Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና
Design: Yohannes Berhe
Web-
EHPN -
EHPN -
Eritrean Sovereignty Network (ESNhub)
ERIPS -
Eritrea's Disappeared Community
Eritrean Prisoner Day መዓልቲ ኤርትራውያን እሱራት
Eritrea Sinit Study Group ESSG ስኒት
Registration and Election Commission ኮሚሽን ምዝገባን ምርጫን፡ ንምስረታ ሓደ ኤርትራዊ ሃገራዊ ሓይሊ
Society of Eritrean Think Tank (SETT)
Radio channels ራድዮ
Voice of Eritrea ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Voice of Eritrea ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ) YouTube
TV channels ቲቪ
Bokre Culture & History መእምር በኵረ
Eri-
Eritrean Dialogue Forum ክፉት መኣዲ ዘተ
Eritrea Sinit Study Group ESSG ስኒት
One Nation Eritrea (ONE) ዋን ኔሽን
Peace & Reconciliation ሰላምን ዕርቅን
Society of Eritrean Think Tank (SETT)
Snitna Network Seminars ሰሚናራት ስኒትና
Magazines & Newspapers, መጽሔታት፡ ጋዜጣታት፡
Books መጻሕፍቲ፡ كتب
Art-
Africantriangle.com ኣፍሪካን ትሪያንግል
Bokre Culture & History መእምር በኵረ
GeezSoft ግእዝ ሶፍት(መጽሓፊ፡ መዜሚ፡ መምሃሪ፡ ሶፍትዌር)
Culture Education Health
ባህሊ ትምህርቲ ጥዕና
Africantriangle.com ኣፍሪካን ትሪያንግል
Bana Mental Health ባና፡ ማእከል ጥዕና ኣእምሮ
EHPN -
Eriitrea -
Where is your Brother? ሓውኻ ኣበይ ኣሎ?
Training ስልጠና
Joseph Leadership Academy Facebook
FNAN (FNAN Eritrean Youth and Family Outreach) Facebook
FNAN (FNAN Eritrean Youth and Family Outreach) Website
Mela Ateababya Slmat ሜላ ኣተዓባብያ ቆልዑ ኣብ ስደት
Documents ሰነዳት
Constitution & Constitutionalism ቅዋምን ቅዋማውነትን
Political Parties ሰልፍታት
DMES ደምሳኤ
DMLEK ዲምሓኩኤ
Eritrean Afar National Congress EANC
ENSF ድሕነት
ግሃድኤ -
Eritrean Bright Future Movement
Islamic Islah እስላማዊ እስላሕ
PFDJ ህግደፍ
UEDF ስሙር ዲሞክራሲያዊ ግንባር ኤርትራ
Civic Societies ሲቪክ ማሕበራት
CDRIE
EC-
ERITREAN LAW SOCIETY (ELS) ሰብ ሞያ ሕጊ ኤርትራ
EWANA -
FreeEritrea
Society of Eritrean Think Tank (SETT)
Comm. & Associations ማሕበረኮማት
Youth Associations
ማሕበር መንእሰያት
Eritrean Youth Movement for Democracy
EYSC
ESMNS ስምረት ምንቅስቃስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር
Teshamo Eritrean For Democracy & Justice
Religious እምነታት
شبكة سلام الإعلامية ሰላም መርበብ ሓበሬታ SELAM MEDIA NETWORK
Other Sites
Understanding the Eritrean Constitution
Victims of Dictatorial Regime in Eritrea
Eritrean Sovereignty Network (ESNhub)
Registration and Election Commission for the Formation of One Eritrean National Force
Interactive dialogue with Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea
Injustice in Eritrea -
Everyday Low Prices
ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ (ህሓሓኤ) / ህግሓኤ 70’ታት
Eritrean Peoples Liberation Front (EPLF) -
Eritrea, documentary of 1970s and 80s
Awet hafash 1991 P1
ቀዳማይ ክፋል (PART-
ሳልሳይ ክፋል (PART-
24/09/2015 01:50 AM
ዓምዲ ታሪኽ፡-
[ድምጺ መድርኽ]
ተጋ/ኣሕመድ ኣልቀይሲ፡ ኣብ 1971፡ ኣብ እዋን ንእስነቱ ናብ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ (ህግሓኤ) ዝተሰለፈ፡ ኮይኑ፡ ብደረጃ ላዕለዋይ መሪሕነ
ት ኣብ ውድብ ህዝባዊ ግንባር ዝነበረን፡ ኣብ ምምስራት ናይቲ ሚስጢራዊ ሰልፊ ድማ ካብ መጀመርታኡ ኣትሒዙ ጽቡቕ ኣፍልጦ ዝነበሮ፡ ኣብ ሶርያ ዩኒቨርሲቲ ዝተማህረን ምኩርን ተጋዳላይ ኢዩ። ብዘይካ’ዚ፡ ኣብ ምምልማልን ምፍራይን ካድረታት ዓቢ ኣስተዋጽኦ ዝገበረን ተጋዳላይ ኢዩ። እዚ ይኹን’ምበር፡ ንሱ፡ ንናጽነት ኤርትራ፡ ኣብ ኣብያተ-
1ይ ክፋል፡ 2ይ ክፋል፡ 3ይ ክፋል፡ 4ይ ክፋል፡ 5ይ ክፋል።
ተዛማዲ ታሪኽ:-
ቀዳማይ ክፋል (PART-
ሳልሳይ ክፋል (PART-
—-
ገዲም ተጋዳላይ እድሪስ ዑስማን ዑመር (በሪራይ)፡
Voice of beserat፡ 19 Jul 2020፡
ቃለ መሕትት 19 Jul 2020፡ ካብ 1ይ -
—-
ብሰላም ዕረፍ፡ ሓርበኛ እድሪስ ዑስማን ዑመር (በሪራይ)
Rest in peace, dear veteran Idris Osman Omer (Beriray)
ተወሰኽቲ ቃለመሕትታትን ምስክርነታት ካብ መቓልስቱን፡
02/08/2017 15:02 PM
Interview with EPLF Veteran, Tesfay Temnewo
1ይ ክፋል፡ 2ይ ክፋል፡ 3ይ ክፋል፡ 4ይ ክፋል፡ 5ይ ክፋል፡ 6ይ ክፋል፡
7ይ ክፋል፡ 8ይ ክፋል፡ 9ይ ክፋል፡ 10ይ ክፋል፡ 11 ክፋል፡ 12 ክፋል፡
13 ክፋል፡ 14 ክፋል፡ 15 ክፋል፡ 16 ክፋል፡ 17 ክፋል፡ 18 ክፋል፡
19 ክፋል፡ 20 ክፋል፡ 21 ክፋል፡ 22 ክፋል፡ 23 ክፋል፡ 24 ክፋል፡
25 ክፋል፡ 26 ክፋል፡ 27 ክፋል፡ 28 ክፋል፡ 29 ክፋል፡ 30 ክፋል፡
31 ክፋል፡ 32 ክፋል፡ 33 ክፋል፡ 34 ክፋል፡ 35 ክፋል፡ 36 ክፋል፡
1ይ ክፋል: 2ይ ክፋል: 3ይ ክፋል: 4ይ ክፋል:
1ይ ክፋል: 2ይ ክፋል: 3ይ ክፋል: 4ይ ክፋል: 5ይ ክፋል:
6ይ ክፋል: 7ይ ክፋል: 8ይ ክፋል: 9ይ ክፋል:
Radio Voice of Eritrea (Naz Yemane)
Interview with Veteran Abed Tesfay from Holland.
ሓርበኛ ኣበድ
ተስፋይ፡ ካብ 1971 -
1ይ ክፋል (22-
3ይ ክፋል (05-
5ይ ክፋል (26-
Interview with B/G Tekeste Haile
1ይ ክፋል፡ 2ይ ክፋል፡ 3ይ ክፋል-
5ይ ክፋል፡ 6ይ ክፋል፡ 7ይ ክፋል፡ 8ይ ክፋል፡ 9ይ ክፋል፡ 10ይ ክፋል፡
See also ሙሉእ ዕላል ኣብዚ ርአ፦
17/05/2024 23:51 PM
A conversation with veteran Semere Solomon,
author of a new book, Eritrea’s Hard-
ደራሲ ሓዳስ መጽሓፍ፡ Eritrea’s Hard-
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
11/04/2024 23:45 PM
Eritrea’s Hard-
From the Perspective of a Veteran Freedom Fighter, Hardcover – 27 Mar. 2024
ኣቶ ሰመረ ሰለሙን፡ ኣብ ፈለማ 1970ታት ናብ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ (ህሓሓኤ) እተጸንበረ፡ በቲ ኣብ 1973 ዝነበረ ናይ ምእራም ምንቅስቓ
ስ፡ “መንካዕ” ብዝብል ስም እተጠመቐ፡ ዝምባለ ኣለዎ ተባሂሉ ክሳብ ክፍሊ ሓለዋ ሰውራ ናይቲ ውድብ ኣትዩ እተኣስረን እተመርመረን ኢዩ። ሽዑ፡ ኣብቲ ጉዳይ ተሓቲቱ፡ እምነቱ ብድፍረት ከምዝገለጸን ኣብ መጽሓፉ ጠቒሱ ኣሎ። ኣቶ ሰመረ፡ ኣብቲ ኣብ ሞንጎ ህሓሓኤ’ን ተሓኤ’ን ዝነበረ ኲናት ሕድሕድ ንምትዕራቕ እተኻየደ ጻዕሪ፡ ሓሙሻይ ርእሱ ን’ህሓሓኤ ወኪሉ ተሳቲፉ። ኣብ ህሓሓኤ-
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
11/04/2024 23:45 PM
Eritrea: Demystifying the EPLF
Interview with Veteran Meharena Woldemariam
1ይ ክፋል፡ 2ይ ክፋል፡ 3ይ ክፋል፡ 4ይ ክፋል፡ 5ይ ክፋል፡ 6ይ ክፋል፡
Interview with Veteran Meharena Woldemariam
1ይ ክፋል፡ 2ይ ክፋል፡ 3ይ ክፋል፡ 4ይ ክፋል፡ 5ይ ክፋል፡ 6ይ ክፋል፡
7ይ ክፋል፡ 8ይ ክፋል፡ 9ይ ክፋል፡ 10ይ ክፋል፡ 11 ክፋል፡
1ይ ክፋል፡ 2ይ ክፋል፡ 3ይ ክፋል፡ 4ይ ክፋል፡ 5ይ ክፋል፡ 6ይ ክፋል፡
7ይ ክፋል፡ 8ይ ክፋል፡ 9ይ ክፋል፡ 10ይ ክፋል፡ 11 ክፋል፡
1ይ ክፋል፡ 2ይ ክፋል፡ 3ይ ክፋል፡ 4ይ ክፋል፡ 5ይ ክፋል፡ 6ይ ክፋል፡
7ይ ክፋል፡ 8ይ ክፋል፡ 9ይ ክፋል፡ 10ይ ክፋል፡ 11 ክፋል፡ 12 ክፋል፡
13 ክፋል፡ 14 ክፋል፡ 15 ክፋል፡ 16 ክፋል፡ 17 ክፋል፡ 18 ክፋል፡
14/11/2014 13:19 PM
ብሕግን ዲሞክራሲን እትመሓደር ኤርትራ ናይ ምፍጣር፡
ኣቶ ዓንደብርሃን ገዲም ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ኮይኑ፡ ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ ድማ፡-
ኣቶ ዓንደብርሃን፡ ኣብዚ ቀረባ አዋን ኣስታት 690 ገጻት ዘለዋ ንታሪኽን ንህልው ኩነታትን ኤርትራ ብዕምቆት አተንጸባርቕ፡ ‘ኤርትራ ኣብ ቃራና መንገዲ’ (Eritrea at a Crossroads) ዘርእስታ መጽሓፍ ብቋንቋ አንግሊዝኛ ኣሕቲሙ ንኣንበብቲ ኣብቂዑዋ ኣሎ።
ምስ ራድዮ ኤረና ዘካየዶ ኣገዳሲ ቃለመጠይቕ፡-
ብተመሳሳሊ፡ ምስ ኣዝማሪኖ.ኮም (ርእሶም መስፍን) ዝገበሮ ቃለመሕትት ድማ፡-
21/12/2014 21:48 PM
ኣቶ እስቲፋኖስ ተመልሶ፡ ገዲም ተጋዳላይን ንዓመታት ድማ ኣብ
ቤት ማእሰርቲ ህግደፍ ዘሕለፈን ክኸውን ከሎ፡ ንዝሓለፎ ተመኩሮ እተዘንቱ፡ ‘መቓብር ህሉዋት’ እተሰምየት መጽሓፉ ንኣንበብቲ ዘብቅዐ ኢዩ። ኣቶ እስጢፋኖስ ተመልሶ ምስ ቲቪ-
–-
1ይ ክፋል፡ 2ይ ክፋል፡ 3ይ ክፋል፡ 4ይ ክፋል፡
-
ፓልቶክ ስመር (ድምጺ ኣሰና) ሕቶታት ካብ ተሳተፍቲን መልስታትን
(22 Oct 2012) 1ይ ክፋል፡
—-
09/08/2015 23:11 PM
ድምጺ ኤርትራ -
እስቲፋኖስ ገብረሚካኤል ተመልሶ፡ ገዲም ተጋዳላይ ህግሓኤ-
ኩሮኡ ኣብ ገድሊ፡ ከምኡ’ውን ህይወት ኣብያተ-
ዝሓለፈ መደባት ንምስማዕ፡
ብዛዕባ ኣከያይዳን ምሕደራን ቁጠባ ኤርትራ ኣመልኪቱ
ካብ ዕለት 09 ታሕሳስ 2013 ጀሚሩ፡ ዝሃቦ መግለጺ። [www.shekortet.com]
ኣቶ ክብሮም ዳፍላ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ኣካላት ዓውደ-
1ይ ክፋል ፡ 2ይ ክፋል ፡ 3ይ ክፋል፡ 4ይ ክፋል፡
5ይ ክፋል፡ 6ይ ክፋል፡ 7ይ ክፋል፡ 8ይ ክፋል፡
9ይ ክፋል፡ 10ይ ክፋል፡ 11 ክፋል፡ 12 ክፋል፡
13 ክፋል፡ 14 ክፋል፡ 15 ክፋል፡ 16 ክፋል፡
17 ክፋል፡ 18 ክፋል፡ 19 ክፋል፡ 20 ክፋል፡
ብተወሳኺ፡ ካብ 15.11.2013 ጀሚሩ ምስ ራድዮ-
—-
ቅድሚ’ዚ እውን፡ ምስ ራድዮ ኣሰና ንቁጠባዊ ኩነታት ሃገርናን ምትእትታው ህግደፍ’ን፡ ኣመልኪቱ፡ ኣብ 03.09.2013 ዝገበሮ ቃለመጠይቕ ነይሩ፡ በዚ ዝስዕብ ተዊቕካ ክስማዕ ይከኣል፡-
1ይ ክፋል ፡ 2ይ ክፋል ፡ 3ይ ክፋል ፡ 4ይ ክፋል ፡ 5ይ ክፋል ፡ 6ይ ክፋል ።
ኩሉ’ዚ፡ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት ሂቡዎ ዘሎ ሓበሬታ፡ ኩነታት ቁጠባ ኤርትራ ኣብ ምግምጋም ኣዚዩ ሓጋዚ ኢዩ።
—-
21/01/2015 01:48 AM
ኣተኩሮ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት፡ ተኸታታሊ መልእኽቲ
ኣ
ቶ ክብሮም ዳፍላ፡ ብዚ ናይ ሕጂ ተኸታታሊ መልእኽቱ፡-
1) ሓያል ጎኒና ኣለሊና ንቃልሲ ክንቅርቦ፡ ድኹም ጎኒና ድማ ንሓዋሩ ክንድርብዮ፡ 2) ቀላጽምና ከነተሓባብር ከምዘሎና፡ እዚ ድማ ዝጽግም ከምዘይኮነ፡ 3) ዓወት ከጨብጠና ዝኽእል ስትራተጂ ምስኣል ግድን ክንሓልፎ ዘሎና መንገዲ ስለዝኾነ፡ ዓወት ዘምጽኣልና ስትራተጂ ምስኣል ከምዘድሊ፡ 4) መፍትሒ ኩሉ ስትራተጂና፡ ዋንነት ሃገር ናብ ኢድና ንምምላስ ይኹን፡ ዝብላ ኣርእስቲታት ሒዙ ቀሪቡ ኣሎ።
ቀዳማይ ክፋል፡ ካልእይ ክፋል፡ ሳልሳይ ክፋል፡ ራብዓይ ክፋል፡ ሓሙሻይ ክፋል፡
22/10/2017 12:30 PM
Interview Librarian Emnetu Tesfay.
