Placeholder Picture
Placeholder Picture

January 2022 - Archive << Back

ሓዳስ መጽሓፍ፦
ታሪኽ ህይወት ክልተ ጀጋኑ ካብ ሓደ ስድራቤት — ስነ-ጥበበኛ ሃይለ ወልደሚካኤል ከምኡ`ውን ሓጋጊ ደግያት መሓሪ ዓንደመስቀል

by Emnetu Tesfay

Biography of Two Heroes Book Cover by Emnetu Tesfay ሕጂውን ሓዳስ መጽሓፍ ኣብ ከብሒ ሰማያት። ኣብዚ ሓጺር ግዜ 6ይቲ መጽሓፉ'ዩ ትኸውን ዘላ ንእምነቱ ተስፋይ። ታሪኽ ክልተ ሓርበኛታት ካብ ሓደ ስድራ። ታሪኽ ሓጋጊ ደግያት መሓርን ታሪኽ እቲ ኣብ ሰውራ ኤርትራ ብስነጥበባዊ ክእለቱ ጸበለል ዝብልን ዝነበረን ብዙሓት ስነጥበበኛታት ዘፍረየን ዝጸለወን ስነጥበበኛ ሃይለ ወልደሚካኤል ዝሓዘት መጽሓፍ ኣብዚ ሓድሽ ዓመት 2022 ኣብ ሰማያት ካብ ዝኣተዋ ሰለስተ ኣገደስቲ መጻሕፍቲ ሓንቲ'ያ ትኸውን ዘላ። መጽሓፍ ንምእዛዝ ኣብዚ ፈለግ ጠውቑ። Read more

ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ) Voice of Eritrea at CKDU — Sunday 23 January 2022

ብዛዕባ ምዕባለታት ንጥፈታት ምንቅስቓስ ንጋባእ፡ ከምኡ`ውን ህሉው ኩነታት ኣብ ኢትዮጵያን ሳዕቤናቱ ናብ ኤርትራን
The progress of the grass root movement of Ngabae, the current conflict in Ethiopia and its impact to Eritrea
ሓርበኛ መምህር ዘርኡ ገብረየሱስ

Veteran Zeru Gebreyesus Portrait ዕለት Sunday, 23 January 2022፡ ዕዱም ጋሻና፡ ገዲም ሓርበኛ መምህር ዘርኡ ገብረየሱስ ኢዩ ክኸውን። ኣርእዝቲ ዘተና፡ ብዛዕባ ምዕባለታት ንጥፈታት ምንቅስቓስ ንጋባእ፡ ከምኡ`ውን ህሉው ኩነታት ኣብ ኢትዮጵያን ሳዕቤናቱ ናብ ኤርትራን፡ ዝብል ኢዩ ክኸውን። መምህር ዘርኡ፡ "መመዘክርና እንተንግንጽል" ዘርእስታ መጽሓፍ፡ ኣደናቒ ዛንታ ጅግንነት ፈዳይን ዝሓዘት መጽሓፍ ዝደረሰ ኢዩ።

Our Voice of Eritrea guest, on Sunday, 23 January 2022 is, Veteran Zeru Gebreyesus, book author of "Mezekerna ente Nghinsil". We will discuss on The progress of the grass root movement of NGABAE, the current conflict in Ethiopia and its impact to Eritrea.

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

Snitna Network Seminar (Saturday, 22 January 2022)
The right of access to the sea of land-locked countries - UN Convention on the Law of the Sea
መሰል ምምሕልላፍ ናብ ባሕሪ ብመሬት ናይ ዝተኸባ ሃገራት - ናይ ው.ሕ.ሃ. ውዕል ሕጊ-ባሕሪ
حق الوصول إلى البحر للدول غير الساحلية - اتفاقية الأمم المتحدة لقانون البحار

Keynote speaker: Mr. Teame Teweldebrhan | Moderator: Dr. Mebrahtu Ateweberhan

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

9ይ ዓመት ዝኽሪ ስርሒት ፎርቶ (21 ጥሪ 2013)
In Memory of Operation FORTO, 21 January 2013 Martyrs

Sied Ali Hijay Icon ስዒድ ዓሊ ሕጃይ (ወዲ ዓሊ) ምስ ብጾቱ፡ ኣብ ፎርቶ ኣስመራ ብምውጻእ፡- ቅዋም ኤርትራ ክትግበር፡ ኩሎም ናይ ፖለቲካን ሕልናን እሱራት ናጻ ክልቀቑ ዝጸውዑሉን መስዋእቲ ዝኸፈሉሉን ዕለት (21 ጥሪ 2013) ኢዩ።

Col. Sied Ali Hijay and his comrades requested: Implementation of Eritrea's Constitution, Release of all political and conscience prisoners; paid their sacrifice on 21 Jan 2013.

ማሕበር ቖፎ ሓሳባት
Society of Eritrean Think Tank

Society of Eritrean Think Tank Emblem 1. ስም፦ ማሕበር ቖፎ ሓሳባት ኤርትራ
2. ዕላማ፦ ማሕበር፡ መጽናዕትን ምርምርን ንህንጸት ሕብረትሰብ፡ ማሕበረሰብን ደውላን የተኲር። መጽናዕትታት ማሕበር ንመሰረታት ደሞክራሳዊት ብልጽግትን ሰላማዊትን ኤርትራ ምንጺ ፍልጠትን ሓገዝ ክኸውን ትጽቢት ይግበረሉ። መጽናዕትን ምርመራን መንኰርኰር ስለ ዘድልዮ ርእይቶን ዳግመ ርእይቶን (View and Review) ዝተስምየ መጽሄት ከቕውም እዩ። Read more

መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ስደት (መ.ኤ.ኣ.ብ.ስ)
Eritrean Government in Exile
(14 ታሕሳስ 2021)

Eritrean Government in Exile Document Cover Graphic መቕድም፦ ኣብ ኣጋ መፈጸምታ 2002 ዓ.ም.ፈ ሃገራት ኢትዮጵያ፡ ሱዳን ከምኡ’ውን የመን፡ ንኤርትራውያን ተቛወምቲ ውድባት ብደረጃ መንግስቲ ኣብ ስደት ከም ዝሕግዝዎም ኣበሰሩ። ብሸነኾም ተቛወምቲ ሓይልታት ዳርጋ ክልተ ኣዋርሕ ዝወሰደ ኣኼባ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ድሕሪ ምስልሳል፡ ኣብ Eritrean National Alliance ዝተባህል ጽላል ተጠርነፉ። ድሕሪኡ ዝተጠቕሱ ሃገራት ኣብ ከመዘልማድ ሰንዓ ፎሩም ተባሂሉ ዝጽዋዕ ስምምዕ ተፈራረሙ። Read more

ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ) Voice of Eritrea at CKDU — Sunday 16 January 2022

ህሉው ኩነታት ኣብ ኢትዮጵያ፡ ሳዕቤናቱ ናብ ኤርትራን፡ ከምኡውን መንግስቲ ኣብ ስደት ከም ኣማራጺ መፍትሒን
Current issue in Ethiopia and it’s impact to Eritrea, and a democratic government in diaspora as a possible solution
ኣቶ ከማል ኢብራሂም (Mr. Kamal Ibrahim)

Veteran Kamal Ibrahim Portrait ዕለት Sunday, 09 January 2022፡ ዕዱም ጋሻና፡ ገዲም ሓርበኛ ከማል ኢብራሂም ኢዩ ክኸውን። ኣርእዝቲ ዘተና፡ "ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ኣብ ኢትዮጵያ፡ ሳዕቤናቱ ናብ ኤርትራን፡ ከምኡውን መንግስቲ ኣብ ስደት ከም ኣማራጺ መፍትሒን።" ዝብል ኢዩ። Our Voice of Eritrea guest, on Sunday, 09 January 2022 is, Veteran Kamal Ibrahim. He will discuss the current issue in Ethiopia and it’s impact to Eritrea, and a democratic government in Diaspora as a possible solution.

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

ሃገራዊ ጥርናፈ፡ ንውሑስ ለውጢ!
ንጥፈታት ክፍሊ ጽምዶን መስርሕ ምምስራት ሃገራዊ ሓይሊን።
(Global Yiakl)

See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

ብዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ፡ ዝቐረበ እማመ ንምቛም ሕጋውን ምሩጽን ወኪል ዲያስፖራ ኤርትራውያን
GI-Proposal for forming legitimately elected representative of Diaspora Eritreans
مقترح تشكيل ممثلين منتخبين شرعياً لإلرتريين في المهجر - المبادرة العالمية لتمكين الحركة الشعبية اإلريترية (GI)

መደብ ሕግን ሕብረተሰብን
Law and Society
ተኻታታሊ ኣስተምህሮ፡ ብማሕበር ሰብ ሞያ ሕጊ ኤርትራውያን
(Educational series by ERITREAN LAW SOCIETY - ELS)

Eritrean Law Society Logo ማሕበር ሰብ ሞያ ሕጊ ኤርትራውያን (ERITREAN LAW SOCIETY (ELS)፡ ምስ ኤሪሳት (EriSat) ብምትሕብባር፡ ተኻታታሊ ንሕብረተሰብን ዜጋታትን ኤርትራ ዝምልከት፡ ተኻታታሊ ኣስተምህሮ ክህቡ ጀሚሮም ኣለዉ። መርበብ ሓበሬታ ስኒትና፡ ነቲ መደባት እናተኻታተለት፡ ብቐጻሊ ጠርኒፋ ኣብዚ ክትዝርግሒ ስለዝኾነት፡ ነዚ ኣገዳሲ መደብ ክትከታተሉዎን ንካልኦት ክትሕብሩን ትምሕጸን። Read more

Eritrea Liberty Magazine (November – December 2021 Issue # 72) — Bi-Monthly English Organ of the Eritrean People’s Democratic Party (EPDP)

YEAR 2021 ENDED BUT NOT TAKING WITH IT THE AGONIES OF THE HORN.

All wars finally end because of one or multiple factors. Some of the factors can be new weapons like the Atomic bomb or other smaller weaponry turned deadly when the means of its delivery is sharpened by new inventions like the drones, be they Chinese, Turkish, Iranian or whoever possessed them because of newfound wealth like that of UAE. The avoidable war still raging for no good reason in northern Ethiopia has already cost hugely in terms of human lives and the suffering of millions. Like the year just ended, the war in Eritrea’s southern neighborhood will also end one day but without reassuring the peoples of the region that it will NOT resume in a decade or two. Read more

See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

Happy New Year 2022
to the besieged nation of Eritrea and its people

by Berhe Desta / Seattle, Washington, USA

Berhe Desta Profile Image May the New Year 2022 finally release the nation of Eritrea and Eritreans from the 30-year tight yoke of Isayas Afeworki, the deadliest dictator in recent history. Good bye the year 2021 and hello and cheers the year 2022. The nation of Eritrea cheerfully gained its independence after an arduous and costly armed struggle of 30 years against Ethiopian army of occupation, in 1991. Read more

ገምጋማት፡ ትምንኒታትን ትንታነታትን፡ ኣብ ኣጋጣሚ ሓድሽ ዓመት 2022
Assessments, New year wishes and Analyses, on the occasion of New year 2022

ዝኸበርካ ህዝቢ ኤርትራ! ዝኸበርኩም ተኻታተልቲ መርበብ ሓበሬታ ስኒትናን! ርሑስ ቅንያት ሓድሽ ዓመት 2022`ን ርሑስ በዓለ ልደትን ይግበረልና! እንቋዕ ናብ ሓድሽ ዓመት ኣሰጋገረና! Read more

ERIPS Position on the Ethiopian Civil War

[erips.org]

ERIPS December 1, 2021 — Eritrean involvement in the war and its impact on the security of the region. Introduction: The Horn of Africa is riddled with deadly political conflicts, ethnic strife and poverty. This is often exacerbated by the undemocratic, sometimes brutal authoritarian rule that is all too common across the Horn. For much of the region, the foundations of democratic institutions necessary to sustain good governance have been eroded. In such circumstances, autocratic leaders take complete control over all... Read more

ደቡብ ኣፍሪቃዊ ሊቀ-ጳጳስ ዴዝሞንድ ቱቱ ዓሪፎም

[harnet.org]

Archbishop Desmond Tutu Portrait ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም፡ ደቡብ ኣፍሪቃዊ ሊቀ ጳጳስ ዴስሞንድ ቱቱ ኣብ መበል 90 ዓመት ዕድሚኦም ከም ዝዓረፉን ቢቢሲን ካለኦት ዓበይቲ ማዕከናትን ሓቢረን። እዞም ኣብ 90 ዓመት ዕድሚኦም ዝዓረፉ ዴዝሞንድ ቱቱ እቲ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝነበረ ብውሑዳት ጸዓዱ ዝተዓብለለ ስርዓት ኣፓርታይድ ንምውጋድ ኣብ ዝተኻየደ ቃልሲ ብዝለዓለ ደረጃ ካብ ዘበርከቱ ሓደ ነይሮም። ድሕሪ ውድቀት ምምሕዳር ኣፓርታይድ ከኣ ኣብ ክንዲ ኣብ ልዕሊ እቶም ወጻዕቲ ኣብ ክንዲ ሕነ ምፍዳይ እቲ ኩነታት ብዕርቅን ይቕረ ይቕረ ምብህሃልን ንክውዳእ ዝለዓል ግደ ዝነብሮም ኮይኖም፡ ነዚ ኣበርክተኦም ናይ ኖበል ሰላልም ኖበል ዝተሸለሙ ሎሬት እዮም ነይሮም። Read more




Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: