Placeholder Picture
Placeholder Picture

June 2022 - Archive << Back

ሳላሳን ሓደን ዓመታት ናጽነት'ዶ
ሳላሳን ሓደን ዓመታት ባርነት!

Part-1 | Part-2 | Part-3 | Part-4 | Part-5

Eritrea Martyrs day, 20 June 2022: Reflections and Press Releases
ዝኽርታትን መግለጺታትን፡ ብኣጋጣሚ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ 20 ሰነ 2022
يوم شهداء إريتريا 20 يونيو 2022: تأملات وبيانات صحفية

ዝኸበርኩም ኤርትራውያን!

Eritrea Martyrs Day Commemorative Image እነሆ እምበኣር፡ ነቲ ሃገርና ዝኸፈለቶ ኣዝዩ ረዚን መስዋእቲ ሓርበኛታት ንምዝካር ዝቖመት መዓልቲ፡ 20 ሰነ፡ ኣቲናያ ንርከብ ኣሎና። ኣብዛ ወርሒ`ዚኣ፡ ነቶም ምሳና እናተቓለሱ ዝሓለፉ ሰማእታት እንዝክረላ፡ ንሶም ዝሓደጉልና ሕድሪን ለበዋን ገምጊምና፡ ነቲ ዘይተመልአ ናብ ሸቶኡ ንምብጻሕ መብጽዓና እነሓድሰላ ዕለት ኢያ። Read more

ሓጺር ታሪኽ ስዉእ አቦና ባሻይ ነስረዲን ስዒድ
Martyr Bashay Nesredin Seid (Short Biography)

Martyr Bashay Nesredin Seid Portrait ባሻይ ነስረዲን ስዒድ ዚበሃል ወዲ ማይ ደሪሰ ንጡፍ መራሒ ማሕበር ምስልምና (አልራቢጣ አልኢስላሚያ) ብ20 ለካቲት አብቲ ኣብ ኢምባ ደርሆ ኣካያዲ መደበር ባቡር ኰይኑ ዚዓየሉ ዝነበረ ብሸፋቱ ናይ ሰልፊ ሕብረት (አንድነት) ተቐትለ ። ብመሰረት እቲ ሙፊቲ ሺክ ኢብራሂም ኣል ሙኽታር ዝጸሓፎ ጸብጻብ ሰኑይ ምሸት ሰዓት 07:30 5 ሸፋቱ መጺኦም ኣብ ዕዮኡ ኸሎ ሓያሎ ጠያይት ተኰሰሉ ከቢድ ጕድኣት ወሪድዎ ብኡንብኡ ናብ ኣስማራ ተወስደ ኣብ መንገዲ ግን ሞተ። Read more

Symposium 2022: Understanding the Eritrean Constitution
ሲምፖዝዩም 2022: ንምዕዛዝ ርድኢት ብዛዕባ ቅዋም ኤርትራ

Eritrean Constitution Jubilee Symposium Graphic ዕለት 23 ግንቦት 2022፡ መበል 25 ዓመት (ኢዮቤልዩ) ቅዋም ኤርትራ 1997 ኢዩ። 23 ብንቦት 1997 - 23 ግንቦት 2022 ማለት`ዩ። ሎሚ ሰንበት፡ ዕለት 22 ግንቦት 2022፡ ኣብ መበል 25 ዓመት ቅዋም ኤርትራ 1997፡ ብማንዛዊ ዝተኻየደን ብቀጥታ ብመንገዲ ኤሪሳት ናብ ኤርትራን ዓለምን እተፈነወ፡ ሲምፖዝዩም ተኻይዱ። ቴማ ናይዚ ሲምፖዝዩም`ዚ፡ "Understanding the Eritrean constitution - Symposium 2022. ሲምፖዝዩም 2022 - ንምዕዛዝ ርድኢት ብዛዕባ ቅዋም ኤርትራ" ዝብል ኢዩ። ኣብዚ ሲምፖዝዩም፡ ሓያሎ ተሳተፍቲ (ኣባላት ኮሚሽን ቅዋም፡ ገዳይም ተቓለስቲ፡ ሰብ ሞያ ሕጊ፡ መንእሰያትን ኣባላት ናይ ዝተፈላለያ ማሕበራትን ናይ ሜድያ ትካላትን) ነይሮም። ሲምፖዝዩም፡ ብኣቦ-መንበር ኮሚሽን ቅዋም ኤርትራ፡ ፕሮፈሶር በረኸት ሃብተስላሰ፡ ናይ መኽፈቲ መልእኽቲ ድሕሪ ምቕራብ፡ ቀጺሉ ካብ ኣባል ፈጻሚ ሽማግለ ኮሚሽን ቅዋም ኣቶ ጳውሎስ ተስፋጊዮርጊስ መግለጺ ስዒቡ። Read more

ምስጋና፡ ንሚድያ ኤሪሳት
Thanks to ERISAT Media

by Abeba Tesfagiorgis (ኣበባ ተስፋጊዮርጊስ ባዓታይ)

ክቡር ህዝቢ ኤርትራ! ክቡራት ኣሓተይ! ኣሕዋተይ ደቀይ፡ ደቂ ደቀይ!

Abeba Tesfagiorgis Portrait እዛ ትስዕብ መልእኽተይ ብ15 ሰነ ጀሚረ ዳርጋ ወዲኤያ ከብቅዕ፡ ብገለ ገለ ምኽንያያት ኣተማላኣትለይን። ሕጂ ከም ዝነበረታ የቕርባ’ሎኹ። ሎሚ መዓልቲ ንሚድያ ERISAT ከመስግንን፡ ክላቦን’የ ተበጊሰ። ብዕለት 11 ሰነ, 2022 “ነጻ ፕረስ ኣብ መስርሕ ደሞክራሲ ዘለዎ ዓቢ ተራ” ዘርእስቱ ብ`ERISAT ዝተኻየደ ዋዕላ (ERISAT Symposium) ኮይኑ፡ ነቲ ብፕሮፓጋንዳ ህግደፍ ኣእዝኑ ጸሚሙ ፍጊዕ ኢልዎ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ፡ ሓቂ ሓበሬታት ክረክብን፡ ሓሳቡ ብነጻ ክገልጽን፡ ካብ ካብቲ ምውሳኣት’ቲ ክምሃርን፡ ክመራመረን፡ ክውስንን ዝሕግዝ ዓለማ’ዩ ዝብል ነይሩ። Read more

ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO — ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ (By Membr Zeru Gebreyesus) - Saturday, 25 June 2022

"ናጻ ሰብ፡ ናጻ ህዝብን ሃገርን።“
ኣቕራቢ፦ ገዲም ተጋዳላይ ኣቶ ሃብተጊዮርጊስ ኣብራሃ

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

መሰረታዊ ለውጢ-ዶ ወይስ ጽገናዊ ለውጢ
(Fundamental Change or Structural Reform?)

Political Analysis Graphic Illustration ኩቡራት የሕዋት፡ ነዚ ኣርእስቲ ማለት “መሰረታዊ ለውጢ-ዶ ወይስ ጸገንዊ ለውጢ” ኣልዒለ ክጽሕፍ ዝተደረኽኩ፣ ኣብዚ እዋን’ዚ ብስም “ዓቀብቲ ቁዋም” ኢሎም ዝንቃሳቐሱ ዘለዉ ኣሕዋትን/ኣሓትን ብዛዕባ ምትርጓም ቁዋም 97 ዓቢ ዘመተን፣ነቶም ብ-ኣኽብሮት መምዘኒ ዘይብሎም ስውኣት እናጠቐሱ፡ ፖለቲካዊ ሽርሒት ብምዝውታር ዝጥቀሙ ዘለዉ፣ ቅድም ዓገብ ፣ ካብኡ ሓሊፉ ጠጠው በሉ ዝብል ኤርትራዊ ምሕንጽታ ከቕርብ ስለ ዝደለኹ እዩ። Read more

Snitna Network Seminar (18/06/2022)
Model for identifying problems and healing process, after Dictatorship
ብልሓት ምልልይ ጸገማትን፡ ሕውየት ካብ መጉዳእቲን፡ ድሕሪ ዲክታተራዊነት
نموذج تحديد المشاكل وعملية التعافي بعد الديكتاتورية

Keynote speaker: Dr. Mogos Yakob | Moderator: Dr. Mebrahtu Ateweberhan | Translator: Mr. Ghirmai Zemichael
ኣቕራቢ፦ ዶር. ሞጎስ ያቆብ | ኣላዪ፦ ዶር. መብራህቱ ኣተወብርሃን | ኣስተርጓሚ፦ ኣቶ ግርማይ ዘሚካኤል

Join Zoom Meeting Live on Facebook.

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

UN SR on Human Rights in Eritrea
50th Regular Session of Human Rights Council (13 June 2022)
Interactive dialogue on the oral update of the Special Rapporteur, Mohamed Abdelsalam Babiker.
ጸብጻብ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
ብፍሉይ ጸብጻቢ ወኪል ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ሚስተር መሓመድ ዓብደልሳልም ባቢኬር

ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ክቡር ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል (ፕረዚደንት መሪሕነት ክልል ትግራይ)

02 ሰነ 2022፦ ዶ/ር ብርሃነ ወልደሚካኤል (Dr. Berhane Woldemichael)

ዝኸበርኩም ዶ/ር ደብረጽየን

Dr Berhane Woldemichael Open Letter Photo Frame ኣቐዲመ ኣነ ከም ሓደ ኤርትራዊ ዜጋ በቲ ብሰራዊት ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝወረደ ከቢድ ግፍዒ ልባዊ ሓዘነይ ክገልጽ ከሎኹ ሕፍረት እንዳተሰምዓኒ ከምዝዀነ ክሕብረኩም እፈቱ። እቲ ዝተፈጸመ ሰይጣናዊ ተግባራት ግና ብትእዛዝ ስርዓት ህግደፍ እምበር ብህዝቢ ኤርትራ ከምዝተፈጸመ ተገይሩ ከይውሰድ ክስመረሉ ይግባእ። ካብ ትግራይ ዝተወርሰ ንብረት ኣብ ኤርትራ ከይሽየጥ ኣብ ቤተ ክርስትያናት ንምእመናን ዝገዘቱ ተብዓት ካህናት፡ ከምኡውን ኣብ መሳጊድ ዝተሰርቀ ንብረት ምግዛእ ሓራም ምዃኑ ዓው ኢሎም ዝዀነኑ መሻይኽ ነይሮም እዮም። እቲ ዝተፈጸመን ዝቕጽል ዘሎን ግፍዒ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ብዘይውክል ምልካዊ ስርዓት... Read more

Interview with Eng. Hamid Selim by Haregu Keleta
ክፉት ዘተ ምስ ኢንጅ. ሓሚድ ሰሊም።

[Radio Erena: 04 June 2022]

Eritrean asylum seekers facing deportation from Britain to Rwanda – the example of Israel and what action to take

By Mebrahtu Ateweberhan and Petros Tesfagiorgis — [Eritrea Hub]

Rwanda Deportation Issue Article Header Rwanda cannot be a viable home for asylum seekers from the UK.
The British and Rwandan governments have reached an agreement to send asylum seekers to Rwanda. The flights are meant to begin on 14 June, although legal challenges might delay these. Some of those facing this forcible deportation are so worried they have gone on hunger strike. Read more

Access to the Sea in the Context of Eritrea and Ethiopia

By Gebre Hiwet Tesfagiorgis*

Access to the Sea Red Sea Map Illustration Introduction
Access to the sea is currently a topic of discussion among Eritreans and Ethiopians in the mass media primarily due to continuous assertions of access to the Red Sea by Ethiopian individuals and groups, including Tigrayans. Ethiopian assertions of access to the sea can be placed into two categories: (1) ownership of the Red Sea, the Eritrean port of Asseb in particular; and (2) the right of access to the sea and freedom of transit. Read more




Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: