢትዮጵያ-ኤርትራ ሰላም።

The Nobel Prize Award 2019

vis-à-vis The Ethio-Eritrea Peace.

Mr. Weldeselassie Ogbe

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 02 Nov 2019

ሰዓት: 10PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY

ሰንበት Saturday, 02 November 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ኣቶ ወልደስላሴ ዑቕበ ኢዩ። ሒዙዎ ዝቐርብ ዘሎ ናይ ዘተ ኣርእስቲ፥- "ዕደላ ስልማት ሰላም ኖቤል 2019፡ ብመንጽር ኢትዮጵያ-ኤርትራ ሰላም።" ዝብል ኢዪ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday, 02 November 2019, our invited guest is Mr. Weldeselassie Ogbe. His discussion Topic is on: "The Nobel Prize Award 2019 vis-à-vis The Ethio-Eritrea Peace." You are all cordially invited to participate.



02/11/2019 19:54 PM

LIBERTY

Bi-Monthly English Organ of the Eritrean People’s Democratic Party - EPDP

September–October 2019  Issue # 59

PROTEST LETTER OF FOUR ERITREAN  ORGANIZATIONS TO ETHIOPIAN PM

When the reformist Ethiopian Prime Minister, Dr. Abiy Ahmed, came to power nearly 20 months ago, all Eritrean political opposition formations and movements welcomed his domestic reforms and his call for peace with neighboring Eritrea. However, the subsequent announcement of  an unclear “agreement” with the one-man dictatorship in Asmara and the sloppy language occasionally uttered by the Eritrean dictator....Read more



02/10/2019 17:05 PM updated

PRESS RELEASE 24 OCTOBER 2019

Organising Committee,

Eritrean Catholics in London, UK

Re: Religious persecution in Eritrea intensifies

ጋዜጣዊ መግለጺ 24 ጥቅምቲ 2019

ጉዳይ፡ ጻዕቂ ሃይማኖታዊ ግፍዒ ኣብ ኤርትራ

British-Eritreans and Friends, who are concerned and troubled by the ongoing human right violations and the recent concerted actions of confiscating and nationalising religious institutions, health centres and schools by the Government of Eritrea, are holding a protest rally in front of Westminster Cathedral, Cathedral Piazza, 147 Victoria Street, London SW1E 6DE, UK, on Saturday, 2 November 2019 from 14:30 - 17:30 hours. Read more

ብሪጣናውያን-ኤርትራውያንን ፈተውቲ ኤርትራን በቲ ብቀጻሊ ብመንግስቲ ኤርትራ ዝካየድ ዘሎ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን ኣብዚ ቀረባ እዋን ተወሃሂዱ ዝተኻየደ ናይ ምዕሻግን ምውራስን ምህጋርን ስጒምትታት ሃይማኖታዊ ትካላት፡ ማእከላት ጥዕናን ኣብያተ ትምህርትን ዘተሓሳሰቦምን ብጉዳይ ሃገሮም ዝግደሱን ንቀዳም 2 ሕዳር 2019 ካብ ሰዓት 14:30-17:30 ኣብ ፒያዛ ቅድሚ ወስትሚኒስተር ካቴድራል ናይ ተቓውሞ ምትእኽኻብ የካይዱ ኣለዉ። ኣድራሻ ከም`ዚ ዝስዕብ እዩ። Westminster Cathedral, 147 Victoria Street, London SW1E 6DE, UK. Read more

ናይ ቪድዮ ጸብጻብ ኣብዚ መላግቦ ጠውቑ፡ VIDEO REPORT OF THE EVENT, Pleace click here:-

 See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-



02/11/2019 02:44 AM

ቃ/መ ምስ ኣቶ ተስፋሚካኤል ዮሃንስ (left)ን

ኣቶ ሱሌማን ኣድም ሑሴን (right)ን

Radio Erena (31 October 2019).

ኣቶ ተስፋሚካኤል ዮሃንስ (ጸጋም)ን ኣቶ ሱሌማን ኣድም ሑሴን (የማን)ን፡ ክልቲኦም ኣባላት መሪሕነት፥ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ORGANISATION OF UNITY FOR DEMOCRATIC CHANGE (UDC) ኢዮም።

   1ይ ክፋል (31 Oct 2019)፡  2ይ ክፋል (07 Nov 2019)



02/11/2019 02:44 AM

ኣግኣዝያን፡

ሕልሚ ደርሆ ድዩ ወይሲ እከይ ጉርሒ?

ግላዊ ርእይቶ፡ ብ`ዶ/ር ብርሃነ ወልደሚካኤል

29 ጥቅምቲ 2019

ኣግኣዝያን ዝብሃሉ ምንቅስቓስ፣ `ሃገረ ኣግኣዝያን` ክምስርቱ ሕልሚ ዘሎዎም ተቐልቂሎም ኣሎዉ። መርገጺኦም አንታይ ከምዝኾነ ክፈልጥ ኢለ ቁሩብ ክድህስስ ጀሚረ ነይረ። ብዙሕ ከይከድኩ ግና መርገጺኦም ሕልሚ ደርሆ ኰይኑ ጸኒሑኒ። ኣብዚ፡ እንታይ ማለትካ ኢኻ ዝብል ሓታቲ ክህሉ ግድን ኢዩ።

ወዲ 5 ወይ 6 ዓመት ቈልዓ ከሎኹ ሰመረ ዝብሃል ዓርከይን ጐረቤተይን ዝነበረ (ነፍሱ ይምሓር ሕጂ ብህይወት ዘየሎ) ኮፍ ኢልና አንዳተጻወትና ከሎና፥

..Read more

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-



01/11/2019 21:10 PM

WOMAN TO WOMAN

Your Excellency,

the President of Ethiopia Madame Sahle-Work Zewde.

by Kiki Tzeggai

Your Excellency, the President of Ethiopia Madame Sahle-Work Zewde.

My name is Kiki Tzeggai and I am from Eritrea. I would like – first – to congratulate you for being the first Ethiopian woman to serve as head of state of your country. Ms. Zewde, I am writing this letter with the strong belief that we both – as women - found ourselves in the same sorrow by the making of history. My aim and wish is to communicate with you and forget about the first impression. ..Read more


01/11/2019 21:10 PM

ነጸብራቕ / ስንጸት (Reflection)

2ይ ክፋል

ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር!

ብ’ፍትዊ ክፍለ ከምኡውን ብዙ ቡቱኞሊ

ኩቡራት የሕዋት፣ ኣብ ቀዳማይ ጹሑፍና ነጸብራቕ / ስንጸት (riflection) ብዛዕባ ደሞክራሲ፣ ደቂ ሰባት ነቲ ናቶም ክኸዉን ዝግባእ ስልጣን፡ ማለትሲ ደሞክራሲ = ስልጣን ናይ ህዝቢ፣ ብሓጺር ወይ ጹሟቕ ጥምሮ-ሓሳብ ገሊጽና ነይርና። ከምኡ ዝተፋላለየን በቢ ዓይነቶም ምሕደራ ክህልዉ ከም-ዝኽእሉ’ዉን ሓቢርና ነይርና።

እቲ ከነማሓላልፎ ዝደለና ወይ-ውን መልእኽትና፣ ቀንዲ መግለጺ ደሞክራሲ ፈሊጥና ኣብ ኩሉ ዓይነት ጥርናፈናን ምትእኽኻብናን ውድባትናን ስርዓተ ደሞክራሲ ክንጥቀም፣ ካብዚ ኣጋባብ ተሞክሮ ልምምድን ብምጥቃም፡ ነቲ ብዓቢኡ እንቃሎሶ ዞሎና ፍትሕን ዲሞክራስን ግዝኣተ-ሕጊ ሓጋዚ ጥራይ ዘይኮነስ እምነ-መሰረት እዩ’ዉን ዝኸዉን። ..Read more

1ይ ክፋል (17 Oct 2019)፡  2ይ ክፋል (01 Nov 2019)







ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ

OPEN LETTER TO ALL PFDJ MEMBERS

(24 March 2001)

እዚ "ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ" ዘርእስቱ ጽሑፍ፡ በቶም ንቅዋማዊ ምሕደራ ዝጠለቡ፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ኣባላት ባይቶን፡ (ብጉጅለ-15 (G-15)ዝፍለጡ)፡ ኣብ 2001 ዘውጽኡዎ ቅሉዕ ጠለባትን መልእኽትታትን ዝሓዘ ታሪኻዊ ሰነድ ኢዩ። እዚ ቅኑዕ ህዝባዊን እዋኑ ዝጠልቦ ዝነበረን ጠለቦም፡ ከም ገበን ተቖጺሩ ኸኣ፡ ካብ 18 መስከረም 2001 ኣትሒዞም፡ ኣብ ማሕዩር ክበልዩን ሃለዋቶም ተሸሪቡን ይርከብ። ብዙሓት ካብኣቶም ህይወቶም ከምዝሓለፈ ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት እኳ እንተፍለጡ፡ ብወገን መንግስቲ ኤርትራ ግን ዝኾነ ወግዓዊ መልሲ ኣይተዋህበን።. Read more




Snitna: Code of Conduct

መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

[Snitna.com  ስኒትና]

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more


























Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print