17/12/2018 16:52 PM
ሲምፖዝዩም ኤርትራ 2018፡
ኣድላዪነት ሓባራዊ ስራሕ
Eritrea Symposium 2018:
The Imperative for Common Action
Organised by Eri-Platform,
Frankfurt, 14-16 December 2018.
Eritrea Symposium 2018: The Imperative for Common Action (ሲምፖዝዩም ኤርትራ 2018፡ ኣድላዪነት ሓባራዊ ስራሕ።), Organised by Eri-Platform, Frankfurt, 14-15 December 2018.
ሲምፖዝዩም ኤርትራ 2018: ብ Eri-plaform ተወዲቡ፡ ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት (ሃገረ-ጀርመን)፡ ካብ ዕለት 14-16 December 2018 ዝተሳላሰለ ዕዉት መደብ ኢዩ። ኣብዚ ሲምፖዝዩም'ዚ፡ ካብ ዝተፈላለያ ፖለቲካዊ ውድባትን ሲቪካዊ ማሕበራትን ከምኡውን ውልቀሰባትን፡ ብሓፈሻ ካብ ዝተፈላለየ ክፍሊ ሕብረተሰብ ኤርትራን ጾታን፡ ከምኡውን መንእሰያት ወከልቲ ዝተሳተፉዎ ኢዩ ነይሩ። እቲ ሲምፖዝዩም፡ ብኣምባሳደር ዶ/ር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ ድሕሪ ምኽፋቱ፡ ሓያሎ ንሃገርና ኤርትራ ዘገድሱ እዋናዊያን ወረቓቕቲ ብተሳተፍቲ ቀሪቦም (ታሕቲ ርአ)፡ ከምኡውን ዉዕዉዕ ዘተን ክትዕን ተኻይዱሎም። እቲ ሲምፖዝዩም ኣብ መዛዘሚ፡ ERITREA SYMPOSIUM – FRANKFURT DECLARATION 2018 / ኣዋጅ ፍራንክፉርት 2018 ብምውጻእ ተዛዚሙ። ንዝርዝር ትሕዝቶኡ ብጽሑፍን ብቪድዮን ንምክትታል እምበኣር፡ ኣብ ታሕቲ ዘሎ መላግቦታት (links) ክትጥውቑ ትኽእሉ፡-
Eritrea Symposium 2018 was organised by Eri-Platform, in Frankfurt, from 14-16 December 2018. The symposium' participants comprise: representatives of various Eritrean political organisations, Civic societies, individuals in various capacities, and it was reflecting the multicultural as well as demographic participation of Eritrean society. Following the Keynote Address, Ambassador Andebrhan Welde Giorgis, a number of key papers, addressing key Eritrean national issues were presented and extensive discussions were made to substantiate the topics. Finaly, the Symposium was successfuly concluded by isuing a declaration: ERITREA SYMPOSIUM – FRANKFURT DECLARATION 2018. For more audio and video recording as well as acompanying papers relating the Symposium, please browse links below:
● ERITREA SYMPOSIUM – FRANKFURT DECLARATION 2018 / ኣዋጅ ፍራንክፉርት 2018
● ERITREA SYMPOSIUM 2018 – RULE OF LAW AND HUMAN RIGHTS / ግዝኣተ ሕግን ሰብኣዊ መሰላትን
Eritrea Symposium: (Q&A Discussions) ግዝኣተ ሕግን ሰብኣዊ መሰላትን / Rule of Law & Human Rights
● ERITREA SYMPOSIUM 2018 – TRANSITIONAL JUSTICE & NATIONAL RECONCILIATION / ስግግራዊ ፍትሕን ሃገራዊ ዕርቅን
Eritrea Symposium: (Q&A) ስግግራዊ ፍትሕን ሃገራዊ ዕርቅን / Transitional Justice & National Reconciliation
● ERITREA SYMPOSIUM 2018 – Strategy for Democratic Transition / ስትራተጂ ደሞክራስያዊ ስግግር
● ERITREA SYMPOSIUM 2018 – The Role of Youth in Democratic Transition / ተራ መንእሰያት ኣብ ደሞክራስያዊ ስግግር
● ERITREA SYMPOSIUM 2018 – ምህናጽ ዓለማዊ ዜግነታዊ መንግስቲ / Building a Secular Civic State
● ERITREA SYMPOSIUM 2018 – The Imperative for Common Action / ኣድላዪነት ሓባራዊ ስራሕ
● Tempo AfricaTV (መኣዲ ዘተ ኤርትራውያን)፡ ቃለመሕትት ምስ ተሳተፍቲ ሲምፖዝዩም፡-
1ይ-ክፋል፡
2ይ-ክፋል፡
● ዕላል ምስ ኡስታዝ ሰላሕ ኣቡራይ With Mr Salah Aboray At Paltalk Eritrean Dilalet Hallena:
1ይ-ክፋል፡
2ይ-ክፋል፡
● View Full List of Videos ሙልእ ዝርዝራት ናይቲ ሲምፖዝዩም ብቪድዮ ንምዕዛብ፡- here ኣብዚ ጠውቑ።
ሲምፖዝዩማት ኤሪ-ፕላትፎርም - Eri-Platform Symposiums:
● - Eri-Platform: Eritrea Symposium 2020
ሲምፖዝዩም ኤርትራ - መኽፈቲ መደረ / Symposium' Opening Speech.
● View Full List of Videos ሙልእ ዝርዝራት ናይቲ ሲምፖዝዩም ብቪድዮ ንምዕዛብ፡- here ኣብዚ ጠውቑ።
See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-
- Snitna YouTube - ስኒትና ዩቱብ ቻነል።
- Snitna Network and Sinit Seminars Directory. ብ`ስኒትና ከምኡ`ውን ስኒት ዝተኻየዱ ሰሚናራት።
- Snitna FaceBook - ስኒትና ፌስቡክ።
- Sinit YouTube - ስኒት ዩቱብ ቻነል።
- ዘተ ንሓባራዊ ንቕሓት
Dialogue for Common Awareness
مجموعة الحوار للوعي المشترك - ሌላ ምስ
ፖለቲካዊ ሰልፍታትን ህዝባዊ ምንቅስቓሳትን ኤርትራ፡
Eritrean Political parties and Civic movements.s
مقدمة في الأحزاب السياسية والحركات المدنية الإريترية - BUILDING DEMOCRACY IN ERITREA - ህንጸት ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ بناء الديمقراطية في إريتريا
- ሕግን ሕብረተሰብን - Law and Society.
- ኣስተምህሮ፡ መስርሕ ምንዳፍ ቅዋም ኤርትራ - The Eritrean Constitution Making Process
Seminar by Dr Bereket Habte selassie. ኣስተምህሮ፡ ብ`ዶር. በረኸት ሃብተስላሰ። - ሲምፖዝዩም ኤርትራ (Eri-Platform: 2018 - 2020)
- ዋዕላ ህንጸት ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ Building Democracy in Eritrea Conference (Eritrea Focus: 2019 - 2020)
- Enough is enough! ይኣክል ምልኪ! ማዕበል ድምጺ ህዝቢ لقد طفح الكيل
- 1993, Eritrean independence referendum Results
ታሪኻዊ ውጽኢት ረፈረንዱም ኤርትራ 1993. - ሃገራዊ ቻርተር ኤርትራ - ኣብ 3ይ ጉባኤ ህ.ግ.ሓ.ኤ: ዝጸደቐ (ናቕፋ 10 - 16 ለካቲት 1994)።
- PFDJ NATIONAL CHARTER Adopted by the 3rd Congress of the EPLF/PFDJ Naqfa, February 10-16, 1994.
- ንዝኽሪ ግዳያት ዲክታቶሪያዊ ምሕደራ ኤርትራ። In memory of Victims of Dictatorial Administration in Eritrea.
- G-15:- ቅልዕቲ ወረቐት ናብ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣገደስቲ እዋናውያን ጉዳያት፡ (ኣስመራ፡ ነሓሰ 3፡ 2001)
- G-15:-Open Letter To The People of Eritrea (Asmara, August 3, 2001)
- G-15:-ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ
- G-15:-Open Letter to All PFDJ Members (Audio) ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ (ብድምጺ)
- G-15:-Open Letter to All PFDJ Members
- GI: ህጹጽ ጻውዒት ንኹሎም ኣብ መላእ ኵርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን። An Urgent Call to All Eritreans Worldwide. المبادرة العالمية لتمكين الحركة الشعبية الاريترية
- ድምጽና (Our Voice)
- መደብ ንጋባእ ENGAGE ERITREA!
- Advice for All Eritreans ምኽሪ ንኹሎም ኤርትራውያን
- UN Human Rights Council - Human Rights in Eritrea (Website) / ናይ ውሕሃ ቤትምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት - ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡ (Website)
- UN Human Rights Council - Human Rights in Eritrea (YouTube) / ናይ ውሕሃ ቤትምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት - ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡ (YouTube)
- Human Rights in Eritrea / ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡
- UN - Commission of inquiry on Eritrea / ናይ ውሕሃ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- Mike Smith / ሚስተር ማይክ ስሚዝ፡ ኣቦ ወንበር መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- Also see: "UN - COI on Eritrea / ናይ ውሕሃ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- UN COMMISSION OF INQUIRY ERITREA (COI-ERITREA) And POPULAR RESPONSES
- ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ህዝባዊ ግብረ-መልሲን
- ጸብጻብ መርማሪት ኮምሽን ኵነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ – ዘይወግዓዊ ትርጉም (ብትግርኛ)

ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ።