Placeholder Picture
Placeholder Picture
ምምልላእ መጻምድቲ (ሰብ ሓዳር)

24/11/2019 23:35 PM

ምምልላእ መጻምድቲ
(ሰብ ሓዳር)

ደራሲን በዓል ሞያ ሕግን፡ ኣቶ ክፍለሃንስ ተወልደብርሃን (ጎርደን)

ምምልላእ መጻምድቲ (ሰብ ሓዳር)፡


ናይ ሰንበት Sunday, 24 November 2019፡ ዕዱም ጋሻና፥ ደራሲን በዓል ሞያ ሕግን፡ ኣቶ ክፍለሃንስ ተወልደብርሃን ኢዩ። ንሱ፡ 'ምምልላእን ምክእኣልን' ዝተሰምያ ማናቱ መጻሕፍቲ ዝደረሰ ኢዩ። ሎሚ ሒዙዎ ዝመጸና ዘሎ ኣስተምህሮኣዊ ሰሚናር፡- "ምምልላእ መጻምድቲ (ሰብ ሓዳር)፡" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday, 24 November 2019, our invited guest is: Author of two books and Law professional, Mr Kiflehans Teweldebrhan. His Educational seminar topic is tittled: "The Complimentarity of partners, in married life." You are all cordially invited to participate.
ሰንበት Sunday, 24 November 2019, TME (ሰዓት): 10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY


ምምልላእ መጻምድቲ (ሰብ ሓዳር)፡
The Complimentarity of partners, in married life.
Author of two books and Law professional, Mr Kiflehans Teweldebrhan

Part 1 of 2




ምምልላእ መጻምድቲ (ሰብ ሓዳር)፡
The Complimentarity of partners, in married life.
Author of two books and Law professional, Mr Kiflehans Teweldebrhan

Part 2 of 2



See also recent Articles by Redi Kifleጽሑፋትን ሰሚናራትን ብ’ክፍለሃንስ ተወልደብርሃን (ጎርድም)  (Snitna Archives):-

ሌላ ምስ ማናቱ መጻሕፍቲ (1) ምምልላእ (2) ምክእኣል -
ደራሲ Kiflehans Teweldebrhan (Snitna 11-July-2019)


መጻሕፍቲ ንምዕዳግ ምስ እትደልዩ፡ ኣብዚ ዝስዕብ ተወከሱ፡-

ኢመይል፡- kiflu23@yahoo.com
ቴለፎን፡- 00447956548581
Website፡- www.semayat.com






Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: