Home  About us   Contact us

Copyright © www.snitna.com

Design: Yohannes Berhe

April 2018 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና




28/04/2018 20:57 PM

ጠንቂ ኲናት ባድመን ኣካያይዳኡን

ተጋዳላይ ዮሴፍ ፍስሃየ (ጎርዞ)

ዕለት Sunday, 28 April 2018

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ሰሚናር ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና

ናይ ሎሚ 28-04-2018 ዕዱም ጋሻ፡- ተጋዳላይ ዮሴፍ ፍስሃየ (ጎርዞ) ኾይኑ፡ ብዛዕባ ጠንቂ ኲናት ባድመ መንእሰያት ኤርትራ ንምጽናትን ልዑላውነትና ንምሕካኽን ዝተገብረ ውዲት ኢዩ ብዝብል ኣርእስቲ ሰፊሕ ትንተና ሒዙ ክቐርብ ኢዩ።

1ይ ክፋል (28-Apr-2018)፡  2ይ ክፋል (28-Apr-2018)

3ይ ክፋል (28-Apr-2018)፡  





28/04/2018 20:57 PM

      ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Mem Zeru Gebreyesus

ናይ 28 April 2018 መደብ

ተራ መንእሰያት Role of Youth

መንእሰይ በረኸት ዑቕበ ካብ ኣትላንታ

ተራ መንእሰያት ኣብ ዝሓለፈ ሃገራዊ ሓርነታዊ ቃልሲን ኣብዚ ሕጂ ንፍትሒ ዝክየድ ዘሎ ቃልሲን። Role of youth during Eritrean liberation struggle and on the ongoing Justice movement. ኣብዚ ጠውቑ





28/04/2018 03:09 AM

ኽትሰምዕ ምምሃር፣ ንኽትምሃር ምስማዕ የድሊ:

LEARNING TO LISTEN

AND LISTENING TO LEARN

- Article by Dr. Tesfa G. Gebremedhin -

West Virginia University.

ደራሲ፡- ዶር/ ተስፋ ገብረመድህን። ናብ ትግርኛ ተርጓሚን ኣንባቢን፡- መም/ተኽለ ስብሃቱ ተስፉ።

See also related / ተወሰኽቲ ኣስተምህሮታት፡-




27/04/2018 23:85 PM

A soldier’s story – our story,

where more needs to be done

by Kiki Tzeggai

My beloved grandmother always told me to never stop being independent. She said “never count on anyone to make you walk through life. Never count on a man to feed you and your kids. Be educated. If you decide to put aside your career and raise a family, let the man beside you know that at any time you could leave and subsidize yourself”.

She made me understand that women are not irrelevant, maybe emotional but never irrelevant. A strong woman is a respected woman, …Read more




27/04/2018 23:85 PM

A Look Back on

Eritrea’s Historic 1993 Referendum

BY FIKREJESUS AMHAZION (PhD)

[ tesfanews ]

This week represents the 25th anniversary of the Eritrean referendum for independence. The three-day, internationally sponsored and observed plebiscite took place April 23-25, 1993, offering Eritreans residing in Eritrea, Ethiopia, Sudan, and in over 40 other countries including Canada, the US, across Europe, and parts of the Middle East, the opportunity to finally – and resoundingly – determine their future and exercise the rights that they had been denied for decades.  …Read more




27/04/2018 23:85 PM

ትርጉምን እንታይነትን መንግስትን ባንዴራን!

መበል 28 ክፋል

ብመሲናስ

ምስጢራት ቃኘው ብጭብጢ፥

ኣብ 26 ጥሪ 1943 ዓ.ም. ሓደ ናይ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ናይ ሚኒስትሪ ምክልኻል፡ ኣብ ኤርትራ (ኣስመራ) ሓደ ናይ መራኸቢታት ራድዮ ንምትካል ዘጽንዕ ጉጅለ፡ ናብ ኤርትራ ኣተወ። ኣብ ወርሒ ሚያዝያ 1943 ዓ.ም. ድማ ሸውዓተ ዝኾኑ ክኢላታት ኣብቲ ኣቐዲሙ ብመንግስቲ ጣልያን ተተኺሉ ዝነበረ ራድዮ ማሪና (ራድዮ መሪናዮ) ሰፊሮም፡ መጽናዕቶምን ፈተነታቶምን ኣካየዱ። ኣብ ወርሒ ግንቦት ናይቲ ዓመት ድማ ናይ መጀመርያ ግዜ ናይ ራድዮ ርክብ ምስ ዋሽግቶን ፈተኑ።

እዚ፡ ካብታ ካብ ጽፍሒ ባሕሪ 7600 ጫማ ክብ ኢላ ዝተደኰነት፡ ሰሜን ካብ ቅናት ምድሪ እትርከብ ከተማ ኣስመራ ዝተፈነወ ማዕበል፡ ኣዝዩ ንጹር ናይ ርክብ መስመር ስለ ዝፈጠረ፡ ኣመሪካውያን ተሓጐሱ። በዚ ተተባቢዖም ድማ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ናይ 1943 ዓ.ም. ኣርባዕተ መኰንናትን 50 ዕሉማት ወተሃደራትን ተወሰኽቲ ናብ ኤርትራ ብምስዳድ፡ ንራድዮ ማሪናዮ ብምስፋሕን ከምኡውን ሓድሽ መዓስከር ኣብ ቃኘው ብምኽፋትን ናይ ኣስመራ ርክባቶም ናብ ዓቢ መደበር ቀየሩዎ። ክሳዕ 1977 ዓ.ም. ድማ ብብቕዓት ኣገልገለ። ...Read more





22/04/2018 22:53 PM

ምምሓው ኤርትራዊት ያታዊ ኣሃዳዊት ቤተሰብ፡ ቅጽበታውን ነባሪን ሓደጋ

ንቐጻልነት ኤርትራ ከም ሃገርን ሕብረተ-ሰብን።

Deracinating/ Uprooting the Eritrean Traditional Nuclear Family: An Imminent and Permanent Danger to the Survival of Eritrea as a Nation State and as a Society.

ዕለት Sunday, 22 April 2018

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና

ዶ/ር ገብረመስቀል ገብረማሪያም፡ ወትሩ ስሩዕ ኣስተምህሮ ዘቕርበልና ዘሎ ምሁር ኤርትራዊ ኢዩ። ኣብዚ ናይ ቀዳም ዘቕርቦ ኣርእስቲ፡- ምምሓው ኤርትራዊት ያታዊ ኣሃዳዊት (ተርሞኑክሌሳዎ) ቤተሰብ፡ ቅጽበታውን ነባሪን ሓደጋ ንቐጻልነት ኤርትራ ከም ሃገርን ሕብረተ-ሰብን። Dr. Gebre Gebremariam's monthly Seminar at Eritrean Hdri Jeganuna Official Paltalk Room, this Sunday, Focuses on: Deracinating/ Uprooting the Eritrean Traditional Nuclear Family: An Imminent and Permanent Danger to the Survival of Eritrea as a Nation State and as a Society.

1ይ ክፋል (22-Apr-2018)፡  2ይ ክፋል (22-Apr-2018)

3ይ ክፋል (22-Apr-2018)፡  4ይ ክፋል (22-Apr-2018)

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




21/04/2018 23:55 PM

ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus

ናይ 21 April 2018 መደብ

ተራ መንእሰያት Role of Youth

ተራ መንእሰያት ኣብ ዝሓለፈ ሃገራዊ ሓርነታዊ ቃልሲን ኣብዚ ሕጂ ንፍትሒ ዝክየድ ዘሎ ቃልሲን። Role of youth during Eritrean liberation struggle and on the ongoing Justice movement.

ዝሓለፉ መደባት ፈነወ ንጋባእ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ




21/04/2018 15:25 PM

ተመኩሮ ሰውራ፡ ህሉው ኩነታት ሃገርና ኣብዚ እዋን'ዚን፡

ተራና ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሓርነታዊ ቃልሲን

Past Experience, an analysis of current Eritrean situation, and the role of Eritreans

in the ongoing movement for justice

by Veteran Ahmed Al-Keysi

ብ’ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ኣል ቀይሲ

Seminar At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና

ዕለት Saturday, 21 April 2018

ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ኣል ቀይሲ: ብዛዕባ ዝሓለፈ ተመኩሮን፡ ህሉው ኩነታት ሃገርና ኣብዚ እዋን'ዚን ሰፊሕ ትንተናን ኣስተምህሮን ክህበና ተዳልዩ ኣሎ። Veteran Ahmed Al-Keysi, will share his Extensive past Experience as well as give us an analysis of current Eritrean situation.


Part-1 (21-Apr-2018)፡            Part-2 Q&A (22-Apr-2018)

Part-3 Q&A (22-Apr-2018)፡   Part-4 Q&A (22-Apr-2018)

Part-5 (21-Apr-2018)፡           Part-6 (21-Apr-2018)

Part-7 (21-Apr-2018)



20/04/2018 20:42 PM

ኣብ ኲናት ዝወዓለ ይንገርካ

ኣስተምህሮን ለበዋን ብኣዴናን ሓውትናን

ኣበባ ተስፋጊዮርጊስ

A call for peace and justice,

by Abeba Tesfagiorgis

[ Asmarino.com - ኣዝማሪኖ ]

Read more (18-Apr-2018)




19/04/2018 18:43 PM

ኤርትራዊ መንነትና ምዕቃብን ምኽባርን ኣብ ስደት

ብእንግሊዝኛ ደራሲ፣ ዶ/ር ተስፋ ገብረመድህን

ናብ ትግርኛ ተርጓሚ፣ መምህር ተኽለ ስብሃቱ ተስፉ

ሃገራዊ መንነትና መቐጸልታ ናይቲ ካብ ጥንቲ ኣባሕጎታትናን ኣቦታትናን እናተወራረሰን እናተዓቀበን ዝመጸ መበቆላዊ ሰረትና ኮይኑ፣ ዝልለየሉ ከኣ ኣብ ውሱናት ክፋል ናይ ህዝቢ ወይ ሃገር፣ናይ ገዛእ ርእሳ ታሪኽ፣ቋንቋ፣ ልማድ፣ ወይ ማሕበራዊ ልምድን ባህላዊ ውርሻን ዘለዋ ኢዩ። ዝእምቶ ከኣ ንክፋል ናይ ሓደ ኣገባብ ኣተሓሳስባ፣ ኣቓልቦታት፣ ስምዒታት፣ ጠባይን ግቡእነትን ናይ ሓደ ውልቀ-ሰብ ወይ ሰባት ካብቲ ማሕበራዊ ኣባልነት ወይ ምትእስሳር ናብ ህዝብኻ ዝምዕብል ኢዩ። መን ምዃና ወይ ክሳብ ክንደይ ልዑላት ኢና ብዘየገድስ፣ ወይ ብዛዕባ ገዛእ ርእስና ዘይንሓስብ ምስ እንኸውን፡ ዝምድናን ምትእስሳርን ምስ ህዝብና ብጽቡቕ መሰረት ክቕጽል ከም ፍጡራት ሰባት ንህላዌና ኣጸጋሚ ኢዩ። Read more



19/04/2018 18:43 PM

Eritreans Have a Profound Sense of Their Own History:

A Response to Getachew Reda

By Petros Tesfagiorgis

I do not want to reply to Getachew Red’s article and claims point by point as it is full of fallacies and emotional assertions. Let me explain again what my view is.

My article does not suggest peace at all cost. It is peace with justice. It is with the belief that differences that bread hostility and war can be solved on the table through negotiations and consultations. May I say that many in African, especially those living in the Horn, are prone to… Read more



15/04/2018 23:31 PM

ድምጺ ኤርትራ Voice of Eritrea

(ናዝ የማነ Naz Yemane)

ናይ 15 April 2018 መደብ Show

ዳግመ-ርኽክብ ሓርበኛታት ተሓኤ

ELF Veterans Reunion

ናይ ሰንበት መደብ፡ ብዛዕባ ዳግመ-ርኽክብ ሓርበኛታት ተሓኤ ኮይኑ ዕዱማት ኣጋይሽና፡- ሓርበኛታት፡- ሕድራይ ፍስሃ፡ ኤልሳ መስፍን ከምኡ'ውን መሓሪ ጋሮይ ይርከቡዎም። This Sunday's show is about ELF Veterans Reunion. Our guests will include: Veterans Hdray Fesha, Elsa Mesfn and Mehari Garoy.  

1ይ ክፋል (15-Apr-2018)፡  2ይ ክፋል (15-Apr-2018)

 ንምስታፍን ዝሓለፈ ንምስማዕን፡ ኣብዚ ጠውቑ

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-



15/04/2018 23:55 PM

Seminar መግለጺ ኣባላት

ሽማግለ ንህዝባዊ ዘተ (ጀርመን)

[Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና]

መግለጺ ኣባላት ሽማግለ ንህዝባዊ ዘተ (ጀርመን)፡ ብዛዕባ መዲቦሞ ዘለዉ፡ ሃገራዊ ህዝባዊ ዘተ፡ ኣመልኪቶም ሰንበት 15 April 2018 ዝሃቡዎ ህዝባዊ ሰሚናር ኢዩ። This is a seminar conducted by a Committee members of Eritrean Public Dialogue (Germany). It is a call for Public Dialogue, to bring all concerned Eritreans into common discussion table.

1ይ ክፋል (15-Apr-2018)፡  2ይ ክፋል (15-Apr-2018)

3ይ ክፋል (15-Apr-2018)፡  4ይ ክፋል (15-Apr-2018)

See Related ምስዚ ዝመሳሰል፡-



14/04/2018 23:15 PM

ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus

ናይ 14 April 2018 መደብ

ተራ መንእሰያት Role of Youth

ተራ መንእሰያት ኣብ ዝሓለፈ ሃገራዊ ሓርነታዊ ቃልሲን ኣብዚ ሕጂ ንፍትሒ ዝክየድ ዘሎ ቃልሲን። Role of youth during Eritrean liberation struggle and on the ongoing Justice movement.

ዝሓለፉ መደባት ፈነወ ንጋባእ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ




13/04/2018 21:35 PM

ዕድመ - Invitation

ብ'ኣወሃሃዲት ሽማግለ ማዓልቲ አሱራት

By The Eritrean Detainee's Day coordination committee

ነቶም ድምጺ ዘይብሎም ድምጺ ንኹኖም

Let's be Voice to the Voiceless.

ፍሉይ መደብ ኣብ ሎንዶን

An Event in London

- 14 April 2018

Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር ቪድዮ ሪፖርታጅ፡-



11/04/2018 18:58 PM

ህግድፍ የሳጉም፥ መምህረይ የጓድም

ብ’ማሕሙድ ሳልሕ (by MAHMUD SALEH)

እዚ ዝስዕብ ጽሑፍ ነቶም ንሓድነት ኤርትራን ልኡላዊ ግዝኣታን ከይተንከፍኩም ምእንቲ ፍትሕን ማዕርነትን ብኽብርን ርእሰ-ተኣማንነትን ብሰላማዊ መገዲ ትቃለሱ ዘለኹም ዜጋታት ዝትንክፍ ኣይኮነን። ግጉይ ኣተሓሳስባን ግብርን ዕለትን ቦታን ስለዘይፈልዩ፡ እብ ዝሃለዉ ይሃልዉ ብትብዓት ምግጣሞምን ንስለ ሓቀኛ ሓበሬታ ደው ምባልን ግን ግቡእ ናይ ኩሉ ዜጋ ክኸውን እለዎ። እቲ ኣብ ደምበ-ተቓውሞ ክስዕርር ዝጸንሐ ናይ "ኣይትተንክፉኒ" ስምዒት ክስበር ኣለዎ ። እዚ ንምግባር ድማ ናይ ኣተሓሳስባ ናጽነት ዘለዎም ዜጋታት ክስስኑ ይግባእ። Read more



09/04/2018 23:38 PM

Global Initiative to Empower Eritrean Grassroots Movement (GI)

2017 Progress Report and Plans for 2018

ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ

ዓመታዊ ጸብጻብ 2017

المبادرة العالمية للإرتريين لتمكين الحركة الشعبية

تقرير عام 2017 والخطط لعام 2018




09/04/2018 19:50 PM

መግለጺ ሓድሽ ጠቕላሊ ሚንስተር ኢትዮጵያ፡

 ምስ ቅድሚኡ ዝነበሩ መራሕቲ ኢትዮጵያ ዝተኸተሉዎ ፖሊሲ'ኸ ክተኣሳሰር ይከኣል'ዶ?

ቅዋምና ከይነተግብር’ከ ክዓግተና ይግባእ’ዶ?

[Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና]

ኣብዚ ናይ ዕለት 08-April-2018 መዛተዪ ኣርእስቲ፡- "መግለጺ ሓድሽ ጠቕላሊ ሚንስተር ኢትዮጵያ፡ እዚ'ኸ ምስ ቅድሚኡ ዝነበሩ መራሕቲ ኢትዮጵያ ዝተኸተሉዎ ፖሊሲ'ኸ ክተኣሳሰር ይከኣል'ዶ ኣይከኣልን?" ዝብል ኢዩ። እዚ ነዊሕ ሰዓታት ዝወሰደ ክፉት ዘተ ኮይኑ፡ ተሳተፍቲ፡ ምስቲ ክሳብ ሕጂ መደምደምታ ዘይረኸበ ሕቶ ዶብ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ሕቶ ጠለብ ንቅዋማዊ ምሕደራ ኣብ ኤርትራን፡ ብምዝማድ ኣዝዩ ኣገዳሲን ሰፊሕን ክትዕ ተኻይድሉ ኣሎ።

 1ይ ክፋል (08-Apr-2018)2ይ ክፋል (08-Apr-2018)

 3ይ ክፋል (08-Apr-2018)4ይ ክፋል (08-Apr-2018)

 5ይ ክፋል (08-Apr-2018)6ይ ክፋል (08-Apr-2018)

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-



06/04/2018 01:20 AM

In Loving Memory of  

Dr. Kesete Daniel

Please join us in celebrating Dr. Kesete’s life  on Saturday, April 7, 2018

Service: 9:00am – 10:30am First Lutheran Church of Boston, 299 Berkeley Street, Boston MA

Burial: 12:00pm – 1:00pm Lakeside Cemetery, 501 North Ave, Wakefield MA

Community Gathering: 2:00pm – 6:00pm Address: To be announced at Service and Burial …..Read more




04/04/2018 15:13 PM

The Process of Nation Building and State Construction under Arrest in Eritrea: Unmasking the Evils of the Rapacious Regime (Part-III)

Gebre Gebremariam (Dr.)

To transform the rapacious rule into a more transparent, participatory and accountable political and economic system in Eritrea, all Eritreans should actively engage in the reconstruction of the state through a proper constitution making. A properly designed Eritrean constitution will determine the kind of incentive structure to be faced by participants in both the economic and political markets. It will provide the foundations for the establishment and the sustenance of post-constitutional Eritrea’s institutions. Since such a constitution can only be constructed from…..Read more

  Part-1 (21-Mar-2018):   Part-II (24-Mar-2018):

  Part-III (04-Apr-2018):




04/04/2018 15:13 PM

መንግስቲ እስራኤል፡

ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት፡ ንምስጓግ ኣውጺኡዎ ዝነበረ መደብ፡ ደው ኣቢልዎ።

መንግስቲ እስራኤል፡ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት፡ ናብ ኣፍሪቃዊት ሃገር ንምስጓግ ኣውጺኡዎ ዝነበረ መደብ ደው ኣቢልዎ። እዚ ክኸውን ዝኸኣለ፡ እቲ ላዕለዋይ ቤትፍርዲ እስራኤል ነቲ ዝወጸ መደብ ስለዝነጸጎ፡ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኣይሁድን ኤርትራውያንን ተጣበቕቲ ሰብኣዊ-መሰላትን ከምኡ’ውን ብመንግስቲ ደረጃ (ሕ.መ.ኣ.) ከምኡውን ውድብ ሕቡራት መንግስታት፡ ነቲ ዝተወጠነ መደብ ስለዝኾነኑዎ ኢዩ። እዚ ውሳኔ’ዚ፡ ነቶም ኣብ ሃገረ-እስራኤል ተዓቚቦም ዝርከቡ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት (ካብኣቶም ኣስታት 30  ኤርትራውያን) ዓቢ ዕረፍቲ ዝህብ ኩነታት ኢዩ። ኣብ ኣዝዩ ሕሱም ኩነታት ከምዝነበሩ ኩልና ንዝክሮ ኢዩ። እንቋዕ ደስ በለኩም!  ምስዚ ዝተኣሳሰሩ ተወሰኽቲ ሓበሬታታት፡ ኣብዚ ታሕቲ እነሆ፡-




02/04/2018 10:40 AM

ኣተኩሮ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት፡

ተራ ሰልፍታት ኣብዚ እነካይዶ ቃልሲ

ከመይ ክኸውን ይግብኦ?

Role of political parties

in the ongoing struggle for change.

ብ’ኣቶ ክብሮም ዳፍላ፡

[Radio Erena ራድዮ ኤረና]

ገዲም ተጋዳላይን ምሁርን፡ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ፡ ወትሩ ሰኑይ፡ ብመንገዲ ራድዮ ኤረና፡ (ኣተኩሮ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት) ብዝብል ኣርእስቲ፡ ንኩነታት ሃገርና ዝምልከት መደባት፡ ብቐጻሊ የማሓላልፍ ኢዩ። ኣብዚ ሒዙዎ ዘሎ መደብ፡ ብዛዕባ ተራ ሰልፍታት ኣብዚ እነካይዶ ቃልሲ ከመይ ክኸውን ይግብኦ? Role of political parties in the ongoing struggle for change ዝብል ኢዩ። ሰናይ ምክትታል።





02/04/2018 01:40 AM

ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝኽሰቱ ዘለዉ ሓቅታትን

መጻኢ ኣንፈቶምን

The Horn of Africa - Emerging Reality

and Future Direction

[መእዲ ዘተ ኤርትራውያን ሚኔሶታ (01 April 2018) ]

See also ተመሳሰልቲ ኣርእስትታት:-











Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print