Home  About us   Contact us

Copyright © www.snitna.com

Design: Yohannes Berhe

January 2019 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና

Search our site መድለዪ:
 



31/01/2019 10:18 AM

Eritrea Review -

32nd Session of Universal Periodic Review

28 Jan 2019 - UPR of Eritrea

ኣድማሳዊ ወቕታዊ ግምገማ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ (28 ጥሪ 2019 ጀነቫ)

[UN Web-TV]

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




30/01/2019 17:54 PM

ካሳየ ጨመዳ!

መዲድ ተሰኪምካ ይቕሬታ ሕተት

ብ'ልዕመት

ብ/ጀነራል ካሳየ እናኣዘከርኩ ክሓተካ። ካልእ`ሞ ንግደፎ፡ እቲ ባዕልኻ ትኣምነሉ ጒዳይ መበገሲ ሰውራ ኤርትራ፡ ጃንሆይ ብገዛእ ስልጣኑ ንፈደረሽን ስለ ዘፍረሶ ምዃኑ፡ ንእግረ መንገድኻ በጨቕ ኣቢልካዮ ኣለኻ። ምስኡ ልቅብ ኣቢልካ`ውን `ካብዚ ኲሉ እንታይ ነይርዎ እቲ ፈደረሽን ከይተተንከፈ እንተ ዝቕጽል` ኢልካ። እንተኾነ ግን፡ ንስኻ ነዚ እናፈለጥካ ምስ`ቶም `እምቢ ያለ ሰው ጥይት ኣጒርሶው ኣፈር ኣልብሶው` እናበሉ ናብ ኤርትራ ዝኣተዉ ጦር ሰራዊት ኣቲኻ ጥራሕ ዘኮነ፡ ምሉእ ናይ ውትድርና ዘመንካ ንዕኡ ኣብ ምትግባር ኣሕሊፍካዮ። ሞሳ ናይ`ቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ንምጒዕጻጽ ዘፈጸምካዮ ኣረሜናዊ ግፍዒ ድማ ክሳብ ናይ ብርጌደር ጀነራል መዓርግ በጺሕካ። እዚ ወታደራዊ መዓርግ`ዚ እምበኣር ብምጒዕጻጽ ፍትሓዊ ሕቶ ዝተረኽበ ስለ ዝኾነ…Read more




ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ

OPEN LETTER TO ALL PFDJ MEMBERS

(24 March 2001)

እዚ "ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ" ዘርእስቱ ጽሑፍ፡ በቶም ንቅዋማዊ ምሕደራ ዝጠለቡ፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ኣባላት ባይቶን፡ (ብጉጅለ-15 (G-15)ዝፍለጡ)፡ ኣብ 2001 ዘውጽኡዎ ቅሉዕ ጠለባትን መልእኽትታትን ዝሓዘ ታሪኻዊ ሰነድ ኢዩ። እዚ ቅኑዕ ህዝባዊን እዋኑ ዝጠልቦ ዝነበረን ጠለቦም፡ ከም ገበን ተቖጺሩ ኸኣ፡ ካብ 18 መስከረም 2001 ኣትሒዞም፡ ኣብ ማሕዩር ክበልዩን ሃለዋቶም ተሸሪቡን ይርከብ። ብዙሓት ካብኣቶም ህይወቶም ከምዝሓለፈ ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት እኳ እንተፍለጡ፡ ብወገን መንግስቲ ኤርትራ ግን ዝኾነ ወግዓዊ መልሲ ኣይተዋህበን።

   "An Open Letter to All PFDJ Members" is a historic document released by Senior Government Ministers and Members of Eritrean Parliament. 24 March 2001. These signatories have been under incommunicado prison since 2001. Many are feared to have died, despite this has not been confirmed by the Government of Eritrea. Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




27/01/2019 21:49 PM

ዶብና ክሕንጸጽ፡ እሱራትና ክፍትሑ፡

ቅዋምና ክትግበር፡ ምባል፡

ናይ ኩሉ ኤርትራዊ እዋናዊ ሕቶ ኢዩ።

Calling for Border demarcation, Release of prisoners and Implementation of Constitution, is every Eritrean' urgent request.

ዘተ ምስ ወ/ሮ ኣልማዝ በየነ

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 27 Jan 2019

10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ሰንበት ዕለት 27 January 2019፡ ዕዱም ጋሻና ወ/ሮ ኣልማዝ በየነ ኢያ። ኣልማዝ በየነ፡ "ዶብና ክሕንጸጽ፡ እሱራትና ክፍትሑ፡ ቅዋምና ክትግበር፡ ምባል፡ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ እዋናዊ ሕቶ ኢዩ።" ብዝብል ኣርእስቲ ምሳና ክዝቲ ኢያ። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday 27 January 2019, our invited guest is Ms Almaz Beyene. She will discuss with us on the a topic "Calling for Border demarcation, Release of prisoners and Implementation of Constitution, is every Eritrean' urgent request." You are all cordially invited to participate.

 1ይ ክፋል (27-Jan-2019)፡   2ይ ክፋል (27-Jan-2019)

 3ይ ክፋል (27-Jan-2019)




27/01/2019 23:24 PM

   ERITREAN EDUCATION &

PUBLICATION TRUST

   Panel Discussion:

The Ethio-Eritrea Peace Process Sunday 3rd February 2019;

Time: From 2:30PM to 6:00PM

Eritrean Education and Publication Trust (EEPT) would like to invite you for a Panel Discussion on the Ethio-Eritrea Peace Process.

Venue: Initiatives of Change

Address: Initiatives of Change, 24 Greencoat Place, Victoria, London SW1P 1RD Date: - Sunday 3rd February 2019; Time: - From 2:30PM to 6:00PM   Read more



27/01/2019 21:49 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Sunday 27 Jan 2019 መደብ

ጉዕዞና ናብ ዘላቒ ሰላምን ፍትሒን ኣብ ኤርትራ

Towards Durable Peace & Justice in Eritrea

(With Dr. Salah Ibrahim)

Our invited guest discussing the topic above is Dr. Salah Ibrahim, from Australia. Dr. Salah is coming for a second time to our show. You are all cordially invited to participate. ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተ ዝቐርብ ዕዱም ጋሻና፡ ዶር. ሰላሕ ኢብራሂም፡ ካብ ኣውስትራልያ ኢዩ። ዶር. ሰላሕ ንካልኣይ ግዚኡ ኢዩ ዝቐርብ ዘሎ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። ሕቶ ወይ ርእይቶ ብቀጥታ ናብ ስቱድዮ ከተቕርቡ ምስእትደልዩ፡ ቁጽሪ ቴለፎን፡ Call direct to our Live Studio, to share your opinions:




27/01/2019 06:25 AM

ዕላል ምስ ስነጥበባዊ ኣብራር ዑስማን

[Radio Erena Shekortet.com]

ህቡብ ስነጥበባዊን ሓርበኛን ኣብራር ዑስማን፡ ንሕሉፍን ህሉውን ኩነታት ኤርትራ ዝድህስስ፡ ባህጉ ንህዝቢን ሃገርን ኤርትራ ዝገልጽ፡ ሰፊሕ ዕላል ምስ ራድዮ ኤረና (ምስ ጋዜጠኛ ሓረጉ ቀለታ) ኣካይዱ ኣሎ። ኣብራር ዑስማን፡ ገዲም ስነጥበባዊን ተጋዳላይ ተሓኤ'ን ኮይኑ፡ ክሳብ ሕጂ፡ ብስነጥበባዊ ሞያኡ ህዝቢ ኣብ ምንቕቓሕ፡ ብውልቁን ምስ ካልኦት ብምትሕብባርን ከይተሓለለ ዝነጥፍ ዘሎ ኤርትራዊ ኢዩ። እዚ መደብ ራድዮ ኤረና'ዚ፡ ካልእ ኣዝዩ ኣገዳሲን እዋናዊን ትሕዝቶ አውን ስለዘለዎ ክሳብ መጨረሻ ክትሰምዑዎ ኣድላዩ ኢዩ። Read more



27/01/2019 06:25 AM

ዓመታዊ ኣኼባ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ - ዓባይ ብሪጣንያ

ERITREAN UNITY FOR JUSTICE – UK

ዝኸበኩምን ዝኸበርክንን ኤርትራውያን ኣሓትናን ኣሕዋትናን፥ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፡ ዓመታዊ ኣኼባ፡ ኣብ ከተማ በርሚንግሃም ኣካዪዳ። ኣብዚ ኣኼባዚ ካብ ዝተፈላላያ ከተማታት ሃገር ብሪጣንያ ዝርከቡ ኣባላት ኮሚቴ ተኻፊሎም። ኮሚቴና ኣብዘን ዝሓለፋ ኣዋርሕ ተወሰኽቲ ኣባላት ብሕዝቢ ተመሪጾም ከምዝተጸምበሩዋ ዝዝከር ኢዩ።

   ኣባላት ኮሚቴ፡ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ዝዓመመቶም ዕዮታት ብዕቱብ ገምጊምና፥ ነቶም እወታዊ ጎድንታትና ክነሔይል፡ ነቶም ዝጎድሉና መዳያት ድማ ክንምልእ ተሰማሚዕና፡ ዝተመሓየሸ መደብ ኣውጺኣ ኣላ። እዚ መደባት እዚ፡ ህልው ኩነታት ሃገርናን ሕዝብናን ኣብ ግምት ዘእተወ ኢዩ።  Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-



27/01/2019 06:25 AM

ትርጉምን እንታይነትን መንግስትን ባንዴራን!

መበል 34 ክፋል

ብመሲናስ

እቲ ኣብ 1941 ዓ.ም. ዝጀመረ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ደለይቲ ናጽነትን ደለይቲ ሕብረትን ዝነበረ ናይ ኣስታት 9 ዓመታት ሓርጎጽጐጽ፡ ብዕለት 31/08/1950 ዓ.ም. ኣብ ከተማ ኣስመራ፡ ኣብ ውሽጢ ሲነማ ኢምፔሮ፡ ኣስታት 4000 ህዝቢ ብኣካል ኣብ ዝተሳተፎ ኣጋጣሚ፡ ናይ ሰላምን ዕርቅን ጉባኤ ብምክያድ ከም ዝተዛዘመ ይፍለጥ።

ሎሚ ድሕሪ 68 ዓመታትከ ነዚ ዘሎ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሕን ሓርነትን ከምኡውን ተመለኽትን ኣምለኽትን ጉጅለ ህግደፍ ናይ ኣስታት 20 ዓመታት ዘይምርድዳእ ጸገም ዝፈትሕ ናይ ዕርቅን ሰላምን ናይ ፍርድን ምሕረትን ኣጋጣሚ ዝፈጥር ጉባኤ ሰላም ይጽዋዕዶ ይኸውን? እስከ ብዛዕባ’ዚ ቅድሚ ገለ ምባልና ንገለ ጠንቅታት ወይውን ንኤርትራውያን ንኣስታት ሓደ ዘመን ሰላምን ምርግጋእን ከሊኡና ዘሎ ጉዳይ ብኸፊል ክንድህስሶ ንፈትን፥ ...Read more



26/01/2019 23:55 PM

ሃገር ዘውሓሰ ህዝባዊ ግምባርን

እቲ ንህዝቢ ኤርትራ ዘሳቒ ዘሎ ስርዓት ህግደፍን፡

ሓደ ድዮም?

ARE THEY THE SAME?

The EPLF that fought for our Independence and The PFDJ that persecutes our people.

ዘተ ምስ ትዕግስቲ ካሕሳይ

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 26 Jan 2019

10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ቀዳም ዕለት 26 January 2019፡ ዕዱም ጋሻና ትግስቲ ካሕሳይ ኢያ። ትዕግስቲ ካሕሳይ፡ "ሃገር ዘውሓሰ ህዝባዊ ግምባርን፡ እቲ ንህዝቢ ኤርትራ ዘሳቒ ዘሎ ስርዓት ህግደፍን፡ ሓደ ድዮም?" ብዝብል ኣርእስቲ ምሳና ክትዝቲ ኢያ። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday 26 January 2019, our invited guest is Ms Tigisti Kahsay. Her discusion topic is "Are they the same? The EPLF that fought for our Independence and The PFDJ that persecutes our people." You are all cordially invited to participate.

 1ይ ክፋል (26-Jan-2019)፡   2ይ ክፋል (26-Jan-2019)

 3ይ ክፋል (26-Jan-2019)፡  4ይ ክፋል (26-Jan-2019)



26/01/2019 00:35 AM updated

ሲምፖዝዩም ኤርትራ

ኣድላዪነት ሓባራዊ ስራሕ

Eritrea Symposium 2018: The Imperative for Common Action

Frankfurt, 14 - 16 December 2018

ሲምፖዝዩም ኤርትራ 2018: ብ Eri-plaform ተወዲቡ፡ ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት (ሃገረ-ጀርመን)፡ ካብ ዕለት 14-16 December 2018 ዝተሳላሰለ ዕዉት መደብ ኢዩ። ኣብዚ ሲምፖዝዩም'ዚ፡ ካብ ዝተፈላለያ ፖለቲካዊ ውድባትን ሲቪካዊ ማሕበራትን ከምኡውን ውልቀሰባትን፡ ብሓፈሻ ካብ ዝተፈላለየ ክፍሊ ሕብረተሰብ ኤርትራን ጾታን፡ ከምኡውን መንእሰያት ወከልቲ ዝተሳተፉዎ ኢዩ ነይሩ። እቲ ሲምፖዝዩም፡ ብኣምባሳደር ዶ/ር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ ድሕሪ ምኽፋቱ፡ ሓያሎ ንሃገርና ኤርትራ ዘገድሱ እዋናዊያን ወረቓቕቲ ብተሳተፍቲ ቀሪቦም፡ መወዳእታ፡ ኣዋጅ ፍራንክፉርት 2018 ብምውጻእ ተዛዚሙ። Read more

Eritrea Symposium 2018 was organised by Eri-Platform, in Frankfurt, from 14-16 December 2018. The symposium' participants comprise: representatives of various Eritrean political organisations, Civic societies, individuals in various capacities, and it was reflecting the multicultural as well as demographic participation of Eritrean society. Following the Keynote Address, Ambassador Andebrhan Welde Giorgis, a number of key papers, addressing key Eritrean national issues were presented and extensive discussions were made to substantiate the topics. Finaly, the Symposium was successfuly concluded by isuing a declaration.

Read more



24/01/2019 23:50 PM

ATV: እዋናዊ ዛዕባ -

ዝርርብ ምስ ፕሮፌሰር ጋይም ክብረኣብ -

ብዛዕባ ሓድሽ ፖሊሲ ስደተኛታት ኢትዮጵያ -

Interview with Prof. Gaim Kibreab,

on Current Eritrean Refugees and Eritrea situation, Jan 24, 2019

[ATV - ተለቪጅን ኣሰና ]

ፕሮ.ፈሶር ጋይም ክብርኣብ፡ ኣብ London South Bank University ኣብ ክፍሊ መጽናዕቲ ስደተኛታት ዳይረክተር ኮይኑ ዘገልግል ዘሎ ኢዩ። ንሱ፡ ንስደተኛታት ኣብ ዝምልከት ጉዳያት ከም ኣማኻሪ ኮይኑ ኣብ ኣህጉራዊ ርክባትን መንግስታትን ክሳተፍ ዝጸንሐን፡ ንኤርትራ ዝምልከት ብርክት ዝበሉ መጻሕፍቲ ዘበርከተን ኢዩ። ኣብዚ ምስ ተለቪጅን ኣሰና ዝገበሮ ዕላል፡ ንኩነታት ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ንኩነታት ጉዳይ ሃገራዊ ኣገልግሎትን፡ ፖሊሲ መንግስቲ ኤርትራን ሳዕቤናቱን፡ ዘለዎ ገምጋምን ርእይቶን ኣካፊሉ ኣሎ። Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-



21/01/2019 21:32 PM

መልእኽቲ ሓንቲ ሃገር ኤርትራ

ናብ ህዝቢ ትግራይን ህወሓትን

One Nation Message

to the People of Tigray and the TPLF

21 January 2019




21/01/2019 00:01 AM

ዝኽሪ ስርሒት ፎርቶ - 21 ጥሪ 2013

In Memory of Operation FORTO, 21 Jan 2013


ስዒድ ዓሊ ሕጃይ (ወዲ ዓሊ) ምስ ብጾቱ፡ ኣብ ፎርቶ ኣስመራ ብምውጻእ፡- ቅዋም ኤርትራ ክትግበር፡ ኩሎም ናይ ፖለቲካን ሕልናን እሱራት ናጻ ክልቀቑ ዝጸውዑሉን መስዋእቲ ዝኸፈሉሉን ዕለት (21 ጥሪ 2013) ኢዩ። Col. Sied Ali Hijay and his comrades, requested: Implementation of Eritrea's Constitution, Release of all political and conscience prisoners; paid their sacrifice on 21 Jan 2013.  VIDEO-1፡  VIDEO-2

ምስዚ ዝተኣሳሰር Related፡




20/01/2019 18:20 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Sunday 20 Jan 2019 መደብ

ዋህማት ኢትዮጵያ ገና ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ይዝንቢ ኣሎ።

Challenging Ethiopia - Eritrean Myth.

(With Mr Kidane Hagos & Mr Kibreab Tesfu)

ኣብዚ ዘተዚ ዝለዓሉ ኣርእስትታት፡- (1) ተደምረናል (2) ፈደረሽን - ኮንፈደረሽን (3) ባህላዊን ታሪኻዊን ዝምድና ኢትዮ-ኤርትራ (4) ሃገር እንታይ ማለት ድዩ? (5) ብዋጋ ናጽነትና'ዶ ሰላም ኣሎ ኢዩ? ዝብሉ ክኾኑ ኢዮም። ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተዩ ዝቐርቡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኢዮም።። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited panellist discussing the topic above are: Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu. You are all cordially invited to participate.




20/01/2019 00:10 AM

ንደቂ ሃገር ክፈላልየና ዝጸንሐ እንታይ ኢዩ?

ብኸመይ ከ ብሓባር ንሃገራዊን ህዝባዊን ረብሓ ክንሰርሕ ንኽእል?

What has been a dividing factor between us? How can we work together in the benefit of our Nation and our people?.

ዘተ ምስ ኣቶ ሃይለ ክፍላይን ኣቶ ፍስሃየ ኣስመሮምን

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 20 Jan 2019

10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ሰንበት ዕለት 20 January 2019፡ ንኤርትራ ሃገርና ብኽልተ ዝተፈላለየ ኩርናዕ ካብ ዝጥምቱዋ ኤርትራውያን "ኣብ መንጎ ደቂ ሃገር ክፈላልየና ዝጸንሐ እንታይ ኢዩ?

ብኸመይ ከ ብሓባር ንሃገራዊን ህዝባዊን ረብሓ ክንሰርሕ ንኽእል?" ዝብል ኣርእስቲ ብሓባር ንኸዛትዩና ናይ ክብሪ ኣጋይሽና ኮይኖም ከምስዩ ስለዝኾኑ፡ ኩልኹም ኤርትርውያን፡ ፍልልይና ብዘየገድስ፡ ኣብዚ ኣገዳሲ ዘተዚ ክንሳተፍ ብኽብሪ ትዕደሙ ኣሎኹም። On Sunday 20 January 2019, we will host special invited guests who have different outlook on the situation of Eritrea. They will discuss on the a topic "What has been a dividing factor between us? How can we work together in the benefit of our Nation and our people?" You are all cordially invited to participate.




19/01/2019 23:45 PM

ኣቲናዮ ዘሎና ታሪኻዊ መድረኽን

ኣገዳስነት እዋናዊ ሓበሬታን

Current stage of Eritrea and the need for timely information.

ዘተ ምስ ኣቶ ማሕሙድ ሳልሕ

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 19 Jan 2019

10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ቀዳም ዕለት 19 January 2019፡ ዕዱም ጋሻና ኣቶ ማሕሙድ ሳልሕ ኢዩ። ኣቶ ማሕሙድ፡ "ኣቲናዮ ዘሎና ታሪኻዊ መድረኽን ኣገዳስነት እዋናዊ ሓበሬታን" ዝብል ኣርእስቲ ብሓባር ምሳና ክዝቲ ተዳልዩ ኣሎ።ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ትዕደሙ ኣሎኹም። On Saturday 19 January 2019, our invited guest is Mr Mahmud Saleh. He will discuss with us on the a topic "Current stage of Eritrea and the need for timely information." You are all cordially invited to participate.

 1ይ ክፋል (19-Jan-2019)፡   2ይ ክፋል (19-Jan-2019)

 3ይ ክፋል (19-Jan-2019)




18/01/2019 23:55 PM

ምስረታ ‘ባይቶ ቤት-ምኽሪ ምትእኽኻብ ዑለማእ ኤርትራ’ን ናይ ቀጻሊ ሸቶታቱን

The Establishment of The Eritrean Ulama’a League and its objectives

استضافة الدكتور جلال الدين محمد صالح رئيس مجلس شوري رابطة علماء اريتريا في ندوة بعنوان "رابطة علماء اريتريا ولادتها ومقصدها

ምስ ዶ/ር ጀላለዲን መሓመድ ሳልሕ

ዓርቢ Friday 18-January-2019

At Paltalk Eritrean Dilalet Hallena 2018

ኣብ ፓልቶክ "ድላለት ህሌና 2018"

11pm Asmara, 9pm Berlin, 8pm UK, 3pm NY

ሓበሬታ ካብ ፓልቶክ "ድላለት ህሌና 2018" ን’ዓርቢ 18 ጥሪ 2019፡ ኣብ ቱርኪ ዝተጋብኤ ዋዕላን ምኽፋት ቤትጽሕፈትን፡ 'ባይቶ ቤት-ምኽሪ ምትእኽኻብ ዑለማእ ኤርትራ' መብርሂ ንክህበና ንኣቦ መንበር እቲ ምትእኽኻብ ዶ/ር ጀላለዲን መሓመድ ሳልሕ ክትዕድም ኢያ። ኣርእስቲ ዛዕባና፡ 'ምስረታ ባይቶ ቤት-ምኽሪ ምትእኽኻብ ዑለማእ ኤርትራን ናይ ቀጻሊ ሸቶታቱን' ዝብል ክኸውን ኢዩ። ንጅምረሉ ግዜ፡ ሰዓት 9፡00 ምሸት ብኣቆጻጽራ በርሊን። ብደሓን ምጽኡ!  Our guest on Friday 18 January 2019 is E.U.L. chair-man, Dr. Jellal al Din Mohammed Salah. His discussion topic is "The Establishment of The Eritrean Ulama’a League and its objectives". You are all cordially invited to participate. Read more

 1ይ ክፋል (18-Jan-2019)፡   2ይ ክፋል (18-Jan-2019)

 3ይ ክፋል (18-Jan-2019)፡  4ይ ክፋል (18-Jan-2019)

See related news ምስዚ ዝተኣሳሰር ዜና፡-




13/01/2019 23:55 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Sunday 13 Jan 2019 መደብ

ጉዳይ ምኽፋትን ምዕጻውን ዶባት፡ ኣብ ዝምድና ኢትዮጵያን ኤርትራን እንታይ ማለት ኢዩ?

What does the openning and closing of borders mean for Eritrea?

(With Mr Kidane Hagos

& Mr Kibreab Tesfu)

ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተዩ ዝቐርቡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኢዮም።። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited panellist discussing the topic above are: Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu. You are all cordially invited to participate.




13/01/2019 23:55 PM

ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)

ናይ Sunday 13 Jan 2019 መደብ Show

ገምጋም 2018 ምስ ዝተፈላለዩ

ኣዘናጋዕቲ ምሩጻት ደርፍታት

ድምጺ ኤርትራ፡ ድሕሪ በዓላት ሓድሽ ዓመት፡ ስሩዕ መደባቱ ብምቕጻልንሰንበት 13 January 2019፡ ገምጋም 2018 ምስ ዝተፈላለዩ ኣዘናጋዕቲ ምሩጻት ደርፍታት ሒዝናልኩም ክንቀር ኢና። ኣብ ዝቕጽል ሰንበት ዕለት 20 January 2019 ድማ ገዲም ተጋዳላይን ተቓላሳይን ረድኢ ክፍለ ጋሻና ኮይኑ ክቐርብ ኢዩ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Voice of Eritrea resumes the regular show effective January 13 2019 by reviewing 2018 shows and various Eritran musics and follows on 20 January 2019 interview with Veteran and political activist Redie Kifle. All are cordially invited to join.




13/01/2019 23:55 PM

ኣብጋግሳ ዓመጻዊ መርሆ ኣብ ልዕሊ ጓል-ኣንስተይትን ዝትግበረሉ መልክዓትን

The advent of Coercive attitude towards women, and the forms it takes.

ዘተ ምስ ወ/ሮ ኑርያ ሑሴን

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 13 Jan 2019

10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ሰንበት 13 January 2019 ጋሻና፡ ወ/ሮ ኑርያ ሑሴን ኢያ። 'ኣብጋግሳ ዓመጻዊ መርሆ ኣብ ልዕሊ ጓል-ኣንስተይትን ዝትግበረሉ መልክዓትን' ብዝብል ኣርእስቲ ምሳና ክትዝቲ ስለዝኾነት፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our Guest on Sunday, 13 January 2019, is Ms Nuria Husein. She will discus on a topic:'The advent of Coercive attitude towards women, and the forms it takes.' You are all cordially invited to participate.

 1ይ ክፋል (13-Jan-2019)፡   2ይ ክፋል (13-Jan-2019)

 3ይ ክፋል (13-Jan-2019)




13/01/2019 02:15 AM

ናይ ሐዲሽ ዓመት መልእኽቲ

By Abeba Tesfaghiorgis ብ'ኣበባ ተስፋጊዮርጊስ

[Asmarino ኣዝማሪኖ]

ክቡር ህዝቢ ኤርትራ፡ ክቡራት ኣሕዋተይ፡ ኣሓተይ፡ ደቀይ፡ ደቂ ደቀይ፡

ከምዚ ንሪኦ ዘለና ህዝቢ ብጽሑፍ ይኹን ብቃል ናይ ሓዲስ ዓመት ትምኒቱ ይገልጽ ኣሎ። እንሆ ድማ ኣነ ብወገነይ 2019 ዓመት ምሕረት እሱራትና ዝፍትሑላ፡ ዝሓቀቁ  መኣስን፡ ከምይን ኣበይን ከም ዝሞቱ - ሰብ ክቡር’ዩ - ዝንገረላ፡ ካብ ጽምዋን፡ ስድትን፡ ድኽነትን፡ ፍርሕን፡ ውርደትን፡  ተጋላጊልና፡ ጸልማት ግመ ካብ ሰማያት ሀገርና  ተቀንጢጡ፡ ሰላምን፡ ፍትሕን፡ ፍቅርን  ዝነግሰላ ዓመት ይግበረልና።  ኣሜን።  እወ ክፉእ ዝገበረን ክፉእ እናተገብረ ስቅ ኢሉ ዝርኣየን ክልቲኦም ገበኛታት ሙዅኖም ሎሚ ብዝያዳ ኣሚናሉን ተቀቢልናዮን ኣሎና።  Read more

See also more ተማሳሳሊ ኣስተምህሮታት:-



12/01/2019 23:55 PM

ዘይጎነጻዊ ቃልሲ ኣብ እርትራ፡ ብኸመይ?

Non-violent struggle in Eritrea - How?

ዘተ:- ምስ ኣቶ ሳምሶን ሰለሙን

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 12 Jan 2019

10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ቀዳም 12 January 2019 ጋሻና፡ ኣቶ ሳምሶን ሰለሙን ኢዩ። 'ዘይጎነጻዊ ቃልሲ ኣብ እርትራ፡ ብኸመይ?' ብዝብል ኣርእስቲ ምሳና ክዝቲ ስለዝኾነ፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። ሳምሶን፡ ወዱ ንስዉእ ሰለሙን ሃብተ ኢዩ። ተጋ/ሰለሙን ሃብተ ኣብ ኢድ ማሕዩር ምልካዊ ስርዓት ኤርትራ ከሎ፡ ድሕሪ 14 ዓመት ዝተሰውአ ገዲምን ምሁርን ሓርበኛ ኢዩ። Our Guest on Saturday, 12 January 2019, is Mr Samson Solomon. He will discus on a topic:'Non-violent struggle in Eritrea- How?' Samson’s father, a veteran Solomon Habte, died while in incommunicado detention for 14 years in Eritrea. You are all cordially invited to participate.

 1ይ ክፋል (12-Jan-2019)፡   2ይ ክፋል (12-Jan-2019)

 3ይ ክፋል (12-Jan-2019)




12/01/2019 14:15 PM

A SPLINTER AVOIDING THE FOREVER!

by Kiki Tzeggai

I am often asked if Eritreans have a problem marrying between different religions. My genuine answer is NO! We marry and respect each other’s’ faith. In fact, I add, Eritreans might have a problem for each letter of the alphabet but the letter “R” for religion needs to be skipped.

The next question I am asked - and I ask myself - is what happens and what will happen to children born from Eritrean-Ethiopian unions?

Read more






09/01/2019 23:40 PM

ንቕሎ ኣደታት ኤርትራ፡ ህዝብን ሃገርን ንምድሓን

ሓበሬታ ንኹሎም ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ዞባ ኤውሮጳ

Eritrean Womens initiative:

Rescuing Eritrea and its people.

ፍረወይኒ ባይረ ከምኡውን ሪም ናስር

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 09 Jan 2019

10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ሮቡዕ 09 January 2019 ኣጋይሽና ወ/ሮ ፍረወይኒ ባይረ ካብ ጀርመን፡ ከምኡውን ወ/ሮ ሪም ነሰረ ካብ ኖርወይ ኢየን። "ንቕሎ ኣደታት ኤርትራ፡ ህዝብን ሃገርን ንምድሓን" ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ካብ 8 - 10 March 2019 ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ጀርመን ከካይድኦ መዲበንኦ ዘለዋ ሰፊሕ ህዝባዊ ሰሚናር፡ ዝምልከት ሓበሬታን መግለጺን ሂበን።

To support the Seminar expenses, please Click here.

ነቲ ሰሚናር ዘድሊ ወጻኢታት ሓገዝ ንምግባር፡ ኣብዚ ጠውቑ

 1ይ ክፋል (09-Jan-2019)፡   2ይ ክፋል (09-Jan-2019)

 3ይ ክፋል (09-Jan-2019)



09/01/2019 16:40 PM

THE PARABLES OF TWO FLYING INSECTS

In relation to Eritreans in Diasporas.

ምስላ ናይቶም ክልተ በረርቲ ሓሰኻታት፡

ብምዝማድ ኩነታት ኤርትራውያን ዲያስፖራ

By Dr. Tesfa G. Gebremedhin

West Virginia University.

When thinking about the current situation of our Eritrean communities, religious institutions and Eritrean political groups in Diasporas, there is a parable of two flying insects that comes to mind. Honey bees (ንህቢ) and houseflies (ሃመማ) are both insects that belong to the same fly species. However, they have fundamental differences in terms of their lifestyle, social behaviors, and institutional formation. It is essential to illustrate the moral and social order of the tale of these two flying insects as related to the social behaviors and institutional norms of our Eritrean communities, religious institutions and Eritrean political groups in Diasporas.  Read more




07/01/2019 14:57 PM

ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ መስመር ኡምሓጀርን ሑመራን፡ ሎሚ 07 ጥሪ 2019 ብወግዒ ተኸፊቱ

Eritrea-Ethiopia: Omhajer-Humera Border opened today, 07 January 2019

ንኤርትራን ኢትዮጵያን ዘራኽብ፡ መስመር ኡምሓጀርን ሑመራን፡ ሎሚ 07 ጥሪ 2019 ብወግዒ ተኸፊቱ። ኣብዚ ናይ ዶብ ምኽፋት ጽምብል፡ ርእሰ-ብሔራት ናይ ክልቲአን ሃገራት፡ ከምኡውን ናይ ዞባ / ክልላዊያን መራሕቲ ተሳቲፎሞ። ህዝቢ ብምኽፋት ናይቲ ዶብ ሓጎሱ ክገልጽ ተራእዩ። ምኽፋት ናይዚ መስመር'ዚ፡ ነቲ ካብ ቀደም ካብን ናብን ክልቲአን ሃገራት ዝካየድ ዝነበረ ህዝባዊን ንግዳዊን ርክባት ናብ ንቡር ክመልሶ ተስፋ ናይ ኩልና ኢዩ። ነዚ ብዝምልከት ዝቐረቡ ዝተፈላለዩ ጸብጻባት ኣብ ታሕቲ ጠውቑ፡-




06/01/2019 23:27 PM

ማሕበራዊ ሚድያ (ፌስቡክ፡ ፓልቶክ፡ ዩቱብ)፡ ብኸመይ ንሃገራዊን ሓርነታዊን መነቓቕሒ ክንጥቀመሉ ከም እንኽእልን?

Social Media: how we can benefit from in raising our National Liberation consciousness.

ብ’ዮኤል ሊኖ

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 06 Jan 2019

ናይ ሰንበት 06 January 2019 ጋሻና መንእሰይ ዮኤል ሊኖ ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጽእ ዘሎ ኣርእስቲ 'ማሕበራዊ ሚድያ (ፌስቡክ፡ ፓልቶክ፡ ዩቱብ)፡ ብኸመይ ንሃገራዊን ሓርነታዊን መነቓቕሒ ክንጥቀመሉ ከም እንኽእልን?' ዝብል ናይ ዘተ ኣርእስቲ ኢዩ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our Guest Sunday, 06 January 2019, is Youth Yoel Lino. He will deliver discussion topic on 'Social Media: how we can benefit from in raising our National Liberation consciousness.' You are all cordially invited to participate.

 1ይ ክፋል (06-Jan-2019)፡   2ይ ክፋል (06-Jan-2019)

 3ይ ክፋል (06-Jan-2019)

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




06/01/2019 17:42 PM

ፍግረ-መሬትን ፍግረ-ጒልበትን

[Assenna ኣሰና]

ፍግረ-መሬትን ፍግረ-ጒልበትን ጥሪ 03/2019 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ርሑስ ሓድሽ ዓመት! ንኹሉኹም ተቓለስቲ ብሓፈሻ ብፍላይ ክኣ ጀጋኑ ውፉያት ናይ ዜና ማዕከናትና ንኹልና ዘተኣናገድኩምና ብዙሕ ነመስግን። ከም ፍሉይ ኣጋጣሚ ድማ ርሑስ ሓድሽ ዝርግሐ ቲቪ ኣሰና(ATV) እንቛዕ ንኹልና ደስ በለና። ነቶም ለይትን ምዓልትን ከይተሓለልኩም ዝጸዓርኩም ክኣ ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ይዘክርኩም። Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




06/01/2019 13:49 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Sunday 06 Jan 2019 መደብ

ሰፊሕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ

ኣድላይነቱን ኣገባቡን፡

Peoples movement: its importance and means of interpretation.

Our invited guest discussing the topic above is Mr Abubakar Ali Osman, from Melbourne Australia. You are all cordially invited to participate. ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተ ዝቐርብ ዕዱም ጋሻና፡ ኣቶ ኣቡበከር ዓሊ ዑስማን፡ ካብ ኣውስትራልያ (መልበርን) ኮይኑ፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ።





06/01/2019 03:28 AM

ዝሓቶ ሰብ ዘይረኸበ፡

ናይ ኤርትራ ዕሉል ገበነኛ።

ብ'በርሀ ደስታ

እቲ ብ1965 ብመንግስቲ ኢትዮጵያን፡ ናይ ኣመሪካ ጸጥታዊ ስለላ (CIA)ን: ነቲ ክካየድ ዝጸንሔ ኣንጻር መግዛእቲ ኢትዮጵያ፡ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ንምፍሻል ዝተላእከ፡ ኢሳያስ ኣፈዎርቂ ዝተባህለ ዕሱብ ሰብ፡ ኣብ ሰውራ ኤርትራ፡ ተቓላሲ ተመሲሉ ካብ ዝተሓወሰላ ዕለት ጀሚሩ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብገርሁ ከሎ፡ ክምክቱኒ ይኽእሉ እዮም ኢሉ ንዝጠርጠሮም ብሉጻት ተጋደልቲ፡ ብኣብርሃም ተወልደ ጀሚሩ፡ ብርቱዕ ቅንጸላን፡ ኣዝዩ ሃሳዪ፡ ሃገራዊ ዕንወትን፡ ብስቱር ምስጢራት፡ ፈጺሙ እዩ። ኤርትራ ሃገርና ነጻነታ ቅድሚ 27 ዓመት ካብ ዝተጎናጸፈትሉ ዕለት ጀሚሩ፡ ብዘይ ሕግን፡ ፍርድን፡ ሓታቲ ብዘይብሉ ኩነታት ፡ ንመላእ ሃገር ራዕዲ ብምእታው፡ ሕሱም ማእሰርትን፡ ቅትለትን፡ ጥሜትን ኣካይዱ። Read more




05/01/2019 23:47 PM

ንዜግነት መሰረት ዝገበረ ስርዓተ-መንግስትን ኣገዳስነቱን ኣብ ኤርትራ

ضرورة بناء دولة المواطنة في ارتريا

Civic State and its importance in Eritrea

ቀዳም Saturday 05-Jan-2019

At Paltalk Eritrean Dilalet Hallena 2018

ኣብ ፓልቶክ "ድላለት ህሌና 2018"

12pm Asmara, 10pm Berlin, 9pm UK, 4pm NY

ንቀዳም 05 ጥሪ 2019፡ ዘተ ምስ ተንታኒ ፖለቲካን ኣባል መሪሕነት መድረኽን ኡስታዝ ስለማን ሑሴን፡ እንዛራረበሉ ዛዕባ 'ንዜግነት መሰረት ዝገበረ ስርዓተ-መንግስትን ኣገዳስነቱን ኣብ ኤርትራ' ዝብል ኢዩ። ግዜ 10፡00 ምሸት ብኣቆጻጽራ በርሊን። ብደሓን ምጽኡ። On Saturday, 05 January 2018 our invited guest is Mr Suleiman Husein, a political analyst and member of EriMedrek leadership. His discusing topic will be 'Civic State and its importance in Eritrea'. Welcome all to participate!

 تستضيف "دلالت هلينا 2018" بالبالتوك المحلل السياسي والقيادي في مدرخ الاستاذ سليمان حسين في ندوة بعنوان" ضرورة بناء دولة المواطنة في ارتريا" موعدكم يوم السبت الموافق 05/01/2019 في العاشرة م/ بتوقيت برلين.

1ይ ክፋል (05-Jan-2019)፡  2ይ ክፋል (05-Jan-2019)




05/01/2019 23:47 PM

ተራ ደቀንስትዮ፡ ኣብ ምድንፋዕ ፍትሒ፡

ሰላምን ዕርቂን ሕብረተሰብ።

The Role of women, in promoting Justice, Peace and Harmony within Society.

ብ’ነቢያት ከፋሊ

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 05 Jan 2019

ናይ ቀዳም 05 January 2019 ጋሻና፡ ነብያት ከፋሊ ኢያ። 'ተራ ደቀንስትዮ፡ ኣብ ምድንፋዕ ፍትሒ፡ ሰላምን ዕርቂን ሕብረተሰብ።' ብዝብል ኣርእስቲ ምሳና ክትዝቲ ስለዝኾነት፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our Guest on Saturday, 05 January 2019, is Ms Nebiat Kefali. She will discus on a topic:'The Role of women, in promoting Justice, Peace and Harmony within Society.' You are all cordially invited to participate.

 1ይ ክፋል (05-Jan-2019)፡   2ይ ክፋል (05-Jan-2019)

 3ይ ክፋል (05-Jan-2019)




04/01/2019 23:27 PM

ኣገዳሲ መግለጺ ግዝያዊት ሽማግለ

ህዝባዊ ምንቅስቃስ ኤርትራ

ህዝቢ ኤርትራ ባዕዳዊ መግዛእቲ ተቃሊሱን ጸሪጉን፣ ስርዓተ-ሕጊ ዝሰፈና፣ ሰብኣዊ መሰል ዝኸብረላ፣ ሂወት ሕብረተ ሰብ ኤርትራ ብትካላት ተሰርዑ፣ ንህዝቡ ኣገልግሎት ዝህብ መንግስቲ ተመስሪቱ፣ ብምዕብልና እትስጉም: ዶባ ዝተኸለለን ልዑላዊት: ዘበናዊት: ሲቭካዊት ኤርትራ ንምምስራት እዩ ነይሩ´ቲ ዕላማ። ግን ህዝቢ ኤርትራ ድሕሪ እቲ ንሃገራዊ ነጻነት ንሰባዊ ክብርን ዘካየዶ መሪርን ነዊሕን ቃልሲ፣ ከቢድ መስዋእቲ ከፊሉ ተዓዊትሉዓ´ኳ እንተኾነ ጌና ኣብ ትሕቲ ኣርዑት ውልቃዊ ምልኪ ተቆሪኑን ባርነታዊ ሂወት የሕልፍ ምህላዉ ንተቃላሳይ ፍትሒ ዘካትዕ ኣይኮነን። Read more




03/01/2018 19:25 PM

4ይ ዙርያ ሽንግርዋ

መዛዘሚ መደብ ተዋዳደርቲ

ኣብ ኣጋጣሚ ሓዳስ ዓመት 2019

ዮሃና ንተዓወትቲ!

     1ይ ክፋል (29-Dec-2018)፡  2ይ ክፋል (29-Dec-2018)

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




01/01/2018 23:53 PM




01/01/2018 23:53 PM

ፈላሚ ፈነወ ሳተላይት ቲቪ ኣሰና

Launch of Assenna TV (ATV Asena)

ኣሰና ቲቪ (ATV)፡ ሎሚ 01 ጥሪ 2019፡ መዓልታዊ ን24 ሰዓት ዝኸይድ፡ ፈላሚ ናይ ሳተላይት ቲቪ ፈነወኣ ጀሚራ። ንተወሳኺ ሓበሬታን ፈነወኣ ንምስማዕን ኣብ ATV Asena  ኣብዚ ጠውቑመርሓባ ቲቪ ኣሰና!

ATV Asena started its first Satellite TV on 01 January 2019. The TV broadcast goes on 24 ours a day.  For more information, please visit the ATV Asena Channel. Congratulations ATV Asena!

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-














Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print