(his support to EPLF. Historical projects during the struggele.) (Part-
[TV-
ኣቶ እምነቱ ተስፋይ፡ ኣብቲ ናጽነት ንምምጻእ ዝካየድ ዝነበረ እዋን ቃልሲ፡ ዓቢይ እጃም ዝነበሮ፡ ሕጂ ድማ፡ ታሪኽ ህይወት፡ ናይ ፍሉይ ታሪኽን ኣበርክቶን ዝነበሮም ፍሉጣት ኤርትራውያን፡ ኣብ ምስናድ፡ ከይተሓለለ! ክሰር
ሕ ዝጸንሐን ዘሎን ሓው ኢዩ። ፍርያቱ: ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ እምነቱ.ኮም (www.Emnetu.com) ብምስናድ፡ ንኹሎም ግዱሳት ኤርትራውያን ተነባቢ ከምዝኸውን ገይሩዎ ኣሎ። ሃብታም ተመኩሮኡ፡ ንኹልና ኤርትራውያን ጠቓሚ ስለዝኾነ፡ ብጽሞና ክንከታተሎን ክንመሃረሉን ኣገዳሲ ኢዩ። እዚ ታሪኽ'ዚ፡ እቶም ምንም ታራ ዘይነበሮም ዝመስሉ፡ ኣዝዮም ብዙሓት ኤርትራውያን፡ ክሳብ ክንደይ ዕዙዝ ኣበርክቶ ከምዝነበሮም፡ ከነስተውዕል ዝሕግዘና ኣጋጣሚ ኢዩ።
1ይ ክፋል (29-
ራብዓይ ክፋል፡
04/08/2015 23:14 PM
[YouTube -
ኣብዚ ታሪኽ
'ዚ፡ ቢንያም፡ ብኣካል ዝተሳተፈሉ ወፍሪ ናብ ሃገረ-
13/03/2026 18:32 PM
Books by Mr Berhane Hailemichael
ብዛዕባ ደራሲ
ብርሃነ ገብረትንሳኤ ሃይለሚካኤል: ቅድሚ ናጽነት ኤርትራ ን’14 ዓመታት ከም ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር: ድሕሪ ናጽነት ድማ ክሳብ 2001 ከም ጋዜጠኛ ሚኒስትሪ ዜና ኮይኑ ንሃገሩን ህዝቡን ብንጥፈት ኣገልጊሉ። ኣብዚ ገጽ’ዚ፡ ምስኡ እተኻየደ ቃለምልልሳት እውን ተኻቲቱ ኣሎ።
Information on Books by Mr Berhane Hailemichael, and related seminars and interviews given by him in various media-
08/11/2015 22:01 PM
ኣቶ ቀለታ ኪዳነ፡ ከንቲባ ከተማ ዓዲዃላ፡ ከምኡ'ውን መምህር ኣብ ኮምቦኒ ኮለጅ ኣስ
መራ ኮይኑ ዘገልገለ ኢዩ። ኣቶ ቀለታ፡ ኣብ ሰውራ ኤርትራ ተሰሊፉ ዝተቓለሰን ኣብ መርበባት ኢንተርነት ድማ ብዙሕ መሃሪ ጽሑፋት ብቐጻሊ ክበርክት ዝጸንሐን ምኩር ተቓላሳይ ኣቦ ኢዩ።
ኣብዚ ተኻታታሊ መደባት፡ ብዛዕባ ታሪኽን ቅዋማዊ ሕጊን ኣብ ስርዓተ-
1ይ ክፋል (11 Oct 2015)፡ 2ይ ክፋል (18 Oct 2015)፡
3ይ ክፋል (25 Oct 2015)፡ 4ይ ክፋል (01 Nov 2015)፡
5ይ ክፋል (08 Nov 2015)፡
1ይ ክፋል፡ 2ይ ክፋል፡ 3ይ ክፋል፡ 4ይ ክፋል፡ 5ይ ክፋል፡ 6ይ ክፋል፡
1ይ ክፋል (28 Nov 2015)፡ 2ይ ክፋል (05 Dec 2015)፡
10/09/2015 04:29 AM
Former Freedom fighter Mr. Oqbai Tesfamariam, shares his experience.
18/09/2014 03:06 AM
Eritrea -
ዕላል ምስ እሱራት ፖሎቲካ
መጽሓፍ ብ’ዳን ኮነል
1ይ ክፋል ፡ 2ይ ክፋል ፡ 3ይ ክፋል ፡ 4ይ ክፋል ፡ 5ይ ክፋል ፡ 6ይ ክፋል ፡
7ይ ክፋል ፡ 8ይ ክፋል ፡ 9ይ ክፋል ፡ 10ይ ክፋል ፡
11 ክፋል ፡ 12 ክፋል ፡ 13 ክፋል ፡ 14 ክፋል ፡ 15 ክፋል ፡ 16 ክፋል ፡
17 ክፋል ፡ 18 ክፋል ፡ 19 ክፋል ፡ 20 ክፋል ፡ 21 ክፋል ፡
08/10/2015 22:53 PM
Eritrean Hero, Betweded Abraha's Speech -
24 years in prison, without justice.
ብዘይ ፍትሒ፡ ን'24 ዓመታት ኣብ ማሕዩር ዝርከብ ሓርበኛ ተጋዳላይ። [Assenna.com ኣሰና]
05/09/2015 02:34 AM
Testimony of Former member of military intelligence, Mr Michael Araya
ሚኪኤል ኣርኣያ፡ ምስ ድ
ምጺ-
እዚ፡ ንዕላማን መልክዕን እታ ፈላሚት ብረታዊ ተጋድሎና ዝኾነት፡ ወርሒ መስከረም፡ ዝደወነን፡ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ዘሕዘነን፡ ፍጻሜ ኢዩ። ናይቶም ብዘይ ፍትሒን ፍርዲን ክጠፍኡ ዝተፈርዱ ጀጋኑ፡ ኣውያቶም ንታሪኽ ዘመሓላልፍ ዘሎ ተባዕ ሚኪኤል ኣርኣያ፡ እናኣመስገንና፡ መርበብ ስኒትና.ኮም እውን ኩሉ ግዱስ ኤርትራዊ፡ ነዚ ኣገዳሲ ሰነዳዊ ዛንታ’ዚ ብጽሞና ሰሚዑ፡ ምስ ሕልናኡ ክዛረብ፡ ኣድላዪ ዘበለ ኩሉ ሃገሪዊ ሓላፍነት ክስከምን ትላቦ።
1ይ ክፋል፡ 2ይ ክፋል፡ 3ይ ክፋል፡ 4ይ ክፋል፡ 5ይ ክፋል።
ጂኦ-
Dr. Gebre Gebremariam ዶ/ር ገብረ ገብረማሪያም፡
Dr. Gebre Gebremariam discusses the Geopolitical Imperatives of the Horn of Africa and its implications to the struggle for democratic transition in Eritrea.
ዶ/ር ገብረ ገብረማሪያም፡ ን’ጂኦ-
Part 1: Part 2: Part 3 Question time:
—-
to democratic and prosperous Eritrea
from the origin to the destination.
መስርሕ ጉዕዞ ንምህናጽ ዲሞክራሲያዊትን ብልጽግትን ኤርትራ
Dr. Gebre Gebremariam ዶ/ር ገብረ ገብረማሪያም፡
Dr. Gebre Gebremariam discusses the challenges, bottle-
ዶ/ር ገብረ ገብረማሪያም፡ ክኸውን ዝግብኦ መስርሕ ጉዕዞ ንምህናጽ ዲሞክራሲያዊትን ብልጽግትን ኤርትራ ኣስተምህሮ ይህብ። ኣብ PART I፡-
PART-
Part I: Part I (2): Part I (3): Part I (4):
PART-
Part II (1): Part II (2): Part II (3): Part II (4): Part II (4)b:
PART-
Part III Question time መድርኽ ሕቶን መልሲን
See more / ተወሳኺ ሰነዳትን ሓበሬታን
ኣብ ታሕቲ እውን ኣሎኩም፡-
ዝኸበርኩም ተኻታተልቲ መርበብ ሓበሬታ ስኒትና!
ነዚ ገጽ’ዚ ንምህብታምን ንምስናድን ይሕግዙ እትብሉዎም ሰነዳት ከምኡ’ውን ናይ YouTube ወይ ካልእ Links ምስ ዝህልወኩም፡
ሓበሬታ ክትሰዱልና ንላቦ። ኣብዚ ጠውቑ።
ስኒትና.ኮም