Placeholder Picture
Placeholder Picture

November 2022 - Archive << Back

ዓለም-ለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያን
Global Yiakl Eritrean Movement
حركة الإري رتية العالمية الكافي ة

ERISAT፦ ቃለምልልስ ምስ መሪሕነት ይኣክል (ኣቶ ሰገድ ሓጎስ ከምኡ'ውን ኣቶ ገዛኢ ሓጎስ)
ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኤርትራን ከባቢናን፡ ከምኡ'ውን ምዕባለታትን መደባትን ይኣክል።

Watch Video: Part-1 | Part-2 | Part-3

The Society of Eritrean Think Tank (SETT):
Our Principles

Society of Eritrean Think Tank (SETT) Logo Emblem The Society of Eritrean Think Tank (SETT) is happy to announce the birth of its website. SETT shall encourage research in the fields of Eritrean society, community, state, and national formation, as a basis for building a democratic, prosperous, and peaceful Eritrea. The Society shall seek to cooperate with similarly oriented institutions in the Horn of Africa, with the aim of studying the conditions for cooperation between the states of this strategic region. Read more

Symposium 2022: Understanding the Eritrean Constitution
ሲምፖዝዩም 2022፦ ንምዕዛዝ ርድኢት ብዛዕባ ቅዋም ኤርትራ

Understanding Eritrean Constitution Frame Graphic ዕለት 23 ግንቦት 2022፡ መበል 25 ዓመት (ኢዮቤልዩ) ቅዋም ኤርትራ 1997 ኢዩ። 23 ግንቦት 1997 - 23 ግንቦት 2022 ማለት`ዩ። ሎሚ ሰንበት፡ ዕለት 22 ግንቦት 2022፡ ኣብ መበል 25 ዓመት ቅዋም ኤርትራ 1997፡ ብማንዛዊ ዝተኻየደን ብቀጥታ ብመንገዲ ኤሪሳት ናብ ኤርትራን ዓለምን እተፈነወ፡ ሲምፖዝዩም ተኻይዱ። ቴማ ናይዚ ሲምፖዝዩም`ዚ፡ "Understanding the Eritrean constitution - Symposium 2022. ሲምፖዝዩም 2022 - ንምዕዛዝ ርድኢት ብዛዕባ ቅዋም ኤርትራ" ዝብል ኢዩ። ኣብዚ ሲምፖዝዩም፡ ሓያሎ ተሳተፍቲ (ኣባላት ኮሚሽን ቅዋም፡ ገዳይም ተቓለስቲ፡ ሰብ ሞያ ሕጊ፡ መንእሰያትን ኣባላት ናይ ዝተፈላለያ ማሕበራትን ናይ ሜድያ ትካላትን) ነይሮም። ሲምፖዝዩም፡ ብኣቦ-መንበር ኮሚሽን ቅዋም ኤርትራ፡ ፕሮፈሶር በረኸት ሃብተስላሰ፡ ናይ መኽፈቲ መልእኽቲ ድሕሪ ምቕራብ፡ ቀጺሉ ካብ ኣባል ፈጻሚ ሽማግለ ኮሚሽን ቅዋም ኣቶ ጳውሎስ ተስፋጊዮርጊስ መግለጺ ስዒቡ። Read more

Snitna Network Seminar (Saturday, 19 Nov 2022)
The effect of Regional conflicts and Ethiopian peace agreement on Eritrea, and The Tasks awaiting the Eritrean Opposition
ዞባዊ ዘይምቅዳዋትን፡ ውዕል ሰላም ኢትዮጵያን ሳዕቤናቱ ንኤርትራን፡ ናይ ለውጢ ሓይልታት ኤርትራ ዝጽበዮም ዕማማትን
تأثير النزاعات الإقليمية واتفاقية السلام الإثيوبية على إريتريا ، والمهام التي تنتظر المعارضة الإريترية

Moderator: Mr Dawit Gebremeskel
Panellists: (1) Mr Idris Humed (2) Mr Andebrhan Abrha (3) Dr Yohannes Haile

ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO — ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ (By Membr Zeru Gebreyesus) - Saturday, 05 November 2022

"ህንደሳ ውግእ ኢትዮጵያ ከመይ ተዛዚሙ? ኤርትራ'ኸ ናበይ?" (How did the engineering of the Ethiopian war end? Where is Eritrea going?)

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

ዮሃና፡ ነቲ ኣብ ሞንጎ ተቓናቐንቲ ኣካላት ኢትዮጵያ፡ ዝተበጽሐ ኣፈናዊ ናይ ሰላም ስምምዕ!
Congratulations on the Ethiopian Conflicting Parties' Preliminary Peace Agreement

ምስቲ ጠንቂ ናይቲ ግጭትን፡ ከይዲ ንስምምዕ ሰላምን ዝተኣሳሰሩ ምዕባለታትን ትንታነታትን። (Highlights and reflections on the developments relating to the conflict and the peace agreement.)

Peace Agreement Celebration Banner Graphic ዝኸበርካ ህዝቢ ኢትዮጵያ! ብፍላይ ከኣ እቲ ኣደዳ ሓዊን ህልቂትን ኮይኑ ዝጸንሐ ህዝብታት ትግራይን ካልእ ከባቢታትን፡ ካብቲ ንክልተ ዓመት መመላእታ (03 Nov 2020 ክሳብ 03 Nov 2022)፡ ክወርደኩም ዝጸንሐ ህልቂት ሰብን ብርሰት ንብረትን፡ እንቋዕ እዚ ናብ ሰላም ዘምርሕ መድርኽ ተኸፍተልኩም! Read more

ምልክ ኤሪትሪዂ ዕምጭድ ሓርጠክ እንሸወዉ፡ ክሱሰንኻ አቡነ ፍቅረማርያም ሓጎስ መ/ ሻ/ሚካኤል ሰገነይቲሩዂ ቋላዂድ ቆል ሆደሩዂ።

HODE Press Release Document Cover Header

Incarcerated Eritrean Catholic Bishop Fikremariam Portrait ይና በለዲ ሊኽ ኤመታት ኒር ክርሚል ወኽደም ዕምጩዂ ገሞላ ኒልድ ረሄይቶ ሰልፍኻ በሎቲከድ ከብተዉ ሰኽረጝን ኤመታትስኻ ስላሕድ ለመለም ይንዂን። 1991 ጀበረቲት(ናጽነት) ኤርኖ ይና ባንዴረት ተከልነሳና፣ ‘’ተመስገን ናንና ዪ ኳራ ፍቲ፣ ይና ቑር መርሓናዂ መሪ ኤርኑዂን ዩኖ ጃርሲ ሓመዱንዂ’’። ገሪዉ ይና ሻን ደኣም እና እክባ ሻዕብዩዂድ ገንጃ እላ ዩኑና ‘’በዳን ፋሉ’’ ይኑሎም ሰጝነኩን። Read more




Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: