ንጋባእ - Ngabae
2022' Archive
ንሕና መን ኢና? Who we are?
ፈነወ ንጋባእ (Ngabae Broadcasting)
Every Saturday
(at 02:00 PM Eastern Time (US and Canada), 06:00 PM UK, 07:00 PM Berlin, ):
ብደሓን ምጽኡ!
ኣብ እዋን ፈነወ፡ ኹሉ ንክፉት ስለዝኾነ፡ ተሳትፎኹምን ርእይቶኹምን ኣይፈለየና።
Time in Other countries ሰዓታት ኣብ ካልእ ሃገራት:-
02:00 PM Eastern Time (US and Canada), 06:00 PM UK, 07:00 PM Berlin,
Recent Shows ዝሓለፉ ፈነወታት
Browse past shows below:
ዝሓለፈኩም ንምስማዕ፡ ኣብዚ ታሕቲ፡ ጠውቑ።
● ዝሓለፈኩም ኣብ ዩቱብ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
ናይ 2022-12-10 (Saturday, 10 December 2022 Show)
ፈነወ ንጋባእ Ngabae Broadcasting - ቀዳም 10 December 2022 ፈነወና፡
ስለምንታይ ኢያ ሃገርና ኣብ ቀጻልን ተኸታታልን ውግኣት እትነብር?
Why is our country in constant and continuous war?
ናይ 2022-11-19 (Saturday, 19 November 2022 Show)
ፈነወ ንጋባእ Ngabae Broadcasting - ቀዳም 19 November 2022 ፈነወና፡
ክቡር ህዝቢ ኤርትራ! ጉዳይካ ባዕልኻ እንተዘይሰሪሕካ እትኸስሮ ከቢድ ኢዩ።
Dear People of Eritrea! If you don't work your case yourself, you lose a lot.
ናይ 2022-11-05 (Saturday, 05 November 2022 Show)
ፈነወ ንጋባእ Ngabae Broadcasting - ቀዳም 05 November 2022 ፈነወና፡
ህንደሳ ውግእ ኢትዮጵያ ከመይ ተዛዚሙ? ኤርትራ'ኸ ናበይ?
How did the engineering of the Ethiopian war end? Where is Eritrea going?
ናይ 2022-10-15 (Saturday, 15 October 2022 Show)
ፈነወ ንጋባእ Ngabae Broadcasting - ቀዳም 15 October 2022 ፈነወና፡
ኢሳያሳዊ ጉጅለ ምልኪ ካብ ታሪኽ ውድቀት ዝሓለፉ መለኽቲ ኣይምሃርን።
The Isaias's Dictatorial regime does not learn from the history of failed dictators.
ናይ 2022-09-24 (Saturday, 24 September 2022 Show)
ፈነወ ንጋባእ Ngabae Broadcasting - ቀዳም 24 September 2022 ፈነወና፡
ኢሳያሳዊ ጉጅለ ምልኪ ንሃገርና ኪከላኸለላ ይኽእል'ዶ?
Can the Isaias's dictatorship protect our country?
ናይ 2022-08-27 (Saturday, 27 August 2022 Show)
ፈነወ ንጋባእ Ngabae Broadcasting - ቀዳም 27 August 2022 ፈነወና፡
ዓፈና ምልኪ ጉጅለ ህ.ግ.ደ.ፍ ኣብ እንታይ ኣብጺሑና
What has the repression of the HGDEF dictatorship brought us to?
ናይ 2022-08-13 (Saturday, 13 August 2022 Show)
ፈነወ ንጋባእ Ngabae Broadcasting - ቀዳም 13 August 2022 ፈነወና፡
ናይ ተቓውሞ ፖለቲካዊ ውድባት ዓቕምታተን ጸንቂቐን ዲየን?
Have the opposition political parties exhausted their capacities?
ናይ 2022-06-25 (Saturday, 25 June 2022 Show)
ፈነወ ንጋባእ Ngabae Broadcasting - ቀዳም 25 June 2022 ፈነወና፡
ናጻ ሰብ፡ ናጻ ህዝብን ሃገርን። Free man, free people and country.
ኣቕራቢ፦ ገዲም ተጋዳላይ ኣቶ ሃብተጊዮርጊስ ኣብርሃ።
Guest: Mr. Habtegiorgis Abraha
PART-1/2
PART-2/2
ናይ 2022-06-18 (Saturday, 18 June 2022 Show)
""ንምልኪ ህግደፍን ንዕንቅፋታት ሓባራዊ ቃልሲ ተቓውሞን፡ ብከመይ ንገጥሞም?"
How do we confront the PFDJ's dictatorship and the obstacles to the collective struggle of the opposition?
كيف نواجه ديكتاتورية الجبهة الشعبية للديمقراطية والعدالة والعقبات التي تعترض النضال الجماعي للمعارضة؟
ዕዱም ጋሻ፦ ኣቶ ኑሪ መሓመድ ዓብደላ ካብ ዓዲ እንግሊዝ። Guest: Mr. Nouri Mohamed Abdella
ናይ 2022-05-21 (Saturday, 21 May 2022 Show)
"ኣብ መበል 31 ዓመት ናጽነቱ፡ ይሓድግ እምበር ኣይርስዕን፡" ኣቕራቢ፦ መምህር ዘርኡ ገብረየሱስ
ናይ 2022-04-16 (Saturday, 16 April 2022 Show)
"እቲ ምእንትኡ ልዕሊ ሚእቲ ሽሕ ብመስዋእትነት ተጋደልትን ህዝብን ዝተኸፍለሉ ሓድሽን ቀጻልን ወለዶ፣ ሎሚ ኣብ እንታይ ኩነታት ይርከብ?" ዚብል ኢዩ። The over-Hundred-Thousand lives sacrificed for, the young Eritrean generation: in what state are they today? ዕዱማት ኣጋይሽ፦ ፕሮፈሶር መንግስትኣብ ተስፋዮውሃንስ ኢዩ።
ናይ 2022-03-12 (Saturday, 12 March 2022 Show)
ዘተ ምስ ገዲም ተጋዳሊት ፋጥማ ሳልሕ ዓብደላ፡ ብኣጋጣሚ ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ 2022
International Women’s Day 2022: Discussion with veteran woman Fatuma Saleh Abdalla.
ናይ 2022-03-12 (Saturday, 12 March 2022 Show)
ዘይትጸዓድ ህዝቢ ኤርትራ! እምቢ በል። The people of Eritrea
ናይ 2022-02-12 (Saturday, 12 February 2022 Show)
"እቲ መሰረታዊ ኣንጻር ኣይተ ኢሳያስን ጉጅለኡ ህ.ግ.ደ.ፍን ዘቃውመናን ዘቃልሰናን እንታይ ኢዩ"
What is the the main cause to opposing Isaias and his rgime PFDJ?
ናይ 2022-01-01 (Saturday, 01 January 2022 Show)
""ካብ ንጋባእ ምኒዮት ሓድሽ ዓመት 2022 ንመላእ ህዝብና፤"
Ngabae: New year's message to our people
See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-
- Snitna YouTube - ስኒትና ዩቱብ ቻነል።
- Snitna Network and Sinit Seminars Directory. ብ`ስኒትና ከምኡ`ውን ስኒት ዝተኻየዱ ሰሚናራት።
- Snitna FaceBook - ስኒትና ፌስቡክ።
- Sinit YouTube - ስኒት ዩቱብ ቻነል።
- ዘተ ንሓባራዊ ንቕሓት
Dialogue for Common Awareness
مجموعة الحوار للوعي المشترك - ሌላ ምስ
ፖለቲካዊ ሰልፍታትን ህዝባዊ ምንቅስቓሳትን ኤርትራ፡
Eritrean Political parties and Civic movements.s
مقدمة في الأحزاب السياسية والحركات المدنية الإريترية - BUILDING DEMOCRACY IN ERITREA - ህንጸት ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ بناء الديمقراطية في إريتريا
- ሕግን ሕብረተሰብን - Law and Society.
- ኣስተምህሮ፡ መስርሕ ምንዳፍ ቅዋም ኤርትራ - The Eritrean Constitution Making Process
Seminar by Dr Bereket Habte selassie. ኣስተምህሮ፡ ብ`ዶር. በረኸት ሃብተስላሰ። - ሲምፖዝዩም ኤርትራ (Eri-Platform: 2018 - 2020)
- ዋዕላ ህንጸት ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ Building Democracy in Eritrea Conference (Eritrea Focus: 2019 - 2020)
- Enough is enough! ይኣክል ምልኪ! ማዕበል ድምጺ ህዝቢ لقد طفح الكيل
- 1993, Eritrean independence referendum Results
ታሪኻዊ ውጽኢት ረፈረንዱም ኤርትራ 1993. - ሃገራዊ ቻርተር ኤርትራ - ኣብ 3ይ ጉባኤ ህ.ግ.ሓ.ኤ: ዝጸደቐ (ናቕፋ 10 - 16 ለካቲት 1994)።
- PFDJ NATIONAL CHARTER Adopted by the 3rd Congress of the EPLF/PFDJ Naqfa, February 10-16, 1994.
- ንዝኽሪ ግዳያት ዲክታቶሪያዊ ምሕደራ ኤርትራ። In memory of Victims of Dictatorial Administration in Eritrea.
- G-15:- ቅልዕቲ ወረቐት ናብ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣገደስቲ እዋናውያን ጉዳያት፡ (ኣስመራ፡ ነሓሰ 3፡ 2001)
- G-15:-Open Letter To The People of Eritrea (Asmara, August 3, 2001)
- G-15:-ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ
- G-15:-Open Letter to All PFDJ Members (Audio) ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ (ብድምጺ)
- G-15:-Open Letter to All PFDJ Members
- GI: ህጹጽ ጻውዒት ንኹሎም ኣብ መላእ ኵርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን። An Urgent Call to All Eritreans Worldwide. المبادرة العالمية لتمكين الحركة الشعبية الاريترية
- ድምጽና (Our Voice)
- መደብ ንጋባእ ENGAGE ERITREA!
- Advice for All Eritreans ምኽሪ ንኹሎም ኤርትራውያን
- UN Human Rights Council - Human Rights in Eritrea (Website) / ናይ ውሕሃ ቤትምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት - ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡ (Website)
- UN Human Rights Council - Human Rights in Eritrea (YouTube) / ናይ ውሕሃ ቤትምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት - ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡ (YouTube)
- Human Rights in Eritrea / ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡
- UN - Commission of inquiry on Eritrea / ናይ ውሕሃ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- Mike Smith / ሚስተር ማይክ ስሚዝ፡ ኣቦ ወንበር መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- Also see: "UN - COI on Eritrea / ናይ ውሕሃ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- UN COMMISSION OF INQUIRY ERITREA (COI-ERITREA) And POPULAR RESPONSES
- ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ህዝባዊ ግብረ-መልሲን
- ጸብጻብ መርማሪት ኮምሽን ኵነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ – ዘይወግዓዊ ትርጉም (ብትግርኛ)

ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ።