April 2023 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና

Search our site መድለዪ:
 



30/04/2023 123:24 PM

ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)

Voice of Eritrea at CKDU

ናይ Sunday 30 April 2023 show መደብ

2-5 PM Halifax Canada Time

ተቓወምቲ ጉጅለታት ኤርትራ ካብ ዝህልዉ ኣርብዓ ዓመት ሓሊፉ።  

ናብ ዓወት ዝወስድ ሓጺር መንገዲ ኣሎ’ዶ?

Forty years have elapsed since the Eritrean opposition groups existed. Is there a short way to success? With our Guest: Veteran Abede Tesfay.

ምስ ናይ ክብሪ ጋሻና፡ ገዲም ተ/ጋ ኣበድ ተስፋይ።

 Part-1 (02 Apr 2023):  Part-2 (30 Apr 2023):

 See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦



28/04/2023 18:24 PM

5 ደቓይቕ ምስ ባባ ተስፋይ: ቁ 1፡

"ህጹጽ ዘራጊቶ ዘመን”

Tesfay Menghis

"ዓበይቲ  ንናእሽቱ ተሞኩሮናን: ኣፍልጦና: ህይወት ዝዓደለና ልቦናን ከነሰጋግር: ሓላልን ግቡእን'ዩ። ምኽንያቱ ንሕና'ውን እቲ ንፈልጦ ኹሉ: ካብቶም ቅድሜና ዝነበሩ ዝተለቃሕናዮ ስለ ዝኾነ። ብተወሳኺ: ዝኸኣለ ንዘይከኣለ: ዘለዎ ንዘይብሉ: ዝተዓደለ ንዘይተዓደለ እናኣካፋልካ ምሕላፍ ሰብን እግዚኣቢሄርን ዝፈትዎ ጽቡቅ ግብሪ ስለ ዝኾነ: ሃየ አእጃምና ነበርክት። እምበኣር ዒላማ ናይዚ ቻነል (መርበብ): ነቲ ብናይ ፍርቂ ዘበን ዘኻዕበትኩዎ ሞያን ተሞኩሮን: ብዓቅመይ ናብቲ ዝቅጽል ወለዶ ንኸካፍል ካብ ዝብል ኒሕን ሕልናን ዝተበገሰ ምኻኑ ብትሕትና እሕብር።” ተስፋይ መንግስ። Read more

 See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


24/04/2023 23:38 PM

ሓድነታዊ ጉባኤ

ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስትያን ኣብ ስደት፡

ዝተገብረ ምኽታም ዕርቀ-ሰላም፡ ብማእከልነት ኦሬንታል።

ሓድነታዊ ጉባኤ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስትያን ኣብ ስደት፡ ዝተገብረ ምኽታም ዕርቀ-ሰላም፡ ብማእከልነት ኦሬንታል።

 Read more



24/04/2023 23:20 PM

ዝተጠልመ መብጸዓ፡

መግለጺ፡ ዓለም-ለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያን፡ 23 April 2023።

BETRAYED PROMISES.

Press Release by Global Yiakl Eritrean Movement. 23 April 2023

ዝተጠልመ መብጸዓ betrayed promises

 Read more


22/02/2023 23:30 PM

PRESS RELEASE

Eritrean Political Forces’ Concerns

on the Military Conflict in Sudan

April 20, 2023

We Eritrean Political Forces (EPF) are deeply saddened and gravely concerned by the start of an armed conflict in Sudan between the Sudanese Armed Forces and the Rapid Support Force (RSF). Since the start of the conflict five days ago, the heavy fighting in Khartoum and the surrounding areas has already inflicted heavy damage on the people of Sudan, including the death of over 300 people with over 3000 wounded. Read more

 See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦



20/04/2023 22:30 PM

Happy Eid Al Fitr 2023, to All!

ርሑስ ዒድ ኣልፈጥር 2023 ይግበረልና!

بمناسبة قدوم عيد الفطر المبارك نتقدم بأحر التهاني والتبريكات للشعب الارتري عامة وللمسلمين خاصة وكل عام وانتم بالف خير

መዓየዲን መሳለሚን፡ ዓረፋ ኬር ወበርከት!


17/04/2023 23:35 PM

ወተሃደራዊ ዑደት ልኡኽ ኤርትራን መልእኽቱን

ብ'ዓሊ መሓመድ ሳልሕ ሹም: ሎንዶን

ኣብ ዝሓለፈ ምዓልታት ኣብ መራኸቢ ብዙሃን ከምዝተኸታተልናዮ ብመሪሕነት ብ/ጄ ኣወተሃደራዊ ዑደት ልኡኽ ኤርትራን መልእኽቱንብርሃ ካሳ (ኣዛዚ ሃገራዊ ድሕነት) ዝተመርሔ ዑደት ትዓዚብና። ኣብርሃ ካሳን ኣባላት እቲ ዑደት ዝኾኑ ሞኮንናት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ብዘውረዱዎ ስቃይን ውርደትን ስሞም ኣሸባሪ ሙኻኑ ንኹሉ ኤርትራዊ ፍሉጥ ኮይኑ ማሕበረ ሰብ ዓለም እውን ከም ገበነኛታት ቆጺሩ ኣብ ምክትታሎም ይርከብ። Read more


17/04/2023 23:35 PM

መዓልቲ ኤርትራውያን እሱራት:

14 ሚያዝያ 2023

Eritrean Detainees' Day,

14 April 2023

يوم المعتقل الإرتري 14 إبريل

ብዕለት 14 ሚያዝያ 1992፡ ኣባላት ጸጥታ ካብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ሃገርና ብዓሰርተታት ዝቑጸሩ ኤርትራውያን ኣሲሩ። On the 14th of April 1992, the security services arrested dozens of Eritreans from different parts of the country.  Read more



17/04/2023 18:35 PM

ስዉእ ኣሕመድ ናስር

ሒዝዎ እተቐብረ ዓቢ ሃገራዊ ምስጢር።

ብ'ወልደየሱስ ዓማርን፡ ግርማይ ዘሚካኤልን።

ስዉእ ኣሕመድ ናስር ሒዝዎ እተቐብረ ዓቢ ሃገራዊ ምስጢር

 Read more:


17/04/2023 18:35 PM

A Secret that ELFs Ahmed Nasser was buried with.

By Woldeyesus Ammar and Ghirmai Zemichael.

A Secret that ELFs Ahmed Nasser was buried with.

 Read more:


15/04/2023 11:06 AM

Happy Easter to All!

ርሑስ በዓለ ትንሳኤን ፋሲካን ይግበረልና!

عيد فصح سعيد للجميع!

ሙሉእ ምሕረት፡ ሰላምን ቅሳነትን፡ ንህዝቢ ኤርትራ፡ ንከባቢናን ዓለምን፡ የውርደልና ፈጣሪ!



09/04/2023 00:28 AM

10th Year Anniversary of Snitna - Celebration & Reflections

ጽምብል 10ይ ዓመት

ምምስራት ስኒትና (2013 - 2023)፡

ገምጋምን ተዘክሮታትን

احتفالية الذكري العاشرة لتأسيس موقع (سنيتنا)

 ቀዳም Saturday, 08 Apr 2023

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦



08/04/2023 23:28 PM

 ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

 ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  

By Membr Zeru Gebreyesus

ቀዳም Saturday, 08 Apr 2023

ቃለ-መሕተት ምስ ኣካየድቲ ማሕበር ረዲኤትን ልምዓትን - ERDA -

ኣቶ ክፍለማሪኣም ሰቛር - ኣቦ መንበር፡ ኣቶ ብርሃነ እምባየ- ምክትል ኣቦ መንበር፡ ኣቶ ካሕሳይ ይሕደጎ- ህዝባዊ ዝምድናታት።

 See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


04/04/2023 23:52 PM

رمضان في كرن ذكريات من الماضي

Ramadan in Karen

Memories from the past.

by Prof. Jalaladin M Saleh from London

7ይ ክፋል፡ ስምምዕ ጥቅምቲ፣


02/04/2023 23:44 PM

ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)

Voice of Eritrea at CKDU

ናይ Sunday 02 April 2023 show መደብ

2-5 PM Halifax Canada Time

ተቓወምቲ ጉጅለታት ኤርትራ ካብ ዝህልዉ ኣርብዓ ዓመት ሓሊፉ።  

ናብ ዓወት ዝወስድ ሓጺር መንገዲ ኣሎ’ዶ?

Forty years have elapsed since the Eritrean opposition groups existed. Is there a short way to success? With our Guest: Veteran Abede Tesfay.

ምስ ናይ ክብሪ ጋሻና፡ ገዲም ተ/ጋ ኣበድ ተስፋይ።

 See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


01/04/2023 22:35 PM

Public meeting with Members of Association of Disabled Eritreans.

ህዝባዊ ኣኼባ ምስ ኣባላት፡

ማሕበር ኣካለ-ጽጉማን ኤርትራ፡

لقاء عام مع أعضاء جمعية المعاقين الإريتريين፡

 ቀዳም Saturday, 01 Apr 2023

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


01/04/2023 22:35 PM updated

7ይ ክፋል፡ ስምምዕ ጥቅምቲ፣

ቀዳማይ ዑደት ልኡኽ ተ ሓ ኤ ንሶቭየት ሕብረት

ዝርርብ ተጋዳላይ ዓብደላ ስሌማን ሓላፊ ወጻኢ ጉዳይ ቤት ጽሕፈት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ( ተ. ሓ. ኤ.)።

Discussion with veteran Abdella Suleiman Humed.

ኣዘራራቢ- መምህር ኢብራሂም ኢድሪስ

ተርጓሚ - ግርማይ ዘሚኪኤል

7ይ ክፋል፡ ስምምዕ ጥቅምቲ፣

 Part-7 (26 Mar 2023):  Part-8 (01 Apr 2023):





Snitna: Code of Conduct

መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

[Snitna.com  ስኒትና]

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more




Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print

Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና   Design: Yohannes Berhe