Home  About us   Contact us

Copyright © www.snitna.com

Design: Yohannes Berhe

February 2020 - Archive   << Back

Search our site መድለዪ:
 





29/02/2020 13:56 PM

ድምጺ ሓርበኛ ፡ 2020 02 29

Read more

See Also ምስዚ ዝተኣሳሰር፦





29/02/2020 01:45 AM

ዜናዊ ዕዮ

ናይ ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን ኣብ ጀርመን

ጸብጻብ ናይ ኣብ ክልተ መዓልታት፡

ማለት ካብ ዕለት 22 ክሳብ 23 ለካቲት 2020፡

ኣብ ፍራንክፎርት ሃገረ-ጀርመን ዝተኻየደ ሰሚናር።

Report on Eritrean Political Parties Seminar in Frankfurt Germany, from 22 to 23 February 2020

ድሕረ-ባይታ፦ እዞም ድሒሩ ስሞም ዚጥቀስ ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን ድሕሪ ንኣስታት ክልተ ዓመታት ኣብ ክሊ ሓድነታዊ ዛዕባ ዚተኻየዱ ዝተፋለለዩ መድያዊ ኣኼባታትን ናይ ዕላማ ምድላዋትን፣ እንሆ ሎሚ ንኣባላት ናይዞም ብቚጽሪ 14 ዚበጽሑ ኣብ ሃገረ-ጀርመን ዝነብሩ ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን ብኣካል ተራኺቦም ናይ ክልተ መዓልታት ዝወሰደ ሰሚናር ብምክያድ፣ ካብ’ቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ህዝባን ተንጠልጢሉ ዘሎ ከቢድ ናይ ዕንወትን ፋሕብትንን ሓደጋታት ዘድሕን መዋጽኦ ንምፍታሽ ተጋቢኦም። Read more




29/02/2020 01:45 AM

መልእኽቲ ተጋዳሊት ማና ሙሴ፡

ኣብ ዋዕላ ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ሰሜን ኣመሪካ፡ ዋሽንግቶን ዲሲ Veteran Mana Mussie speech at the Eritrean Women Conference in Washington DC, on Feb 8, 2020

Read more

See Also ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




27/02/2020 23:55 PM

ጉባኤ ኣቡነ መቃርዮስ

ኣብ ፍራንክፎርት ጀርመን

ንሰንበት ንሰንበት ዕለት 01.03.2020

2:00 PM ይጅምር

ኩሉኹም ግዱሳት ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ

Read more

See Also ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




27/02/2020 23:55 PM

Reportage of Formation

Association of Eritrean Artists.

ጸብጻብ ምምስራት ማሕበር

ስነጥበባውያን ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ።

21 ለካቲት 2020

[ Radio Erenena ]

Read more




27/02/2020 03:20 AM

ERITREAN WOMEN

IN THE STRUGGLE FOR GENDER EQUALITY AND JUSTICE

By Dr. Tesfa G. Gebremedhin

West Virginia University.

March 8 is International Women’s Day. We all men and women have the moral obligation and humane responsibility to observe, celebrate and cherish this important day. On this day, we show great respect, dignity and serenity in honor of our daughters, sisters and mothers who have fallen and disabled for national independence, gender equality and social justice. Read more






27/02/2020 03:20 AM

The Concept of

the Eritrean Yeakle Mass Movement,

Basic Nature and Functions.

by: Berhe Desta / Seattle, Washington, USA

The Eritrean Yeakle Mass Movement is the movement of the people, by the people, and for the people. It is based on a one person one vote principled membership system of Mass organizing process, on the basis of a city by city approach, the world over, with a strong slogan of Yeakle, Organize, not Agonize!! The main owners of the Yeakle Mass Movement are the individual members of the involved cities of a given country. Read more





25/02/2020 21:32 PM

ATV: ዝርርብ ምስ መሪሕነት ባይቶ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ባይቶ ይኣክል ዳኒኤል ወልደትንሳኤን መብራህቶም ኪዳንነን ዳኒኤል ወልደትንሳኤን

ATV: Interview with Eritrean Bayto YiaklUK leadership, Mr Daniel Woldetnsae and Mr Mebrahtom Kidane.

Read more




25/02/2020 21:32 PM

ሓባራዊ መግለጺ

ምጥርናፍ ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን

ኣብ ጀርመን

ፍራንክፎርት፣ ዕለት 22-23 የካቲት 2020

1. ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ

2. ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ

3. ዲሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ

4. ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ

5. ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ/ሕድሪ

6. ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ/ሕድሪ

7. ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ/ሰደኤ

8. ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ

9. ኤርትራዊ ስምረት ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

10. ሰውራዊ ዲሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ

11. ውድብ ሓድነት ንዲሞክራስያዊ ለውጢ/ሓደለ

12. ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ

13. ስምረት ምንቅስቓስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር

14. ስምረት ምንቅስቓስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር

Read more




23/02/2020 23:55 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Sunday 23 Feb 2020 መደብ

"ንእዋናዊ ክዉንነት ሃገርና ዚምልከቱ ሕቶታት።"

“QUESTIONS CONCERNING CURRENT SITUATIONS IN OUR COUNTRY.”

(PART-2 ይቕጽል)

Our guests (ኣጋይሽና) are: Mr. Kidane Hagos, Mr. kibreab Tesfu, and Mr. Tecle Temesgen.

ክቡራት ተኻታተልትና፡ ናይ ሰንበት መዛተዪ ኣርእስትና፥ "ንእዋናዊ ክዉንነት ሃገርና ዚምልከቱ ሕቶታት።" ኢዩ ክኸውን። እዚ ሙድረኽ ኩሉ ተኸታታሊ ንኪሳተፍ ክፋት ኢዪ። ኣብ ኩሉ መድረኻትና ንጉዳይ ሃገርና ኤርትራ ብዚምልከት ዘይነአንግዶ ናጻ ርእይቶ የልቦን። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our discussion topic is “Questions Concerning current situations in our country.” Our guests are: Mr. Kidane Hagos, Mr. kibreab Tesfu, and Mr. Tecle Temesgen.. You are all cordially invited to participate.

1ይ ክፋል (09 Feb 2020)፡  2ይ ክፋል (23 Feb 2020)




23/02/2020 23:55 PM

ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)

Voice of Eritrea at CKDU

ናይ Sunday 23 Feb 2020 show መደብ

ኮንፈረንስ ኤርትራውያን ደቀንስትዮ ኣብ ዲሲ - ኣመሪካ፡ ምንቅስቓስ ይኣክልን ተራ ደቀንስትዮ ዳያስፖራን።

The Women’s conference in D.C. USA, The Yiakil Movement and Role of Women in Diaspora.

With Ms Ariam Abraham

ኣብዚ ኣርእስቲ`ዚ ምሳና ክትዝቲ ተቐሪባ ዘላ፡ ብ`ባዮ-ከሚስትሪ ዲግሪ ዝተመረቐት፡ ሓውትና ኣርያም ኣብራሃም ኢያ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም።

Voice of Eritrea discussing Ariam Abrham with Biochemistry Degree, resident of Maryland Virginia USA. Our topic will be on: the Women’s conference of last week in USA, the Yiakil Movement and how our sisters role would be in Diaspora. You are all cordially invited to participate.

1ይ ክፋል (23 Feb 2020)፡  1ይ ክፋል (23 Feb 2020)

See Also ምስዚ ዝተኣሳሰር፦





21/02/2020 23:26 PM

ከመይ ንግለጾ፡ ነዚ ጊዜ?

How do we describe these times?

ግጥሚ - ብ`ተሸመ ወልደሚካኤል

Poem by Mr. Tesheme Woldemichael

ከመይ ንግለጾ ፡ ነዚ ጊዜ፡

ይወግሕ ይዓርብ፡ ቀልጢፉ ከይመሰየ፡

ሰብ ብጉሁ’ዩ፡ ዓቕሊ ከይነከየ፡

ዘረባ ዝበዝሖ፡ ፍረ ከየርኣየ።  Read more





21/02/2020 23:26 PM

“ስዒርናዮም ኢና!”

“We have defeated them!”

ግጥሚ - ብ`መሲናስ Poem by Mesinas

ናታቶም ክሃንጹ ናህና ከፍሩሱልና

ንሳቶም ክጸግቡ ንሕና እናጠመና

ብሕሰም መከራ ናብኦም ተሰዲድና

መዓስከር ሰሪሖም እናኣዕቈቡና

ናብ ዓዶም ምእታዎም ካብቲ ዓዲ ጓና

ዓወት ተቘጺሩስ ስዒርናዮም ኢና!?  Read more




20/02/2020 22:28 PM

ኣብ ሕቶ ሃገርን ሃገራውነትን

ዝጽበየና ብደሆታት

On Nationhood and Nationalism

The Challenges awaiting.

ብ`ደስበለ መሓሪ

ኣብዚ እዋንዚ ሕቶ ሃገርን ሃገራውነትን ኣብ ውሽጢ ኤርትራውያን ኣካታዒን ኣሰካፊን ሕቶ ኮይኑ ይረአ ከምዘሎ ዝከሓድ ሓቂ ኣይኮነን። እቲ ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ ተዋፊሩ ዘሎ ዘየቋርጽ መሰልከዪ መደባት ምግንዛብ እኩል መረጋገጺ ኢዩ።

ደለይቲ ፍትሒ ዜጋታት (ተቃወምቲ) ኮኑ፣ ደገፍቲ መንግስቲ፣ካብ ዝተፈላለየ መኣዝናዊ ኣጠማምታ ተበጊሶም ስግኣቶም ከቃልሑን ስክፍታኦም ከስምዑን ዝውቱር ኮይኑ ኣሎ፡፡ እቶም ደገፍቲ መንግስቲ፣ ሃገርን ሃገራውነትን ኣብ ሓደጋ ወዲቑ ዘሎ ብምክንያት ደለይቲ ፍትሒን(ተቃወምቲ መንግስቲ) ብወያኔን ኢዩ ብማለት ንነብሶም ነጻ ከውጽኡን ዝያዳ ፈተውቲ ሃገርን ሃገራውያንን ኮይኖም ክረኣዩን ይጽዕሩ። Read more




20/02/2020 22:28 PM

መልእኽቲ ኣበባ ተስፋጊዮርጊስ

ብዛዕባ ዋዕላ ደቂ ኣንስትዮ

ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ

New year message,

by Mrs Abeba Tesfagiorgis

[ATV Assenna]

See Also ምስዚ ዝተኣሳሰር፦





20/02/2020 22:28 PM

ደገፍ ባይቶታት 6 ሃገራት

ንዋዕላ ኤርትራውያን ስነጥበባውያን 21 ለካቲት 2020 [ERISAT]

ካብ ባይቶታት ህዝባዊ ምንቅስቓሳት ይኣክል፡

1. ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ USA

2. ካናዳ Canada

3. ዓባይ ብሪጣንያ  UK

4. ዴንማርክ Denmark

5. ሽወደንን Sweden

6. ፈረንሳን France

ዝኸበርኩም አብ መላእ ዓለም ትርከቡ ኤርትራውያን፡ ብቀዳምነት ዕዙዝ ሰላምታና ይብጻሕኩም። ብምቅጻል በቲ እተካይድዎ ዘለኩም ዘይሕለል ቃልሲ ንፍትሒን ንሓርነትን ህዝብና እናአሞገስና፡ ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ንምነ።  ...Read more






19/02/2020 18:28 PM

ሓቦኛ ከልቢ ስሚ በሊዑ ይመዉት!

Indefatigable dog dies eating poison.

ብ`መርእድ ዘርኡ by Merid Zeru

“Bereket Gebrekidan Ata merid hawey ab alem eti zashew hzbi keynbhal eyu zefrh nmntay kem ztekalesnqa zeyteredana?”

ተስፋ ይገብር ኣቶ በረኸት “ስለምንታይ ከም ተጋደልኩ ትፈልጦን ትግምግሞን ክትከዉን”። ታሪኸይ ካብ ታሪኽ ተጋደልቲ ኤርትራ፡ ወለዶ 1960ታትን 1970ታትን ሕብረተሰብ ኤርትራን ዝፍለ ስለዘይኮነ፡ ኩሎም መዛኑተይ ዘዘንትዉዎ ታሪኽ፡ ኣካል ናይቲ ታሪኽን ኣብቲ ታሪኽን ስለ ዝነበርኩ መግለጺታቶም ይዉክለኒን ይገልጸኒን ስለዝኾነ፡ ኣብ ዝርዝር ኣትየ: ታሪኽ ዝነግር ዘለኹ ተመሲለ፡ንዉልቃዊ ተፈላጥነት ን ዝናን (cult of personality) ዘዕቢ ሃጠዉ-ቀጠው  ኣይክጽሕፍን’የ።

ኣሕጽር ኣቢለ ንክብርኻን ክብሪ ነበብተይን ክብል፡ ነቲ ሓፈሻዊ  ኣቀዲሞም ካልኦት ተጋደልቲ ዘዘንተዉዎ፡ ብሓጺሩን ቁርጥዉ ዝበለ ብልሓት  ክገልጾ ክፍትን እየ። Read more




18/02/2020 23:24 PM

ንጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ ዘጥቅዐ ሰብ፡  

ኣቶ ያቆብ ገብረመድህን፡

ኣብ ዝባኑ ዝጸንሕ' ናይ 16 ሳምንታት ማእሰርቲ ተፈሪዱ።

[ስእሊ ናይቶም ንኣማኑኤል ደጊፎም ኣብ መጋባእያ ዝወዓሉ]

ኣብዚ ሎሚ ዕለት 18 February 2020 ዝወዓለ መጋባእያ፡ ኣቶ ያቆብ፡ ን30 መዓልታት፡ ካብ ሰዓት 7 ምሸት ክሳብ ሰዓት 7 ናይ ንጉሆ ካብ ገዝኡ ከይወጽእ ተኣጊዱ። ንዝቕጽል 5 ዓመታት፡ ብዝኾነ ይኹን መልክዕ ምስ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ ርክብ ንኸይገብር እውን ተኣጊዱ ኣሎ። ንዝርዝራቱ፡ BBC ትግርኛ ብሰፊሑ ኣቕሪቡዎ ስለዘሎ ኣብዚ ጠውቑ

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




18/02/2020 23:24 PM

ዓምዲ ታሪኽ

ታሪኽ ሂወት ዘይሕለል ሓርበኛ ተቓላሳይ

ጠበቓ ጸጋይ ኢያሱ ጀጋኑና ይዘከሩ!

Biography of yet another national hero

Advocate Tseggay Iyassu

By: Emnetu Tesfay

Here comes the biography of yet another national hero with the name Tseggay Iyassu. The biography profiles his early life, family data, practiced professions, multiple social engagements and above all his distinctive uniqueness as an Eritrean who was determined to fight for the independence of his country, regardless of the challenging obstacles. Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




17/02/2020 02:50 AM

The Concept of the Eritrean Yeakle Mass Movement‘s Priority Tasks for Action

by: Berhe Desta / Seattle, Washington, USA

The Eritrean Yeakle Mass Movement is a Movement of the people, by the people, and for the people, which has uniquely approached the lingering Eritrean political unity problems from a research-based perspective, to identify the main problems, causes and effects, and actual remedies. The Yeakle Movement is a city-by-city initiative, based on a one person one vote membership approach. Read more






16/02/2020 23:55 PM

ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)

Voice of Eritrea at CKDU

ናይ Sunday 16 Feb 2020 show መደብ

ሕሉፍ ታሪኽን ዳግማይ ትንሳኤ ተ.ሓ.ኤ.`ን

Past experience and how ELF resurrected again

Part-2

Veterans Idris Dafi & Berhe Ogbazghi

ክቡራት ተኻታተልቲ፡ Sunday, 16 February 2020፡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ (1) ሓርበኛ ተ/ጋ እድሪስ ዳፊ፡ ካብ ሃገረ ጀርመን፡ ኣባል ውድብ ተ.ሓ.ኤ.`ን ናይ ወጻኢ ጉዳያት ቤት-ጽሕፈት ሓላፊን፡  ከምኡውን (2) ሓርበኛ በርሀ ዑቕባዝጊ ወኪል ኣባል ማእከላይ ኮሚቴ ተሓኤ፡ ኢዩም። ሕሉፍ ተሞኩሮኦም ክሳብዚ እዋንዚ ከካፍሉና ስለዝኾኑ፡ ኣብዚ ኣገዳሲ ዘተ`ዚ ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday, 16 February 2020, our guests will be Veteran fighter Idris Dafi, from Germany, a representative of the E.L.F. foreign affairs bureau, and sencond is veteran Berhe Ogbazghi, member of central committee and representative of ELF. They will share the long years experience and how ELF resurrected again. You are all cordially invited to participate.

1ይ ክፋል-A (02 Feb 2020)፡  1ይ ክፋል-B (02 Feb 2020)

2ይ ክፋል-A (16 Feb 2020)፡  2ይ ክፋል-B (16 Feb 2020)

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




16/02/2020 16:54 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Sunday 16 Feb 2020 መደብ

CONVENING OF THE DIASPORA ERITREANS IS A TIME SENSITIVE CALL

ምግባእ ዳያስፖራ ህዝቢ ኤርትራ ግዜ ዘይህብ እዋናዊ ጻውዒት እዩ።

Mr. Hussein Abdelwasie & Mr Tekle Temesgen

ክቡራት ተኻታተልቲ ፈነወ ንጋባእ፡ ሎሚ ሰንበት Sunday, 16 February 2020፡ ኣብዚ ኣገዳሲ እዋናዊ ኣርእስቲ ዝዛተዩ ዕዱማት ኣጋይሽና (1) ኣቶ ሑሴን ዓብደልዋስዕ ካብ ኣውስትራልያ፡ (2) ኣቶ ተኽለ ተመስገን ካብ ካናዳ ኢዮም። Dear Ngabae Broadcasting followers, this Sunday, 16 February 2020, we will have Important discussion on current issues and our invited guests are Mr. Hussein Abdelwasie & Mr Tekle Temesgen.





15/02/2020 23:55 PM

ካብ ሲኦል ናብ ጋሃንብ፡

ምፍርራስን ምብትታንን ኤርትራዊት ተርሞኑክለሳዊት ስድራ-ቤትን ዘስዕቦ ዘሎ ምጥሓል ኤርትራውያን ኣብ ሰልሚ ኢትዮጵያውነትን።

From Inferno to Hell: The Disintegration and Dispersal of the Eritrean Nuclear Family, and the Consequent Disappearance of Eritreans in the Muds of Ethiopianism.

By: Dr. Gebre Gebremariam

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 15 Feb 2020

10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ቀዳም Saturday, 15 February 2020፡ ዕዱም ጋሻና፥ ገዲም ተጋዳላይ ዶ/ር ገብረ ገብረማሪያም ኢዩ። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም።  On Saturday, 15 February 2020፡, our invited guest is: Veteran Dr. Gebre Gebremariam. You are all cordially invited to participate.





12/02/2020 22:25 PM

ጋዜጣዊ መግለጺ

ዋዕላ ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ሰሜን ኣመሪካ

بيان صحفي

مؤتمر المرأة الإرترية في أمريكا الشمالية

Eritrean Women Conference Washington-DC: Press Release, February 2020

ሃገርና ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ንህላዌኣ ዝደናደን ጽንኩር ኩነታት ኣብ ዘላትሉ እዋን፣ ካብ - ይኣክል ናብ ይከኣል - ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ፣ ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ካብ ኩሉ ክፍለ ሃገራት ኣሜሪካን ካናዳን ዝተሳተፈኦ ፣ ካብ 8 – 9 ለካቲት 2020 ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ዕዉት ዋዕላ ኣካይደና። ...Read more

في الوقت الحرج الذي يمثل فيه تهديد كبير لوجود إريتريا ، ، عقدت المرأة الإرترية مؤتمرا للمرأة في الفترة من 8 إلى 9 فبراير في واشنطن العاصمة. تحت شعار - كفاية  ونعم نستطيع  -حضر المؤتمر نساء إريتريات من جميع مناطق أمريكا وكندا.

...Read more





12/02/2020 22:25 PM

ሓፈሻዊ ኣኼባ ኣብ ሎንደን

ቤት ጽሕፈት ወጻኢ ጉዳይ

ውድብ ዲምክራስያዊ ዓፈር ቀይሕ ባሕሪ  

(RSADO)

ቀዳም ብዕለት 08 February 2020

ካብ ሰዓት 2:00 PM To 4:30 PM

ኣብዚ ንማሕበረ-ሰብ ኤርትራ ኣብ ሎንደን፡ ዝካየድ ሕፈሻዊ ኣኼባ፡ ዝቐርብ ዛዕባታት፦

1. ኣረኣእያ ውድብ ዓፈር ቀይሕ ባሕሪ ንቀጻልነት ሃገረ ኤርትራ ብዝምልከትን፡ ብመሰረት ኣህጉራው ቻርተራት  ምርግጋጽ መሰላት ማሕበራዊ ሓይልታት ኤርትራ ዘላዎ ኣገዳስነት።……

ዝግበረሉ ቦታ (VENUE):

Initative of Change, 24 Greencoat Place, London SW1P 1R

Nearest Station: VICTORIA Underground

...Read more





10/02/2020 23:55 PM

The women that triumphed over… us

Eritrean women gathering -

Washington DC/USA February 08, 2020

ይኣክል ዘይኮነስ እወ ንኽእል ይብላ አለዋ ኤርትራውያን ደቀንስትዮ።

by Kiki Tzeggai

Each Eritrean woman can tell a story of a strong woman that raised her and gave her a chance. Most of the time, in our society, that woman is a mother, a grandmother or a female Veteran.

Nowadays, Eritrean women are like a directory of people helping each other. Last night gathering in Washington DC/USA is a clear proof ! Their flawless work to organize and interview women in any field lifted a lid preventing unity and confidence. ...Read more




10/02/2020 23:55 PM

ኣገናዕ ሜጅ/ጀ፡ ብርሃነ ነጋሽ!!

ብ`ሲራክ

እዋኑ እዋን ውራውራ'ዩ! ታሪኽና ተበሊሉ ሃገርና ኣብ እንስእነሉ እዋን ኢና በጺሕና ዘሎና። ታሪኽ ዘይብሉ ህዝብን ሱር ዘይብሉ ገረብን ድማ ሓደ`ዩ! ታሪኽ ብስዓርቲ ከም ዝጽሓፍ ኩላትና  እንፈልጦ ሓቂዩ። ይኹን ድኣምበር ካልእ ገዚፍ ፈተና ገጢሙና ብምህላዉ ታሪኽና ክንስንድ፡ ንወለዶታት ከነሕልፍስ ይትረፍ፡ ግብረመልሲ ክንህብ'ውን ኣብዘይንኽእለሉ እዋን ኢና በጺሕና ዘሎና።  ግን ከኣ ታሪኽና ክንጽሕፍ እንተዘይ ክኢልና፡ እቶም ዝተሳዕሩ ነቲ ኣጋጣሚ ተጠቒሞም በቲ ዝጥዕሞም መገዲ ሓድሽ ጽውጽዋይ ክጽሕፉ ብግዲዩ።  ...Read more




09/02/2020 23:55 PM

ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)

Voice of Eritrea at CKDU

ናይ Sunday 09 Feb 2020 show መደብ

ጽልዋን ሳዕቤናትን ውሳኔ ዶር ኣቢይ፡ ኣብ ልዕሊ ዕቑባት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ትግራይ፡ እንታይ ክኸውን ኢዩ?

What would be the the Impact and Consequences of Dr Abiy's decision, to those Refugees in Tigray?

Mr. Kahsay Yehdego Project manager of (ERDA)

ክቡራት ተኻታተልቲ፡ Sunday, 09 February 2020፡ ኣርእስትና፥ "ጽልዋን ሳዕቤናትን ውሳኔ ዶር ኣቢይ፡ ኣብ ልዕሊ ዕቑባት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ትግራይ፡ እንታይ ክኸውን ኢዩ?" ዝብል ኮይኑ ዕዱም ጋሻና፡ ኣቶ ካሕሳይ ይሕደጎ ኣካያዲ  ትካል ረድኤትን ምዕባለን (ERDA) ኢዩ ክኸውን። On Sunday, 09 February 2020, Our discussion topic is "What would be the the Impact and Consequences of Dr Abiy's decision, to those Refugees in Tigray?". Our guest will be Mr. Kahsay Yehdego Project manager of (ERDA) Eritrean Relief & Development Association, Based in Ethiopia (Tigray) boarder to Eritrea.

 1ይ ክፋል (09 Feb 2020)፡  2ይ ክፋል (09 Feb 2020)




09/02/2020 17:03 PM

Voice of Eritrean Partiot

ድምጺ ሓርበኛ (07 Feb 2020)

 ...ኣብዚ ጠውቑ

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦





09/02/2020 17:03 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Sunday 09 Feb 2020 መደብ

"ንእዋናዊ ክዉንነት ሃገርና ዚምልከቱ ሕቶታት።"

“QUESTIONS CONCERNING CURRENT SITUATIONS IN OUR COUNTRY.”

Our guests (ኣጋይሽና) are Mr. Kidane Hagos, Mr. kireab Tesfu, and Mr. Tecle Temesgen.

ክቡራት ተኻታተልትና፡ ናይ ሰንበት መዛተዪ ኣርእስትና፥ "ንእዋናዊ ክዉንነት ሃገርና ዚምልከቱ ሕቶታት።" ኢዩ ክኸውን። እዚ ሙድረኽ ኩሉ ተኸታታሊ ንኪሳተፍ ክፋት ኢዪ። ኣብ ኩሉ መድረኻትና ንጉዳይ ሃገርና ኤርትራ ብዚምልከት ዘይነአንግዶ ናጻ ርእይቶ የልቦን። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ።                      

Dear listeners, this Sunday, our discussion topic will be “Questions Concerning current situations in our country.” Our guests are: Dr. Salah Ibrahim Jimie from Australia and Mr Tekle Temesgen from Canada. You are all cordially invited to participate.




08/02/2020 22:05 PM

ሎሚ`ውን፡

ካልኣይ ፈንቅል የድሊ ኣሎ

ብኣጋጣሚ መበል 30 ዓመት ዝኽሪ፡ ስርሒት ፈንቅል፡

(And now - 2nd Fenkil Against

the Dictatorship of Eritrea)

ብ'ዮውሃንስ ጸጋይ

ዝኸበርኩም ደቂ ኤርትራ! ዝኸበርኩም ሓርበኛታትን ስዉኣትን ብጾተይ! ኣንቱም ምዑታት ሰብ ስረ! ኣንትን ዋዕሮታት ሰብ ቅናትን ጠበንጃን! ኣንቱም ወረስቲ ሕድሪ ዋርሳይ! ኣንቱም ሞያውያን፡ ለባማት፡ መራሕቲ እምነታትናን ምሁራትናን!

   ሎሚ ብኣጋጣሚ መበል 30 ዓመት ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል (10 ለካቲት 1990 - 10 ለካቲት 2020)፡ ምሳኹም ከዕልል ኢየ መሪጸ።  ...Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦





07/02/2020 23:55 PM

ቃለመሕትት ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

ምስ ኤሪቲቪ

President Isaias Afewerki Interview with EriTV 07 February 2020

[Eritrea Sinit Study Group ESSG]

Part-1 (07 Feb 2020):   Part-2 (09 Feb 2020):

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




07/02/2020 23:55 PM

What Can Eritreans Learn from

Senator Romney’s Political Courage?

By Mr. Goitom Emam Beyen

Can you imagine a world without courage, especially people without political courage? As a citizen of the United States, I watched most of the Donald Trump impeachment hearings attentively. Although I am dismayed by the 52 Republican Senators who voted against their consciousness and the truth in front of them, I am proud of Senator Mitt Romney for taking a stand at odds with his party and standing for the truth as well as the rule of law. He was true to himself and his self-interests did not supersede his conviction. Senator Romney said, “I swore an oath before God to exercise impartial justice. I am profoundly religious. My faith is at the heart of who I am.” ...Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




07/02/2020 12:40 PM updated

ሙናድል ዎሜርሐይ፡

 እድሪስ  ዑመር (ብሬራይ)፡

ዝክርያት እት መርሕለት ሰውረት (መቃበለት)

Reflections of Liberation struggle, interview with Veteran Leader Idris Omer (Beriray), who joined the ELF in 1967, also one of the founders of EPLF.

[Radio Saeyob ራድዮ ሰእዮብ]

 1ይ ክፋል(13 Dec 2019)፡    2ይ ክፋል(20 Dec 2019)

 3ይ ክፋል(27 Dec 2019)፡   4ይ ክፋል(03 Jan 2020)

 5ይ ክፋል(10 Jan 2020)፡   6ይ ክፋል(17 Jan 2020)

 7ይ ክፋል(24 Jan 2020)፡   8ይ ክፋል(31 Jan 2020)፡  

 9ይ ክፋል(07 Feb 2020)

See more ተወሰኽቲ ሰሚናራት ብ-እድሪስ ዑመር በሪራይ፡-




06/02/2019 02:40 AM

ክልተ ምሁራት ኣብ ጉዳይ`ቲ ኣብ ኮንግረስ ዝካየድ ዘሎ መስርሕ ክሲን ፍርድን ፕረዚደንት ትራምፕ

[VOA Tigrinya]

እቲ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ጸዲቑ ንወሳኒ ፍርዲ ናብ ባይቶ መወሰኒ ሕጊ(ሰነት) ቀሪቡ ዘሎ ጉዳይ ክሲ ካብ መዝነት ምውራድ ፕረዚደንት ትራምፕ፡ ሎሚ ክዛዘም`ዩ ዝብል ትጽቢት ኣሎ። ከምኡ ዝገብሮ ዘሎ ምኽንያት ድማ፡ ፕረዚደንት ትራምፕ ሪፓብሊካን ስለዝኾነ፡ ኣብ ሰነት ዘለዉ ዝበዝሑ ድማ ሪፓብሊካን ስለዝኾኑ፡ ነቲ ብደሞክራት ዝምጎት ዘሎ ክሲ ምውራድ ስልጣን ውዱቕ ክገብርዎ ይኽእሉ`ዮም ብዝብል`ዩ። ይኹን`ምበር ይብሉ ኣብ`ዚ መደብ ዝቐረቡ ኣጋይሽ ጠበቓ ሕጊ ኢሳያስ ገብረኪዳንን (ጸጋማይ ስእሊ) ነቲ መስርሕ ብቀረባ ዝከታተል ምሁር ኣቶ ግርማይ ቦኽረን (የማናይ ስእሊ)፡ ውጽኢት ናይ`ቲ መስርሕ ኣብ መወዳእታ`ዚ ዓመት ኣብ ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ዓቢይ ጽልዋ ክህልዎ`ዩ ይብሉ። ኢትዮጵያዊ ኣቶ ኢሳያስ ገብረኪዳን ካብ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ፡ ከምኡ ድማ ኤርትራዊ ኣቶ ግርማይ ቦኽረ ካብ ቦስተን ማሳቹሰትስ፡ እቲ መስርሕ ክሲ ምውራድ ስልጣን ፕረዚደንት፡ ንኻልኦት ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘለዉ ሰማዕቲ ዝህቦ ትምህርቲ`ውን ኣልዒሎም ኣለዉ። ምሉእ ትሕዝትኡ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል። Read more





06/02/2020 02:40 AM Updated

ሲምፖዝዩም ኤርትራ 2020

Eritrea Symposium 2020

መእተዊ መደረ፡

ብ`ኣምባ. ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ፡

ብድሆታት ለውጥን ስግግርን ኣብ ኤርትራ

Challenges of Change and Transition in Eritrea

Keynote Address: at Eritrea Symposium 2020

By Amb. Andebrhan Welde Giorgis

ዝኸበርኩም ተሳተፍቲ፡

ኣቐዲመ እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም እብል። ብዙሓት ካባኹም፡ ኣብዚ ሲምፖዝዩም’ዚ ንምስታፍ፡ ብሕታዊ፡ ስድራቤታውን ሞያውን ጕዳያትኩም ኣወንዚፍኩም፡ ካብ ርሑቕን ቀረባን መጺእኩም። ስለ’ቲ ግዜኹም፡ ጻዕርኹምን ተወፋይነትኩምን ምስጋናይ አቕርብ። ቀጺለ፡ ንዳንኤልን ሰለሙንን፡ ስለ’ቲ ኣብ ምስንዳእ ናይዚ ሲምፖዝዩም ኰነ ንተሳተፍቲ፡ ኣለይትን ኣቕረብትን መደረታት ኣብ ምቕራብን ምውህሃድን ዘካየዱዎ ኣድካሚ ስራሕ ከመስግን እፈቱ። ኣስዒበ፡ ነታ ንዅሉ’ቲ ኣህላኺ ስራሓት ሎጂስቲክስ ብጽፈት ብምፍጻም፡ ነዚ ሲምፖዝዩም’ዚ ዚወደበት ጋንታ ኤሪ-ፕላትፎርም፡ ብፍላይ ድማ ንኣካያዲት ስራሕ ኣርያና፡ አመስግን።

እዚ ሲምፖዝዩም’ዚ እግረ-እግሪ ኤርትራ ሲምፖዝዩም 2019 ዚስዕብ ዘሎ ኢዩ። ከም ፈላሚት ናይ ሓድሽ ዓመትን ሓድሽ ዓሰርተ ዓመትን መጠን፡ 2020 ንሃገርናን ህዝብናን ብስራት ሓድሽ ወጋሕታ ናይ ተስፋ፡ ለውጥን ስግግርን መታን ኪትከውን ንተዓጠቕ። Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




06/02/2020 02:40 AM

Personality Types and Cognitive Diversity -

Speaker: Kawser Abdurahman

[Eritrea Sinit Study Group ESSG]

Part-1 (05 Nov 2019):  Part-2 (05 Nov 2019):

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦



06/02/2020 02:40 AM

"ኣብ ደገን ኣብ ውሽጥን ዝግበር ዘሎ ተቓውሞ፡

መላግቦ ክህልዎ ይግባእ"

ሓርበኛ ተስፋይ ተምነዎ

ደራሲ መጽሓፍ “ንኣርብዓ ዓመታት ዝተቐብረ ጉድ

[ERISAT]

 1ይ ክፋል (05 Feb 2020)፡  2ይ ክፋል (06 Feb 2020)

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




06/02/2020 02:40 AM Updated

The Ideal Concept of

the Eritrean Yeakle Mass Movement

and the Bayto NA’s Destructive Practices

by: Berhe Desta / Seattle, USA

Introduction

The Eritrean Yeakle Mass Movement is a Task Force driven, mass political movement which emanated about six years ago, through a world-wide, city-by-city organizing process.

The Movement grew out of the highly unbearable socio-economic and political environment that has been created by the illegal government in Eritrea. Esayas Afeworki, the cardinal of sin, forcibly snatched the political power following the 30 year’s War of Independence in 1991. Read more





03/02/2020 20:15 PM

EU and UN propping up the repressive regime in Eritrea are morally wrong.

By Petros Tesfagiorgis

First of all I express my sadness for the kidnap of innocent Amhara students in Dembi Dolo University, Oromo region. It is a gross human rights violation and should be condemned unequivocally. Abiy Ahmed became Prime Minister of Ethiopia in April 2018 and he wasted no time to announce his agenda of peace. Soon he made peace with Eritrea. ...Read more





03/02/2020 17:16 PM

The Eritrean Popular Council of Yakil in UK

conducts its successful third regular meeting

in Birmingham

برمنغهام تحتضن اجتماع مجلس كفايا في المملكة المتحدة في دورته الثالثة

...Read more





03/02/2020 04:49 AM

Eritrea Vision 2020:

Building An Effective Civil Society

[Eritrea Digest]

The Ethio-Eritrean rapprochement is in its second year. The initial optimism has faded because the Eritrean regime has gone back to its old habit again; and old habits die hard. The border remains closed (the Eritrean government closed it!) without any explanation from either side. Trade has halted at the borders and even Ethiopian merchant ships stopped calling at the Massawa port. ...Read more




02/02/2020 23:55 PM

ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)

Voice of Eritrea at CKDU

ናይ Sunday 02 Feb 2020 show መደብ

ሕሉፍ ታሪኽን ዳግማይ ትንሳኤ ተ.ሓ.ኤ.`ን

Past experience & resurrection of E.L.F

ሓርበኛ ተ/ጋ እድሪስ ዳፊ፡

ክቡራት ተኻታተልቲ፡ Sunday, 02 February 2020፡ ዕዱም ጋሻና፡ ሓርበኛ ተ/ጋ እድሪስ ዳፊ፡ ካብ ሃገረ ጀርመን ኢዩ ክኸውን። ንሱ ኣብዚ እዋንዚ፡ ኣባል ውድብ ተ.ሓ.ኤ.`ን ናይ ወጻኢ ጉዳያት ቤት-ጽሕፈት ሓላፊን፡ ኢዩ። ሕሉፍ ተሞኩሮኡ ክሳብዚ እዋንዚ ከካፍለና ስለዝኾነ፡ ኣብዚ ኣገዳሲ ዘተ`ዚ ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም።

On Sunday, 02 February 2020, our guest will be Veteran fighter Idris Dafi, from Germany. Currently, he is representative of the E.L.F. foreign affairs bureau. He will share the long years experience and how ELF resurrected again. You are all cordially invited to participate.

 1ይ ክፋል (02 Feb 2020)፡  2ይ ክፋል (02 Feb 2020)

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




02/02/2020 23:55 PM

ሞት ፈሪሔ ኢልካ ኣይምወትን

It is terrible to die in fear of death

ብ` ሃብቶም ገብረ

ስሑል ፍቱን፡ ኣንታ ስሑል ፍቱን

ጸጋም ይዓጽዉኻ፡ ብየማን ትፍትን

መዓንጣኻ፡ ሓሞትን ትብዓትን

ኣብ መትከልካ፡ ጽንዓትን መስዋእትን

ተጣባቒ መሰል፡ ናቱን ካልኦትን

ዳነይትኻ፡ ፈጣርን ታቦትን።

...Read more






02/02/2020 23:55 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Sunday 02 Feb 2020 መደብ

ብኢትዮጵያ ንዝካየድ ፍግረ-ልዑላውነት ኤርትራ ብከመይ ንምልሰሉ?

How do we respond to Ethiopian Encroachment upon Eritrean Sovereignty?

Dr Salah Ibrahim & Mr. Tekle Temesgen

ክቡራት ተኻታተልቲ ፈነወ ንጋባእ፡ ከመይ ቀኒኹም? ጽባሕ ሰንበት “ብኢትዮጵያ ንዝካየድ ፍግረ-ልዑላውነት ኤርትራ ብከመይ ንምልሰሉ?”  ዝብል ዘተ ክህልወና ኢዩ። ኣጋይሽና፣ 1) ዶክተር ሳላሕ ኢብራሂም ጂምዕ ካብ ኣውስትራልያ፥ 2) ኣቶ ተኽለ ተመስገን ካብ ቶሮንቶ እዮም። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Dear listeners, this Sunday, our discussion topic will be “How do we respond to Ethiopian Encroachment upon Eritrean Sovereignty?” Our guests are: Dr. Salah Ibrahim Jimie from Australia and Mr Tekle Temesgen from Canada. You are all cordially invited to participate.





01/02/2020 13:20 PM

ጻውዒት ባይቶታት

ሕዝባዊ ምንቅስቓሳት ይኣክል

ንምስረታ ዓለምለኻዊ ጽላል

نداء عاجل من مجالس الحركات الشعبية الإرترية


ካብ ባይቶታት ህዝባዊ ምንቅስቓሳት ይኣክል፡

1. ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ USA

2. ካናዳ Canada

3. ዓባይ ብሪጣንያ  UK

4. ዴንማርክ Denmark

5. ፈረንሳን France

6. ሽወደንን Sweden

ዝኸበርኩም አብ መላእ ዓለም ትርከቡ ኤርትራውያን፡ ብቀዳምነት ዕዙዝ ሰላምታና ይብጻሕኩም። ብምቅጻል በቲ እተካይድዎ ዘለኩም ዘይሕለል ቃልሲ ንፍትሒን ንሓርነትን ህዝብና እናአሞገስና፡ ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ንምነ።  ...Read more





01/02/2020 13:20 PM

ትርጉምን እንታይነትን መንግስትን ባንዴራን!

መበል 39 ክፋል

ብመሲናስ

ኣብ ወርሒ ሕዳር 1948 ዓ.ም. ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ፡ ኣኽሊሉ ሃብተወልድ ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፡ ሚኒስተር ጆርጅ ሲ.ማርሻል ተራኸበ’ሞ፡ እንተደኣ ኣመሪካ ንምምላስ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ደጊፋ እቲ ድሮ ኣብ ኣስመራ፡ ኣብ ራዲዮ ማሪና ተኺላቶ ዘላ መደበር ራድዮ ከም ቀደሙ ንኽቕጽል ከም ትፈቕደላ ቃል ኣተወሉ። ጆርጅ ሲ.ማርሻል እውን ብወገኑ መደበር ራድዮ ማሪና ከም ዘለዎ ንኽቕጽል ከምኡውን መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራን ወደብ ባጽዕን ንወተሃደራዊ ሓይልታት ኣመሪካ ብናጻ ከገልግል፡ ኢትዮጵያ ትፈቅድ እንተኾይና፡ ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ምሉእ ደገፋ ከም ትህባ ኣፍለጦ።  ...Read more




01/02/2020 13:20 PM

ንክብሪ ልእላውነትናን ሃገራውነትናን

ተቓዋሚን ደጋፊን ተባሃሂልና፡ ክንፈላለየሉ ዘይግባእ እዋን

No more divisions among us, Eritreans!

Let’s stand together for the dignity of

our Eritrean Sovereignty and our Nation.

By: Mr. Solomon Nugguse

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 01 Feb 2020

10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ቀዳም Saturday, 01 February 2020 ዕዱም ጋሻና ኣቶ ሰለሙን ንጉሰ ኢዩ። ሒዙልና ዝቐርብ ናይ ዘተ ኣርእስቲ፥ "ንክብሪ ልእላውነትናን ሃገራውነትናን፡ ተቓዋሚን ደጋፊን ተባሃሂልና፡ ክንፈላለየሉ ዘይግባእ እዋን" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ኣብዚ ኣገዳሲ ዘተ ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም።

On Saturday, 01 February 2020, our invited guest is Mr Solomon Nugguse. His discussion topic will be: "No more divisions among us, Eritreans! Let’s stand together for the dignity of our Eritrean Sovereignty and our Nation." You are all cordially invited to participate.





ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ

OPEN LETTER TO ALL PFDJ MEMBERS

(24 March 2001)

እዚ "ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ" ዘርእስቱ ጽሑፍ፡ በቶም ንቅዋማዊ ምሕደራ ዝጠለቡ፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ኣባላት ባይቶን፡ (ብጉጅለ-15 (G-15)ዝፍለጡ)፡ ኣብ 2001 ዘውጽኡዎ ቅሉዕ ጠለባትን መልእኽትታትን ዝሓዘ ታሪኻዊ ሰነድ ኢዩ። እዚ ቅኑዕ ህዝባዊን እዋኑ ዝጠልቦ ዝነበረን ጠለቦም፡ ከም ገበን ተቖጺሩ ኸኣ፡ ካብ 18 መስከረም 2001 ኣትሒዞም፡ ኣብ ማሕዩር ክበልዩን ሃለዋቶም ተሸሪቡን ይርከብ። ብዙሓት ካብኣቶም ህይወቶም ከምዝሓለፈ ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት እኳ እንተፍለጡ፡ ብወገን መንግስቲ ኤርትራ ግን ዝኾነ ወግዓዊ መልሲ ኣይተዋህበን።. Read more





Snitna: Code of Conduct

መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

[Snitna.com  ስኒትና]

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more


























Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና


Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print

Google search here: