November 2023 - Archive << Back
ኤርትራ ድሕሪ ናጻ ምውጽኣ፡ ስለምንታይ ካሕሳ ካብ ኢትዮጵያን ዓለምን ዘይሓተተት?
ራድዮ ሰእዮብ እት 5ይ ሖሉ (16 Nov 2018 - 16 Nov 2023)
መቃበለት ምስል ሰሕፊን ራድዮ ሰእዮብ፡ ሕው ዑመር ኣቢብ ዎ'ሕው ውሃብ ሚኪኤል
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO — ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ (By Membr Zeru Gebreyesus) - ቀዳም Saturday, 04 Nov. 2023
ካብ ዘሎናዮ ግፍዒ: ሕሰምን ብርሰትን ክንወጽእ: እንታይ ክንገብር ይግብኣና?
What must we do to escape our oppression, misery, and destruction?
Dehay Eritrea (ደሃይ ኤርትራ)፡ ዘተ ምስ ተንተንቲ ፖለቲካ
ዶር መብራህቱ ኣተወብርሃንን ኣቶ ሰንጋል ወልደንሰኤን
ኣቢይ ኣሕመድ፡ ብዛዕባ ኣፍደገ ባሕሪ ዝሃቦ መግለጺ እንታይ እዩ ዝእምት?
Habesha Education:
ኢትዮጵያ ቁጠባዊ ዕብየት ዘይምህላዋ ብሰንኪ ዘይምህላው ወደብ ወይ ቀይሕ ባሕሪ ድ’ዩ ?
ዶ/ር ገብረ-ገብረማርያም
Dehay Eritrea (ደሃይ ኤርትራ)፡ ዘተ ምስ ተንተንቲ ፖለቲካ
ሓው ዓሊ ህንድን ዓብዱራሕማን ሰይድ ኣቡሃሺምን
ኢሳይያስን ኣቢይን ኣብ ዋዕላ ስዑዲ ኣፍሪቃ ተራኺቦም’ዶ? እንታይከ ተበሃሂሎም?
ሓተታ፦ መዓስ ኢዮም ኪመሃሩ?
ሓደገኛ አጀንዳ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ወደባታን
ብ’ኣምባ. ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፡ ኣቢይ ኣሕመድ፡ ኣብ 13 ጥቅምቲ 2023፡ ኣብ ልዕሊ ናጽነት፡ ልዑላውነትን ግዝኣታዊ ምሉእነትን ናይተን ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ዘለዋ መዳውብቲ ሃገራት ኢትዮጵያ፡ ብፍላይ ኣብ ኤርትራ ዘተኰረ፡ ኣዝዩ ሓደገኛ ታህዲድ ብወግዒ ከም ዚኣወጀ ይዝከር። እዚ ድማ፡ ሕቶ መጻኢ ሰላምን ኲናትን ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ጥራይ ዘይኰነ፡ እንተላይ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ስለ ዚትንክፍ፡ ግቡእ መልሲ ዘድልዮ ኣገዳሲ እዋናዊ ጕዳይ ኢዩ። Read more
Commentary: When Will They Ever Learn?
Amb. Andebrhan Welde Giorgis
on Abiy Ahmed’s claim on Eritrea and its ports
Ethiopia’s prime minister, Abiy Ahmed, has issued a dire threat to violate the independence, sovereignty and territorial integrity of Ethiopia’s proximate Red Sea maritime states, singling Eritrea as the main target. The claim to acquire ownership of a port, a corridor and a naval base on the Red Sea by forcible means is tantamount to a declaration of war on Eritrea, Djibouti and Somalia. His puerile declaration and spurious rationale contravene the UN Charter, the AU Constitutive Act, the 1982 UN Convention on the Law of the Sea, and the 2018 Joint Declaration of Peace and Friendship between Eritrea and Ethiopia. His threat to resort to the ‘law of the jungle’ in defiance of international law Read more
Milestones in the History of Islam in Eritrea
ISMAEL IBRAHIM MUKHTAR
When I first embarked on my research on the histories of Islam and Muslims in Eritrea in the mid to late 1990s there were only a handful of publications on the subject. The few available English and other European language works were outdated, both in terms of the information that they provided and their general approach to the topic. Read more
ትንቢተ ኢሰይያስ፤ ብልሳነ ኣቢ!
ብ'ዶ/ር ዮውሃንስ ሃይለ
ሰላም ደቂ ሃገረይ፤ መቸም “ዘግፍሓልና’ምበር ዘጽብበልናስ” ኣይረኸብናን። ቃልሲ ደምበ ፍትሒ ተስፋ ኣብ ዝህበሉ ዘሎ ህሞት፤ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣቢ ኣሕመድ ከኣ ሓዱሽ ኣጀንዳ ዋንነት ባሕሪ ሒዙ መጽዩ’ና። እንተኾነ ግን፤ ህዝቢ ኤርትራ ብፍላይ ከኣ “ደገፍቲ ህግደፍን” ሓናኻት ህግደፍን ኣብ ልዕሊ ቋንቋ ትግርኛ ወይከኣ ኣብ ልዕሊ መራሒኦም ኣድልዎ ዝገብሩ ዘለዉ ይመስሉ። መራሒ ህግደፍ ብትግርኛ ጌሩ “ደጊም ሓደ ህዝቢ ኢና፤ ህዝቢ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክልተ ህዝቢ እዩ ኢሉ ዝሓስብ ነቲ ሓቂ ዘይፈልጥ ጥራይ እዩ”፤ “ክሳብ ፈደሬሽንን ምሉእ ምውህሃድን ክንከይድ ኢና” ፤ “ኣቢ፤ ባጽዕ እንተደለየ፤ ዓሰብ እንተደለየ፤ኦምሓጀር እንተደለየ፤ኣብ ዝደለዮ ከምድላዩ ብዘይ ዝኾነ ፍቓድ ክንቀሳቀስ ይኽእል’ዩ። Read more
See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-
- Snitna YouTube - ስኒትና ዩቱብ ቻነል።
- Snitna Network and Sinit Seminars Directory. ብ`ስኒትና ከምኡ`ውን ስኒት ዝተኻየዱ ሰሚናራት።
- Snitna FaceBook - ስኒትና ፌስቡክ።
- Sinit YouTube - ስኒት ዩቱብ ቻነል።
- ዘተ ንሓባራዊ ንቕሓት
Dialogue for Common Awareness
مجموعة الحوار للوعي المشترك - ሌላ ምስ
ፖለቲካዊ ሰልፍታትን ህዝባዊ ምንቅስቓሳትን ኤርትራ፡
Eritrean Political parties and Civic movements.s
مقدمة في الأحزاب السياسية والحركات المدنية الإريترية - BUILDING DEMOCRACY IN ERITREA - ህንጸት ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ بناء الديمقراطية في إريتريا
- ሕግን ሕብረተሰብን - Law and Society.
- ኣስተምህሮ፡ መስርሕ ምንዳፍ ቅዋም ኤርትራ - The Eritrean Constitution Making Process
Seminar by Dr Bereket Habte selassie. ኣስተምህሮ፡ ብ`ዶር. በረኸት ሃብተስላሰ። - ሲምፖዝዩም ኤርትራ (Eri-Platform: 2018 - 2020)
- ዋዕላ ህንጸት ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ Building Democracy in Eritrea Conference (Eritrea Focus: 2019 - 2020)
- Enough is enough! ይኣክል ምልኪ! ማዕበል ድምጺ ህዝቢ لقد طفح الكيل
- 1993, Eritrean independence referendum Results
ታሪኻዊ ውጽኢት ረፈረንዱም ኤርትራ 1993. - ሃገራዊ ቻርተር ኤርትራ - ኣብ 3ይ ጉባኤ ህ.ግ.ሓ.ኤ: ዝጸደቐ (ናቕፋ 10 - 16 ለካቲት 1994)።
- PFDJ NATIONAL CHARTER Adopted by the 3rd Congress of the EPLF/PFDJ Naqfa, February 10-16, 1994.
- ንዝኽሪ ግዳያት ዲክታቶሪያዊ ምሕደራ ኤርትራ። In memory of Victims of Dictatorial Administration in Eritrea.
- G-15:- ቅልዕቲ ወረቐት ናብ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣገደስቲ እዋናውያን ጉዳያት፡ (ኣስመራ፡ ነሓሰ 3፡ 2001)
- G-15:-Open Letter To The People of Eritrea (Asmara, August 3, 2001)
- G-15:-ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ
- G-15:-Open Letter to All PFDJ Members (Audio) ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ (ብድምጺ)
- G-15:-Open Letter to All PFDJ Members
- GI: ህጹጽ ጻውዒት ንኹሎም ኣብ መላእ ኵርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን። An Urgent Call to All Eritreans Worldwide. المبادرة العالمية لتمكين الحركة الشعبية الاريترية
- ድምጽና (Our Voice)
- መደብ ንጋባእ ENGAGE ERITREA!
- Advice for All Eritreans ምኽሪ ንኹሎም ኤርትራውያን
- UN Human Rights Council - Human Rights in Eritrea (Website) / ናይ ውሕሃ ቤትምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት - ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡ (Website)
- UN Human Rights Council - Human Rights in Eritrea (YouTube) / ናይ ውሕሃ ቤትምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት - ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡ (YouTube)
- Human Rights in Eritrea / ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡
- UN - Commission of inquiry on Eritrea / ናይ ውሕሃ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- Mike Smith / ሚስተር ማይክ ስሚዝ፡ ኣቦ ወንበር መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- Also see: "UN - COI on Eritrea / ናይ ውሕሃ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- UN COMMISSION OF INQUIRY ERITREA (COI-ERITREA) And POPULAR RESPONSES
- ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ህዝባዊ ግብረ-መልሲን
- ጸብጻብ መርማሪት ኮምሽን ኵነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ – ዘይወግዓዊ ትርጉም (ብትግርኛ)
ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ።