Home  About us   Contact us

Copyright © www.snitna.com

Design: Yohannes Berhe

August 2018 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና


31/08/2018 20:45 PM

ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ

OPEN LETTER TO ALL PFDJ MEMBERS

(24 March 2001)

እዚ "ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ" ዘርእስቱ ጽሑፍ፡ በቶም ንቅዋማዊ ምሕደራ ዝጠለቡ፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ኣባላት ባይቶን፡ (ብጉጅለ-15 (G-15)ዝፍለጡ)፡ ኣብ 2001 ዘውጽኡዎ ቅሉዕ ጠለባትን መልእኽትታትን ዝሓዘ ታሪኻዊ ሰነድ ኢዩ። እዚ ቅኑዕ ህዝባዊን እዋኑ ዝጠልቦ ዝነበረን ጠለቦም፡ ከም ገበን ተቖጺሩ ኸኣ፡ ካብ 18 መስከረም 2001 ኣትሒዞም፡ ኣብ ማሕዩር ክበልዩን ሃለዋቶም ተሸሪቡን ይርከብ። ብዙሓት ካብኣቶም ህይወቶም ከምዝሓለፈ ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት እኳ እንተፍለጡ፡ ብወገን መንግስቲ ኤርትራ ግን ዝኾነ ወግዓዊ መልሲ ኣይተዋህበን።

   "An Open Letter to All PFDJ Members" is a historic document released by Senior Government Ministers and Members of Eritrean Parliament. 24 March 2001. These signatories have been under incommunicado prison since 2001. Many are feared to have died, despite this has not been confirmed by the Government of Eritrea. Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-





31/08/2018 20:45 PM

Speaking truth to power

by Kiki Tzeggai

Eritreans are known to speak truth to power and look straight at the mortar of the enemy and die standing.

   Speaking truth to power can be morphed. But speaking the truth of one’s convictions means to say something those in authority might not like and do not want to hear. Can we successfully speak truth to power? I have no doubts when it comes to Eritreans. Read more




31/08/2018 20:45 PM

Russia plans investment in Eritrean port

as foreign ministers meet

ሩስያ፡ ድሕሪ ርክብ ሚኒስተራት ወጻኢ ምግባሮም፡ ኣብ ወደባት ኤርትራ ወፍሪ ክትገብር ትውጥን ኣላ።

[www.africanews.com]

Russia is set to make investments in a port in Eritrea as Moscow enters talks to set up a logistics centre in the Horn of Africa nation.

RIA news agency cited Foreign Minister Sergei Lavrov as disclosing the move on Friday during a meeting with his Eritrean counterpart Osman Saleh. Read more




31/08/2018 02:53 AM

ጸብጻባት ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቫ  

ብደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን

Eritrean Justice-seekers

Demonstration in Geneva, Switzerland

31 August 2018, Reports

ጸብጻባት ኣብ ዝበጽሓና እዋን ተኻታቲልና ከነቕርበልኩም ኢና፡ ተማላሊስኩም ናብዚ ገጽ'ዚ ብጽሑ።

We will follow the event and share the live reports as received, keep visiting this link. Read more   ኣብዚ ጠውቑ








29/08/2018 04:50 AM

One Nation's Message to

Ethiopian PM, Dr. Abiy Ahmed

[One Nation Eritrea - ONE]

The Ethio-Eritrea peace talks are encouraging but for a lasting peace to take root, it must be based on clear understanding and respect for each other's values. Here is One Nation's video message to Ethiopian PM, Dr. Abiy Ahmed.

Read more




28/08/2018 23:50 PM

ዘተ ምስ ኣቦወንበር ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ

ኣቶ ተስፋሚካኤል ዮውሃንስ

(ሳልሳይ ክፋል)

ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር!

ብ’ፍትዊ ክፍለ

ኩቡራት ተኻታተልቲ ወይብ-ሳይታት ከመይ ቀኒኹም፡ ሎሚ’ዉን ምስ ኣቦ ወንበር ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ኣቶ ተስፋሚካኤል ዮውሃነስ፣ ኣብ ኣጋዳሲ ዝኾነ ዛዕባ፣ ኣብ ደምበ ፍትሒ ዝዛተየሉን ዝዋስእሉን ዘሎ ክኸዉን እዩ፡፡

   ከም ኣርእስቲ ውዳበ እንታይ ማለት እዩ? ጠቕሚ’ኸ ኣለዎ ድዩ? ምስ እዚ ሕጂ ገኒኑ ዝዝረበሉ ዘሎ ሓበራዉን ሓድነታዉን ቃልሲ ብኸመይ ይዛመድ ?

   እተን ተወዲበን ዘለዋ ውድባትን ዘለዋ ውድባትን፣ ምንቅስቓስን፣ ሲቪካዊ ማሕበራት ብዙሕ ተቐባልነት ኣይረኽባን ስለምንታይ? ዝብል ክኸዉን ከሎ፡ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳማይን ካልኣይን ምይይጥ/ዘተ ብኣንበብቲ ተገዳስነት ከም ዝረኸበ ዝሳሓት ኣይኮነን። Read more

 1ይ ክፋል (08-Aug-2018)2ይ ክፋል (18-Aug-2018)

 3ይ ክፋል (28-Aug-2018)




27/08/2018 22:55 PM

ዓምዲ ማሕበራዊ ምኽሪ

ብዛዕባ፡- Post-traumatic stress disorder (PTSD) and Autism

ብኪኢላ ስነኣእምሮን ማሕበራዊ ጉዳያትን

መንእሰይ ኣድሓነት ዘርኣብሩክ

ኣብ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ኣትላንታ(Aug 2018)

ብ’ዮውሃንስ ጸጋይ

ቅድሚ ሸሞንተ ዓመት (Dec 2010)፡ 'ኪኖ’ቲ ጸቢብ ኣጠማምታ ከነማዕዱ ኣሎና' ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ሓጺር ጽሑፈይ ኣብ መርበብ ሓበሬታ፡ መስከረም.ኔት ከምኡውን መርበብ ኣሰና.ኮም ወጺኡ ነይሩ። ገለ ካብቲ ሽዑ ዝነበረኒ ትምኒት ኣብቲ ጽሑፈይ ተንጸባሪቑ ነይሩ፡- (1) ሰላምን ዕርቂን ኣብ ውሽጥና ምስፋን .....ኣብ ቁጽሪ (7) ድማ፡ ፖለቲካዊ ፍልልያትና ብዘየገድስ ከም ህዝቢ ብሓደ ኮም ንጠርነፍን ባህልና ንዓቅብን፡ ዝብል ንኡስ ኣርእስትታት ዝሓዘት ኢያ ነይራ። ኣብታ ጽሑፈይ፡ እቶም እነካይዶም ፈስቲቫላት፡ ንኹልና ኤርትራውያን ዝሓቑፉን፡ ንኹሎም ሞያውያንን መራሕቲ ፖለቲካዊ ሰልፍታትን (እንከላይ ወከልቲ መንግስቲ) ብናጻ ምስ ህዝቦም ተራኺቦም ዝመኻኸሩሉን መድርኻት ዝኸፍትን፡ ህዝቢ ድማ ብዝዕባዚ ዝመሃረሉን ሕቶታቱ ብናጽነት ዘቕርበሉን መድርኽ ክኸውን፡ እቲ ፈስቲቫላት ብባህሪኡ ህዝባዊ ክኸውን ከምዝግብኦን፡ ተላብየ ነይረ። Read more



26/08/2018 20:53 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Sunday 26 Aug 2018 መደብ

The Meaning of Change in Our Situation

ትርጉም ለውጢ ኣብ ህልዊ ኩነታትና፡

መኣስን ብኸመይን?

ኣብዚ ኣርእስቲ'ዚ ምስ ሰማዕቲ ዝዝቲ ዕዱም ጋሻና፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስ ኢዩ። Our invited guest discussing on the above topic is Mr Kidane Hagos.

 ኣብዚ ጠውቑ

 





23/08/2018 23:53 PM

ኣገናዕ ናትናኤል ተስፋሚካኤል

ኣብነታዊ መንእሰይ!

ብ'ዮውሃንስ ጸጋይ

ቅድሚ ሓሳበይ ምጅማር፡ ንድምጺ ኣመሪካ መደብ ትግርኛ ከመስግኖም ይደሊ። ነዚ መበገሲየይ ዝኾነ ቃለመሕትት ምስ ናትናኤል ተስፋሚካኤል ዮውሃንስ ምክያድኩም፡ ንብዙሓት ኤርትራውያንን ኣብ ስደት እንርከብን ከተባብዕ ዝኽእል ኣብነት ኢዩ። ቀጽሉዎ ድማ እብለኩም። ካብዚ ብዘይፍለ ድማ ንወለዲን ስድራቤትን ናትናኤል እንቋዕ ደስ በለኩም ክብል ኣፍቅዱለይ። ሓደ ካብቲ ኣዝዩ ንመንፈሰይ ዘረስርስ ብምዃኑ ድማ ደስ ኢሉኒ። ኣብ ፈቐዶ መራኸቢ ብዙሓን ከምዚ ክርኢ ከሎኹ፡ ብተማሳሳሊ እሕጎስ። ብማዕረኡ ድማ፡ ዝኽሰሩ ክርኢ ከሎኹ ኣዝየ እሓዝን። Read more





19/08/2018 22:20 PM

ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)

ናይ Sunday 19 August 2018 መደብ Show

Past Festival in Toronto &

The Ethio-Eritrea peace process

ዝሓለፈ ፈስቲቫል ቶሮንቶ፡ ከምኡውን

ብዛዕባ ኢትዮ ኤርትራ ሰላም

ተኻታተልትና ከመይ ወሪሕኩም? ኣብዚ ናይ ሰንበት ዕለት 19 August 2018 መደብና፡ ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክሕብርን ክዝቲን ምሳና ቀሪቡ ዘሎ፡ ናይ ሕጊ ምሁር ኣቶ ዮሴፍ ኣልኣዛር ካብ ቶሮንቶ ኦንታሪዮ ካናዳ፡ ኢዩ።  Welcome all listeners. Today, Sunday 19 August 2018, our guest speaker is Mr Yosief Alazar from Toronto Ontario Canada. Mr Alazar is a Law professional and he will give us account of the recent Festival in Toronto and he will also discus about The Ethio-Eritrea peace process.  

 1ይ ክፋል: (19-Aug-2018)፡   2ይ ክፋል: (19-Aug-2018)





19/08/2018 13:40 PM  

ERI-DEMO GENEVA ORGANISING TEAM

ሰሚናር ወደብቲ ሽማግለ ሰላማዊ-ሰልፊ ጀነቫ

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

 ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና Sunday, 19 August 2018

9pm Asmara,  8pm Berlin,  7pm UK,  2pm NY

ሎሚ ሰንበት ኣብ ሕድሪ ጀጋኑና፡- ወደብቲ ሽማግለ ሰላማዊ-ሰልፊ ጀነቫ 31 ነሓሰ 2018፡ ብዛዕባ ዕላማን ኣወዳድባን ሰልፊ መግለጺ ክህቡናን ሕቶታት ህዝቢ ክምልሱን ኢዮም። We Today, Sunday, The organising Committee of the Geneva Demo 31 August 2018 will be our guests. They will brief us about the objectives and organisation of the DEMO as well as answer public questions.


 1ይ ክፋል: (19-Aug-2018)፡   2ይ ክፋል: (19-Aug-2018)፡  

 3ይ ክፋል: (19-Aug-2018)፡  

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




19/08/2018 13:40 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Sunday 19 Aug 2018 መደብ

ዋህማትናን (myth) ብኸመይ ይስገሩን፡

በዓል 5 ነጥቢ ስምምዕ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን፡

ኣብዚ ኣርእስቲ’ዚ ዝዛተዩ ዕዱማት ኣጋይሽ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን  ኣቶ ኪዳነ ተስፉን ኢዮም። Our invited guests discussing on the topic above are Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu.





18/08/2018 22:55 PM

Briefing about ‘Denver Manifesto’

ማኒፈስቶ ደንቨር - መግለጺ

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

 ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 18 August 2018

ሎሚ ቀዳም ኣብ ሕድሪ ጀጋኑና፡- ዶ/ር ሳልሕ፡ ዶ/ር ገብረ ገብረማሪያም፡ ኣቶ ሰንጋል ወልደትንሳኤ፡  ሰለስተ ዕዱማት ኣጋይሽ  ኣለዉና። ብዛዕባ ማኒፈስቶ ደንቨር መግለጺ ክህቡና ኢዮም። ከምዝፍለጥ፡ ኣብ ወርሒ ሓምለ 2018፡ ኣብ ኣጋጣሚ ፈስቲቫል ደንቨር፡ ናይ ፖለቲካዊያን ውድባት ርክባት እውን ተኻይዱ ምንባሩ ዝዝከር ኢዩ። We have three invited guests on Saturday 18 Aug 2018: Dr Saleh, Dr Gebre Gebremariam and Mr Sengal Weldetnsae. They will brief us and discus about THE DENVER MANIFESTO.  1ይ ክፋል: (18-Aug-2018)፡  

 2ይ ክፋል: (18-Aug-2018)፡  3ይ ክፋል: (18-Aug-2018)፡  

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-

    (English) (Tigrinya) (Arabic).



18/08/2018 04:13 AM

ከም ሃገርን ህዝቢን ኣበይ ኔርና?

ኣበይ'ከ ኣሎና?

ናበይ ገጽና'ኸ ንኸይድ ኣሎና?

ብ'ኣበባ ተስፋጊዮርጊስ

As a country and people, where were we? Where are we now? And where are we heading?

Talk by Abeba Tesfagiorgis

Thursday 16 August 2018  5.30 to 8.00 pm

You are cordially invited for a talk by Abeba Tesfagiorgis:

Topic: As a country and people, where were we? Where are we now? And where are we heading?

Organised jointly by Initiative of change, Network of Eritrean Women, Eritrean Education and Publication Trust (EEPT) and Eritrea Focus. See invitation here:…Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




15/08/2018 20:31 PM

Premier Abiy should draw a definitive line

between what is morally and legally

RIGHT and WRONG

By Michael Abraha (14 Aug 2018)

TPLF/EPRDF have modernized Ethiopia. TPLF's enterprising plans to rebuild and beautify Addis Ababa, Bahir Dar, Adama, Hawasa and many other cities is one successful outcome of its endeavors. It is one proud legacy that can only be associated with the reign of TPLF just as the building of beautiful Asmara will always be attributed to Italian colonizers.  Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




15/08/2018 19.37 PM

Enough Is Enough!

Isaias Afeworki must go!!!

My goal in writing this article is to make a case for the change of the undemocratic government led by Isaias Afeworki, the self-appointed President of Eritrea. No matter what concessions Isaias is willing to make, the man cannot be trusted, because he has broken many promises to the people, including the introduction of a constitution that has been duly ratified. He has destroyed our country for the last 27 years, and now he has crossed the red line by...Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




15/08/2018 18.57 PM

ዕድመ ናብ ሕዝባዊ እኼባ ኣብ ኸተማ ሎንዶን

ንተቐመጥቲ ለንደንን ከባቢኣን

ግዝያዊት ጀነቫ ሰላማዊ ሰልፊ ኣዋሃሃዲት ኮሜቴ ሎንዶን

Public Meeting Call.

by "The Geneva Demo Adhoc Organising Committee, London-UK"

Sunday 19 August 2018 (3:30 - 6:00pm)

ብመሰረት እታ ናይ ጀነቫ እዋሃሃዲት ሽማግለ ብዝገበረቶ ጻዊዒት፣ ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቫ ኣዋሃሃዲት ሽማግለ ሎንዶን ሕዝባዊ ኣኼባ ትጽውዕ ኣላ። ዕላምኡ ድማ ብዛዕባ ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቫን ግዜያዊ ወከልትኹም ንምምራጽን ምምያጥን  ክኸውን ኢዩ። ኹላትኩም ግዱሳት ኣሓትን  የሕዋትን ኤርትራውያን ኣብዚ ኣኼባ`ዚ ክትሳተፉን ንእትፈልጡዎም ሰባት ክትዕድሙን፡  ብኽብሪ ንዕድመኩም።

…Read more





12/08/2018 21:31 PM

Eritrean Veterans Day 2018

Celebration UK Report

ጽምብል መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ 2018

ሎንዶን ዓባይ ብሪጣንያ

ትማሊ ዕለት፡ 11 August 2018፡ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ እንርከብ ኤርትራውያን፡ "መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ 2018" ብክብ ዝበለ ኣገባብ ጸምቢልናዮ ውዒልና። እቲ ጽምብል፡ ኣብ ኣዳራሽ Initiatives of Change ዝተኻየደ ኾይኑ፡ ሰዓት 2 ድሕሪ-ቀትሪ ጀሚሩ ሰዓት 6 ድሕሪ ቀትሪ ድማ ከምቲ ዝተመደበሉ ብዓወት ተዛዚሙ። ኣብዚ ጽምብል'ዚ ካብ ሎንዶንን ካልኦት ከተማታትን ናይ ዓባይ ብሪጣንያ ዝመጽኡ ሓርበኛታትን ግዱሳት ኤርትራውያንን ከምኡ'ውን መንእሰያትን ተሳቲፎሞ። Read more





12/08/2018 13.54 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Sunday 12 Aug 2018 መደብ

ዋህማትናን (myth) ብኸመይ ይስገሩ

ሕቶ ሕጋዊ ዋንነት ወደባት ኤርትራ፡

ኣብዚ ኣርእስ’ዚ ዝዛተዩ ዕዱማት ኣጋይሽ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን  ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኢዮም። Our invited guests discussing on the topic above are Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu.





12/08/2018 02:35 AM

ዝኽሪ ስዉእ ሓርበኛ ተስፋይ ተኽለ

Veteran Tesfay Tekle Eulogy

ኣብ ፓልቶክ ሩም Eritrean Dilalet Hallena

11 August 2018

ኣብዚ ቀረባ ዓመታት፡ ብዙሓት ገዳይም ሓርበኛታትና፡ ሓደ ድሕሪ ሓደ፡ ተሞክሮኦምን ፍቕሮምን ከነስተማቕሮ ዕድል ከይረኸብና ይፍለዩና ኣለዉ። ዝበዝሑ ካብኣቶም፡ ዝውረስ ታሪኽ ብጽሑፍ ኮነ ብድምጺ ሰኒዶም ዝሓደጉ ኣዝዮም ውሑዳት ኢዮም ክኾኑ ዝኽእሉ። ሓርበኛ ተጋዳላይ ተስፋይ ተኽለ፡ ካብ 1963 ኣትሒዙ ምስ ተሓኤ ተወዲቡ ዝተቓለሰ፡ ኣብ 1966 ድማ ሜዳ ኤርትራ ዝተሰለፈ ሓርበኛ ኢዩ። ብዝሓደሮ ሕማም ምኽንያት ኣብ ትሕቲ ሕክምና ኣብ ጀርመን ብዕለት 30-July-2018 ኣብ 69 ዕድመኡ ሰላም ዓሪፉ። ስርዓተ-ቀብሩ ድማ ዕለት 11 August 2018 ኣብ መቓብር ሓርበኛታት ኣስመራ ተፈጺሙ። ንሱ፡ በዓል ሓዳርን ኣቦ ሰለስተ ደቂን ኢዩ። ሎሚ ዕለት 11 ነሓሰ 2018፡ ንዝኽሩ፡ ኣብ ፓልቶክ ሩም Eritrea Dilalet Hallena ፍሉይ መደብ ተኻይዱ። ዝስዕብ፡ ናይቲ ኣብ ፓልቶክ ዝቐረበ ዝኽሪታት ኢዩ።

1ይ ክፋል (11-Aug-2018): 2ይ ክፋል (11-Aug-2018):

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




10/08/2018 07:03 AM

Voices of Eritreans

living in Toronto Canada

on the Ethio-Eritrea peace agreement.

ድምጺ ኤርትራውያን ተቐማጦ ቶሮንቶ ካናዳ

ኣብ ጉዳይ ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን

أصوات الإريتريين الذين يعيشون في تورونتو كندا

على اتفاق السلام من إثيوبيا - إريتريا

 Sunday July 22, 2018 (Report ጸብጻብ)

All Eritrean-Torontonians and Eritreans living in the environs of Toronto are strongly urged to attend the event so that we act in unison to the most recent developments in our country and the dangers hovering over it these days.  For details, please note the following: Read more




09/08/2018 14:24 PM

"መቓብር ሓርበኛታት እናሃለወ

መዓልቶም ዘይክበረሉ

እንታይ ምኽንያት ኣሎ?"

[BBC ትግርኛ]

ኣብ ኣመሪካን ኣውሮጳን ዝነብሩ ተመሳሳሊ ሓሳብ ዝጸንሖም ተጋደልትን ውፉያት ሓፋሽ ውድባትን ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራን ህዝባዊ ግንባርን ሃገራውያን ተቓለስቲ ኣብ ሰነ 2016 ሃገራዊ መዓልቲ ሓርበኛታት ክህሉ ወሲኖም ፈላሚ ዝኽሪ ጸምቢሎም ዓመታዊ ይቕጽሉዎ ኣለው።  Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




08/08/2018 17:46 PM

ፈስቲቫል ፍራንክፈርት 2018

Eritrea Festival Frankfurt 2018

REPORTS (ጸብጻባት)

[ERI-Media ]

ኣብ መጀመሪያ ሰሙን ወርሒ ነሓሰ 2018 ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት (ጀርመን)፡ ብ’EPDP ዝተወደበ ልሙድ ዓመታዊ ፈስቲቫል ተኻይዱ። እዚ ፈስቲቫልዚ፡ ወከልቲ ዝተፈላለያ ውድባትን ማሕበራትን ዝተሳተፉዎ ኾይኑ፡ ኣገደስቲ ሰሚናራትን ጽሑፋትን እውን ቀሪቡ ነይሩ። ገለ ካብቲ ዝረኸብናዮ ጸብጻባት፡ ኣብዚ ጠሚርና ኣቕሪብናልኩም ኣሎና፡-



08/08/2018 17:46 PM

እዋናዊ ጻውዒት ንኤርትራውያን

ብ’ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ

[Radio Erena ]

ኣብቲ ብተኽታታሊ ሰኑይ ሰኑይ ኣብ ራድዮ ኤረና ዘቕርቦ መደባት፡ ገዲም ተጋዳላይን ምሁርን ኣቶ ክብሮም ዳፍላ፡ ንኩነታት ሃገርና ዝምልከት ሓበሬታ ኣስተምህሮን የቕርበልና ኢዩ። ኣብዚ ናይ ሰኑይ ዕለት 06 August 2018 መደብ፡ ንህሉው ክነታት ኤርትራ ኣመልኪቱ፡ ኣብዚ እዋንዚ ኤርትራዊ ከልዕሎ ዝግባእ ጭርሖታት ዘርዚሩ ኣቕሪቡዎ ኣሎ። …Read more





08/08/2018 17:46 PM

“መርዓ ክገብር ዳሰይ ክተክል፡

ቅድም ሬሳይ ሀቡኒ ክቀብር”

Abeba Tesfaghiorgis

[Asmarino.com ]

 …Read more




08/08/2018 17:46 PM

ዕለት 25 March -

ዓለምለኻዊ መዓልቲ ዝኽሪ ግዳያት ባርነት፡

ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር!

ብ’ፍትዊ ክፍለ

25/03 ዓለምለኻዊ መዓልቲ፡ ግዳይ ንግዲ-ባርነት፣ እትዝከረላን ልዕሊ 15 ሚልዮን አብ ባርነት ዝጠሓሉላን፣ ንኣስታት 400 ዓመት ብዘይምቁራጽ ዝቕጽል ዝነበረ፡ ብቓልሲ እቶም ብሓይሊ ባሮት ዝኾኑ ዝተቛረጸ፣ ግናኸ መልክዑ ለዊጡ ዝቕጽል ዘሎ፣ ነዚ ነገር ንምቅላሱን፣ ነቲ ዝተቛረጸ ንምዝካርን እዛ ኣብ ላዕሊ ተጻሒፋ ዘላ ዕለት ክትብዕልን፣ መዓልቲ ዘተን ዝኽርን መተሓሳስቢን ክትከዉን ወሲኑስ ዓመት መጸ፣ አብ ኹሉ ሃገራትን መጋባእያታትን፡ ድርጅታት ኣዳባባይን፣ ብመልክዕ ዘተ ይኹን ቲያትር፣ መደረታት፣ ሰላማዊ ሰልፍታት፣ ብምዝውታር ብዕምቆት በቢ ዓይነቱ ምውሳእ ይርአ። …Read more



07/08/2018 22:41 PM

ዕድመ ንጽንብል

“መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ 2018”

ሎንዶን ዓባይ ብሪጣንያ

رسالة دعوة

"يوم المحاربين الإريتريين 2018"

يوم السبت 11 أغسطس 2018

لندن، المملكة المتحدة

Invitation

“Eritrean Veterans Day 2018”

London, UK

On Saturday 11th August 2018

(2:00 to 6:00 PM)

Read more اقرأ أكثر  



05/08/2018 23:52 PM

መልእኽቲ ናብ ፌስቲቫል ስቶኮልም ዝተሳተፉ ፖለቲካዊ ውድባትን በርጌሳዊ ማሕበራትን

ካብ ሳዕሳዕኩም እንታይ ደኣ ዘይተቖጻጸኹም?

ብ’ደስበለ መሓሪ

ካብ ዕለት 20 ክሳብ ዕለት 22 ሓምለ ኣብ ስቶኮልም ብዙሓት ወከልቲ ውድባትን፥ በርጌሳውያን ማሕበራትን ምሁራትን ዝተሳተፍዎ ፈስቲቫል ከምዝተኻየደን ከም ውጽኢት ናይቲ ኣብኡ ዝተካየደ ምርድዳእ ድማ ኩሎም ዝተሰማምዕሉ ናይ ሓባር መግለጺ  ኣውጺኦም ኣብ ናይ ዜና ማዕከናት ኣንቢበ።  ኣብ ፈስቲቫል ስቶኮልም ዝተሰታፉ ውድባትን በርጌሳዊ ማሕበራትን ቁጽሮም ብርክት ዝበለ ምንባሩ ካብቲ  ዝሓለፈ ፈስቲቫላት ፍሉይነት ከምዝነበሮ ዝሕብር'ኳ እንተኾነ እቲ ቀንዲ ፍሉይነት መሲሉ ዝተራእየኒ ግን ካብቲ ፈስቲቫል ብናይ ሓባር መግለጺ ምውጽኦም ኢዩ።" ...Read more



04/08/2018 21:22 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Saturday 04 Aug 2018 መደብ

ቃልሲ ንጋባእ፡ ኣብዚ ህሉዊ ኩነታት ሃገርናን መስርሕ ሓድነት ህዝብናን፡

Ngabae on the process of our unity and the Current stage of Eritrea.

ኣጋይሽና፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስ፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኣቶ ያዕቆብ እድሪስን ኢዮም። Our invited guests are Mr Kidane Hagos, Mr Kibreab Tesfu and Mr Yacob Idris.

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




04/08/2018 17:34 PM

ይጽንሓለይ ዘይበሃለሉ

ሃገራዊ ውራይ

[epdparty.com]

እዚ ክሳብ ሕጂ ብክልተ መንግስታት ተበጺሑ ዘሎ ውዕላትን ስምምዕን ሓደን ኣገዳስን ወፍሪ ርእሰማል ብዝምልከት’ዩ። እዚ ጉዳይ ብወገን ኤርትራ ክረአ እንከሎ ምድላዋት ዘይተገብረሉ ጥራሕ ዘይኮነ፡ ንኢትዮጵያዊ ርእሰ ማል ክወዳደር ዝኽእል ክፋል ህዝቢ ኤርትራ ዘይምህላዉ እዩ። ምኽንያቱ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ 27 ዓመታት ብሕታዊ ወፍሪ ርእሰማል ብዝተፈላልየ ምኽንያታት ተደቝሱ ዝተዳኸመን፡ ብሰንኪ ምሕደራ ህግዲፍ ኣብ ዘይሕጋዊ ነጻ ዕዳጋ ውድድር ተሳዒሩ ዝወጸ ጥራሕ ዘይኮነ፡ ኤርትራዊ ብሕታዊ ወፍሪ ንምድኻ ብህግዲፍ ዝወጸ ፖለቲካዊ መደብ ዝተገለፈ’ውን’ዩ። ምልካዊ ስርዓት ህግዲፍ ኣብ ኩሉ ጽፍሕታት ወፍሪ ብሕታዊ ርእሰማል ኣብ ገገለ ብሙሉእ ኣብ ገገለ ብሽርክነት ኢድ ኣእታውነትን ብምውድዳር ኣደዳ ክሳራን ዕዳን ገይርዎ’ዩ።

Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




04/08/2018 13:15 PM

መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ

Eritrean Veterans Day

ብ'ሻ ም ላ፡

ሓርበኛ ተለዓል ኣልዕሎ ሻምላኻ፡

ክማላእ ኣለዎ ፍረ ናይ ቃልስኻ፡

ጠላማት ህ.ግ.ዲ.ፍ ቆጽዮሞ ሸቶኻ፡

ፍጹም ንኽኸዉን ጽኑዕ ዕላማኻ፡ Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




03/08/2018 20:25 PM

ንመስርዕ ለማ፡

ኤርትራ መሬታ`ምበር ህዝባ ከም ዘየድልዮም

ዘነጽር ግምገማ

ምቕናይ ማሕረዶ ግናይ?

ኣብ ኣጋ መወዳእታ ናይ 1982 ዓ/ም ሓደ ብውትድርና ዘይሕመ ግን ከኣ ኣዝዩ ኣሸጋሪ ጠባይ ዝነበሮ ተጋዳላይ ካብ ዞባ ምብራቕ ሃዲሙ ስዑዲ ይኣትወልኩም። ኣብ 1988 ዓ/ም ድማ ይጥረዝ`ሞ እንደገና ኣብ መሳርዕ ህዝባዊ ሰራዊት ይጽንበር። ድሕሪ ምፍራስ ናዶው እዝ ምስ ገለ ክፍልታት ናይ ውድብ ናብ`ቲ ኣሃዱና ዝነበረቶ ቦታ ስለ ዝተንቀሳቐሰ ንገለ ንጣር ካብ ኣባላት መበቈል ደቂ ኣሃድኡ ነበር ዝኾና ይረኽበና። ናይ ብሓቂ ድማ ይሕጐስ`ሞ `ኣነ ዕድለኛ እየ ምስዂም ናይ ቀደም ብጾተይ ምርኻበይ ደስ ኢሉኒ እናበለ ሽኸርከር ይብል።  Read more




02/08/2018 20:36 PM

Commentary –

Challenges of Peace and Friendship between Eritrea and Ethiopia

[Eri-Platform 23 July 2018]

Eritrea-Ethiopia relations has, within a span of barely six weeks between 5 June and 16 July 2018, witnessed an abrupt and drastic change from a protracted state of bitter hostility into a state of overzealous peace and friendship. This is the outcome of a series of sudden and dramatic events:

 Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




02/08/2018 19:24 PM

ቅሉዕ መልእኽቲ

በርጌሳዊ ማሕበራትን ህዝባዊ ምንቅስቓሳትን

ኤርትራ ኣብ ዲያስፖራ - 25 ሓምለ 2018

ክቡር ዶ/ር ዓቢይ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራል ዲሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ፣ ኢትዮጵያ

   ክቡር ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ኣብ ታሕቲ ክታምና ዘንበርና፣ ኣብ ዲያስፖራ እንርከብ በርጌሳዊ ማሕበራትን ህዝባዊ ምንቅስቓሳትን ኤርትራ፣ ነዚ ዝስዕብ መልእኽቲ ብኽብሪ ነቕርብ፦ Read more


02/08/2018 19:24 PM

خطاب مفتوح

سعادة الدكتور آبي أحمد

رئيس وزراء جمهورية إثيوبيا الاتحادية الديمقراطية

أديس ابابا – اثيوبيا

نحن منظمات المجتمع المدني والحركات الشعبية الإرترية

 في المهجر الموقعون على هذا الخطاب نود أن

Read more


02/08/2018 19:24 PM

Open Letter  

Eritrean Civil Society Organizations and Grassroots Movements - 25 July 2018

His Excellency Dr. Abiy Ahmed Prime Minister of Federal Democratic Republic of Ethiopia Addis Ababa, Ethiopia

Your Excellency:

We, the undersigned Eritrean diaspora civil society organizations and grassroots movements, are writing, first, to express….Read more



01/08/2018 23:22 PM

ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ

ጻውዒት ንሰላማዊ ሰልፊ

ኣብ ከተማ ሎንዶን (ዓባይ ብሪጣንያ)

ኣብ ፊት ኤምባሲ ኢትዮጵያ

Peaceful Demonstration

in London, UK In-front-of Ethiopian Embassy

Saturday, 04 August 2018

Time: from 14:00 to 17:00 pm

ነዚ ኣብ መንጎ ህግደፍን መንግስቲ ኢትዮጵያን ዝግበር ዘሎ ዘይንጹር ርክባትን ዘሎና ስክፍታታት ንምግላጽ ንዕለት 4/08/2018 ካብ ስዓት 14:00 ስጋብ 17:00  ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ብኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ከተማ ሎንዶን፣ ኣብ ኣፍደገ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ተዳልዩ ኣሎ። ኩላትኩም ኤርትራውያን የዕሩኽ ኤርትራን ናብዚ ሰላማዊ ሰልፊዚ ክትጽምበሩና ንዕድም። Read more



01/08/2018 23:22 PM

LEARNING TO PERCEIVE

THE OBJECTIVE REALITY OF OUR SURROUNDING

By Dr. Tesfa G. Gebremedhin

Professor Emeritus.

Life in this world has become uncertain erratic and unpredictable and subsequently people get confused and puzzled by the way things and situations have been happening around us. The way we perceive the world is entirely up to us. The reality we perceive is the reality we want to perceive and it is posible that what is perceived has nothing to do with the truth. Our perception of objective reality is dependent on how we choose to use our vital senses and mind effectively...Read more






















Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print