Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና
Design: Yohannes Berhe
Understanding the Eritrean Constitution
Registration and Election Commission for the Formation of One Eritrean National Force
ኮሚሽን ምዝገባን ምርጫን፡ ንምስረታ ሓደ ኤርትራዊ ሃገራዊ ሓይሊ
Victims of Dictatorial Regime in Eritrea
Eritrean Sovereignty Network (ESNhub)
Interactive dialogue with Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea
Injustice in Eritrea -
Everyday Low Prices
Web-
EHPN -
EHPN -
Eritrean Sovereignty Network (ESNhub)
ERIPS -
Eritrea's Disappeared Community
Eritrean Prisoner Day መዓልቲ ኤርትራውያን እሱራት
Eritrea Sinit Study Group ESSG ስኒት
Registration and Election Commission ኮሚሽን ምዝገባን ምርጫን፡ ንምስረታ ሓደ ኤርትራዊ ሃገራዊ ሓይሊ
Semere Solomon -
Society of Eritrean Think Tank (SETT)
Radio channels ራድዮ
Voice of Eritrea ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Voice of Eritrea ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ) YouTube
TV channels ቲቪ
Bokre Culture & History መእምር በኵረ
Eri-
Eritrean Dialogue Forum ክፉት መኣዲ ዘተ
Eritrea Sinit Study Group ESSG ስኒት
One Nation Eritrea (ONE) ዋን ኔሽን
Peace & Reconciliation ሰላምን ዕርቅን
Society of Eritrean Think Tank (SETT)
Snitna Network Seminars ሰሚናራት ስኒትና
Magazines & Newspapers, መጽሔታት፡ ጋዜጣታት፡
Books መጻሕፍቲ፡ كتب
Art-
Africantriangle.com ኣፍሪካን ትሪያንግል
Bokre Culture & History መእምር በኵረ
GeezSoft ግእዝ ሶፍት(መጽሓፊ፡ መዜሚ፡ መምሃሪ፡ ሶፍትዌር)
Culture Education Health
ባህሊ ትምህርቲ ጥዕና
Africantriangle.com ኣፍሪካን ትሪያንግል
Bana Mental Health ባና፡ ማእከል ጥዕና ኣእምሮ
EHPN -
Eriitrea -
Where is your Brother? ሓውኻ ኣበይ ኣሎ?
Training ስልጠና
Joseph Leadership Academy Facebook
FNAN (FNAN Eritrean Youth and Family Outreach) Facebook
FNAN (FNAN Eritrean Youth and Family Outreach) Website
Mela Ateababya Slmat ሜላ ኣተዓባብያ ቆልዑ ኣብ ስደት
Documents ሰነዳት
Constitution & Constitutionalism ቅዋምን ቅዋማውነትን
Political Parties ሰልፍታት
DMES ደምሳኤ
DMLEK ዲምሓኩኤ
Eritrean Afar National Congress EANC
ENSF ድሕነት
ግሃድኤ -
Eritrean Bright Future Movement
Islamic Islah እስላማዊ እስላሕ
PFDJ ህግደፍ
UEDF ስሙር ዲሞክራሲያዊ ግንባር ኤርትራ
Civic Societies ሲቪክ ማሕበራት
CDRIE
EC-
ERITREAN LAW SOCIETY (ELS) ሰብ ሞያ ሕጊ ኤርትራ
EWANA -
FreeEritrea
Society of Eritrean Think Tank (SETT)
Comm. & Associations ማሕበረኮማት
Youth Associations
ማሕበር መንእሰያት
Eritrean Youth Movement for Democracy
EYSC
ESMNS ስምረት ምንቅስቃስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር
Teshamo Eritrean For Democracy & Justice
Religious እምነታት
شبكة سلام الإعلامية ሰላም መርበብ ሓበሬታ SELAM MEDIA NETWORK
Other Sites
25/08/2014 12:10 PM
ለበዋ ን’ደራኺ ለውጢን ምዕባለን መንእሰይ ወለዶ፡
ናይ ሎሚ ሓጺር ጽሑፈይ፡ ነቲ ደራኺ ለውጢን ሞዕባለ ሓደ ሃገርን ዝኾነ መንእሰይ ኤርትራዊ፡ ዝዓለመት ኢያ። ኣብዚ እዋን’ዚ፡ ኣብ ትሕቲ ዝተፈላለየ ውዳበታት ማሕበራት መናአሰይ ማለት፡-
መንእሰይ ወለዶ ኤርትራ፡ ኣብ ታሪኽ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዘመስከሮ መስተንክራዊ ተወፋይነትን ጅግንነትን፡ ንዓለምና ዘደነቐ ምንብሩ ታሪኽ ዝምስክሮ ሓቂ ኢዩ። አዚ ድማ ኽንሕበንን ክንኮርዕን ይግባእ። ብዘይ ጉለታት ኣብ ዓወት ዝበጽሕ ሰውራ ስለዘየለ፡ እቲ ኣብ ውሽጢ ሰውራና ነይሩ ዝበሃል ድኻማት፡ ኣብዚ ናይ ሕጂ ቃልሲ ብዝጸፈፈ ንክንመርሖ መምሃሪ ጥራይ ኢዩ ክኾነና ዘለዎ። ተመኩሮን ታሪኽን ናይቶም ኩሎም ኣብቲ ናይ ትማሊ ታሪኽ ዝሰርሑ ኣያታትና፡ ብህይወት ከይሓለፉ ከለዉ ተቐቢልናን ሰኒቕናን ክንስንዶን ነቲ ቅያ ድማ ንቕድሚት ክንደፍኦን ይግባእ። “ኩሉ ናይ ትማሊ ኒየው በሎ!” ዝብል ኣበሃህላ ንታሪኽ ጅግንነት ኤርትራውያን ምህሳስ ጥራይ ኢዩ ክከውን’ሞ ንጠንቀቕ።
አርትራ፡ ካብዚ ዘላቶ መዋጥር ኣግላጊሉ ሓርነት ህዝባ ክውን ንምግባር ዓቢ እጃም ክገብር ትጽቢት ዝግበረሉ እምበኣር፡ ከምቲ ናይ ትማሊ መንሰይ ወለዶ፡ እዚ ሕጂ ዘሎ መንእሰይ ወለዶ ኢዩ።
ቃልሲ መንእሰይ ኤርትራ፡ ብዝሰለጠ ኣገባብ ዕላምኡ ክወቅዕ ዝኽእል፡ ነቲ ኣወንታዊ ታሪኻዊ ተመኩሮ ኣያታቱ ዓቲሩ፡ ንሓድሕዱ ብክፉት ሕልናን ሓንጎልን ኢሂን-
ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንለውጢ፡ ኣብ ትሕቲ ዝኾነ ይኹን ኩነት፡ ዋና ጉዳዩ ወይ ወሳኒ ፡ ባዕሉ እቲ ኤርትራዊ ድኣም’በር ዝኾነ ባዕዳዊ ኣካል ክኸውን ክፈቅድ ኣይባአን። እዚ ክበሃል ከሎ፡ ንዕላማ ቃልሲ ብዘይሃሲ ኣገባብ ካብ ፈተውቲ ደገፋት ምቕባል ወይ ምሕታት ኣየድልን ማለት ኣይኮነን። ኣብ ህይወት ሓደ ህዝቢ ክመጽእ ዝሕለን መሰረታዊ ለውጢ፡ ብብስለት ናይቲ ኣብ ውሽጢ’ቲ ህዝቢ ዘሎ ኩነታት ኢዩ ዝውሰን፡ ግዳማዊ ረቛሒ ወይ ደገፍ ነቲ ውሽጣዊ ኩነታት መቃላጠፊ ጥራይ ኢዩ ክኸውን ዝኸእል። እቲ ውሽጣዊ ኩነታትን ንቕሓትን ኤርትራዊ ክብ ንክብል አምበኣር፡ ኤርትራዊ መንእስይ ዓቢ ሓላፍነት ኣለዎ።
ስርዓት ህግደፍ፡ ካብታ መንእሰያትና ናብ ሳዋ ዝወረዱላ ደቒቕ ጀሚሩ፡ ንቕሓቶም ክምጥምዝዛን በቲ ናቱ ስነሓሳብ ንምሕጻብን ኣሐይሉ ክሰርሕ ይርከብ። ኣብ ደገ ድማ። ብስም YPFDJ፡ ማለት መንእሰያት ህግደፍ፡ ኣብ ትሕቲ ዝብል ስም፡ ነቲ ስነሓሳብ ከስርጾ ኣበርቲዑ ይስርሕ። ናይቲ ብስርዓት ህግደፍ፡ ብፍላይ ናብ መንእሰያት ዘተኮረ ፕሮፓጋንዳን ስነሓሳብን ንምርዳእ፡ ኣብዚ ጠውቑ፡-
አምበኣር፡ መንእሰይ ከም ንጡፍ ኣካል ሕብረተ-
ኩሉ ዘይ መሰረታዊ ፍልልያት ናይ ዝተፈላለየ ውዳበታት ደለቲ ፍትሒ፡ ቅድሚቲ ቀዳማይ ጠለብ ህዝቢ ኤርትራ ክስራዕ የብሉን ጥራይ ዘይኮነ፡ ብሓባር ንምስራሕን ናብ ሓደ ውዳበ ንምምጻአን ዕንቅፋት ክፍጠር ክትፈቅድ ኣይግባእን። ብኣንጻሩ፡ ንኹሉ ኣብ ቃልሲ ክሳተፍ ዝደሊ ውድብ፡ ጉጅለ፡ ወይ’ውን ውልቀሰብ፡ ክትሓቁፍን ከተተባብዕን ይግባእ። ረብሓን ድሌትን ህዝቡ ብግቡእ ዝተገንዘብን ፡ ኣብ ሓደ ዝሰመረን ቅልጽም፡ ከቶ ዓጋቲ የብሉን።
መንእሰይ ደራኺ ለውጢን ምዕባለን ኢኻ’ሞ፡ ኣብ ኩሉ ህይወት ውዳበታት ደለይቲ ፍትሒ ብምስታፍ፡ ዳግማይ ቅያ ክትሰርሕ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ይጽብየካ ኣሎ። ኣብ ውሽጢ ሃገር፡ ኣብ ትሕቲ ሽቑረራ እትነብር ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ኤርትራን እቲ ደረ-
ዮውሃንስ ጸጋይ
ሎንዶን
25 August 2014
ርእይቶ ንምሃብን ንምክትታልን ኣብዚ ጠውቑ። For Comments click here።
Share:
